Тёмный

Waka TM: New Eritrean Series film 2024  

Waka TM
Подписаться 185 тыс.
Просмотров 281 тыс.
50% 1

Selam this is Waka TM: New Eritrean Series film 2024 #Tselim Mebxea #ጸሊም መብጽዓ #By Michael Eyasu Harmony Part 10, Aman Badsha, Shewit Sereqe, Sidon, Awet Abrha, Ruta Merhawi, Tedros, Daniel, and others enjoy it. Aiming and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: / waka.art.tm #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
#eritrea#asmara#artist#eritreanfilm#Xelim Mebxea# #eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama

Развлечения

Опубликовано:

 

14 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 663   
@hedegakesete5237
@hedegakesete5237 20 дней назад
ኣብ ሰሙን 2 ጊዘ ዝብል ምሳይ ይሰማማአ ይበል ኣለኩ ሃጺራትና በጃኩም❤ ብዝተረፈ ኑፉኣት
@adiamiseyas1889
@adiamiseyas1889 20 дней назад
❤ኣይሰምዕን'ዮ ክንደይ ግዜ ኢልና ❤😂
@Kimomno
@Kimomno 20 дней назад
Yes😊
@hedegakesete5237
@hedegakesete5237 19 дней назад
Ja 😊
@NatuNatu-is2mf
@NatuNatu-is2mf 20 дней назад
ከምዚ ናተይ ብሃንቀዉታ ክትጽበይዋ ዝጸናሕኩም አስከ ላይክ ርገጹኒ ደቂ ዛ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ቅድስቲ መሬት ❤❤❤🎉🎉
@FrezgiFrezgi-iy3zg
@FrezgiFrezgi-iy3zg 20 дней назад
Ya ane alku Kabaka nlali ❤❤❤
@AliMorad-uv1st
@AliMorad-uv1st 20 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂
@cbffhf1567
@cbffhf1567 20 дней назад
ሻም ኢና ሳዳይ ኪርኢ እየ መጺአ😁 እሰከ 👍ጠዉቅኒ ጀምዓይ❤❤
@user-kj3id4dc5r
@user-kj3id4dc5r 20 дней назад
አነ ውን ከመኺ ፎትየዮም ክሞት በቃ♥️😂❤💚
@kokobey7020
@kokobey7020 20 дней назад
😂😂😂an wel😂
@user-zq9td2lp8r
@user-zq9td2lp8r 20 дней назад
አነ ውን ንዐኦም ክርኢ እየ ዝኣቱ እምበር እቶም እነይ ወድይስ ፀልኦዮም ክመት😢አሳቅየማ ግን ንቃል ኪዳን እልካ ክንድዝይ ድዩ ግድን መንካራ ተሕልፍ ዘለካ?
@lulawit.habeshawit1021
@lulawit.habeshawit1021 20 дней назад
An wel😂😂
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 20 дней назад
an wala
@user-bj6pe6lp9z
@user-bj6pe6lp9z 20 дней назад
ነታ ደርፊ ዝፈቱ አስከ ላይክ❤❤❤
@user-il9xi9hf2o
@user-il9xi9hf2o 20 дней назад
አነ ኣለኩ🥺💚
@Bri_Tgraweyti-
@Bri_Tgraweyti- 20 дней назад
