Тёмный

VOE-Naz Yemane (23-June-2024 show)፡ ዝርርብ ምስ ኣቶ ነጋሲ ስዩም ኣብራሃ፡ ቤተሰብ ብሪ/ጀ ኣብራሃለይ ክፍለ - Mr Negasi Seyoum 

Yohannes Tseggay Berhe
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

CKDU Voice of Eritrea - Naz Yemane ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ
ናይ Sunday, 23 June 2024 show መደብ
Start Times (ዝጅምረሉ ሰዓት):
Asmara: 9:00pm | Berlin: 7:00pm | London UK: 6:00pm | Halifax Canada: 2:00pm | DC: 1:00pm |
Tel: +902-494-8433
TOPIC ኣርእስቲ፡-
------
ዝርርብ ምስ ኣቶ ነጋሲ ስዩም ኣብራሃ
A conversation with Mr.Negasi Seyoum Abrha
ኣቶ ነጋሲ ስዩም ኣብራሃ ናይ ቀረባ ቤተሰብ ብሪ/ጀ ኣብራሃለይ ክፍለ ኮይኑ፡ ብዛዕባኡ ዘለዎ ምስክርነት ከካፍለና ኢዩ። ንኹልኹም ብኽብሪ ንዕድም። ብመንገዲ snitna.com ወይ Ckdu.ca live ክትከታተሉ ትኽእሉ ኢኹም። የቕንየለይ! ናዝ፡ ካብ ድምጺ ኤርትራ። መደወሊ ቴለፎን ኣብ እዋን ዕረፍቲ፡ +1-902-494-8433 ኢዩ።
Mr.Negasi Seyoum Abrha is a close family of B/G. Abrhaley Kifle. He is going to share his testimony about B/G. Abrhaley Kifle, with us.
snitna.com/arti...
Recorded Live by www.snitna.com/ Sunday, 23 June 2024 show at 18:00 GMT
www.snitna.com is owned by Yohannes Tseggay Berhe. Please visit the website for more resources and articles.
ተወሰኽቲ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ። See more on our Channel here below:
/ @yohannestseggayberhe7536
To participate and listen Past Voice of Eritrea shows, please follow link below:
ዝሓለፈኩም መደባት ድምጺ ኤርትራ ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ፡-
www.snitna.com/...
OR ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ RU-vid Channel:
• Voice of Eritrea ድምጺ ኤ...
ድምጺ ኤርትራ ዝጅምረሉ፡ ወትሩ ሰንበት፡ ሰዓት፡-
Voice of Eritrea show is Broadcasted live Every Sunday at:-
---------------
• ኣስመራ Asmara = 9:00 ድቀ/pm፡
• በርሊን Berlin = 7:00 ድቀ/pm፡
• ዓባይ ብሪጣንያ UK = 6:00 ድቀ/pm፡
• ሃሊፋክስ Halifax Canada = 2:00 ድቀ/pm፡
• ዲሲ DC = 1:00 ድቀ/pm፡

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 153   
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 месяца назад
ኣይይይይይ ኣብርሃለይ ምሳና ነይሩስ ንምንታይ ሕጂ ናይ ጀጋኑ ጅግና ዝስመ እዩ እቲ ቃንዛኩም እቲ ሕማቁ ቅንኢ ክሳብ ሕጂ ፈውሳ ኣይተረክበን በሉ ክቡር ብ.ጀ.ኣብርሃለይ ክፍለ ናይ ጀጋኑ ጅግና እዩ ሽም ምስ ወጸን እግሪ ምስ ቀጠነን መላሲ የብሉን ትብል ኣደይ ኣከለ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ ❤️ክብሪ ንህልዋት ኣርካናት ገድሊ ❤️
@habtezghitesfaldet7640
@habtezghitesfaldet7640 3 месяца назад
ኣየ ብዓል ሕማም ደሓር፤ዘይትስተሩ ከ! ንታሪኽ ጅግና ብትትዖ ሓሶት ኽብረዝ ዘበት እዩ፡፡ ብ/ጀ ኣብርሃለይ ፍተው ጽልኡ ነባሪ ታሪኽ ሰሪሑ እዩ፡፡
@tsegaihedru
@tsegaihedru 3 месяца назад
ውርደ ት ዘየሕፍረኩም ኢኹም አብራሃለይ ፍቲና ጸሊእና ጅግና እዩ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 месяца назад
@@tsegaihedru ብሕልና እናተሳቀየ ዝነብር ፍጥረት!!
@AAGTOSS
@AAGTOSS 3 месяца назад
ኣይትመሓየሹን ዲኹም። ካብቲ ሚክሮፎንካ ርሕቕ ዘይትብል? ዋላ ምራቕካ ክትውሕጥ ከለኻ ይስማዕ።
@semharkahsay-uh4kf
@semharkahsay-uh4kf 2 месяца назад
😂😂😂😂😂
@tsegaihedru
@tsegaihedru 3 месяца назад
ውርደ ት ዘየሕፍረኩም ኢኹም አብራሃለይ ፍቲና ጸሊእና ጅግና እዩ
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 3 месяца назад
ነጋሲ ድማ ንምንታይ ተባሪቃቶ እያ ትብሎም ፈሊጡ እዩ ቀቲልዎ ዘይትብሎም አጸቢቆም ከጉርዑ ከም ቆለ ዝሐዛ ሰበይቲ
@amana.m4183
@amana.m4183 3 месяца назад
ሕድራይ ዓሊካላ 40 ጥይት ስሒቱኒ ትብል ሰማይ ዝሃገርካ ፡ ተኩሱ ዘይፈልጥ ከማን ብ 40 ጥይት ዝስሕት የለን ፡ ኣብረሃለይ ኣብ ዓዱ እስኩም ኣብ ስደት እታ ፊልሚ ትወዲኣ
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 3 месяца назад
አነ በተሰቡ እየ እወ ፈሊጡ እዩ ቀቲልዎ እሞ አብርሀለ አብ ዓዲ አናብስ እዩ ዘሎ ከድኩም ሕተትዎ ብዓል ልሕቲት
@amana.m4183
@amana.m4183 3 месяца назад
ኣያ ነጋሲ ፡ ነዚኦም ምምላስ ኣየድል ኢዩ ፡ ኣብ ዘረባ ዊዒሎም ኢዮም ዝሓድሩ ፡ ካብ ዝተጋደልዎ ኣብ ስደት እንዳተዛረቡ ዝበለይዎ ይነዉሕ ፡ን ቆምነገር ነገር ዘይኮን ቃላት ኢዮም ክፈልትሉ ዝውዕሉ ፡ ካብዚ ኩሉ ዝተዘርበ ግን ኣብ ዉሽጠይ ዝነበርት ሕቶ ኣብ መወዳእታ እቅሪብካያ ፡ እዚ ኩሉ ክገብር ኣብረሃለይ ኣበይ ኔራ ጀብሃ ? ጽብቅትን ንኩሉ ዝረባ ትምልስን ኢያ እሞ እዛ ሂብካዮም ዘለካ ዕዩ ገዛ ዝምልሳ የለን ።
@haileteklemar5698
@haileteklemar5698 3 месяца назад
ኣብራሃልይ ጀግና ጀነራል አዩ❤❤❤
@haileteklemar5698
@haileteklemar5698 3 месяца назад
ኣብ ሰዲት ኮንካ በዛባ ጅነራል ኪትዛረብ
@besratgebremariam5393
@besratgebremariam5393 3 месяца назад
ሕድራይ ሓሳዊ, ኩሉ ዘረባካ ሓሶት እዩ ብዛዕባ ጀብሃ ከይጀመረ ዝመተ ውድብ ጽቡቕ ታሪኽ የብሉን ክንኩሑሎ ኣይንፈትን
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 месяца назад
ነዚ ዝኸይድ ዘሎ ዛዕባ ከነኣእሶ ኢለ ዘይኮንኩ ዝዓበየ ጉዳይ ንህዝቢ ዘገድስ ገዲፍካ ኣብ ንእሸይ ጉዳይ ኣብ ታሪኽና ኮለል ምባል እንታይ ኣምጸኦ ክሕደት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ምስ ደርግ ክትዛረብሉ ሰሚዐ ኣይፈልጥን ርግጸኛ ኢየ ሓሶት ኢዩ ኣይትብሉን ትኾኑ እቶም ዘይትፈልጡ ግን ዓበይቲ ካድራት ደርግ ገስጋሲ ኢዩ እንዳበሉ ይጉስጉሱ ከምዝነበሩ ምስክርነተይ ክህብ ኣብ ባርካ ዓሌት ክፍሊ ማእሰርቲ ስለዚ ዝያዳ ነቶም ዝኣረግና ጀብሃ ይምልከት ኩሉ ግዜ ምኒን ዘይምባል ጅግና ኣይጀሃርን ኢዩ ናይ ገድሊ ታሪኹም ቡን ምፍላሕ ዘሕለፍዎ ጀጋኑ ክዝልፉ ክትሰምዕ ስሚዕትካ ክትቅጻጽር የጸግመካ
@ghebrehiwetwoldetinsae1643
@ghebrehiwetwoldetinsae1643 3 месяца назад
ጅግና ኣብርሃለይ ንሓያልት ስዒሩ ትምኒትን ድሌታትን ብቀንዱ ድሌት ጅግና ዶ - ፍጹም ኣብ ግብሪ ዝፈጸመ ሕጂ እዉን ዝቅጽል ዘሎ ጅግና እዩ ፡ ክውን ዝይክውን ሃገር ጠንጢንኩም ዝሓከልኩም ክትዋራዘዩ ህዝቢ ኤርትራ ኣየፍቅደልኩም ኣይፈልጠኩም ።
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
Thank you!
