Тёмный

#Zaramedia 

Zara Media Network -ZMN
Подписаться 148 тыс.
Просмотров 68 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/s...
gofund.me/6229...
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Опубликовано:

 

27 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 320   
@Zaramedianet
@Zaramedianet 7 месяцев назад
Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@elizabethassefa957
@elizabethassefa957 7 месяцев назад
ስታሊን ጅግና ትግራዋይ አምላክ ይባርካ.ህዝብና ኩሉ ነገር ናይፀላእትና ተንኳል ይርድኦ እዩ.❤
@TTG-t3k
@TTG-t3k 7 месяцев назад
The Tigray people need to be together, stronger than ever
@jemalmohammed863
@jemalmohammed863 7 месяцев назад
ትግራዋይ ! ኽዝለ ፎተኻ ፀላኻ ለለካ መማረፂ ሓድነትኻ ምስጣም እዩ 🤝👍።
@ስልጣን-ኀ7ቘ
@ስልጣን-ኀ7ቘ 7 месяцев назад
ስታሊን ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ እንካዕ ደሓን መፃእኻ👍❤️
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 7 месяцев назад
ይገርማል እኔም እውነት መስሎኝ በጣም አዝኘ ነበር ብልጽግና በተንኳል ለሰይጣን ይበልጠዋል የትግራይ ባንዳዋች ልብ አድርጉ ትግራይ ተርባ አንተ ጠግበህ ልትበላ አይመምሰልህ ልብ አድርጉ እስታሊን በርታ ትግራይ እግዚአብሔር ከአንቺ ጋር ይሁን 🙏🙏🙏
@abrahagebreyohannis
@abrahagebreyohannis 7 месяцев назад
ምስትውዓል የድሊየና አሎ ሰነፉት ኢና ከብ ከፍ ዝበልናሉ አርሒቅና ምሕሳብ ይአብየና አሎ ሰታሊን ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@uthman9979
@uthman9979 7 месяцев назад
ተባይ ኣንተ ለኛ ተጨንቀህ ነው። ራስህን ቻል። ለትግራይ ልጆችዋ ኣለን።
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 7 месяцев назад
@@uthman9979 እግዚአብሔር ይቅር ይበልህ አርቀህ የማታስብ ነህ ንስሐ ግባ
@berndadesta9679
@berndadesta9679 21 день назад
@@uthman9979
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 20 дней назад
@@sentayobelay9805 የሻቢያ ጆሮ ጠቢ ነው እንደዚ እያሉ ኢትዮዺያውያን የሚያባሉን ያሉ ኣማራ መስሎ ትግራዋይን ይሰድባሉ ኦሮሞን መስሎ ኣማራን ይሰድባሉ ይህልጅ ኤርትራዊ ነው ኣቀዋለሁ ሲፈትሸው ፌስብኩ ኤርትራዊ ሻቢያ ነው ሻቢያ እንዳለው ኢትዮዺያን በታትነን ሳናፈርሳት ልንገዛት ኣንችልም ብሎ የተናገረው ባደባባይ ኢሰያስ እያደረገው ነው
@Dani-f3e
@Dani-f3e 7 месяцев назад