*_ንሻም እና ንሰዳይ ክርኢ ዝመፀ አለዶ ከምዚ ከማይ 🥰_*
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 20 дней назад
ብሪ ኣውቱ ላይ በዓል ጌረ እሙን ላይ ቱግራይ ሲትኮም ኪዲ
@genet3442
@genet3442 20 дней назад
ኣነ ሰብ ሩጉም ሹሕ ዓመት ከምዝነብርሰ እናተፃረፈ ኪነብር ኣይ ሰብ ኣብ ዓለም ፍቅሪ ጡዑም እዩ ❤
@user-kj3id4dc5r
@user-kj3id4dc5r 20 дней назад
ኣነ ባዕለይ☘️♥️
@HenokHenok123
@HenokHenok123 20 дней назад
​@@genet3442 ሓቅኪ ጓለይ ደሓን ኣጆኪ ከምዚኦም ጸየቅቲ ዓሌት ኣይስኣኑን ዮም ጎሬቤትችን ሽኮር ❤❤❤
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 20 дней назад
N' kulom tewasaetina ena....b' hanqewta nixibeyom....qondaf..💊💔
@endiamo10
@endiamo10 20 дней назад
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️ ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄 ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹 ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊 ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔 ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫 ክርትምትም ዋላ እንተበለ ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸 ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩‍❤️‍👨 ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏 ዝፈትወን ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን ኣምላኽ ክኣሊ ኩሉ 🙏
@KisanetMahari-pz2po
@KisanetMahari-pz2po 20 дней назад
🫶❣️
@eatulove43
@eatulove43 20 дней назад
❤❤❤
@godislove5552
@godislove5552 20 дней назад
❤waww 🤌🏼
@helentesfatsion
@helentesfatsion 20 дней назад
❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@Eyou-pi2ie
@Eyou-pi2ie 18 дней назад
ብደርፊ ኣላ ድያ 🙏
@fhifhu2625
@fhifhu2625 20 дней назад
ኣቦይ ጋልን ደስ ክብልካ🥰ፍቅሪ ወላዲ ክጥዕም🎉❤
@Semhar-xb7bc
@Semhar-xb7bc 20 дней назад
ኩሎም ደረስቲ ኤርትራ ብፍላይ እቶም ባህላውን ዘመናውን ፊልምታት ክፈልዩ ዘይክእሉ ደረስቲ ክመሃሩላ ዘለዎም ብልጽቲ ፊልም። ❤❤❤❤❤❤❤ ብሉጽ ድርሰትን ምከናን በርትዕ ሃርሞኒ ጅግና።
@user-tn7by4iw9s
@user-tn7by4iw9s 19 дней назад
ሻም ና ሰዳይ ዝፈቱ ይግጨወኒ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-wu4vy5xk1j
@user-wu4vy5xk1j 20 дней назад
ሻምና ሰዳይ ክርኢ እየ መፂአ 🙌💖 በጃኩም ናያቶም ድያሎው ኣንውሑልና🥺😅