@besratgebremariam5393
@besratgebremariam5393 3 месяца назад
ኣቱም ካብ ሃገር ኮብሊልኩም ኣብ ወጻኢ ሃገር ኮንኩም, ነቶም ሃገር ዝመርሑ ዘለው ክትነቅፍን ክትዝልፍን ሓላፍነት የብልኩም
@asmeromembaye9652
@asmeromembaye9652 3 месяца назад
B/G Abrahley Gigna nay Geganu eyu Natkum tarik serhu
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 3 месяца назад
ቀዳማይ ነገር እዚ ጉዳይ ከም ጀብሀ 7ምዕሙቅ ዝተቀብረቶ ተቀቢሩ እዩ ስለዚ ሱቅ ኢልኩም ዓዘፍዘፍ አይትበሉ ቖንዳፋት ዓጋመ
@amana.m4183
@amana.m4183 3 месяца назад
ሕድራይ ሓደ ግዜ ኣብዛ ቻነል ኣብረሃለይ ፡ሓላፊየይ ኣይነበር ኢሉ ፡ ሎሚ ከኣ ሓላፍየይ ኔሩ ኢሉ ፡ኣብ ወክማ ናይ ኣካላትምግልባጥ ጥራሕ ኣይኮንካን ስልጢንካ እንኮላይ ናይ መልሓስ ኢዩ ምግልባጥ ኢዩ ክክክ
@semharkahsay-uh4kf
@semharkahsay-uh4kf 2 месяца назад
😂😂😂😂Moyte
@WHabte
@WHabte 3 месяца назад
ኣታ እዚ ናዚ ዝብልዎ ሽማግለ ሰብኣይ ዓሪፉ ኮፍ ዘይብል። ካብ መልሓሱ ቃላት ምውጻእ ኣብየሞ። ናዚ ጠስጣስ ንጀነራላት ኤርትራ ኣብዚ ኮፍ ኢሉ ክጻረፍ ሞራል የብሉን። ጀነራል ኣብርሃለይ ድማ ቃልሱ ቀጺሉ ናጽነት ዘረጋገጸ ናይ ጀጋኑ ጅግና ኢዩ። ናዚ ጠስጣስ ግን ከቢድ ዋጋ ክኸፍል ኢዩ።
@amana.m4183
@amana.m4183 3 месяца назад
እዞም ናይ ዳይበር ብ ምንታይ ከዕልሉ ብጀብሃ እንዳበሉ ካልእ ዘይብሎም ፡ ብድሕሪኡ ክንደይ መድረክ ተሰጊሩ ኣብ ሓንቲ ዕንኪሊል ክብሉ 50 ዓመት ክይኑ
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 3 месяца назад
ጅግና ኣብራሃለይ ክስብ ሕጂ ኣብ ሃገሩ ኮሪዑ ይነብር ኣሎ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 месяца назад
@@desebelkahsay2480 ብሕልና እናተሳቀየ ዝነብር ዘሎ ፍጡር ኮይኑ ይስመዓኒ ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 месяца назад
ናይ ሕልና ድቃስ ዘለዎ ኣይመስለንን !!
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 месяца назад
ናይ ሕልና ድቃስ የብሉን መስኪናይ 😢
@GEO.16
@GEO.16 3 месяца назад
ኣብርሃለይ ክፍለ በለጸኛን ሎኽመኛን ቀታልን ኢዩ፡ ዋላ ኣብ ሕርሻ ኣብ ዞባ ጋሽባርካ ዘለዎ ክንደይ ሓርስቶት ኣባሳቢሱ ግራቶም ዝወሰደ ኢዩ።
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 месяца назад
ኣብኡ ኔርካ?
@semharkahsay-uh4kf
@semharkahsay-uh4kf 2 месяца назад
Eway Kemey medhanie Alem y’bonqiska ata hasot Newri Ewa sidi
@GEO.16
@GEO.16 2 месяца назад
@@semharkahsay-uh4kf guahaf
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 3 месяца назад
አብረሃለይ ጥንቁቅ ፈዳይን ኢዪ ነይሩ እንዳበለካ ተባራቃቶ ምባልሲ አይግድን።
@desaleasmaa642
@desaleasmaa642 3 месяца назад
The case was closed throu Gebha (ELF) justice system at the time .why is now it becomes an issue? Who ever lost his life at the struggle is our Martyrs.
@tsegaihedru
@tsegaihedru 3 месяца назад
አንቶንዮ ንስኻ ሕጂ መን ሓንቲ ትካ ብዛዕባ እንዳ ቦይ ስዩም ንስካ ምስ ሕሩይ ተደላ ንሓንሳእ እተዮጽያ ዝኾውንኽደሊ ሻዕብያ መሊሹ ጀብሃ ዝኾውን ኡሙን ኮይኑ አብራሃለይ ገይጋ ክትጋን ሕፈር
@entamogos4107
@entamogos4107 2 месяца назад
ቢርጋደር ጀረናል አብርሃለ ክፍለ እየሳብ ጅግና እዩ ዝበልኩም ተበልኩም ህዝቢ እዩ ምስክሩ መጋደሊኡ ዕላማ ወቂዕ አማእከል ሃገሩ አሎ አውኡ ከድኩም ሕተትዎ
@asmeromembaye9652
@asmeromembaye9652 3 месяца назад
B/G Abrahley kedem jigna lomi jigna bezi natkum etgebruwo zelkum xelme zidwmses tarik yeblun
@bemnethailemichael5283
@bemnethailemichael5283 3 месяца назад
ሕቶ ንሕድራይ ናይ ዶ/ር ፍጹም ንግደፎ ንጎኒ :: ምኽንያቱ ተኣሲሩሉ ተፈሪዱሉ ውን ኣብራሃለይ ኣብ ጀብሃ :: ሕድራይ እዚ ሕጂ ናይ 1970ታት ትዛረቦ ዘሎኻ ገበናት ኣብራሃይ ሰለምታ ኣብ ጀብሃ ኮሎኻ ዘይከሰስካዬ ? ስለምንታይ ሕጂ ?
