Тёмный

yodahe tv ደቒ ሓዱሽ ኣብ መንፈሳውነት ካብ ገዛ ሓደ ቕኹል፣ዩ 

yodahe TV ዮዳሄ ቲቪ
Подписаться 32 тыс.
Просмотров 12 тыс.
50% 1

ዩቲፕ💒👇🏽✍🏾
www.youtube.co....
👇🏼👇🏼
ኢንስታግራም💒✍🏾
/ yodahetv

Опубликовано:

 

19 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 92   
@kesanetyebio2079
@kesanetyebio2079 2 года назад
qali hiwet yesnalna kebri yhwatey Egzabhr segue yebzahalka kiberti yhwatey 🙏🥰💒✝️
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Год назад
ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያሠማልን ፀጋኡ ያብዛላቹ ✅✅✅❤❤❤❤
@meadinbrhane9409
@meadinbrhane9409 7 месяцев назад
Edmen tentan yhabka fetari kal hiwet yesmalna
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Год назад
ንሩካት ዘርኢ አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ መሃሪ ከምዚ ዓይነት ድራማ ስርሑልና ገዛኩም ክአ ደስ ክብል ብቅዱሳን ስእሊ ዝተከበብ♥♥♥
@SalamSalam-fg6tg
@SalamSalam-fg6tg Год назад
እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም
@lemlemteklya5271
@lemlemteklya5271 2 года назад
Kal hiwet yesmealna yehwat xegu yebzh
@ቅድሳንወለተቅድሳን
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሙቁራተይ ኣይትጥፍኡና ዮሕዋት
@ብሬጓልተዋህዶትግራይ
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጋ እግዚአብሔር ኣምላክ ይብዘሐልኩም ፍቂራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍቅርኩም ይብዘሕዮ
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 года назад
እልልልልልልልልልል ተመስገን አምላክ እንኮዕ ብሰላም መፂኩም ክቡራተይ ኣሕዋተይ ተሰፋሸይን ዛይደየይን ፍቁራተይ❤❤ ❤❤❤❤✝️✝️✝️
@mebrahtomatobrhan2394
@mebrahtomatobrhan2394 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዛሓልኹም ንፉዓት ቀጽልዋ
@asmeretandom8154
@asmeretandom8154 2 года назад
Nay Bhaki Kale hewit yesemalna Ahwatei 🙏🙏💒✝️🙏🙏
@ሚካኤልዋሓሰይ
@ሚካኤልዋሓሰይ 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና 🌺🌺🌺
@selam801
@selam801 2 года назад
welcome ውዶቼ በጣም ነው የምወዳችሁ🥰
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡራትስድራ💓💓 ኣበይ ነይረ ዘይፈለጦኩኩም ፍትዋተይ ካባካትኩም ቡዙሕ ተማሂረ ተመስገን ኣምላክ💈💈💒💒🙏🙏🙏💐💐💐💐💐
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 2 года назад
አብየት ዕድለት ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቡሩካተይ አሰይይይ❤❤
@ጸጉአነዘ_ክርስቶስ
@ጸጉአነዘ_ክርስቶስ 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራት የሕዋተይ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅልዎ ብጣዕሚ ኢኩም ደስስ እትብሉ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ክክክክክ እዋይ እታ ፅብቅቲ ጀበና ሰርክያ
@rhdjddirjs1405
@rhdjddirjs1405 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፀእክም ሙቁራት
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ ቀፅላሉ ኢኩም ዛይደይ ታይ ገይራተኪ ያ እዛ ጀበኒ 😁❤❤❤