ንበረልና ሓውና ስታሊን ኣብጀነራል ምግበይ ዝግበር ፀለመ ናይ ፀላእትና መደብ እዩ
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 7 месяцев назад
ስታሊን እግዚኣብሄር ይሃብካ ነዚኣ ዘብራህካ ዝሓወይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ናይ ተጋሩ የሕዋትና! ህውሓት እንተዘይ ጠፌኤት ኢልካ ብምጽላም ቀጥቂጦም በሊዖም ምካን ምስ ኣበዪም ናብ ሰራዊት ኣትዮም ብጣዕሚ ልብካ ዝሰብር'ዩ። ታጋሩ የሕዋትና ኣብ ልብኩም እንተዘይ ተመሊስኩምን ሓድነትኩም እንተዘይ ኣደልዲልኩምን ተጣዒስኩም ኣብ ዘይትወጽሉ ጽንተት ክትወድቁ ኢኩም።
@selamtigray625
@selamtigray625 7 месяцев назад
ተጋሩ እንለብም።
@freybare5825
@freybare5825 7 месяцев назад
all Tigray people we have stuck as to years ago and we will win again ❤
@sabagebru6850
@sabagebru6850 7 месяцев назад
ውሽት ነው ተጋሩ አንዳታምኑ 🤑🤑🤑 ጠላ ቶቻችን የማይፍነቅሉ ት ድንጋይ የለም የ ት ግ ራ ይ ን ሕዝብ ለመከፍፍል tegaru united 💪❤️💛🥰we never been divided አግዚአብሔር አምላክ የትግራይን ሕዝብ ይባርክ አሜን 🙏🙏🙏
@letebrhantesfahuney1754
@letebrhantesfahuney1754 7 месяцев назад
ስታልን ጅግና ሽርሒ ብልፅግና ብደንቢ ጌርካ ፈሊጥካዮ አለኻ ጀጋኑ ወታደሬዊ መራሕቲ ተጋሩ ታርጌት ዝግበር ዘሎ ትግራይ ብዘይ መሪሕነት ንምትር ዝግበር ዘሎ ሽርሒእእዩ
@getayferdal8827
@getayferdal8827 7 месяцев назад
Migbey is a real Hero, forever. ❤❤❤❤
@hiluftigabu7492
@hiluftigabu7492 7 месяцев назад
እስታሊ ሓወይ እዚ ጀነራል ምግበይ ባዕሉ ቐሪቡ መብረሂ ክህበሉ ኣለዎ
@Fth1919
@Fth1919 7 месяцев назад
እዞምጀጋኑናዘፀሉሙ ዘለውስም ዝርዝር አውፅኻ ባክግራውንዶም ብምፅናዕ ምቅላዕህዝቢ ትግራይፀላእቱ ምኴኖምክፈልጥ ምግባር ካብ2ዓመትወራር አበይ ነይሮምእንታይሰሪሖምብንፅር አፅንዕ ብፃይ እስታሊን
@gebregiorgiskahssay2657
@gebregiorgiskahssay2657 7 месяцев назад
ህወሓት ፈሊካ ዝውቀዐሉ ምክንያት ግልፂ እዩ:: ድሕሪ ህወሓት ድማ ህዝቢ ትግራየ ብድሕረኡ ይዝበጥ!!!!
@GenetGmedhinAmbaye
@GenetGmedhinAmbaye 7 месяцев назад
የቅንየልና ሰታሊን ለባም ቀፅለሉ❤
@sabagebru6850
@sabagebru6850 7 месяцев назад
Good job Stalin 🙏❤️💛💪🥰
@TesfayHailu-h9d
@TesfayHailu-h9d 6 месяцев назад
You are hero patriot Tigraway keep it up your golden stragle to your mother land Tigray
@gebretinsae-z3c
@gebretinsae-z3c 7 месяцев назад
በቢ ዘመኑ ተጋሩ ክንመሃረሉ ዘይከኣልና መጋበርያ ፀላእቲ ምኻን ታሪኽና ታኮ እንገብረሉ ኣጋጣሚ ካብዚ ሐዚ እዋን ንላዕሊ ግዘ የለን፡፡