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
Thank you
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 месяца назад
❤❤❤
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
የቐንየልና። እቶም ጋዘጠኛታት ውን ኣብ ክንዲ ከንኡታት ዓይነት ሕቶታት ጌሮም ዘዋጥሩዎም ንዕኡ ዝድርዕዮም ወይ ይሕግዙዎምዮም ዘለዉ ። ከም ርእይቶይ ተወዳዲቦምዮም ንአብርሃለይ ከጥቅዑዎ ተዋፉሮም ዘለዉ።
@tsegaihedru
@tsegaihedru 3 месяца назад
ሕድራይ አብራሃለይ ክቀትለካ ዝደሊ ኮይኑ ከመይ ገርካ ትጋደል ነርካ ሕፈሩ በጃኹም
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
ኣይገርመካን?
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 3 месяца назад
እቲ ዘገርም እሲ አበይ ኢዮም እዚ ኹሉ ዓመታት ብናይ ሐሶት ጠቀነ ክንድዚ ምዕፋር, ዳሕራይ ጀብሀዉን ቀላል ውድብ አይነበረን ንአብራሀለይ ቀደም መካረጀቶ
@amana.m4183
@amana.m4183 3 месяца назад
እዚ ዓበይ ሰበይቲ ዝመስ ኣንቶነላ ከኣ ታሪክ እንዳበለ ክሕንክር ሓማዪ ፡ ክዛረብ ከሊ ፋርኔርሎ ጌሪ ቡን ዘፍልሕ ኢዩ ዝመስል
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 месяца назад
ብዛዕባ ብ/ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ክበሃል ዝቀነየ ብጣዕሚ ዘገርምን ዘሕዝንን ኢዩ ናይ ዶር ፍጹም ሕልፈት ዓቢ ክሳራ ንሃገርና ኢዩ ካብቲ ዝቀነዩ ኣጋይሽ ናይዚ ገዛ ጽብቕን ፍትሓዊት ርእይቶ ዝረኸብኩዋ ብሓርበኛ ኢዮብ መንግስቱ ኢያ ዋላ ዝተፈላለየ ሓሳብ ይሃልወና ብልክዕ ኣሙውታ ናይ ዶር ፍጹም ክፈልጥ ዝኽእል ኣብኡ ዝወዓለ ብቅንዕና ምስዝራብ ኢዩ ኣቶ ሑሩይ ተድላ ዝተዛረቦ ስግድግድ ዘብል ካብ ስነ ምግባር ወጻኢ ኢዩ ብ/ጀነሪል ኣብርሃም ክፍለ ቆራጽ ናይ ቆራጻት ኢዩ ኣብ ህግሓኤ ክፍለ ሰራዊት መሪሕካ ሃገር ምእታው መግለጺ ጽንዓቱ ኢዩ ኣቶ ሑሩይን ሰዓብቱን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ትግራይ ጆነሳይድ ፈጺሙ ኢሎም ዝኣምኑ ጎሓላሉ ብዝኾነ መለክዒ ብዛዕባ ብ/ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ክዛረቡ ዝኾነ ሞራላዊ ባይታ የብሎምን።
@essayasberhane7698
@essayasberhane7698 3 месяца назад
He is kiler still he is kiler Aebrhaley don't fak with hidray
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 месяца назад
@@essayasberhane7698 ይኣኽለካ ምጉራዕ ዘይወዓልካዮ ሃለውለው ኣይትበል ዝብሩቕ (ፈራሕ)
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
Thank you!!
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
​@essayasbe Why was Hidray letting all the accustions right there and then. I feel like it could've been taken care for. እዞም ሙሽሙሻት ኩሎም ንኣብርሃለይ ከጸልሙ ዝተወዳደቡ ጅብሃውያንዮም።
@bahri1415
@bahri1415 2 месяца назад
ለካመፂ ከም ሰድራቢት አየተበሉ ለከበጠ አቆሉኡት ዘየዛረበዋ ዘራባ ቆሎኡት ከተዛረቡ ከም ሰደራቢትሲ ይትረፈ በታ ረሳሓ ዉደብ መጀሀዲኒ ጀበሃኩም እነበር ሰለሓቂ ተዘረበኩም አየተፈለጡነ መሰ መነገሰት ዘሎ ብአኩም ገበኝኛ እዩ ኩሉ ዘርባ ሰብኡት ዘረባ ክበርት ዘሀበኩም ከትዛረቡ ፈቱኑ መበሰሊ ቅጫ ዘበለቶ ሓነት ሰብ 100 ካብ 100 ሓቃ እያ ነዚ በለካ ለክአካ ዘረባ ከመ ሰነደ እለኩም ከተዘረበሀ መሕፈረኩም
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 месяца назад
አሲመራ ዮኒቪሪሲቲ ተባሪቃታያ ኸይቲቢሉና ።ጂ15ዒሪዒሮተባሪቃ ዊጊነኒሒዲሒዲ ተባሪቃቶም ከይቲቡሉና ዉጢኢቶ ተደሚሪና ተኾሊፊናያ።ቢዛዕባ ጌጋናኒ ዉጺኢቲናኒ ጢይቲ ተተኩሻ ቢኒጣሪ ኢሚኒ መይቱ ኺቲቡሉና አይኒአሚኒን ደር ፊጹም ከሚአሲመሪ ዩኒቭሪሲቲ ተሰዊኡሎ።❤
@eritreatesfaisenay9703
@eritreatesfaisenay9703 3 месяца назад
