Тёмный
yodahe TV ዮዳሄ ቲቪ
yodahe TV ዮዳሄ ቲቪ
yodahe TV ዮዳሄ ቲቪ
Подписаться
ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ መደብ ዮዳሄ
እንቃዕ ሰላም መጻኹም ናብዚ ቻነል
መደብ ናይዚ ቻነል ኣብ መንፈሳዊ ጸቒጣ ትስርኽ
ከም ኮመዲ መሳሊ
ኢንተርቪው
ስብከት
ካልእ ወዘተ.....።

ካባኹም ንጽበዮ ሳብስክራይ
ሃናጺ ሪኢቶ ነቅፌታ
ክብረት ይሃበልና
26. Juli 2024 coming son
1:06
21 день назад
Комментарии
@SemharAbagoben
@SemharAbagoben 5 часов назад
Zmarie melaikti yesmalna
@SemereMahari-nd7ge
@SemereMahari-nd7ge 8 дней назад
እልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዓልና ምስጋና ጋለይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብቤቱ የንብርኪ❤❤❤
@FirwayniTesgay
@FirwayniTesgay 19 дней назад
Elllllllllll Ellllllllllll Elllllllllll amen amen amen zmare melakti yemaslena
@Hailino_Art
@Hailino_Art 20 дней назад
❤❤🙏🙏
@bietmezmurtewahdo3838
@bietmezmurtewahdo3838 20 дней назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዑኹም የስምዓና እግዚኣብሄርቭምስጋኩም ይቀበለልኩም
@user-wd2ke4no5z
@user-wd2ke4no5z 21 день назад
ኢየሱስ'ዩ ስሙ ኢየሱስ'ዩ ስሙ(2) ፈውሲ'ዩ ትርጉሙ (4) ነቲ ጎባጥ ሕቆይ ጎይታይ ፈዊሱለይ ንሰኸመይ ኩሉ ኣናጊፉ ፍትወይ ሰላሙ ሂቡኒ ኤልሻዳይ ኣምላኸይ ከመስግኖ 'የ ጎይታ ይክበረለይ ነታ ዝነቐጸት ኢደይ ኣሕዊይለይ ብሰንበት ጽቡቕ ምግባር ምሂሩኒ ኣምላኸይ ታሪኽ ኮይኑ ኩሉ ሽግረይ ብእኡ ከኽብሮ'የ ጎይታይ ከመስግን ንዕኡ ኢየሱስ'ዩ ስሙ ፈውሲ'ዩ ትርጉሙ ንኣብ ብባህሪኡ ዝኾነ ወልዱ ንሱ ኣምላኽ ኢዩ ኣምላከ ኣማልክት ንጉስ ኢዩ ጎይታይ ንጉሰ ነገስታት እንኳዕ ኣቦይ ኮነ ኣነ እውን ውልዱ ይመስገን ክኸውን ዝፈቐደ ናቱ ኣነስ ድሒነየ ብፈቃር ኣምላኸይ ከመስግኖየ ኣብ ምሉእ ዘመነይ ተወቒጡ ፍጹም ፍቕሩ ኣብዛ ልበይ ወትሩ እኩኩሓኒ ከመስግን ኣምላኸይ ቅዱስ ሓያል ህያው ፍጽም ዘይመውት ዝተመስገነ ብአእላፍ መላእክት
@habenhadgu9526
@habenhadgu9526 21 день назад
Zmare melaekt yesmealna Msgana haftey egziabher xegu yebzehalki 🙏🥰
@TamariamHadush-wj9xu
@TamariamHadush-wj9xu 21 день назад
ዝማሬ መላእት ያሰማልን❤❤❤
@AbrahamMengs-sd9zb
@AbrahamMengs-sd9zb 21 день назад
Egziabhar amlak xegu yebzhalkum
@RishanTsegay-g4o
@RishanTsegay-g4o 21 день назад
Zimare melakt yesmalna yehwat ❤❤❤⛪️⛪️
@user-yh1bp5io7w
@user-yh1bp5io7w 21 день назад
አሜንአሜንአሜን👏👏👏
@yohannes2014
@yohannes2014 21 день назад
❤❤❤❤❤
@daniealzenawi5326
@daniealzenawi5326 21 день назад
ጽቡቅ ስራሕ ምስጋና ሃፍተይ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኺ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኽልኺ።
@merhawieshetu7103
@merhawieshetu7103 21 день назад
Amlaj xegeu yebzhalkum
@SelamBrhaneSelambrhane
@SelamBrhaneSelambrhane 21 день назад
Elllllll elllllll ellllll zmare malakti yesmalna amlak zmarekum ykebelelkum 🙏🙏🙏
@kidanetsegay2123
@kidanetsegay2123 21 день назад
anes mihleye befeqar amlakey Kemesgno ye ab mulue zemeney. Bmahla dikum tefqru. Anta getami gtmka astekakl. Net gobat hqoy goyta fewisley. Nsekemey kulu anagifu ftwey. Selamu hibuni elshaday amlakey. Kemesgno ye goytay ykbereley. Endabelks anes mihle ye bfqru.msgana bmahla koynu .anes amine ye bfqri amlakey entetkewn neyra mxebeqetlki .mahlan msganan bhade aykeydn u. Gtmka degimka raio arku.