@سلاماثيوبي
@سلاماثيوبي 7 месяцев назад
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 7 месяцев назад
ኣነሲ እዛ ዝልጥፍዋ ዘለው ናይ ጀነራል ምግበይ ዝተቐረጸት ዘረባ ቅድሚ7ወርሒ 4ደቒቓ እያ ከምዚ ኻዓ ትብል"ኣብ ሂወተይ ሰለማዊ ሰልፊ ዝገብር ወታደር/ተጋደላይ ርኤን ሰሚዐን ኣይፈልጥን ኣነ'ውን ሰልፊ ዝወጽእ ሰራዊት ኣይመርሕን።!!🤞ዘለኩም ጸገም እፈልጥ ግን ድማ ሕግን ኣሰራራሓን ኣለዎ ርግእ በሉ"እያ ትብል።እዞም/ዘን ኣሓት ኣሕዋት ትም ኡልኩ ሽርሒ ጸለእቲ ኣይተሳስዩበጃኻትኩም ሽክና ርእስኹም ኣስርሕዎ።።!!👌
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 7 месяцев назад
ጀነራል ምግበይ ሀይሌ ናይ አጋአዚ መራሓ ክፍሎጦር እንዳሀለወ ብጣአሚ ጢኡይ ቀኑእ እዩ እዛም ባንዳታት ዲቂ ተጋደሊቲ ዒና እንዳ በሉ ዛም ሰርቅቲ ድርባያት ወላዳምውን ብቂም ንህወሓት ዘፂሊሙ ዘለው እዛም ባንዳታት ዲቃሉ ሰረቅቲ አብ ትግራይ ዘለኩም አክቲቪስት ድርባያት ድቃሉ ተዓገሱ ነበራየ ነበረ ከይቲኮኑ ካሊእ እስታሊን ምግይ ጀግና እዩ ነዛም ናይ ኦሆዴድ ባንዳታት ካሀድቲ ምርኮኛታት ኮብኪቡ አደስ አበባ ዘአተወን ማሪኩ ናብ ሰልጣን ዘብቀዓ ጀግና ውላድ ህዝቢ ትግራይ እዩ ምግብይ ንህይወቱ ከይሰሰዓ ትግራይ አነ እንዳሀለኩ ምት ይሓሸኒ ዒሉ ተቃሊሱ ንብልፅግ ደኮዐኮዐ ዘበለ ናይ ዝዘመን ጀግና እዩ ።
@almazadamu9175
@almazadamu9175 7 месяцев назад
የቀንየልና እዜ ኢና ንደልይ ብጣዕሜ ደስ ዝብል እዩ እዛም እብ ማእኽልና እትዩም ተጋሮ ዝመስሉ ደቄሉ ወይ ደማ ናይ ገንዝብ ዕሱባት ዝካእል እንተኻይኖ በመረጃ ማስረጃ ተትቃለዑ ፁብቅ ነይሮ ንምታይ ንህዝብ ትግራይ ዛሕዝቡ መሴላም ንቡዙሑት ተጋሮ ስለዛደናግሮ እዜ ደማ ናይ ተጋሮ ሕደነት ዝበታትን ዛደኽምን ስለዝኻነ ፍተዌናን ፀላእትናን ንክንመምይ ይሕግዘና እዩ እም እዛም ዕስብት እዜኣም ደም ንህዝብ ጉልባባ ገሪም ስለ ዝክፍፍለና ዘለው እብዜ ተቀሪባም ግን ፁቡቅ እዩ
@BelayGmedhine
@BelayGmedhine 7 месяцев назад
ትግራይ መስምያ ጆሮ የላትም መርየቱ በአስቸኻይ ይመለስ
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 7 месяцев назад
ተጋሩ ኩሉኻ ናብ ሓደ ስጠም ንዓና ንምክፋል ብዙሕ ክስራሕ እዩ እዝኩሉ መስዋእቲ ተኸፊሉ ብዋዛ ፈዛዛ ብልጽግናን ህግደፍን ፋኖን ከይጥቀሙልና ንጠንቀቕ መራሕቲ ትግራይ ብልቦና ነቒሕኩም ሓዝዎ ጆኖሳይድ ትግራይ 💔💔💔😭😭😭
@AlemGidey-y9j
@AlemGidey-y9j 7 месяцев назад
ኣንታ ጅግና ኣጆካ ከሚዚ ገይርካ ፈልፍልካ ሽሪሒ ፀላእትና መዚዝካኣውፅኣዮ ጅግና ኣያና ጀነራል ምግበ ሃይለ ስም ንምጥፋእ ዝግበር ፀለመ ኣቃልዓዮም ይ
@MebeeWelday
@MebeeWelday 7 месяцев назад
ጀጋኑ ወይም ጅግና ምግብ ንምውቃስ ሞላር የለዎም።❤❤❤❤
@efremhaile3632
@efremhaile3632 7 месяцев назад
ብጣዕሚ ንህዝብና ዝጠቅም መደረ ሳይንሳዊ መደረ እዩ ❤
@yohannes5408
@yohannes5408 7 месяцев назад