ኣቕራቢ፡ኣወሃሃዲ ናይ'ዚ መደብ ምስጋና ይብጻሕኻ። ምኽንያቱ 'ፈልሲ' ናይ ምልዛብ፡ምምይያጥ፡ሓሳብ ብሓሳብ ኣብ ምስዓር፡ ምኽብባር፡ምርድዳኣ That is with respect & mutual understanding "brain storm " ኣብ ምትኻኣል ትሰርሕ ስለዘለኻ። ዛዕባ ተጋዳላይ ዶር/ፍጹም ዛዕባ ሰውራ፡ቓልሲ፡ገድሊ "ኤሪትራያ" እዩ። ዝኾነ 'ኤሪትራዊ" ኣሽምባይ ኽብሩ ተጋዳላይ ሕድራይ ንዕዑ ዝመስሉ ሰብ-ውዕሎ ነዚ ዛዕባ ኽዛረበሉ፡ኽጽሕፈሉን ኽጽሓሕፈሉን መሰሉን ሪሙን እዩ። ተባሂሉ እዩ ድማ "ዝውዓለን ይንገርኻ፡ዝቐበረን የርድእኻ።" ብዛዕባ "ውዕሎ"፡ መስዋእቲ ናይ'ዚ በሊሕ፡ውፉይ ተጋዳላይ ሕጂ እንተተዘርብ፡እንተተጻሕፈ ይውሕዶ'ምበር ይበዝሖ ኣይኾነን። ዝተዘርኣት 'ዘርኢ" ንሳ "ትጠፍእ" ወይ ትስዋእ ብዙሓት ናታ ተምሳል ይፍጣራ፡ይመጻ፡ይስውታ። This is logic/dialectical materialism which is called 'negation of negation'. ማለት እኒ ሕድራይን ኻልኦትን ምባሎም 'ገበን ኣይኾነ ሓጥያት ኣይኾነ።' ኽውስኽ!! ጀ/ኣብርሃለይ ስጋብ ሕጂ ንዛዕባ መስዋእቲ ዶ/ፍጹም እቲ ዝበሎ ኢሉ'ዩ። ናቱ ብህሎ ግን "ንጉስ ኣይኽሰስ ሰማይ ኣይሕረስ።" ዘይኾነስ "ንጉስ ብገበኑ ይኽሰስ፡ሰማይ በበርቒ ይሕረስ።" እዩ ነገራቱ። ዝኸበርኻ ኣወሃሃዲ ናይ'ዚ መደብ ዛዕባ/መስዋእቲ ተጋዳላይ ዶር/ፍጹም እታ "ፈትሊ" ተረኺባ'ያ ሳሓባ ጥራይ!! ዳሕራይ ሓደ መዓልቲ ምኳኑ'ዩ "ኻብ ጥዑም ኣይትትረፍ፡ኻብ ሕጊ ኣይትሕለፍ" ዝብል ዘበንን መድረኽን ኽመጽ'ዩ።
@hailemichaelmekonnen417
@hailemichaelmekonnen417 Месяц назад
መጀምርታ ዘለኣለም ዝኽርን መጎስን ንጀጋኑ ስዉኣትና። ኣነ ዝግረመኒ ብጉዳይ ሓደ ጅግና ተጋዳልስይ ጀነራል ኣብርሃል ክፍለ ካብ ተራ ተጋዳላይ ጀሚሩ ተጋዲሉ ዘጋደለ ተመሪሑን መሪሑን ዝኣተወ ዜጋ ኤርትራዊ እዩ። እዚ ሰበ ልኽዕ ብቕትለት ብጻዩ ተኸሲሱ ባዕሉ እውን ተኣሚኑ ኣብ ሕጊ ቀሪቡ ተመርሚሩ በቲ ውድብ ዝምልከቶ ዝለዓለ ኣካል ተመርሚሩ ድሕሪ ማኣሰርቲ ነጻ ወጽዩ እዩ። 1. እቲ ዝምልከቶ ኣካል እዩ ዝሕተተሉ ዘሎ'ምበር ኣብርሃለ ክፍለ ዝሕተተሉ የለን። ተጋደልቲ ንመስዋእቲ ዝተሰልፍና ሓደ ቀታሊ ብጻይ ብዝያዳ ንኽንዲ ዶክተር ፍጹም ዝ ኣክል ዝቐተለ ብኸመይ እንዳጠርጠርና ስቕ ኢልና ኣብቲ ውዑይ ግዜ!? 2. ንምንታይ እዚ ኩሉ ግዜ ሓሊፉ ኣብዚ ግዜ በጺሑ ቃል ሕቶ ጌሩ ንዝብል ነቲ ሓታቲ ኡ ማዕከን ዜና ይምልከት። እቲ ንሱ ዝበሎ ንሱ ዘሕለፈፎ ተመኩሮ እዩ። እቶም ምስኡ ጸኒሕና ኢሎም ዘጸልሙ ወይ ጌጋ ዝብሉ ኣበይ ኔሮም ኣብቲ ንሱ ዝተኣሰረሉ ግዜ ምስክርነቶም ዘየቕረብቡ። ዋላስ ፈራሓት ስለ ዝኮኑ ስለ ዝፈርሑ እዮም!? ብኽብረቶም ኣፎም እንተዝዓጽዉ ክንደይ መጸበቐሎም!!! እዚ ከምዚ ዝኣምሰለ ምውንጃል ቅቡል ኣይኮነን ብወገነይ ዋላ ብኽፋእ ይፈጸም።። 3. ኣብ ደንከልያ ዝተገበረ ገበን ዋላ ሓደ እኳ ኣልዒሉ ኣይዝረበሉን። ክንደይ ጀጋኑ ብጾት ተጋዲሎም ዘጋደሉ መራሕቲ ተረሺኖም ተጨፍጪፎምን እዮም። 4. መርሕነት ጀብሃ ስለምንታይ ዘይሕተተሉ ነቲ ጉዳይ ተባሪቓ ዝብሃል ዘሎ። ዋላስ ጀነራል ኣብርሃለ ገባርን ሓዳግን ስለ ዝነበረ እዩ!? ክምዚ እንተድ ኣ ኮይኑ ሓሶት እዩ። ኣብቲ ግዚ ኣብርሃለይ እዚ ብቕትለት ዝሕተት ዘሎ ሰብ፡ ኣባል መሪሕነት ኣይነበረን። ተራ ሰብ እዩ ኔሩ። ብመርሕነት ብ ኣቶ ሑሩይ ባይሩ ከተረፈ ንኻል ኣይ ተ ኣሲሩ ኔሩ እዩ። ካብዚ እውን ዳግማይ ነጻ ኮይኑ ወጺኡ። ስለዚ ብጀካ፡ ኣቶ ናዝ የማነ እዚ ከምዚ ዝኣምሰለ ምውንጃል ጭብጥታት ዘይብሉ ምውንጃል ይትረፍ። ንሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ዘድፍርስ እምበር ንሕድነትና ዝሃንጽ እውን ኣይኮነን። እዚ ታሪኽ ብሕጉ ዝተዓጽወ ስለ ዝኾነ ደው ኣብሎ። ንብ ሕጊ መዕለቢ ንዝተገብረሉ ኣይነዋቓዓዮ። ምስ ጽኸበረ ሰላምታይ።
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 3 месяца назад
ኣነስ ይገአመኒ፡ ብህይወት ንዘሎ ሰብከ ንምንታይ ወኪል ኣድልይዎ። ኣብየት ኣንዪ መሬት ኣድኪ ከፊትኪ እንተትዛረብስ ክንደይ ነገር ምተሰምዔ ነይሩ። ብተወሳኺ ኸኣ፡ ኣይከኣልን እዩ ደኣምበር፡ እቶም ስውኣትና፡ ተንሲኦም ንሓንቲ ፡ ሰዓት ፡ እኳ ባዕሎም እንተዝዝርቡስ፡ ክንደይኮን ምጠዓመ ነይሩ። ነገር ግን ኣይንረስዕ፡ ናይ ኩልና ኦርኒክ ዝሓዘ እቲ ሓያል እግዚኣብሄር ክርምዘሎ ኣይንሃመል። ዝገበርናዮ፡ ጽቡቕን ፡ ክፉእን ኣብ ኢድ እቲ ዓብይን ሓያልን ፡ እግዚኣብሄር ኣሎ። ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር መን ንመን ጠበቓ ደው ኣይብልን እዩ። ክቡር ህዝበይ ክንዲ ብጹሕ ውላድካ ኣይትምሕስል እዩሞ፡ ንሰብ ዘይኮነስ ፡ በጃኻትኩም፡ ንእግዚኣብሄር ንድራሓዮ። ሰብ ንእግዚኣብሄር እንትናኡ ዘይፈሪሕዎ፡ ድላዩ ኽገብር ዝኽልክሎ ይልቦን እሞ፡ በጃኻኩም እቲ ዋና ብህይወት ንዘሎ ኣበካቶ ኣይንኹን። ኣንታ ሓውና በጃኻ እንኳንዶ ምሳኻ ዘየሎ ሰብሲ ውላድ እንተሃልዮምካ ስለደቅኻውን ብዝሕ ትፈልጥ ኢኻ ኣይብልን። ስለዚ እቲ ቕኑዕ ፈራዲ እግዚኣብሄር ዓቢ ኣምላኽ ኣልፕሞ ኩሉ ንእግዚኣብሄር ንግደፎ፡ ክብለኩም እፈቱ።
@SolomonWoldemicael
@SolomonWoldemicael 3 месяца назад