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 11 дней назад
*_ፈሊጥክንስ😅_*
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 20 дней назад
ነዛ ጽሑፍ ተንብቡ ዘለኩም ኣጋእስተ ሰላሴ ሓሳብ ልብብኩም የስምርልኩም ካብ ክፍእ ዝበለ ይሓሊኩም ሰላም ፍቅሪ ንኩሉ ወዲ ሰብ🙏😔❤️
@mussieEyob
@mussieEyob 20 дней назад
Amennn❤❤❤
@Evivi2886
@Evivi2886 20 дней назад
Amen 🙏
@yoditzerom8939
@yoditzerom8939 20 дней назад
Amen
@user-ys5pi6xg5j
@user-ys5pi6xg5j 20 дней назад
Amen❤❤❤
@yorsalamberaki
@yorsalamberaki 17 дней назад
Amen Amen Amen❤❤❤
@user-vd3fc4dp2p
@user-vd3fc4dp2p 20 дней назад
ንግራዋ ዝፈቱ ላይክ ❤❤
@user-go2em8de9f
@user-go2em8de9f 20 дней назад
ሰዳይን ሻምን ኣብ real life lovers ከኾኑ ዝደሊ ላይክ ጠውቑ 😢❤️🫶🏻🫶🏻🫶🏻🫶🏻❤️
@Kimomno
@Kimomno 20 дней назад
Hxuya iyu nay real fkurat eyom😊
@brukyosief7091
@brukyosief7091 20 дней назад
ናይ ጸዳይ ሕብሪ ቆርቦታ ደስ ክብለካ ብሜክኣብ ዘይ ተበከለ ምጭው ሓደራኺ ከይ ተበላሽውዮ
@samsom5524
@samsom5524 20 дней назад
መበል 37 ኮይነ ሎምዓንቲ 🙏ላይክ ሀቡኒ
@delinaluul2013
@delinaluul2013 20 дней назад
ወላ ዘን ኣፍቀርቲ ዘለወን ሓራሙ እየን እኮ ንሻም ክርእያ ዝመጻ ዘለዋ😁🙈
@elsasahlom9530
@elsasahlom9530 19 дней назад
Kkkkk aygermekan
@meazaafeworki6473
@meazaafeworki6473 14 дней назад
ብጣእሚ ልብኻ ትስህብ ፊልም፡ ኣብ ሞንጎ ሰዳይን ሻም ዘሎ ንጹህ ፍቅሪ፡ ናይ ብሓቂ ንዕስነትኻ የዘኽረካ። ኽልቲኦም ድማ ጽቡቅ ጌሮም እቲ ገጸባህሪ ተጻዊቶሞ። ክድነቁ ይግብኦም። ኹሉኩም ዊን ግርም ጌርኹም ነቲ ድሓዝኹሞ ገጸባሕሪ ኣንጸባርቅኩም። ተባረኹ።
@fanialberhe4679
@fanialberhe4679 20 дней назад
ዋው ደራሲ መግለጺ የብለየን ትመርጾም ዓይነት ቃላት ከምዚ ማይ ሰሊሆም ስቅ ኢሎም ደስ ይብሉካ I proud you writer michael eyasu❤❤
@samiwdigulbet-jo9vd
@samiwdigulbet-jo9vd 20 дней назад
Wowww kexbyekum wile enkae b selam mexakum deki erey rhues qenyat bal naxnet yegbrlna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🙏🙏🙏
@user-ih3ks1iz4j
@user-ih3ks1iz4j 20 дней назад
ነታ ደርፊ ዝፈቱ አስከ ላይክ
@user-xv8lo6gh9q
@user-xv8lo6gh9q 20 дней назад
ማራ ሓጺራ 6 ደቂቅ ኣስማት ተዋሳእቲ ካብ ዝሓለፈ ዶ ገለ በጃኹም ኣንውሕዋ
@mikimana7367
@mikimana7367 20 дней назад
Aygermeka breklam kulu tewediu
@sabaokbamichael724
@sabaokbamichael724 19 дней назад
😂
@kdks4342
@kdks4342 20 дней назад