Keep going hawina stalin። ጀጋኑ መራህቲ ሰራዊት ትግራይ ብዙህ መስጋና ይግብኦም
@sesenberhe4440
@sesenberhe4440 7 месяцев назад
Selma Selma do our brother
@almaz.8056
@almaz.8056 7 месяцев назад
We love all heroes ❤ Good job 👏
@HagosBelay
@HagosBelay 7 месяцев назад
ፀሊኤካ እዩ አነ ድምፂ ዘድልዮ ህዝቢ ትግራይ እናሃለወኻ አምሓሩ ን ፋና ምሽቅባጥ ጀሚሩ ስምዓዮ ኢሎምኒ።
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 7 месяцев назад
እዚኦም ተጋደልትሲ ፅንዓቶምን ውፍይነቶምን ሓልዮቶምን መዘና ዘይብሉ፤ ንህዝቢ ትግራይ ረዚን ውህብቶ ዘበርከቱ ኣያታትና ኽብሪን ፍቅርን ይግብኦም እዩ!ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤
@ExcitedCakeSlice-jr5rm
@ExcitedCakeSlice-jr5rm 7 месяцев назад
ይመችካ ይዓኪ
@fantayegebremariam8349
@fantayegebremariam8349 7 месяцев назад
ትክክል አባሃህላ እዩ
@Akomሓደራአለኒ
@Akomሓደራአለኒ 7 месяцев назад
ሰታሊን ድምፂ ውፁዓት ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Ademrose90
@Ademrose90 7 месяцев назад
Life without tigraians is impossible
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@trhashagos216
@trhashagos216 7 месяцев назад
Thanks
@abebagebretsadik8888
@abebagebretsadik8888 7 месяцев назад
ምግበይ ዓይኒ ትግራይ እዩ ❤️💛❤️
@GerageraGeragera-vp1bl
@GerageraGeragera-vp1bl 2 месяца назад
ስ።❤
@sangade9427
@sangade9427 7 месяцев назад
Tigrai cannot heal by externalizing all problems. We should look at our internal problems.
@FanoKures-oy7ps
@FanoKures-oy7ps 7 месяцев назад
ጂግና ሓዉና እንካዕ ዳሕና መፀአኻ
@gigiandom1771
@gigiandom1771 7 месяцев назад
Stalin jigna berta berta yetigrai enku lij❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@atsion7214
@atsion7214 7 месяцев назад
የአብይ ሥራ ነው እናመሰግነለን ስታሊን
@abebagebretsadik8888
@abebagebretsadik8888 7 месяцев назад
ጀነራላት ትግራይ ዋሕስ ሂወትና እዮም ማንም ክፀርፎም ክንፈቅድ የብልናይ መራሕቲ ህወሓት ግና ለማሳት ህረፍ ስልጣን ላዕበዶም ገበነኛታት እዮም።
@HalefomM
@HalefomM 7 месяцев назад
ውለታ ኣይንፈልጥን ታሪክ ናረሳዕና ባዕልና ልባዕልና ናተባላዕና ንነብር ዋይ ውርደት
@gerehaile2737