🤔 ናብ NAZ YEMANE ዳርጋ ኩሎም መደባት እስኻ እተቕርቦም ናይ ዝሐለፈ ናይ ዝተፈጸመ ኢኻ ጥራይ ኢኻ ተቕርብ ንስለምንታይ ግን ? ማለት ብዝውሐደ ተጋዳላይ ብሐፈሻ ኤርትራውያን ብሰላም ብፍትሒ ብሕጊ ዝነብረላ ሀገር መስሪቱ ተትኸውን ኔሩ YES ብዛዕባ ሕሉፍ ታሪኽ ፍጻመ ጅግንነት መስዋእቲ ስንክልና ቃልሲ ወዘተን ኢልና ክንፈልጦን ክንሰሞዖን ከነኽብሮን ይግባእ ኔሩ 👍 የግዳስ ተጋዳላይ ናይ ጀብሃ ይኹን ዋላ ናይዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ሻዕብያ ብጀካ ክስዋእን ክስንክልን ሙኻኑ ፈሊጡ እዩ ዝቓለዝ ኔሩ እምበር 👌 ካብኡ ሐሊፉ ንስለምንታይ እዩ ዝቃለስ ኔሩ ዋላ ዋላ አይፈልጥን እዩ ኔሩ ምኽንያቱ ዶንቆሮ ስለዝነበረ ኮይኑ ግን እቶም ብስርዓት ዝፈልጡ ዝነበሩ ንስለምንታይ እዮም ዝቃለሱ ኔሮም ኩሎም ብሻዕብያ ጠፊኦም እዮም ከመይሲ ሻዕብያ ናይ ሐረድቲ ቀተልቲ ውድብ ሙኻኑ ይፈልጡ ስለዝነበሩ ከምኡዉን ነዚ ብድሕሪ 1991 ኮይኖሞ ንዘለዉ ክኾኑ ሙኻኖም እቶም ዝፈልጡ ዝነበሩ አብቲ ሰውራ (ባርነት ) ኤርትራ እንከለዉ ብመደብ ብአራውነት ብጭካነ ተቐቲሎምን ተቐንጺልሞን ተመሪዞምን እዮም እቶም 1991 ኮይኑ ንሀገር ዝአተዉ ኸአ ገሊኦም ገና አብ ሀገር ክነብሩ ከይጀመሩ ንስደት ሃዲሞም ገሊኦም ከአ ብቑልጡፍ አብ ጉቦን ሽርሙጥናን ስርቅን ገበንን ተዋፊሮም ብዙሐት ከአ ብስርዓት ባርያያት አገልገልቲ ናይ ዋላ ኤርትራ ኢሰያስ ክኾኑ መሪጾም ስጋዕ ሕጂ እውን 👍ቀንዲ ባርያታት ገበነኛታት ናይ FAKE ስልጣን ዘለዎምን ዘይብሎምን ነቲ ባርነት ጭቆና ገበን ናይ ውድቦም ሻዕብያ አሜን ኢሎም ተቐቢሎም ይነብሩ አለዉ ብዙሐት እውን ገና ሻዕብያ አሬሜናዊ ውድብ ሙኻኑ ዝፈለጡ STILL NOW ካብ 1991 ስጋዕ ሎሚ ይአስሮምን ይቐትሎምን አሎ ስለዚ ንኹልኹም ተጋደልቲ ነበር ገለ ዉሑዳት ገዲፍካ ከምዚ ናተይ ዝሐስብ እንተዘይኮኑ 👍👍ተጋዳላይ ዶንቆሮ ዓሻ ስለዝነበረ ንህዝቢ ኤርትራ ንኸጥፍእ ንኸጽንት ንኽስደድ ንኽእሰር ዝኽቅተል ንኸይወልድ ንኸይዘምድ ባርያ ናይ ሻዕብያ ንኽኸውን ኢሉ እዩ ሰንኪሉ ተሰዊኡ ተቓሊሱ እምበር ንኻልእ FOR NOTHING እዩ ዝቓለስ ኔሩ ምኽንያቱ ክቃለስ እንከሎ ዶንቆሮ ገና እውን ካብ 1991 ስጋዕ ሎሚ ዶንቆሮ እዩ ዘሎ ብዝተረፈ NAZ YEMANE ዝብሉኻ ትርጉም ዘይብሉ ሃለውለው ምባል ገዲፍካ አብዚ ግዜ እዚ ዝኸውን ዘሎን ኩሎም ሽግራትን መዓታትን ብኸመይ ህዝቢ ሰላም ይረክብ ብኸመይ ከ ገለ ፍታሕ ክመጽእ ይኽእል ነዞም እንስሳታት ናይ ሳሕል ሻዕብያ ንኽጠፍኡ እንታይ ክግበር ያክአል በዞም ኩላትና አብ ስደት እንነብር ዘለናን ወዘተን ኢልካ ተዛረብ OTHERWISE ጉሐፍ ዝኾነ ናይ ገበነኛታት ሰውራ ዝብልዎ ሰውራ ቀተልትን ሐረድትን አይተቕርብ UNLESS እስኻ NAZ YEMANE ገና ከምቶም እንስሳታት ናይ ሳሕል ሻዕብያ እትሐስብ ከይትኸውን ??
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
ከማልዲኻ ትብሃል? እነ ከም ኤልሳ ንሳኻውን ንኣብርሃለይ ከትጥቅዕ ዘይከውን ምህዞታት ምስዝምህዙ ኰንካ ትመስለኒ ኣለኻ፡ ኣበሃለይ ዘይገበሮ ጌሩ ኢልኩም ከተልግቡሉ ዓቕሚ የብልኩምን። እታ ጀብሃ ትብሃል ውድብሲ ሱቕ ኢላ ድያ ዋላ ነቶም ቀተልትን ሰረቕትን ሓቚፋቶም ትኸይድ ኔራ ስለምንታዮምከ ነብሶም ዘይተኸላኸሉ እዞም ጀጋኑ ንብሎም ዘለና? 40 ዓመት ብጽልእን ቅንእን ተባዕጦም ብመጽናዕቲ ብሓሶት መጥቃዕቲ ጀሙሮም ኣለዉ ክሓፍሩ እዩ ዝግብኦም።
@amana.m4183
@amana.m4183 3 месяца назад
ንሕድራይ ዘንጸርጸረቶ ፡ ኣታ ኣብራሃለይ ኣቲ ስርርዕ ምስ ተዘርገ ኣብ ዉሽጢ ከተማ ፡ ሓደ ሓደ ፈዳይን ዝነበሩ ሕድራይን ካልኦትን ካብ ህዝቢ ብሽም ጀብሃ ገንዘብ ክወስድ ጀሚሮም ኢሉ፡ ክንሃድኖም ምስ ጀመርና ግን ን ኢትዮፕያ ገጾም ሃዲሞ ኢሉ ፡ ባቃ እዚኣ ኢያ እዚ ኩሉ ተዛረቦ ዘላ ፡ዘይሰማዕክማ ዘለኩም ተመሊስኩም ስምዕዋ፡ በጋላልጻ ኣብረሃለይ ቅድሚ ጀብሃ ምብትታና ኢዩ ብ ኢትዮፕያ ገሩ ናብ ካልእ ከይዱ ፡ ንምንታይ ደኣ ንሱዳን ዘይከደ? እዚኣ ሕቶ ን ሕድራይ ሕተቱለይ
@tsegaihedru
@tsegaihedru 3 месяца назад
አንቶንዮ ንስኻ ሕጂ መን ሓንቲ ትካ ብዛዕባ እንዳ ቦይ ስዩም ንስካ ምስ ሕሩይ ተደላ ንሓንሳእ እተዮጽያ ዝኾውንኽደሊ ሻዕብያ መሊሹ ጀብሃ ዝኾውን ኡሙን ኮይኑ አብራሃለይ ገይጋ ክትጋን ሕፈር
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 3 месяца назад
ሕቶይ እሞ እንታይ ኢኹም ክትገብሩ
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
Good job Negasi. That is exactly what it should've been done. These people are just making false accusations. I don't know what the motive is.