@user-wd2ke4no5z
@user-wd2ke4no5z 21 день назад
@@kidanetsegay2123 Selam zikeberka hawey Gega Ridiet hizka aleka, kemey‘si eta gtmi „anes mihileye“ zeykonet „anes dihine‘ye bifekar Amlakey Kemesgino iye ab milue zemeney“ iya tibl. Nayti senay temenika mimkarkan mi እራምካን gn Egziabiher yekbirka🙏🏼
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 21 день назад
Zimare melaekti zitekebele egziabher amlakina zimarekum ykebelelkum nay agelgilot zemenkum ybarkelkumn yqedselkumin .
@zebibrezene4335
@zebibrezene4335 21 день назад
Aseyyy brukatey, amlak xegeu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤
@ZewdiGebremeskel
@ZewdiGebremeskel 21 день назад
Qal hiwet yesmalna xubukatey
@user-in1om9vf7i
@user-in1om9vf7i 21 день назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-yh1bp5io7w
@user-yh1bp5io7w 23 дня назад
አሜንአሜንአሜን👏👏👏
@SuziTesfay-qh8ge
@SuziTesfay-qh8ge Месяц назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመአልና ክብር ሓዉና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ዕድመ ይብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@robelgerezgiher4742
@robelgerezgiher4742 Месяц назад
tsbkti menefesawi gtmi
@gedamaxqku1451
@gedamaxqku1451 Месяц назад
ቃል ሂወት የስማዓል ክብር ሓውና
@Nebyat-dp2fi
@Nebyat-dp2fi Месяц назад
Qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey nay bihaki miharit eya Egziabiher xegue yebizihalikum kexiliwo
@user-kp8dr5ys1k
@user-kp8dr5ys1k Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Marry-of9dj
@Marry-of9dj Месяц назад
@fevenabraham9607
@fevenabraham9607 Месяц назад
ሰሃል ወጸሊ በኣንቲ ኣነ መልኣከ ሰላምነ መልኣከ ሰልምነ ኡራኤለ
@maazakiroshagosahned1450
@maazakiroshagosahned1450 Месяц назад
❤❤❤❤
@abrehaletsegay7519
@abrehaletsegay7519 2 месяца назад
ዕልልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ክብራት የሕዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HeroHermon
@HeroHermon 2 месяца назад
Aemn Aemn Aemn
@user-dc3hl4ee9j
@user-dc3hl4ee9j 2 месяца назад
ለባማተይ ❤😊 እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኹ ዞም አሕዋተይ
@hiwaen