@gerehaile2737 7 месяцев назад
Thanks Stalin ኣብዚታት ኣብ ምስራሕ ድኽመት ኣሎ
@Paylza
@Paylza 7 месяцев назад
Bwladka thagos estaliney bertei ajeka💊💊💊💊💊
@mashogher
@mashogher 7 месяцев назад
መስመር ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዘልኣለማዊ ዘይፍታሕ ስጡም ዕጥቂ ህዝቢ ትግራይ እዩ ። ። ። ። ህወሓት ህዝቢ እዩ መሰረቱ ከም ፌስታል ብንፋስ ዝመፁ ኣይኮነን ።
@genetmelkam435
@genetmelkam435 7 месяцев назад
Haki yehabeka Stalin ❤
@Samualmesele
@Samualmesele 7 месяцев назад
ትክክል እስታሊን ቀፅለሉ
@Wahismai
@Wahismai 7 месяцев назад
ስታሊን 👌👌👌👍
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 7 месяцев назад
ኣንፃር ጀነራላትና ፀለመ ዝገበረ ባንዳ ወይልኡ።
@HiwotGebreegziabher
@HiwotGebreegziabher 7 месяцев назад
ህዝቢ ትግራይ ብዘይ መራሒ ንምትራፍ ባንዳታት ይሰርሑ አለው ትግራዋይ ግን ካብሕሉፍ አይመሃርን
@Abebagyohans
@Abebagyohans 7 месяцев назад
You are right.❤❤❤❤
@abelgebremedhn8545
@abelgebremedhn8545 7 месяцев назад
ሚዛን ኣይሓለካን እቲ ዝገበሮ ፅቡቅ ከም ዘሎ ኮይኑ እቲ ዝበሎ ግን ፍፁም ጌጋ እዩ ንዕቀት እዩ ክድገም የብሉ።ይቅርታ ቡቁዕ ግብረ መልሲ ኤዩ። ከምቲ ትብሎ ዘለካ ግን ዓፈና እዩ ኣዮካ ሰረዊት ዝበለ ህዝቢ እምበር ባንዳታት እማ ተጋደላይ ምስቃዩ ኣይገደሰሙን ።
@HiwotGebreegziabher
@HiwotGebreegziabher 7 месяцев назад
እስታሊን ባንዳ ትግራዋይ በዚሑ ምግበይ ጅግናና እዩ
@SarahSarah-nv2gk
@SarahSarah-nv2gk 7 месяцев назад
ጀግኗ.ዕደመን.ጧዖኗ.ይሀብካ
@yemanehaile6892
@yemanehaile6892 7 месяцев назад
ተጋሩ ኣስተውዕሉ ልቢ ግበሩ እንዳ ሻዕብያን ብልፅግናን ብባንዳታት ተጋሩ ንኽብዶም ዛሓደሩ ስሮሖም ይገብሩ ኣለዉ ጀ/ል ምግበይ እኮ ሰብ እዩ ክጋገ ይኽእል ግን በዚ ፀላእቲ ንተጋሩ ነኒርእስና ከባልዑና ናይ ጀነራል ምግበይ ጅግንነት መለዒ እዙይ እዩ?
@KAHSAYGKIDAN-f9d
@KAHSAYGKIDAN-f9d 7 месяцев назад
እስታሊንጅግናተጋዳላይናትና
@ለምንይዋሻል
@ለምንይዋሻል 7 месяцев назад
ሓደ ዝረኸብኹኻ ምሩጽ ትግራዋይ ጋዜጠኛ ኢኻ። ምኽንያታዊን በዓል ጎልን ጋዜጠኛ። በርትዕ!
@SaadaMahmmed
@SaadaMahmmed 7 месяцев назад
እስታልን. ረቢይ. አሎ. እዝኦም. ሀለዉለዉ. ይበሉ. ምግበይ. ጀግናና. እዩ. ሐለፍት. ረቢይ. ይሐልዎም. ወያኔ. ትንበረልና. ትግራይ. ልቅድሚት. ትግራይ. ትስእር. አየና. ተጋርዋንይ
@weldekirosmiruts9887
@weldekirosmiruts9887 7 месяцев назад