@TA-iy2pf
@TA-iy2pf 3 месяца назад
አቶ ነጋሲ ነብራሃለ ናይ ስጋ 9:10 9:14 9:19 ሓውካ ምኾኑ ጥርሕ ፍለጥ ካልእ ነገር ኣይትዛረብ pl
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 3 месяца назад
አታ ጀልጋፍ ንዓይውን አኮይ እዩ
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 месяца назад
ንምንታይ ዘይዛረብ ሽም ጀጋኑ ክልዓል ከሎ
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
ሓውና ብሓሶት እንዳጥቅዑዎ ሱቕ ኢልና ክንሰምዕ እሞ ኣይነፍቅድን ኢና፡ እፍሊ ጋንግስተርስ ተወዳዲቦም መጥቃዕቲ ንሓደ ጅግና ዋላ ሓውና ውን ኣይኹን ከምቶም ኢንጆይ ትገብርዎ ዘለኹም ትጸጊዕካ ትዕዘቦ መጥቃዕቲ ኣይኮነን።
@wediere2238
@wediere2238 3 месяца назад
መም ሕድራይ እቲ ገንዝብ ዝቕበል ዘምህረት ምኳኑ ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት ገሊጽካዮ ኔርካ ሕጂ ድማ ዘምህረት ኣይነበሮን ክትብል ዝጋጮ መግለጺ ሂብላ።ካብ ባንኪ ዝወጸ ገንዘብ ብመንገዲ ዳዊት ተቐባሊኡ ዘምህረት ኢዩ ሞ ጀነራል ኣብርሃለ ብርጉጽ ኣብ ቃለመሕተት ዝገበሮ ቕኑዕ ኢዩ ኔሩ። ሓውና ሕድራይ ግን እቲ ትህቦ መልስታትካ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኢዩ ኩልና ወታሃደራት ኢና ኔርና ሞ ብ40 ጥይት ክስሕተኩም ዘይሕሰብ ኦዩ፡ ነጋሲ ስዩም ብልክዕ ብህድኣት መሎሱልኩም ኦዩ፡ካብ ጽልኣት ተላዒልኩም ንሓደ ጂግና ሃገር ዘምጻአን ሃገር ዝከላኸል ዘሎን ናይ 50 ዓመት ዘሕለፈ ክትዝንጥልዎ ኣይግብርን። ኣቶ የማነ ዮውሃንስ (ናዝ) ከኣ ወገን ኣይትውሰድ ዋላዃ ጋዜጠኛ ኣይትኹን ከም መራሒ መድብ መጠን ንእተቕርቦ ሕቶ ባዕልኻ ኣይትመልሶ ሓታትን ሰማዕን ጥራሕ ኩን፡ ኣብ ተሓኤ ብዙሕ ጌጋታት ካብዚ ትገልጽዎ ዘሎኹም ግዕዘይ ኣሰራርሓ ህዝብን መሪሕነት ጀብሃ ዝፈልጦ ሓቂ ኢዩ ብሕልፊ ናይ ከተማ ዓመልያ ተካይዱ ዝነበርኩም ካብ ተሓታትነት ነጻ ኢና ኣይትበሉ ብጌጋ ርዲኢት ዝተቐንጸሉ ኤርትራውያን ውን ኣሎዉ ተዘሪቡሎም ኣይፈልጥን በዓል መም ሕድራይ ምስዚ ኹሉ ጂግንነትካ ብሻዕቢያ ዝመጸ ናጽነት ኣይመጽን ኣይቅበሎን ካኣ እየ ትብል እዃ ኢኻ ነቲ ዝተቕስለስካሉን ብጾትካ ዝኸፈልካሉ ሃገር መቸም ዘሕዝን ኢዩ ሞ ኣብርሃለ ግን ጂግና ንሃገረ ምስ ኣሕዋተይ ህዝባዊ ግንባር ሓቢረ ክቃለስ ኢየ ኢሉ ንኣሜሪካ ገዲፉ ነብሱ ከይብቐቐ ናጽነት ኣምጺኡልና ክብርን ሞጎስን እንበር ምዝንጣል ኣይምተገቦኦን፡ ኣቶ ነጋሲ ስዩም ወይዘሮ ኤልሳ ክብረት ይግበኣኩም ኣይትጋገኹምን ንሱ ኣብዘይብሉ ክልዓል ኣይግበኦን ኢዩ ዘሕትት ኦዩ ኸኣ ናዝ ውን እቲ ሕጊ ሜድያ ይፈልጦ ኢዩ።
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
የቐኔልና ክቡር ሓው፡ ኣቶ ናዝ መስቀላዊ ሕቶ ጌሩ ኣብክንዲ ነቲ ሓቂ ከውጽእ ምፍራን ንዓኣቶም ዝሕግዝ ጥራይ እዩ ዘሰምዕ። እዚኣቶም ካብ ሕሩይ ጀሚርካ ኮነ ኢሎም ምሂዞም ከጥቅዑዎ ተዋፊሮም ምህላዎም ተገንዚበ'ለኹ።
@tewodrostazaz9341
@tewodrostazaz9341 3 месяца назад
We'll done Mr. Negasi. Thank you for being a voice for B/G Abrahaley. He is a hero and needs to be respected.
@tesfaihadas
@tesfaihadas 2 месяца назад
ሰላም ሰላም
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 3 месяца назад
ብ/ጀ አብራሀለይ ብጂግንነት አብ ባጽዕን ጊንዳዕን ደቀምሓረን ተዋኡ ብዓዲ ጓዕዳድ ክፍለሰራዊት መሪሑ ንኣስመራ ዝአተወ ናይ ጀጋኑ ጅግና ኢዮ. እቲ ዝተረፈ ካላም ፉርቅ ኢዮ.
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
They are accusing him of being a double or triple aget. They are just bunch of confused people. I have a problem though as to why are the news media's supporting the bunch of hooligans instead of questioning to why they were letting it happen. What is their excuse for that.
@besratgebremariam5393
@besratgebremariam5393 3 месяца назад
ጅግና ሓውና ኣቶ ነጋሲ ስዩም ጽቡቕ ዘረባ ንጅግና ሓውና ብ/ር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ኮነ ኢሎም ከጸልሙ ብዓዳዊ ተዋዳዲቦም ዝገብርዎ ዘለው ጸለመ እዩ እንኳዕ እቲ ሓቂ ገለጽካዮ ዕድመን ጥዕናን ንጅግና ሓውና ብ/ር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ
@besratgebremariam5393
@besratgebremariam5393 3 месяца назад
ሕድራይ ሓሳዊ, ኩሉ ዘረባካ ሓሶት እዩ ብዛዕባ ጀብሃ ከይጀመረ ዝመተ ውድብ ጽቡቕ ታሪኽ የብሉን ክንኩሑሎ ኣይንፈትን
@netsaseb6445
@netsaseb6445 2 месяца назад
general abrahaley jegna iyu esikatkum gen zifeshele kalskum kitetsebiku aytifetinu.
@hamideidriss1910
@hamideidriss1910 3 месяца назад
Negasi Tigage Alka,Abinet Esiyas zigbro Hawu Ayhitalu,Guday bet sab Aykonn!!!!
@MulugetaTekleYemane
@MulugetaTekleYemane 3 месяца назад
President Iseyas Yefkdelu do Yemesleka?
@desaleasmaa642
@desaleasmaa642 3 месяца назад
B/G Abrahaley Kifle is Eritrea hero! Losers always blame
@hamideidriss1910
@hamideidriss1910 3 месяца назад
Nagsi Ab Amerka 1974 etisirah ka Abweshti tsrihu Zigrim!!!!!!!!!
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 3 месяца назад
Aske hiteta d 50 amet
@yebioghebreab7150
@yebioghebreab7150 3 месяца назад
ደ/ር ፉጹም አብ ግዚኡ ግብኡ ፈፂሙ ዝሐለፈ ጅግና ብምኻኑ አብ ልቢ ኩሉ እዩ ሰፈሩ: ናይ ዞም ቅድሚ 40 ጠበንጅ አዉሪዶም ሕጂ አብ ሶፋ አራጢጦም ብዛዕባ ጠበንጃ ዘምድሩ ገሪምናሎ ፡ ጀጋኑ ምስ ጠበንጅኦም አብ ቦታ ጠበንጃ ዬም ዘለዉ ። ከምቲ ሐብትና ዝበለቶ ነገረ ምብሳል ቅጫ ደአ ኮይናትኩምእበር።ዕረፉ ደአ አብ ሳሎንኩም ንስዉእ ድማ ብሰላም የዕርፉ ግደፉዎ
@yebioghebreab7150
@yebioghebreab7150 3 месяца назад
ነጋሲ ግዜካን ጉልበትካን ምእንቲ እና ሰምዑ ዝፀመሙ አይተባኽን።
@yohannesmeasho9130
@yohannesmeasho9130 3 месяца назад
ብራቮ ኣንቶንዮ፡ ኩላ መዓንጣኣ ኣውጺእካያ።
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 3 месяца назад
Kicha ?
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 3 месяца назад
Abrahaley Is Always at the service of Iseias!