@hiwaen 2 месяца назад
ጹሩያት ታእዮም ደስ ክብልኒ ክቡር ሰብ መጠን ነብሱ የክብረካ ኩቡር ሰብኣይ ሰበይቱ ደቁ ይፎቲይ ንሳ ዉን ትሕተኛ ጹርያተይ ልተባረክ ናብራ ይኩነልኩም
@hiwaen
@hiwaen 2 месяца назад
እግዛኣብሄር ዝበረከም ሰድራ እድሜ ጤና ይሃብኩም ምቁራት
@hiwaen
@hiwaen 2 месяца назад
😍😍😍😍
@hiwaen
@hiwaen 2 месяца назад
ደስ ትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራት❤
@Marry-of9dj
@Marry-of9dj 2 месяца назад
❤❤
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 месяца назад
ኣሰይይይ ፁርይ ዕዳመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩላትኩም
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 2 месяца назад
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ ዮብዘሐዮ ክቡራት ኣሕዋተይ 💞_
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 2 месяца назад
Amen Amen Amen Qal hiwet yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nu8qz1wm6v
@user-nu8qz1wm6v 3 месяца назад
ቃል ህይወት የስመዐና ማሃሪት እያ ቀፅሉሉ🥰
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 3 месяца назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልን ልባማት ሰድራ ኣሰይ ፍቅራተይ ፀጉኡ የብዘሐሕኩም ህዝበይ ሳኣን ምፍላጥ የጠፍ አሎ 😢
@Feleg-tv4bi
@Feleg-tv4bi 3 месяца назад
ዝማሬ መላእክት የስመዐና
@user-pl7xt6jg4r
@user-pl7xt6jg4r 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍
@ahferombasilwes9730
@ahferombasilwes9730 3 месяца назад
Amen (3) zimare melakiti yesmalina
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik 3 месяца назад
በሰመአብ ወወል ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ አሜን እስከ ንገርኒ ቀራንዮ ምድረ ጎልጎልታ ቀራንዮ ዝተሰቀለልኪ እቲ ልዑል ጎይታ እስኪ ንገርቲ እቲ ኩሉ ዐረታ ካብ ዝባን ይሁዳ ጀምርኪ ክሳብ ጎለጎልታ ካብ ረቡዕ ጀምርኪ ክሳብ ዓርቢ ካሳብ ዛዕለታ ገለባ በሊ ቀራንዮ ስለ ቲ ኩሉ ውዕለታ(2)😢 እዮሩ ሳለም እዮሩ ሳለም ነብያት እትጭፍልቂ እቲ ንጉስ ሰማይን ምድርን አባኪ ምስ ተወልደ ፍፁም ትጭነቂ ከርተት ተብልዮ ነቲ ጎይታ ሓቂ ከመይ ዝበለ ድፍረት እዩ ክንደይ ከ ትደርቂ(2)😢 ናብ እየሩ ሳለም ባዓብዪ ክብሪ ምስ ደየበ ብዝዓባ ሞትን ትንሳኤኡ ምስ ተዛረበ ካብአቶም ግን አይነበረን ዋላ ሓደ ዘድህበ(2)😢 ንሃወርያት ላአኮም አድጊ ምስ ገልገላ ፈትሖም ከፅኡ ምስልኡ ግን ነይሩ ናአዳም ምስ ደቁ ካብ ባርነት ነፃ ምውፅኡ አእማን ብታና ምስ ህፃናት ሆሳእና እናበሉ ከድምፁ ሰይጣን እትሩጉም ፅልእና ግን ስቅ አብሎም በለ ፍፅም ተረብፁ(2)
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik 3 месяца назад