❤❤❤❤ሻምን ሰዳይን ናይብሐቅ ፍቑራት ተትኾኑ ኪኒደይ ምጣዓመ❤❤❤
@user-ir6sv4ht8u
@user-ir6sv4ht8u 20 дней назад
ደቃቃ ይወሰክ በእዉነት 20 ደቃቃ ዝኮና ኢና ንሪኢ ለለና በተለይ ቶም 2ተ ቆልዕ 40ደቃቃ ግበርልና ባእ😂ሓፍትኩም ካብ ትግራይ በረክት ናይ ቅድሰት ሰላሴ ምሰ ኩልና ህዝበ ክሪሰትያን ይኩን🙏❤
@genettekeste271
@genettekeste271 20 дней назад
Amennnnn 🙏🙏🙏 marey 😍😍😍😍
@user-ys5pi6xg5j
@user-ys5pi6xg5j 20 дней назад
Amen maarey❤❤❤❤❤
@ajibajib7989
@ajibajib7989 18 дней назад
ኣሜን 3 ጋል ዓደይ❤❤❤
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l 12 дней назад
ኣሜን ፫❤
@user-ys5pi6xg5j
@user-ys5pi6xg5j 20 дней назад
ብጥራጥ እኳ ኣይትሰሕቅን ፋሕሻዋት ኣይ ሻሹ😂😂😂😂😂😂😂😂
@Eri-First525
@Eri-First525 20 дней назад
#ኣይኮነክን‘የ ተስፋ’ዩ መግቢ ሂወት ብተስፋ,ዩ ዝሕደር ኢልኪ ዘየለ ዘይጋሃድ ሕልሚ ከተቋምቲ ብሩህ መጻኢኪ ከይተጸልምቲ ኪኖ ሎሚ ሩሕቅ ኣምቲ ጽቡቕ ክትረክቢ ናይ ጽቡቕኪ ዓስቢ ኣይኮነን ውሽጠይ ኣይቅቦሎን ክጎድኣኪ ልብኺ ከቃጽሎ ኣይውዕሎን ኣይግባኣክን’ዩ ንዓኺ ክጽልምት መጻኢኪ እቲ ሓቂ ፍለጥዮ ኣይኮነክን‘የ ኣይበቅዓክን‘የ ጠጥዕሙ ክትሓልሚ ሰናይ ዘበለ ዘይጓዳእ ምቅሉል ባህርኪ ዝተፈልየ ጻዕዳ ንጹህ ልብኺ ዘይተበለለ ቅንዕናኪ ካብ ኩሉ ዝፍለ ናተይ ትብልዮ ሽሩኸይ መኻፍልተይ ናትኪ ኣይኮንኩን ክብለኪ ተኮነ‘ኳ ዝከበደ ተቀበልዮ ምቅባል እዩ ዝሓይሽ ሓደ ኢልኪ ሂወት ጀምሪ መግዲ’ዶ ከይስኣን ኢሉ ዘይከውን ኩውን ክከውን ምጽባይ(ግን) ሕልሚ’ዩ ዝናብ ክወቅዕ ሓጋይ ድሓን ኣብ ዘይብሉ ድሓን ኣይትበሊ ወስኒ....ግዜ ከይከደ ወስኒ....ኣይረክብን‘የ ዘየለ ዝጽበ ወስኒ....ትጽቢት ማዕዶ ከተቋምቲ ወስኒ....ዕድልኪ ኣይተጸልምቲ ኩሉ ዝጅመር ምዓስ ኮይኑ ዝዛዘም እቲ ዘሕለፍኖዮ ጥዑም ሂወት ንዝኽሪ ገዲፍኪ ኣብ ማህደር ልብኺ ኣሕዋት ንኩን ክህሉ ምሳኺ ምሳኺ....ኣብ ዙርያኪ ኣይኮነክን‘የ
@jggehgd6433
@jggehgd6433 20 дней назад
ልሻም ና ልሰደይ ልርኢ ዝመፀ አሰኪ 👍ሩጉፁኒ 😂❤❤
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. 20 дней назад
በሳምንት ሁለቴ ይለቀቅልን የምትሉ like ግበሩ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷
@ephremduba605
@ephremduba605 20 дней назад
😮😮😮
@AaSs-gx6nj
@AaSs-gx6nj 20 дней назад
አረ ኣማርኛ😂😂😂
@MedanitMelkamu
@MedanitMelkamu 20 дней назад
ኣሽቄ
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 20 дней назад
አማርኛ 😂😂😂😂 ኣወቅም😂😂
@user-vr1bt9wr6f
@user-vr1bt9wr6f 20 дней назад
ዋ ታይደኣ ኣምሓርኛ ናይ ደሓን ዶ 😂
@khyty6390
@khyty6390 19 дней назад
ግራዋዋዋዋ ናይብሓቂ ንፉዕ Love you
@user-ge2bd3nu2w
@user-ge2bd3nu2w 20 дней назад