እስታሊን ኣብ ሰራዊት ትግራይ ሽግር ክህልው ይኽእልዩ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣይኮነን ዝግባእ ትኩረት ይውሃብ ካብኡ ሓሊፉ ትግራይ ነቅድም።
@habtomdse4584
@habtomdse4584 7 месяцев назад
እስቴ በርትዕ
@LuelGeberemdhin
@LuelGeberemdhin 7 месяцев назад
PEOPLE WILL TALK BEHIND YOUR BACK . DONT WORRY. THEY ARE BEHIND FOR A REASON
@tesfayeberhe8590
@tesfayeberhe8590 7 месяцев назад
ህውሃት 17 ዓመት በጠራ መስመር ታግሎ አታግሎ ኢትዮጵያ የምትባልን ከሀዲ ሀገር ጭምር በዓለም በድህነት እና በችጋር የምትታወቀውን ሀገር ከዚህ ሁሉ ውርደት ወጥታ በዓለም በፍጥነት ማደግ ላይ ከሚገኙ 05 ሀገሮች አንዶ ያደረግ በቀላሉ ሊተካ የማይችል መሰረቱ " ህዝብ " የሆነ ድርጅት ነው መስመርዩ ሀይልና ‼️ 💪💪💪💪💖💖💖💖🙏🙏🙏
@Makdi-e6r
@Makdi-e6r 7 месяцев назад
ከሀዲ እንተ ናችሁ ችጋራም መርዝ ተገንጥሎ 💀💀💀
@brhanhailu1143
@brhanhailu1143 7 месяцев назад
እስታሊን ሓወይ ናይ ትግራይ ባንዳ ፉልያት እዩም ዞም ካሓድቲ ሸየጥቲ ዓዶም ኣዲኦም እና ኣሓቶም ዝሽጡ
@fesehahailu8229
@fesehahailu8229 7 месяцев назад
ሰላም እስታሊ ሓውና አንበሳ ድምፂ ሕዝብካ ምካንካ አቢ ክብሪ አለና ቀፅልለሉ ❤❤❤
@efremhaile3632
@efremhaile3632 7 месяцев назад
ወተሃደር ሰላማዊ ስልፊ ኣይገብርን እዩ ሰለማዊ ሰልፊ ብዓለማዊ ሕጊ ክልኩል እዩ ሰራዊት ስልፊ እንተጌሩ ክርሸን ጥራይ እዩ ዘግባእ ስንኩላትና ክብርኹም ኣይተጉድሉ
@KAHSAYGKIDAN-f9d
@KAHSAYGKIDAN-f9d 7 месяцев назад
❤ጅግናቀፅለሉ
@AdwaSoloda
@AdwaSoloda 7 месяцев назад
አንታ እዚኦም ሰባት አይኮኑን
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 7 месяцев назад
ሂዚቢ ትግራይ እዉነ ተጋደልቲ ትግራይ እዉን አብትግራይ ዘለኩም ከሪሳማት ንምንም አይከነን እትብጹብጹ ዘለኩም ናይ ብልዒግና ተላአአኪቲ ብገንዘብ ተቀቢልኩም ትግራይን ሂዚቢ ትግራይን ንምጢፋእ እዩ እንበር ጀነራላት ትግራይ ሲም ንምጢፋእ እንበር ናይ አቢዪተላአአኪቲ እኩም 🙏🙏🙏🙏🙏ሂዚቢ🙏 ትግራይ ምንቃህ የድልየካ ንቃህ ንቃህ🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌👌💊💊💊💊
@gebregiorgiskahssay2657
@gebregiorgiskahssay2657 7 месяцев назад
መራሕቲ እስልምና አትዮፕያ ንምሉእ ትግራዋይ ንክጭፍጨፍ ሰራዊት ኢትዮፕያ መሪቃ ልኢካ እነሃለወት ሸሊኻ ምስ ምክርቤት እስላም ትግራይ ዕርቂ ፈፂመ ኣለኹ እንትትብል ብዘይፍላጥ ይኹን ብፍላጥ እኒ ወዲ ያሕያ እውን ብድምፀ ወያነ የጋውሕዎ ኣለዉ :: እኒ መሓመድ ካሕሳይ ድማ ህዝቢ ትግራይ ረሲዖም ብዛዕባ በጀት የውግዑ ጀሚሮም ኣለዉ ከምኡ ክከውን የብሉን ዋላ ዕርቂ ይኹን መራሕቲ እስልምና ኢተዮፕያ ንኦርቶዶክስ ይኹን ን ካቶሊክን ካሊእን ንክጉዳእ ዝፈጸመቶ በደል መዓስ ይቅርታ ሓቲታ እያ መሬት ትግራይ ኣንዳዕዲዓ ክትረግፅ ዝፍቀደላ!!!