ዓው ብዝበለ ድምፂ ነዝይስ ስቀሎ ንባርባን ግን ፍተሐዮ ጲላጦስ ግን በለ ብዓብዪ አድህዮ እንሆ በሉ ንባርባን ፈትሐዮ ነዝይ እውን አብ እድኩም እንሆ ህበዮ(2)😢 አብት አቤት አግባዝ አይሁድ ጀመሩ መርር መግረፍቲ ቀርቦቱ ቀልጦም መስንግሉ ካሳብ ዝረኤ ዘይ ገደፍሉ ዋላ ሓንቲ ዕንፀይቲ ዕፀ አስክሞም ከርተት ከብልዎ ምልእ ማዓልቲ(2)😢 አቲ ዕንፀይቲ ዕፅ ከመይልኪ ተሰቅልኪ አብ ዝባኑ ነባልባለ እሳት ዘይቅፀለኪ ከመይ ምካኑ ትብርሃን ገፁ እንብዛ ብመግረፍቲ ተደውኑ አብ መእከል ሸፋቱ ክሰቅልዎ ክንደይ ይጭክኑ(2)😢 ሳዓት 6ምስ ከነ ነብስን ስጋን ምፍልላይ ከይኑ አብየት እቲ ሽፍታ ተዘከረኒ እናበለ ክነብዕ አብ የማን ከይኑ አብየት እቲ ብፀጋም ዝነበረ ግን ፍፅም ተደፍኑ ነብሱ ዳአ ዘይድሕን አምላክ እንተ ከይኑ(2)😢 እቲ ብየማን ዝነበረ ግን ፅቡቅ መልስሉ አንሕናስ ባአበሰና እና እዝይ ዝረከብና ኩሉ ንሱስ አምላክ ወዲ አምላክ አበሳ ዘይብሉ አይሁድ አግባዝ ግን ክዳኑ ቀድዶም ዕጫ ክማቀሉ ሕጂ ተነበ ናበሉ ከላግፅሉ(2) ንዕኡ ሰቀልዎ ምስቶም ጋሓላሉ ነቲ ብርሃን ገፁ እንትፍታፍ እናገብርሉ አቲ ምድረ ጎልጋታ ከምይልኪ ክእልክዮ ነቲ ጎያታ ኩሉ ፀማእኩ ምስ በለስ መፅፅ ሓሙት አምፅእሉ ነቲ ክሎም ፍጥረታት ዝገዝእ ባአምላካዊ ቃሉ አብት ርጉማት አይሁድ አብት ክትንኩሉ ምሳልኡ ግን ነይሩ ሕብስቲ ህይወት ክህበና እሉ(2)
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik 3 месяца назад
ፃሓይ ፀልምታ ብርሃና ከይትህብ ከይትርኢ ዕራቆት ጎይታ ወርሒ እውን ደም ከነት ሓዝና ስለ ጎይታ እረ ምተቀደት ፍፅም ተከፍታ መጋረጃ ቤት መቅደስ አብ ክልተ ተተርተረ ብስቅለት ናይ ጎይታ ኮባክብቲ ረገፉ ፍፅም ናብ ማይዳ(2)😢
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik 3 месяца назад
ወይለየ ወይለየ በለ ዮዋሃንስ እቲ ፍቅረ ጎይታ ክሳብ ቀራንዮ ዝሳዓቦ ካሳብ ዘዓለታ እዝክሉ ከመይ ክእላቶ ድንግል አዶ ገይታ እስኪ ንገርኒ ቀራንዮ ምድረ ጎልገታ(2)😢 ድንግል ግን አይካአለትን ንብዓታ ክትክልክል ቅቅድምአ ወዳ እንከካባልል ወደየ ወደየ ክትብል አብ እግሪ መስቀሉ ከይና ዮዋሃንስ ፍቅረ እግዝእ ነበረ አብ ገና እንሆ ወድኪ በላ እትልዕል ጎይታና የዋሃንስ ተቀበለ አዶ ናይ ክላና(2)😢
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik 3 месяца назад
ቃል ክዳን አትይላ እትልዕል ጎይታና እታ አጥብያ ዘዕበየት ብሕቱም ድንግልና ቃልክዳና ዝተማህፀነ ክወርስ መንግስቲ አምላክና እግዚአብሔር ይመስገን አዶ ዛሃበና(2)❤ ያአክል በሊ ጎልጎልታ ደርብይዮ ኩሉ ሕጅስ ተረድእኒ ትዝፈሰሳ ደም ናዓይ ምካኑ ካብ ተረድእካስ መስቀልካ ሓዝ ጨብጥካ ንሱ እዩ አርማካ ንልቢ ክከነካ አብኡ ተሰቅሉ ብርሃን ዛሃበካ ካብ መእሰርቲ ሓጥያት ነፃ ዘውፀእካ(2) አብየት ቀራንዮ አብየት ቀራንዮ አነ ድኩም ሰብ አነ ዳአ አበይ እለዮ ሓደራካ ጎይታ ንዚ ተርር ልበይ አርህረህዮ(2)😢 ሃየስቲ አሕዋት ሕልናና ንውሰዶ ንቀራንዮ ውዕለታ ናይ ገይታስ በየናይ መልክዕ ክንዓዮ ባሓድነት ከይንና ንፀወዐዮ ዘርዝርካ አይውዳእን ወዕለት ቀራንዮ(2)😢 አሜን አሜን
@mulurom3315
@mulurom3315 3 месяца назад
❤❤❤❤🙏🙏🙏
@mulurom3315
@mulurom3315 3 месяца назад
ፅሩያት ዕድሙን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏❤❤❤❤❤
@mulurom3315
@mulurom3315 3 месяца назад
ኣሰይይይ ደሰ ከትብሉ ፍቅርክም ይብዘሐዩ እግዝብሕ ኣምላክ ❤❤❤❤❤