ኣነ ግን ነዛ ናይ ሓማት ካራክተር ሒዛ ዘላ ፈትየ ኣለኹ ምስ ሰዳይ ካልእ ብሉጻትን ገዳይምን ስለ ዝኾንኩም እንተ ዘይ ኣጒዲለ ኣይምልእን እሞ ቀጽልዎ❤❤❤
@abelselomon1589
@abelselomon1589 19 дней назад
ኣብ ቆጽሊ ሰተ ሰምሃር ኮፍ ዝበልት ዛዕዛዕታ ኮንኪ ኢኺ ትስምዕኒ ኣቤት ቃላት ይበል ደራሲ❤❤❤❤
@AdaneshAdanesh-qb2vf
@AdaneshAdanesh-qb2vf 20 дней назад
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ጽሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ ኣጉሚ ዕንበባ ውጺ ድመቒ ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ ዝወስደኪናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ ክርትምትም ዋላ እንተበለ ጥውልግልግ ዋላ እንተበለ ክርህው'ዩ ጽባሕኪ ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ከርህወልኪ ዝጸናጸን ፈጣሪ ግጥሚ// ምካኤል እያሱ (ሃርሞኒ)
@azigaltigray
@azigaltigray 20 дней назад
ግራዋ ክሪእ ከለኩስ ሓዘን ይስማዓኒ❤😢
@eyerusendriass8191
@eyerusendriass8191 19 дней назад
Wala ane😢
@Yima-oq2ho
@Yima-oq2ho 19 дней назад
😂😂
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 20 дней назад
ዝወዲ ከተማ ጊን ገለ ኣለዎ ንኹላትና እበር ገለ ገርልና😂😂😂
@hkt4505
@hkt4505 20 дней назад
ስጋኺ በሊ: ጉድ'ዶ ረኺብና! 😂😂
@user-ys5pi6xg5j
@user-ys5pi6xg5j 20 дней назад
ኣብ በይነይ መሲሉኒ ኔይሩ ኣለክን ዲክን ከምዚ ከማይ😂😂😂😂
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 20 дней назад
@@user-ys5pi6xg5j ኣለና ተመሲጥና ክክ😁😁😁
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 19 дней назад
Ewe yake sahm eko axlelyna 😂❤
@Wediasmera146
@Wediasmera146 13 дней назад
😂😂😂
@LulyaLul
@LulyaLul 20 дней назад
Tewasay Aman (bassha) 7 kemem zifetu 👍 rgexuni .
@MerhawiTekle-ke6gw
@MerhawiTekle-ke6gw 18 дней назад
ግራዋ እግራ ረሲዓቶ ጸኒሓ ብሰንኪ ሕርቃን ሰለል ደኣ ኣብላ
@Kbrey-kq2du3zu6d
@Kbrey-kq2du3zu6d 20 дней назад
ን ሻምን&ሰዳይን ግዜ ሃቡልና🤲😥❤🎉❤
@millenniumstudio6793
@millenniumstudio6793 20 дней назад
Well introducing your mistress with your Mom in the PRESCENCE of your wife is wild af. This might be the most awkward family dynamic I've ever heard of 🤯
@hernandezwalcot8945
@hernandezwalcot8945 19 дней назад
Be ready to hear more in this Godforsaken world!
@rehaboth203
@rehaboth203 18 дней назад
What do you expect from a narcissist woman?