@Mesrakteka
@Mesrakteka 7 месяцев назад
ደቃ ሰብ እዮም ከም ባርያ ፈቆዶ በረካ ከርተት እሎም እዮም።መብቶም እዮም ሰለማዊ ሰልፊ ምውፃእ ምክናያቱ አሕዋትና ፈቀድኡ ከርተት እሎም ጠምዮም ከይዶም ተባህሎም እዮም ። ሰለዚ ካብ ታሕቲ ክፍተሸ ዘሎዎ ምክናያቱ ችግርዘሎ አብኡ እዩ።
@ElLOHIEELOHIE
@ElLOHIEELOHIE 7 месяцев назад
ዘተ ንብራኸ ትግራይ፥ ንህዝቢ ትግራይ ጸላእቲ ከምዝበዝሕዎ ዝገበረ ካብ ብዙሓት ኣገጣሚታት ሓደ እዩ። ዉጽኢት ናይዚ ናይ ጽልኢ ስብከት ድማ ተወሳኺ ሓደ ሚልዮን ደም ንጹሃት ከይሓተና ይፈርሕ። ንሕና ተጋሩ ንዛረብ ንፍክር ንሶም መጽዮም ይጭፍጭፉና።
@kibromniguse
@kibromniguse 7 месяцев назад
ትወጋሪ
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 7 месяцев назад
ስታሊን ጅግና ኢ😢ኻ ናይ ትግራይ ህዝብ'ዉን ሓበን ኢኻ ብጣዕሚ'የ ዝፈትወካ ይኹን ደኣምበር ምግበይ ኣብዘይ ምልከቶ ናይ ህወሓት ጠበቓ ብሙዃን ድሕሪ ዓወት ሰነ ጣምራ መንግስቲ ከይምስረትን ብሓደ ጉጅለ ናይ ሙሉእ ህዝብ ዕጫ ፋንታ ወሳኒት ንክትከዉን ዘኽኣለ ብሙዃኑ ቡዙሕ ሰብ ኣሕዚኑ ኢዩ።ዝደለየ ጅግና ይኹን ኣብ ዘረብኡ ክጥንቀቕ ይግበኦ።ኣነ ከም ኣነ ህወሓት ክዕረ ዘይኽእል ስማ ስለ ዝጠፍአ ወይም ስማ ክትቐይር ኣለዋ እንተዘይለ ህዝብ ትግራይ ተማላሊኣቶ ከይትጠፍእ እፈርሕ ኢየ።
@ElLOHIEELOHIE
@ElLOHIEELOHIE 7 месяцев назад
ኣይትጋገ እስታሊን። ኣነ ናብ ገለ ገለ ካብቶም ኣባላት TDF ደዊለ ረኪበዮም ኔረ። ምግበይ ሰልፊ ብምክያዶም ተቖጢዑ ከም ዝተዛረቦም ነጊሩኒ።
@RgbeyHagos
@RgbeyHagos 7 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AbebeAbraha-q4x
@AbebeAbraha-q4x 7 месяцев назад
ስታሊን በርትዕ ሓገዝትኻዉን አብዝሕ ህዝብዉን ብማስረጃ እምቀር ብስሚዒት አይትመራሕ ለብም
@Ademrose90
@Ademrose90 7 месяцев назад
Stalin, dear brother, what you said about tigrai, everything is true 👍 👏 ❤❤
@almazgiday9935
@almazgiday9935 7 месяцев назад
ስታሊን ሰላም ዝሐወይ ናይ እዚኦም ግርም እዩ ዝብል ምግበይ ጅግና አቦና አያና ሐውና እዩ እቲ ትግራዋይ ህዝቢ ከይታለል ሐደራ ንወያነ ሕውሐትን የሕሊፍና አንሃብ እዚኦም እኮ ዕድሚኦም ሙሉእ ዝተቃለሱ ዝደከሙ ዝሐለፈ እባ አንረስዕ ህዝብና ልቢ ንግበር ሐደ ልቢ ንኩን ከምቲ መጀመርያ ንጠክር እዞም ፀላእትና ቡኩሉ እዮም ዝፍትንና ዘለው አብ ማእከል ዓድና ኮይኖም ይሰርሑልና አለው ትግራዋይ ዓይንካ ንቃሕ አነ ዝገርመኒ ዘሕርቀኒ እዚ ወዲ ራያን ተስፋይ ዝተባሀለን ሐቲ እውን አላ ጋል ራያ ትፃረፍ ስዲ ካሐዲት ዝኮነት ሽማ አይሐዝኩዋን ሐመድ ንዓዱ አብትግራይ ክንጅምር ኢና ኢላ ነይራ ቅድሚ ሕጂ ስዲ ባዳ ካሐዲት ልእክቲ ናይ ፀላእትና ትከውን እያ ውሻ ንዓዳን ንህዝባን ትሐሊ እተኮይና ልቢ ትግበር ትግበር ተጋሩ አጆና ሐደ ልቢ ንኩን አንትዓሾ ሐደራ ሐደራ
@Mnya-t9x
@Mnya-t9x 7 месяцев назад
Stalin❤
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 7 месяцев назад
@Abyel 1) "ግዝኣትናን ህዝብናን ኣብ ኢድ ፀላኢ ከሎ...." ዶስ "ግዝአትና ህዝብና አብ ኢድ ፀላኢ ኮኑ" ? !2) "ኣይከኣልን" ዶስ "አይካአልን" ?