@komaistekle4512
@komaistekle4512 2 года назад
አግዝአብሄር ይመስገን ሰላምኩም በክርስቶስ ይብዛሕ ክቡራተይ አንካዕ ብሰላም መፃኩም ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፅቡቅ ት/ቲ አዩ ቀፅልሉ ደሞ ኣይትጥፍኡ😘
@ስብሃትለእግዚአብሔርይኹን
ውለዱ ንስኹም እውን ፍትዋትና ሽኮሪናታት እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ቆልዑ ከ ዳሓን ድዮም😜💐💐💛💛💒🙏🙏
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 2 года назад
ጥዑማት ሰድራ ናፍቅናኩም ነይርና እንካዕብስላም መፃእኩም
@ሙሉእሰላምይግበረልና
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና መስተውዓሊ ልቢ ይዓድለና
@AmAm-wo2pz
@AmAm-wo2pz 2 года назад
Amen amen amen🙏🙏🙏
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 2 года назад
እልልልልልልልል ከመይ ዱየ ዝፈትየኩም ሽኮሪናታታት
@ummebitigray
@ummebitigray 2 года назад
ብጣዕሚ ዝፈትዎም ስድራቤተ እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም🙏🙏🙏
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 2 года назад
Bhaki kal hwet yesmeana kbrat ahwat
@user-dx3th3bm6d
@user-dx3th3bm6d 2 года назад
Well done our beloved family. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mariammohammed7644
@mariammohammed7644 2 года назад
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምታኩም ይብዛሕ ክብራተይ እስይይይ ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሜን ወአሜን❤
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 года назад
አሜንንንን ፍቁራተይ እንኳዕ ዳሓን መጻኩም ናፍቅናኩም ጠፍእኩም ኣይትጥፍእና❤❤❤
@ቋንቋዬነሽድንግልማርያም
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ክብራት ኣሕዋተይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዕልና
@rahwitrahwit4961
@rahwitrahwit4961 2 года назад
Anqa dhan mexakum sdra.Egziabher nfat kexlwo bzuh tmhrti alewo
@temesgennbel8460
@temesgennbel8460 2 года назад
Kal hiwet yesmalna agziabher amlak xeguu yebzhalkum ahwatey
@fuch9239
@fuch9239 2 года назад
ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፍቅራተይ
@lichitsegay499
@lichitsegay499 2 года назад
Egzabhear amlak xegu yebzahalkum hadarkum ybarkulkum
@sesensesen8025
@sesensesen8025 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት ኣሕዋት እቲ ዋና መልእኽቱ ክልተ ሰብኣይን ሰበይትን እንድሕር ድኣ ተረዳዲኦም ኩሉ ክፍታሕ ከምዝኽእል እዩ እቲ ሓደ ዝፈልጦ ነቲ ሓደ ስጋብ ዝርድኦ ቀስ ጌርካ ምምሃር ከምዝግባእ ተረዲአያ ኣለኹ ካፍታ መልእኽቲ ። እንተ እታ ጀበና ምስባራ ግን ናይ ድያብሎስ ሑቐ እዩ ተቖሪጹ። ኣበይ መጽሓፍ ረኺብክዮ ቡን ሓጥያት እዩ ትብሊ ዝበልካያ ግን ኣነ ብዓይነይን ብእዝነይን ዝሰማዕኽዎን ዝረኣኽዎን እዩ ኣብ ብዙሕ ገዳማት ትግራይ ኮነ ኣብካልእ ኣብዝኸድክሉ ቡን ትሰቲ እንተኾይንካ ከይተነሳሕካ እውን ማጨሎት ዘይትሕጸበሉ ሪአ እየ።