@lolamigos2381
@lolamigos2381 18 дней назад
Fr Wild is understatement 😂
@zeyadakulu1902
@zeyadakulu1902 13 дней назад
ኤርትራውያን እንታይ ድዩ ባህሎም? ከመይ ከመይ እዩ እዚ ድራማ አብሃዳሩ ሰበይቲ አብገዛ ክትመፅእ? አጸያፊ
@rehaboth203
@rehaboth203 13 дней назад
@@zeyadakulu1902 ካብ ብሱል ጥረ ከም ዝበሃል ኣብ ፊልም'ውን ከምኡ ቅቡል እዩ::
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 18 часов назад
ካብ ካሚዘአን ዝበለ ሓማተይ ናይ ኣደኡ ዝሰምዕ ሰባኣይ ሰውረኒ መዳሃኒ ኣለም ኣቦይ🙏😥😥😥
@Sqteum
@Sqteum 20 дней назад
ሃርሞኒ ዘዝበለጸ ስራሕ የቅርበልና ምህላዉ ክብሩ ንዑኡ ይኩን ❤❤። ዋሕዚ ዛንታ ፡ ብቅዓት ተዋሰእቲ ፡ ንጻረ ስእሊ 100% Harmony ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ጸሊም መብጽዓ መ/ር ወልዳይ ኣብ ናይ ስደት ወለዶይ ዝበለጻ ተካታተልቲ ፍልም 100%
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 20 дней назад
ዋዉዉዉ ዝፈትዋ ፊልሚ ሓፍትኩም ካብ🇻🇳❤❤❤❤
@ZebibaBelay-dn4dt
@ZebibaBelay-dn4dt 20 дней назад
እንካዕ ብሰላም መጻኪ ጎረቤተይ ሽኮር❤😂
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 20 дней назад
@@ZebibaBelay-dn4dt አሜን አሜን አሜን❤❤😁
@Awliemeror
@Awliemeror 17 дней назад
❤❤❤❤
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z 16 дней назад
@@Awliemeror 🥰❤
@user-ig5dm3up6l
@user-ig5dm3up6l 20 дней назад
ኣላ ጀኤሪ ካብተን ሓደ ሓደ ሓማዉቲርጉማት ኣንቲ መርዓት ጽባሕ ንግሆ ትኮኒ ሓማት ይብሉ ኣቦታት ኣዴታት ካብ ከምዚ የድሕነና ደቂ ኤረይ ጽቡቃት ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ፈሊጥካዮ ምጽናሕ ድሓር ኣይ ሕድሰካን እዩ❤❤❤❤❤
@user-lt9di2ff8i
@user-lt9di2ff8i 20 дней назад
You will never walk alone .saba be strong
@YordaHabteab
@YordaHabteab 20 дней назад
Pls kab adi ayetwxina.abe nay adi buzuh min habuna lebay atfia eye zeri'i .❤❤❤❤
@saronkeste97
@saronkeste97 20 дней назад
Mara haxira Ala yhwat nay shamn sedayn anwhulna kbutatey ❤❤❤
@user-rr4ic2pu2p
@user-rr4ic2pu2p 20 дней назад
Seday dea nieaa zmesl sham shkorina yihsha ❤❤❤
@AlexanderRezene
@AlexanderRezene 19 дней назад
ጹቡቅ ስራሕ ቁሩብ ግን ናይ ሃፍታም ነገር ተጋኒኑ ማለት ዓድና ቁዱስ ህዝቢ ዩ❤❤
@user-xk6zc6xf8f
@user-xk6zc6xf8f 20 дней назад
በጃኩም ኣነ ከይጽለል ኣይትደንጉዩ በጃኩም ብሃንቀዉታ የ ዝጽበ ብዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቅ በላ ❤❤❤❤❤❤
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 20 дней назад
Welcome back deki erey shkorat rhus knyat naxnet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@segentesfamariam9403
@segentesfamariam9403 20 дней назад
Wel kom deki Erey Rhus Knyat Beal Naxnet 🇪🇷❤️
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 20 дней назад
እንኳን ዳሓን መፃኩም ጎረቤትና❤❤❤❤❤❤❤❤
@haniissak6852
@haniissak6852 20 дней назад
well come back my lovely eri white artists good job and longe life for you ❤❤❤🎉
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 20 дней назад
Excellent movie, thank you.