@zashoshoza367
@zashoshoza367 3 месяца назад
ዋና ኣጽቂጡስ ፓፓጋሎ ትዕድሙ በየናይ እዩ ክሙጉት ካብዚ ንላዕሊ ሕመቕ የለን ማማሚያ
@goitomasefa6494
@goitomasefa6494 3 месяца назад
ኣንታ ንስካስ ጋዘጠኛ ክትባሃል ለካት ወታእ ፡ተጋዳላይስ ኣይባሮቆን እዩ ይባሃል ጎታት ታመስመርካስ ከመይ ገረ፡ረኪበያ ያሐዝን ሱዱዳት ተሰዲድኩም ንበሩ
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 месяца назад
ግዜ ዘምጾም ጋዘጠኛታት? ባዕሎም ሓተቲ ከሰስቲ ፈርድቲ ብርጌደር ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ገበነኛ ኢሉ ይድምዶም ኣብቲ ጉዳይ ዘይወዓለ ክንሱ ካብ ጋዘጠኛ ወጻኢ ጥራይ ዘይኮነ ብሽም ምኽፋእ ዘኽስስ ጽዩፍ ተግባራት ኢዩ ህዝብን ሃገርን ዘዕነዉ ገበነኛታት ዘይተባህሉ ሕጂ ውን ብሃገር ንዛራብ ብኸባቢ ዘይኮነ
@GEO.16
@GEO.16 3 месяца назад
ኣብርሃለይ ክፍለ ዳኣ ገበነኛ ቀታሊ እንዲዩ፡ ኣብ 2014 ከማን ሕርሻ ኣብ ን/ዞባ ጎልጅ ገርግፍ ከባቢ ኣለዎ። ምስ ሓደ ሲቪል ሓረስታይ ብግራት ተባኢሶም ርሓቕ ካብዚ ከባቢ ኣነ ክንደይ ሰብ ዝቐተልኩ ሰብኣይ ኢየ ሰብኣይ ሰብኣይ ኮይኑ ኣይርኣየንን ዝበለ እንዲዩ።
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 3 месяца назад
አቱም ሰባት እቲ ውልቀ-መላኺ ንኹሉ ኤርትራዊ አፍ ዐጽዩ ንአብርሀለይን ንሕዋቱን አብውሽጥን አብግዳም ንኽዛረቡ ዘፍቅደሎም ምኽንያት እንታይ እዩ።
@Joe123_
@Joe123_ 3 месяца назад
ነጋሲ ሱቕ በል ሓሳዊ ሓንቲ ትፈልጦ የብልካን ምኽፋል ደም ናይ ዶክተር ፍጹም ዘፍራሓካ ኢኻ ትመስል እንተዘይኮይኑ ከመይ ሽምካ ቐሺ ይጸዋዓዮ ነቶም ሽሞም ትጽውዖም ዘለኻ ጀጋኑ ተጋደልቲ (ፈዳይን) ምስኡ ዝነበሩ ከም አጻብዕቲ ኢዶም ኢዮም ዝፈልጥዎ ፡ገበን አኮኻ ክትከላኸል ነብስኻ አይተቃልዕ ምናልባት ውን እቲ ዝሰርቆ ዝነበረ ገንዘብ ናባኻ የማሓላልፎ ኔሩ ይኸውን ፡ካብዚ ሓሊፉ ግን አብራሃለይ ክፍለ ድሕሪ ምቕታል ዶክተር ፍጹም ደው አይበለን ክንደይ መንእሰያት ቀቲሉን ክሳብ ሕጂ ይቐትል አሎን።
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 3 месяца назад
ሓቒ ተዛሪበስ መገዲ ባቡር ሞይተ ኣይድቕስን። ሓቒ ተዛሪብካ ኢላስ ባቡር ከተናሕሰለይ ፉጡር እካእየ።
@ephar133
@ephar133 3 месяца назад
እሞ አብዚ ቐረባ ግዜ ይሕዋት ኢሳያስ ብተርታ ተሳኢሎም ዝርአናዬም ክዳፍዕሉ እዬም ዝቃላቐሉ ዘለዎ ወይለከይ ???
@yohannesmeasho9130
@yohannesmeasho9130 3 месяца назад
ብራቮ ሕድራይ❤
@kidanehagos7457
@kidanehagos7457 3 месяца назад
is he here to read the entire book ? why don’t you stop him ? what a nonsense and boring interview
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
He is reading the truth. People need to hear. All the news people and the interviewees are ganging up on the false accusations. Instead of asking why they were letting him doing all the killings and stealing they are accusing him of?
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 месяца назад
ኣብርሃለይ ክፍለ ናይ ሕልና ቀታል ነብሲ ስለዝኾነ እቲ ዝሓሸ ተናዚዙ ናይ ሕልና ሩፍታ ክረከሰብ ምኽኣለ በሃለይ እየ ። ብጥብቅና ቤተሰብ ካብ ቅትለት ገበን ነጻ ክወጽእ ዝኽል ኣይመስለን።
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 3 месяца назад
እንታደኻ ትፈልጦ ነብርሀለ
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 3 месяца назад
እቲ ሽምካ ኸማን ይሕብር አሎ ዓጋመ
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 3 месяца назад
አብርሀለ ድአ ስሚ ወያነ እንድዩ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 месяца назад
እወ ፐሮፈሽናል ኪለር እዩ ነይሩ ፤ ስለዝኾነ ከኣ ነቲ " ብጻዩ " ዶክተር ፍጹም እውን ቀንጺሉዎ ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 месяца назад
@@Tesfaldet-r3t እሞ ንዶክተር ፍጹም እውን ወያነ ስለዝኾነ እዩ ቀንጺልዎ !!
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 3 месяца назад
ስለዚ ሕጆ ንስላም እንተ ዘመርኩም ጽብቕ ኢዩ😅
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 3 месяца назад
ሀለውለው አይትበሉ ጀነራላት ወዲ-በራድ ባራዩ እንበር ጀጋኑ አይኮኑን፣ እቶም ጀጋኑ ብኢድ እዞም ባራዪ ኢዮም ሐሊፎም።
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 3 месяца назад
ናይ ትግራይካ ግበር መሂንዘል
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 3 месяца назад
ብታሪኩም ንሕበን ኢና ግና ኣብ ሰደት ዛረጎም ናዕና ውን ነዞም ናሽቶም ወለዶ ለኪምኮምና ኢኩም ።
@mebrhatomhaile
@mebrhatomhaile 3 месяца назад
ዋና ዘለዎ ባዕሉ ዘይቀርብ ሊሕቲት
@Maycherhi2808
@Maycherhi2808 3 месяца назад
እዞም ደቂ ኣቦይ ስዮም፡ ብሓቂ ፍትሓውያን እንተትኮኑ ኣብዚ ጉዳይ፡ ኣብረሃለይ ክፍለ ክንደይ ሰብ ዘሊፉ ኣብቲ ቃለ መትሕትን መኣዝን ታሪኽ ጠምዚዙ ከምዝተዛረበ ምስ ተገንዘብኩም ኔርኩም፡ ይፈልጥ እየ ኣብረሃለይ " ሕደጎም ኣበይ ከይበጽሑ" ከምዝብለካ እተን ነጋሲ ሓቲካየን ዘሎካ ከማን ብግቡእ ኣይምልሰካን እዩ፡ መደናገሪ ባህሪ ኣለዎ፡ ሕፍር ከይበል ጀጋኑ ኣቁሺሹ ፡ ነዚ ትዛረበሉ ዘሎኻ ሜድያ ዕድል ምሃቡ ከተመስግኖ ይግባእ፡ ተወኪልካ ግብረ መልሲ ክትህብ ምምጻእኻ፡ እዚ ተበላጺ ኣብርሃለይ ብጣዕሚ ግዕዙይን ሰራቒን ምዃኑ ኣብ ተሰነይ ዝገበሮ እንተዝነግረካ ፎእ ምበልካዮ ኔርካ፡ ብምንም ምኽንያት ነዚ ሰራቂ ኣብርሃለይ ብጅግንነቱ ክትንየት ትክእል ኢኻ ግና ኣብረሃለይ ሌባ እዩ፡ቀታሊ ሰብ፡ ብደም ንጽሃት ክሕተት ዘለዎ ምዃኑ ይፈልጥ እዩ
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 месяца назад
ታሪክ ትግራይ ጥራሕ ግበር ኣብ ዘይትፈልጦ ቀላይ ኣይትሓንብስ
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 3 месяца назад
As long as he is his brother, he is not going to say any bad things about his brother. First of all, he wasn't there at the time .his words will not have any credibility. Why don't you don't ask the people who were there at the time?