ብዝኾነ ግን እቲ መጻሕፍቲ ክብሪ ንመድህንኣለም ምስ ወላዲቱ ድንግል ይኹን ዝተወሰነ ኣብ ኢደይ ኣለኒ ንሳቶም ድማ 1_ዜና ኣግእዝተ ኣለም ሥላሴ 2_ ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ተኣምር ገጽ 83 እታ ናይ ኣማርኛን ግእዝን 3_ድርሳነ ጽዮን ማርያም 4_ገድሊ ኣቡነ መብኣጽዮን 5_ዜና ኣርባእቱ እንስሳ 6_ ገድሊ ኣቡነ ዘርዐ ቡሩክ 7_ኣብ ሙሉእ መጽሓፍ ሰይፈ ስላሴን ሰይፈ መለኮትን ኣብ መወዳእታ ከባቢ ኣሎ 8_ድርሳነ መድህንኣለም ኣብ ብራና መጽሓፍ እተን ኣብ ኢደይ ዘለዋ እየን እንበር ልዕሊ 13 ካብኡ ንላዕልን መጻሕፍቲ ብዛዕባ ቡን ሓጥያት ምዃኑ ዝዛረብ ከምዘሎ ኣብ ትግራይ ገዳም መስቀለ ክርስቶስ ሳምረ ብእዝነይ ሰሚዐ እየ ኣብኡ እውን ተነቢቡ። እቲ ርኹስ መንፈስ ግደፉ ኣይትንገርዎ ነዚ ህዝቢ ኣይተንቅሕዎ ብኡ ኣደንዚዝና ሒዝናዮ ኢና ቡን ማለት ናተይ ደም እዩ እቲ ቑርሲ ቡን ኢሎም ዘቐርብዎ ልክዕ ከምቲ ንስኻትኩም ናይ ጎይታ ስግኡ ኢልኩም ትወስድዎ እዩ እቲ ዕጣን ዝተክኽ ልክዕ ከምቲ ኣብ ቤተመቕደስ ዕጣን ንጸሎት መዕረጊ ትጥቀሙሉ ናተይ ጸሎት መዕረጊ ኢኹም ትጥቀሙሉ እቲ ቡን ክትቐድሕዎ ከለኹም ብስውር ኣነ ኡፍፍፍፍፍፍ ይብለሉ ሽዑ ከብዶም ይነፍሖም እንተዘይሰትዮም ድቃስ ድቃስ የብሎም ርእሲ ሕማም ይገብረሎም ማዕረ ናብ ጉድጓድ ገደል ዘእተኽዎም ብዙሓት እዮም ዓይኖም እንዳሸፈንኩ ኢሉ ክኸሰና ብእዝነይ ሰሚዐ ሪአ እየ። ኣነ ድማ ካፍቶም ቡን ዝፈትዉ ሓንቲ ስለ ዝነበርኩ ንስሓ ኣፍቲ ገዳም ክኣቱ ከለኹ እቶም ዓብዪ ጸጋ ዘለዎም ኣቦ 3,000 ስግደት ብናይ ቡን ዝመጸ ሂቦምኒ ከይፎቶኹ ሰጊደ እግዚአብሔር ይመስገን ገዲፈዮ ይብለኩም ።ኣምላኽ ይሓግዝኩም ወላዲተ ኣምላኽ ትግለጸልኩም እንበር ብዙሕ ምበልኩኹም ነይረ። ብፍላይ ኣብ ስእሊ ቅዱሳን ኮይንና ቡን ንቖሊ ግን እግዚኦ እዩ ዘብል ብጣዕሚ እዩ ዘፍርሕ ብቡን ተዓጢና ተናዒቕና ወይ ንዓና ሓዙ ወይ ንድያብሎስ ሓዙ ንኽልተ ኣምላኽ ኣይትገዝኡ ክብሉ ብእዝነይ ሰሚዐ እየ።እሞ ሓደራ ኣሕዋተይ ጥቕሚ እንተዝህልዎ ኩልና ምሰተናዮ ኔርና።
@yodaheTv
@yodaheTv 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ክብረት ይሃበልና ሕጂ ንመሃር ቀንዲ መልእኽቱኮ ከምቲ ዝበልክዮዩ ብዘይ ምርድዳእ ዘለዎ ጉድኣትዩ ኣብ ሞንጎ ሰብ ሓዳር ብዙኾነ ክብረት ይሃበልና
@yrgaalemalem8454
@yrgaalemalem8454 2 года назад
Kuburat yehwatey marey ezgabiher ybarkum
@temesgenamlakey7240
@temesgenamlakey7240 2 года назад
እንካእ ብሰላም መጻኹም. ሙቁራት ኣሕዋተይ. እድመን ጠዕናን ❤🌹🌹🌹👍🏼🥰🥰
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 2 года назад
አሜን ቃለሂወት የስመዓልና አምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም እንቋዕ ደሓን መጻኩም ከኣ ፍትዋት ጠፊእኩምና እንዲኩም እዛ ጀበና ግን ጥዕቲ ዶ ነራ ትከውን ክክ
@yodaheTv
@yodaheTv 2 года назад
ከመይ ዝበለት ከኣ እምበር
@habansemerab367
@habansemerab367 2 года назад
Kale hiwet yesmealna nay behaki xbuki tmhriti eyu qxilwo xega ab resi xega yadlkum
@titiwukro3182
@titiwukro3182 2 года назад
አንኻዓ ብሰላም መፃእኩም ፀጋ በረከቱ ይሕድረልኩም
@temesgenamlakey7240
@temesgenamlakey7240 2 года назад
ብታአዕሚ. እየ ዝፈትወኩም ❤🌹🥰❤️
@ምልኣትየማርያምልጅነኝ
እስይይይ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ናፊቀኩም የ ነይረ😘❤
@samiraesayes9480
@samiraesayes9480 Год назад
❤❤❤
@milimili8358
@milimili8358 2 года назад
አሰይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሕዋተይ ፅርያት ማሃሪት እያ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ብፆሎት ትርከብ ሰበይቲ ብሓቂ ከምአ ዝበለት እያ ከምክሙ ዝብለ ሓዳር ይፍጠረልና ስንግላት ግንሲ ዛጀበና ጥዕቲ ነይራ ትኮን❤❤❤
@yodaheTv
@yodaheTv 2 года назад
ከመይ ዝበለት ጢዒቲ ክዋ እንበር
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ኣሕዋት ታማ ጠፊእኩሙና ኣሕዋት