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 20 дней назад
ብሃንቆውታ ክንጽበ ጸኒሕና ፍትወት ኣሕዋት ❤❤
@RemHK-gm3ut
@RemHK-gm3ut 10 дней назад
Seday michiwti kfetweki meat eye... Seday si ms eden kesete do tmesasel ya jemea❤❤❤❤❤❤
@user-pl2ik7np7v
@user-pl2ik7np7v 20 дней назад
Love yu deki erey badsha gn qrub azararba yeselchwena alo so amahisho
@user-full-light
@user-full-light 20 дней назад
Waw abza filmi zelo qalat😘 xubiqe srah qexlewo deqi erey👍pls gen aytehxuruwa🙏🇪🇷
@WintaGrmay-ow6jh
@WintaGrmay-ow6jh 20 дней назад
Ab semun 2gize gberulna bejakum hkot 😢txbit newihu so shamey and fazu ms galu marrr eye zfetwekum ma best 🎉❤
@Eyou-pi2ie
@Eyou-pi2ie 18 дней назад
ግራዋ 🥰
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d 20 дней назад
እንኳዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼❤️🌿🍀🍀❤️❤️❤️
@Aksum881
@Aksum881 20 дней назад
ደስ ክትብል ፊልም ❤❤
@user-ec7qk2nq7r
@user-ec7qk2nq7r 20 дней назад
ብሓቂ ደስ ባሃሊት እያ ❤️❤️❤️❤️ብጣዕሚ 🩵🩵🩵ቀፅሉሉ 🥰
@MeashoMana
@MeashoMana 20 дней назад
Seday Sham dasi behlti 💯💯♥️♥️♥️♥️
@rawaamer-hu9sg
@rawaamer-hu9sg 20 дней назад
እፍፍፍ ደስ ክትብል ሰዳይን❤ሻምን ክፍተዉኻ ፋሕሻዋት ያ😂😂😂
@TeweldeMatiwos
@TeweldeMatiwos 20 дней назад
Zetederbeyelka emni mesrehi geza tetekemeluu nay behakiii😍😍😍😍😍
@eritrea6227
@eritrea6227 20 дней назад
Welcome deki erey marey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ml8ri3gh7q
@user-ml8ri3gh7q 20 дней назад
Kemza film lbka agiblka tria ayegatemetnn ♥️♥️♥️
@MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz
@MuhammaddawoodMuhammadda-yn6jz 20 дней назад
مسلسل حلوه ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DannyAbraham-cn4mc
@DannyAbraham-cn4mc 7 дней назад
"እመንዮ ንፍቅሪሪሪሪ ..." ማዕረ እቶም ተወሳእቲ እትፍቶ soundtrack 🌹🌹
@user-nc8id6od6q
@user-nc8id6od6q 20 дней назад
ሰዳይ ስወድሽ ምቅርቲ ❤️💛❤️
@rutatesfagergs5380
@rutatesfagergs5380 19 дней назад
❤❤❤
@tsegayzemichael416
@tsegayzemichael416 20 дней назад
Lbey ambiba ❤
@user-jh1xc7pi8i
@user-jh1xc7pi8i 19 дней назад
ብጣዕሚ ጥዕምቲ ፊልሚ ❤❤❤❤❤❤❤
@fiqreytsegay667
@fiqreytsegay667 20 дней назад
Well came deqi eray
@user-xg8uh2wt6c
@user-xg8uh2wt6c 20 дней назад
Uffffff saday hiwet zelewa hurma ❤❤❤❤❤❤❤
@user-yb3pj8uu8y
@user-yb3pj8uu8y 20 дней назад
እንኳን ብሰላም መፃክም ዝፈትይ ፈልም😇❤
@user-hq9ug8ry5v
@user-hq9ug8ry5v 20 дней назад
አቤት ክእለ ኣቤት ብቅዓት ይበል ይበል❤❤❤
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 20 дней назад
Nice nice nice ❤❤❤❤ xbuk srah
@filmon8997
@filmon8997 20 дней назад
❤❤❤❤❤ Best movie 🎉🎉🎉🎉
@user-dv3ei9xd6w
@user-dv3ei9xd6w 20 дней назад
Deqi erey anka bselam mexakm welcome ❤❤❤❤
@samrawitdaniel4683