@LuelGeberemdhin
@LuelGeberemdhin 7 месяцев назад
TEGARUNA BEJAKUM BHADE LEBE KUNA HADENETENA NETENKER
@Haylewedimhrey
@Haylewedimhrey 7 месяцев назад
እታስታሊን እንኳዕ ደሓን መፃእካ ፁቡቁ ትንታነ እዩ ፀላእትና ሓድነትና ከፍሩሱ ዓቀብን ቁልቁልን ይብሉ ኣለዉ ንጠንቀቅ ጀነራል ምግበይ እውን መብርሂ ክህበላ ኣለዎ ጀጋኑና ሕክምና ክረክቡ ኣለዎም ቀንዲ ክስረሐሉ ዘለዎ ናይ tdf እዩ👌
@efremhaile3632
@efremhaile3632 7 месяцев назад
እስታሊን ክብሪ ይሃብካ
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 7 месяцев назад
Ab tigray eko bandatatn tselaetn eyom bezhima zelewu
@efremhaile3632
@efremhaile3632 7 месяцев назад
እዞም ሃደምቲ ግን ንመራሕትና ንምቅላል ብዉድባት ተላኢኾም ዝገብርዎ እዮም
@tekeleyeggorgoies2990
@tekeleyeggorgoies2990 7 месяцев назад
Henok Ony ዝበሃል እዩ ዘውለብልብ ዝነበረ።
@AryaFry-ii7ir
@AryaFry-ii7ir 2 месяца назад
Hesawiy aethfribka
@berihufrehiwet-dj9fl
@berihufrehiwet-dj9fl 7 месяцев назад
ናይ ቀደም ዝነበረ ሽግር ሐዚ ተቀበልዎ ኢልካ ዘረባ ላግጺ ኢዩ ትግራይ ብስርዓትን ብሕግን ክትምራሕ አለዎ ሰረቅትን ቀንጸልትን ዝዑንዱሩላ ትግራይ ክትህሉዉ አይንፈቅድን
@HayleGebrejewergis
@HayleGebrejewergis 7 месяцев назад
Wuguatyomhasayi
@bahtatesfazgi4031
@bahtatesfazgi4031 7 месяцев назад
ስታሊን ብሓቅ ከመስግነካ ይፈቱ ምኽንያቱ ናይ ትግራይ ጉዳይ ኣብርሂካልና ግን (ኣይትደንጉየና ኢኻ)
@TsgieGrmay
@TsgieGrmay 7 месяцев назад
ሰለምካ ይብዛሕ ስታሊን ቀፅለለሉ
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay 23 дня назад
እስታሊን አይትጋገ ጌታቾው አብዛ ናይ ግዚያዊ መንግቲ ግዜ ሐንቲ ማዓልቲ ሐቂ ተዛሪቡ አይፈልጥን ። ኩላ ዓቅሙ ህወሐት ንምጥፋእ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ።
@MulubirhanYikunom
@MulubirhanYikunom 7 месяцев назад
Ere beyzakum hezbi aytewedeu hezbi tegray selaeti alewewo gen aykem hewahten
@SarahSarah-nv2gk
@SarahSarah-nv2gk 7 месяцев назад
yes.stlin.gGan
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 7 месяцев назад
ትኽክል ኢኻ
@WeyniTsehaye
@WeyniTsehaye 7 месяцев назад
Stalin jgna ❤❤❤❤
Далее
Barno
00:22
Просмотров 435 тыс.
История Hamster Kombat ⚡️ Hamster Academy
04:14
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 27 ( BY BRUNO )
45:35
Barno
00:22
Просмотров 435 тыс.