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታኩም ይብዛሕ ሙቁራተይ❤❤❤✝️
@zaidtekle5744
@zaidtekle5744 2 года назад
aseyyy xubukattt egzabiher msakum ykun tesfiye haweyyy 😍😍
@MebratgalQDstkiDaneMhret
@MebratgalQDstkiDaneMhret 2 года назад
ዕድመ ጥዕና ያሃብኩም ሙቁራተይ❤❤❤❤❤❤❤💊❤💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💗❤❤❤❤❤💗💗💗💗💗💗💗💯😍😍😍😍😍😍😍😍
@zaydeman8807
@zaydeman8807 2 года назад
aebi sbytka zelka aekbrt lali aemlk yehgzka nay ewn kemka zekna sbay zekbrni ezgbhr hebni alo emo Edman tenan yehbkum
@temariamhadush6854
@temariamhadush6854 2 года назад
እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ዕድመን ጥዕናን ነዓኹም
@EdYg-d4g
@EdYg-d4g 9 месяцев назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@zenewuselemin2184
@zenewuselemin2184 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ናፋቂኩም ኣይትጥፋኡና ከዓ❤
@sjsu2776
@sjsu2776 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ኩቡራተይ ጠፍእኹም ካዓ📞👈🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲
@የማርያምልጅነኝ-ቀ7አ
እስይይይይይ ከመይ ዝበሉ እዩ ድስ ከብል
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 года назад
ሰላም ሰላም ሰላም ንዓኩም ይኩን ክቡራተይ ተካታተልቲ ዮዳሄ ቲቢ ከመይ ኣለኩም❤❤❤
@sarasa6443
@sarasa6443 2 года назад
ኣነሲይ ብጣዕሚይ እየ ዝፈትወኩም ስላምኩም ይብዛሕ
@selamgebrhiwet7990
@selamgebrhiwet7990 2 года назад
Aseyy enqae bselam mexakumna selamtakum yteam
@tsedihabshawit3375
@tsedihabshawit3375 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ክቡራተይ
@adhanettekeste2267
@adhanettekeste2267 2 года назад
Anqa dehan metsakum keburatey betami eye zefetwekum ane
@mehiretberhane6533
@mehiretberhane6533 2 года назад
Enqae bselam mexakum mqurat xegu yebzhalkum
@زهراحبش-ك6ب
@زهراحبش-ك6ب 2 года назад
እንቃዕ ብደሓን መፃኩም ኩቡራተይ
@almaztekle9163
@almaztekle9163 2 года назад
🥰🥰🥰🥰❤
@lulakidanemhiretadeykununi5909
@lulakidanemhiretadeykununi5909 2 года назад
Selam Amlak misakum ykun yehwat, Abey ekum tinebru bzaeba sieli kihatekum delye eye
@yodaheTv
@yodaheTv 2 года назад
Amen mskulna ykun haftey ab Germen Ina nkmet
@habteabamare5114
@habteabamare5114 2 года назад
Xegu yebzehalkum btaemi araya seb ikum ajokum
@ተመስገንሕያዋይሳምራዊ
Aseyyy Enke Bselam Mexkum Mkrateyyy Mnfswntkum ka btemi Eyu Des Zebel Amlak ybrklkum
@እየሩሳሌም-ኀ6ቸ
@እየሩሳሌም-ኀ6ቸ 2 года назад
እንዃዕ ብሰላም መፃአኩም አሕዋተይ
@haiahh4466
@haiahh4466 2 года назад
እግዝአብሔር ይመሰገን ሰላምታኩም ይብዛሕ እንኳዐ ደሐን መጸእኩም ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የዝዝሐልኩም ደሰ ዝብል ምክሪ እዩ።
@zaydeman8807
@zaydeman8807 2 года назад
kemti zerkna nay aelvon seli delya aelku bemty kerkbkum