@samrawitdaniel4683 20 дней назад
Gize newihuni keniyu pls 2 gize ab semun gbrwa aziya des tbl film eya deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yodittsegay1036
@yodittsegay1036 20 дней назад
Great music 🎶 great movie keep it up 👍🏾
@wedimdrebahr2963
@wedimdrebahr2963 20 дней назад
I like this movie really ❤
@lulyahani8158
@lulyahani8158 20 дней назад
ብጣሚ ብልጽቲ ፊልሚ ❤❤❤
@elhamromodan
@elhamromodan 20 дней назад
ኦህ በጃኹም ትጽቢት ይነውሓናሎ ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ግበሩልና 🥰
@YemaneMebrahtom
@YemaneMebrahtom 12 дней назад
❤❤❤ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ፍቅሪ❤❤❤❤❤❤❤
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 20 дней назад
ክጽበየኹም እየ ጸንሒ እንዃዕ ዳሓን መጻእኹም።ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጽቡቕቲ ስራሕ ኢኹም ሰሪሖኹም አጆኹም ቀጽልዎ ሓበና ኩርዓትና እኹም። አብ ሂወትኹም ዕድመን ጥዕናን አብ ስራሕኹም ዓወትን አሳልጦ ይምነየልኹም።
@NgstiNgsti
@NgstiNgsti 20 дней назад
ዋውውው ይብል 😍😍😍ፅብቅ ስራሕ ።Eritrea ንፍዓት በለሕቲ ሰባት አኹም ጥበብ ይበል ።😍ፈጣር ነውሕ ዕደመ ይምናየልኩም
@lolamigos2381
@lolamigos2381 18 дней назад
ካልእ ውን ዝጎድለና የለን ከይትተንከፍና ኣይንትንክፍን
@NgstiNgsti
@NgstiNgsti 17 дней назад
@@lolamigos2381 😂😂😂😂አአአ አሱ ዱአ ምሉእ ሰብ ዶ ኣሎ ኮይኑ 😂😂
@lolamigos2381
@lolamigos2381 17 дней назад
@@NgstiNgsti እንቋዕ ኣዐረኽያ ጥራሕ ንግስቲ ሽኮር😂😘
@NgstiNgsti
@NgstiNgsti 16 дней назад
@@lolamigos2381 ብሕማቅ አይኮነን ኩምኡ አለ ነይር ።😂 ብኻልእ ተረድኻዮ አንበር የኔ ጋውና 😂
@user-by8sy7wm7m
@user-by8sy7wm7m 20 дней назад
Enqa dhan mexkum deqi erey marey betami eya zeftwa eza film
@user-SenedAbrham
@user-SenedAbrham 20 дней назад
don't have words 💞
@tomimhrye7537
@tomimhrye7537 20 дней назад
Wowwww good job ❤❤❤❤❤❤
@user-zv6fs8go3i
@user-zv6fs8go3i 20 дней назад
Atum seb ketema ab adin ab wexain awalid axelilkum ❤🎉❤🎉❤🎉 bizikone nice film tihaxrena alla
@NatuG-tj4bm
@NatuG-tj4bm 20 дней назад
❤❤❤ሰላም 🎉🎉🎉 ደቂ ኤረይ
@biniamhabte1852
@biniamhabte1852 20 дней назад
Well come deqi eray❤❤❤❤❤
@azebhagos9374
@azebhagos9374 20 дней назад
ወይ ደስ ክትብሉ ❤❤❤❤❤❤
@Bahrenegstatenterteiment
@Bahrenegstatenterteiment 20 дней назад
Wawwwww enqa beselam mexakum ❤❤❤
@thshdesta1221
@thshdesta1221 20 дней назад
አንዃዕ ብሰላም መጻእኩም🥰
@kikilove6751
@kikilove6751 20 дней назад
Well come
@LemlemAdhanom-uv8xg
@LemlemAdhanom-uv8xg 20 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉mkurat deki erey🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@yoditkibrom
@yoditkibrom 20 дней назад
Seday so beautiful 🤩
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 20 дней назад
Nice movie deki erye 🇪🇷❤️🙏🏽✅
Далее
Хоть бы почистил..
00:49
Просмотров 386 тыс.
እጣ  ፈንታ ክፍል 6 | Eta Fenta epsiode 6
44:07