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 3 месяца назад
ንሓአዝካኻ ምክልኻል ኖርርክስልዩ አዪገግስ ንስትካዩ ናዝ ንሰዝኸኣ ናዮ ንርጋድ ምዕዳምካዩ መዝነት አንተጽህለኦ ኩሎም ኣዝማዱ ክብማአደርቲ መውጾኦም ዝበለጸ ቦታ ስራዝህሕ ምሃቦም
@AronKahsay-p1m
@AronKahsay-p1m 3 месяца назад
ትግርኛ ድዪ እዚ ጽሒፍካዪ ደለኻ
@essayasberhane7698
@essayasberhane7698 3 месяца назад
Aebrhaley is dabl ejent
@teweldeghebremariam266
@teweldeghebremariam266 3 месяца назад
Habrehaley 1972 joined 1972 not before 1971.
@hamideidriss1910
@hamideidriss1910 3 месяца назад
Xiwale yinger Eyu zibahal gday Aykonn
@endertawitgual70
@endertawitgual70 3 месяца назад
You guys were unbelievably great! Very thankful,respectful and appreciative to each other and to others. Very civil! I’m thankful to be a part of this! The Lady tho..... Elsa I think,not so great!
@SuperMobly
@SuperMobly 3 месяца назад
ኣብ ምህዳንን ምእሳርን ጂ15 እቲ ቀንዲ ተሓታታይ እዩ።
@semharkahsay-uh4kf
@semharkahsay-uh4kf 2 месяца назад
😂😂😂😂😂😂
@welde1556
@welde1556 3 месяца назад
No
@mkbrom
@mkbrom 3 месяца назад
ኣንቶንዩ ፣ጽቡቕ መግለጺ ኩሉ ምስ ስድር ቤትን አዝማድን ዝተሓሓዝ አይኮነን።ገመል ሰሪቕካ ጉምቡሕ ኮይኑ ጉዳዩ።ዘመድና ኢዩ ክጽረፍ ስቅ ኣይንብልን ኢልኩም፣ ኩሉ ገበናት ኣብርሃለይ እስካትኩም ትሕተቱ ኣይንብልን ዋንኡ አለዎ ።ግርም አፈ በይዛ ተረኪብካ።ንሕና ግንሕጂውን ኣብርሃለይ ክምልስ ይክእልዩ በቲ መሓውራቱ ንሕና ከአ ጌና ተውሳኪ ብርግጽ አለና ።ሕጂ ንጹር መልስ ኣይርእነልካን ንኣብ ቀጻልውን ክትምልስ ኣይትክእልን ኢካ ።ብወገና ሕጅውን ምስ ስድራ ቤት አብርሃለይ ጉዳይ የብልናን ምክንያቱ ገበነኛ ብህይወቱ ስለ ዘሎ።
@Bay862
@Bay862 3 месяца назад
ኣብርሃለ ሓደ ቀታሊ ኢዩ
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 3 месяца назад
ንዓይ አኮይ እዩ ተባሪቓቶ ዘይኮነ ኮነ ኢሎ እዩ መልዒስዎ ሕጂ እንታይ ክትገብሩ ኢኹም ረዃሩኽ
@negasiasefha5731
@negasiasefha5731 3 месяца назад
Naz nay behaki belih sebe
@wediere2238
@wediere2238 3 месяца назад
ኣቶ የማነ ዮውሃንስ (ናዝ)ከምቲ ኩሉ ግዜ ትብሎ ኣብራሃለይ ኩሉ ገዲፍካ ንጽነት ዘምጸኣልና ጂግና ኢዩ፡ ከም ሰብ ጌጋ ክህልዎ ይኽእል ኢዩ እንተኾነ ኩሉኹም እቶም ትምድሩ ዘሎኹም ኣብ ሚድያታት ኣበይ ኔርኩም 50 ዓመታት፡ ንሱ ዝመስሎን ዝነበሮን ምስ ጻላኢ ተፋጢጡ ብጂግነነቱ ብርጋደር ጀነራል ኮይኑ ሞ ዝምስገን ኤርትራዊ ኢዩ።🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@trafalgerdwaterlaw4184
@trafalgerdwaterlaw4184 3 месяца назад
bhaki ብርጋደር ጅግናዩ ንስኻትኩም ሓዲምኩም ኣብስደት ኮንኩም ኣይይትዋራዘዩ
@trafalgerdwaterlaw4184
@trafalgerdwaterlaw4184 3 месяца назад
ኣይምጽኡን ከደኣትይም
@AronKahsay-p1m
@AronKahsay-p1m 3 месяца назад
ኣንታ ናዚ ድዪም ድብሉኻ ኣሎ ኸኣ ሓደ ኣንተንዪ ድብልዎ ወጠጦ ሓጋዝ ድመስል ንዑ ባ ግደፉ ዶክተር ፍጹም ኣብርሃለይ ክፍለ ክትብሉ ኮ ነዛ ኩላ ናይ ጀብሃ ተወልዋሊት ዘይቲ ነበር በጺሕኩማ በል እስከ በል አዚ ሕድራይ ድብልዎስ ካብ ኣስመራ ኮ ወጽዩ ደይፈልጥ ጅግና ተጋዳላይ ትብልዎ ካብ ማይ ተመናይ ኮ ሓሊፉ ደይፈልጥሲ ንበዓል ኣብርሃለይ ክፍለ ክትጸርፋ ትዉዕላ ኣለኽን ኣብ ምዕራብክን
@elsaabraha478
@elsaabraha478 3 месяца назад
እስኪ ንገሮ፡ ግይዳይ ማይተመናይሲ ጉድዩ
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 3 месяца назад
እንታይ ኢኹም ክትገብሩ ኮነ ኢሉ እዩ ቀቲልዎ እንተበልኹኹም ጻሕጻሕቲ
@eritrean129
@eritrean129 3 месяца назад
I want to see justice for DR Futsum and the rest who has been killed by Abrhaley Kfle. I want to see DR Futsum's families speak.
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 месяца назад
እምኒ እንዳደርበካ በቶም ብካላሽን ብኣርብጂ ታንክን ተኳሳቲሮም ሃገር ዘረከቡ ጀጋኑ ምውርዛይ ደው ይበል
@semharkahsay-uh4kf
@semharkahsay-uh4kf 2 месяца назад
Gisss duhul
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 3 месяца назад
ኢዛ ሐፍቱ ኢየ ትብል ዘላ: ሐውኺ ነቲ ነፍሱ ክከላኸል ዘይክል ህዝቢ ኤርትራ አፉ አዕጺዮ እንዲዩ ሀለው ዝብል ዘሎ።
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 3 месяца назад
አቱም ሰባት ሐዊ ውልቀ-መላኺ አብ ሚድያ ወጽኢ ብሐወይ ይኾርዕ ኢየ ኢሉና፣ ሐዊ አብርሀለይ ከአ ሐወይ ጅግና ኢዩ እብለና አሎ። እቲ ጊዜ ዝአኸለ እመስል
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 3 месяца назад
እንታይ ኢካ ትብል ዘለካ ጀጋኑ ተጋደልቲ ኢሰያስ ኣፈወርቅን ኣብርሃለይን ምስክር ኣሕዋቶም ዘይኮነ ዓለም ትምስክረሎም ክሳብ እዛ ሰዓት እዚኣ ዝጋደሉ ዘለው ኣርካናት ገድሊ እዮም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ
@ephar133
@ephar133 3 месяца назад
if his killer how com his family defence him he is killer
Далее
Bearwolf - GODZILLA Пародия Beatrise
00:33
Просмотров 254 тыс.
КАК БОМЖУ ЗАРАБОТАТЬ НА ТАЧКУ
1:36:32
Airpod Through Glass Trick! 😱 #shorts
00:19
Просмотров 196 тыс.
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
Просмотров 464 тыс.
Bearwolf - GODZILLA Пародия Beatrise
00:33
Просмотров 254 тыс.