@ሓላዊናኣይታከስንእዩኣደይ
ታሪኪ ሂወትና እዩ እዚ
@wegihuguesh2927
@wegihuguesh2927 2 года назад
ወል ካም እንዳ ተስ🌺😚
@ፍቅሪማርያመይስአሎዎሓለፋ
ግን እታ ቡና ሓጥያት አይኮነን ብምንታይ እዩ ሓጥያት ዝኮነ ተክልዶ አይኮነን እዩ ሶ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኩ😘♥
@nfreek5276
@nfreek5276 2 года назад
ምረ. ጀበና. ባዕሉ. ከምጽእ. ኩቡራት. የሕውስተይ. እዚ. ውን ወልፊ. ኢዩ. ኣቦይ. ቀሺ. ባዕሎም. መስቀል. ሒዞም. ንስታሄል ትብል you tub ሰሜዮም. ቡን ካብቶም. ብለተ. ሰሉስ. ድተፈጥሩ ድጭ ጨ ፉ ሙካና እቶም. ብዕ ለተ. ሰሉስ ድተፈጥሩ ካ ኣ ድጭ ጨ ፉ ከምደይ. ብሉ. ከምደይ. ትስተ. ኦም ግአን ከም. ሕልናኻ. ኢሎም. ሕልናኻ. እንተ. ደየቅሰነካ. ኣይትስተያ. ኢሉ ኣይትስተያ. ማለቶም ኢዩ. እንተ. ኣብ ሕልናኻ. ኣትስተያ. መስካ. ካ ኣ ደይምስታይ. እዚ. ዓይነቱ. ተዛሪቦም. ኣትስተን. ኢሎም. ከምሕልናኻ. ኢሎም ግአን ከም. ደይትስተ. እዮም. ሓቢሮም. መጽሓፍ. ናይ. ቤተክርስትያን. ውን ኣሎ ኣብ ናይ. ስላሴ. ኣሎ. ብዓቢኡ. ካኣ. ንጎይታ. እንዳ. ገረፍዎ. ንመባራበሪ ይሰትይዋ. ኔሮም. ብስጋና. ስለ. ድተገዛእና. ኢዩ እቲ. ጸገም. እንበር. በቲ. ሓቂ. ኣይስተን. ኢዩ. ናይ. ካልእ. እሞ. ንግደፎም. እቶም. ትስተ. ድበሉ. ኣቦይ. ቀሺ. ብዓቢኡ. ምስ ተዛረቡላ. ገሪምን እንበር ከምደይ. ትስ ተስ እቲ. ደይተነበበ መጽሓፍቲ. ኮፍ. ኢሉ. ድነበረ. ኣብ ቤተክርስትያና. ካብቶም. 81 መጻሕፍት ኣብዘመና.ተነብቦም. ከም. ደይ. ትስተ. መስኪሮም. እዮም. መዋጽኦ. ይፍጠረልና. ንኹላትና. ይሐዋት
@txbteykabegzabher9420
@txbteykabegzabher9420 2 года назад
Hatyat deya ke bun yehwat ?
@yodaheTv
@yodaheTv 2 года назад
ሰላም ሓፍትና ሓጥያት ዝብል ኣቢብና ኣይንፈልጥል ሰሚዕና ውን ኣይንፈልጥን ወልፊዩ ሕማቅ ናቱ ጉዙእን ዘይ ሙኻን ንስኻ እንበር ኑሱ ክእዝዘካ የብሉን
@ብሬጓልጊወርግስ
@ብሬጓልጊወርግስ 2 года назад
እንታይ ሞ ኩሉ ከመኩም ተዝኾውን😢❤
@tttfff4025
@tttfff4025 2 года назад
naye pahaki mary
@fevendesbel6898
@fevendesbel6898 2 года назад
Selam biet sbe egzabhier Keme fqad amlak Telefon nay Whatsapp deli neri
@yodaheTv
@yodaheTv 2 года назад
01776299352 ኢልኪ ክትረኽብኒ ትኽእሊ ኢኺ
@abebatadesse4720
@abebatadesse4720 2 года назад
ኪብራት የሕዋት ብዛዕባ ቡን ሐጢያት እዩ ዚብል አብ አየናይ መጻሐፊ አሎ አብ አየናይ ዓንቀጺ አሎ ብግልጺ ዶ ኪተቅምጢልና ትኪእኩ ።ብዚኮነ በረትዑ
@yodaheTv
@yodaheTv 2 года назад
ሓጥያትዩ ኢልና ዲና ጹቡቅ ጌርኪሞ ረኣይዮ እቲ ቪድዮ ካቡ ንሕተት
@letshabedom133
@letshabedom133 2 года назад
Bene edisateki hemati nesabe ember bene hateyate eu zebel abe maxehafe kedus yalen kali hewate yesmalni
@abrhetokubat6436
@abrhetokubat6436 2 года назад
Wie Veile kostete
@yodaheTv
@yodaheTv 2 года назад
ንዓኺ ብነጻ
@ግዜዩመምህርናዓይ
@ግዜዩመምህርናዓይ 2 года назад
Wey jebena atI wey jebena yerigkiyen nbal adena Xbuk gerkina kkkkk kal hewit yesmalna kea
@ወይኒክንፈጋልኪዳነምህረት
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Далее
How to Install and Use an Adjustable TV Arm
00:18
Просмотров 821 тыс.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,2 млн
ብተዘዋዋሪ  ክሲ
2:14:38
Просмотров 2,6 тыс.
How to Install and Use an Adjustable TV Arm
00:18
Просмотров 821 тыс.