Тёмный

#Zaramedia 

Zara Media Network -ZMN
Подписаться 134 тыс.
Просмотров 15 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @zaramedianet
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/support-zara-med...
gofund.me/6229ecd0
#Zaramedia #ZaraTigray #Ethiopia #Amhara #Eritrea

Развлечения

Опубликовано:

 

9 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 51   
@Zaramedianet
@Zaramedianet 18 дней назад
Subscribe, share, like, comment. Zelle/cashapp -571-622-8891 Join monthly membership donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/6229ecd0
@nebiyattesfaye3442
@nebiyattesfaye3442 17 дней назад
hdd3è
@vvg5520
@vvg5520 18 дней назад
ስታሌን ሓደ ሓደ ግዜ ይነቅፈኻ እየ ሓደ ሓደ ጌዜ ድማ ተሐጉሰኒ ኢካ ብዝክነ ቀፅለሉ ብፍላይ አብ ተመዛበልቲ ወገናትና አትኩርካ ስራሕ ማራ እዮም ተሸጊሮም ዘለዉ😢😊
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 17 дней назад
እስታልን ሕጂ ግርም ክምዝይ እዩ ዘጥዕመልካ ዝሐወይ ጅግና 🎉❤🎉
@user-td4xn8ex9c
@user-td4xn8ex9c 17 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pt2oc2hf8l
@user-pt2oc2hf8l 17 дней назад
እንካዕ ናብ መበል 44 ዓመት አብፃሓና 👍👍👍
@user-xz9rj6mo9i
@user-xz9rj6mo9i 18 дней назад
❤❤❤❤❤
@GebrehiwtNigus
@GebrehiwtNigus 18 дней назад
❤❤❤
@Judicious3
@Judicious3 17 дней назад
It would have been great if Tegaru in DMV organize a demonstration in front of the UN & the State Dept to help raise awareness about the plight of our ppl in the Sudan. 🙏
@tigistberhe6424
@tigistberhe6424 18 дней назад
❤❤❤❤🙏❤️🙏👏👋❤️💕🙏💛🙏👏👋❤️👋👏
@tigistdagnew4392
@tigistdagnew4392 17 дней назад
i remember listening to it when i was in Addis during Derge and i specially remember when they announced about entering the city of Addis Abeba
@leteberhanabraha6932
@leteberhanabraha6932 17 дней назад
ትግራይ ብዘሕዝን መልክኡ አብ አቅሚ ዘይብሎምን ንሕዝቢ ሓልዬት ዘይብሎምን ኢድ እያ ወዲቃ እቶም አብሓላፍነት ዘለው ኩሎም ከልግሱን ንዝስርሕ ስብ ከረክቡን እዩ ዘለዎም ካብ ፀላኢ ንላእሊ ብቱምምሕዳር ዝባሓል ዝበፅሖ ዘሎ ሽግርን መክራን ሕዝቢ መሪሪዎ ስንስን ኢሉ መንእሰይ ሓጥ ኢሉ ይጠፍእን ፎቆዶ ይመውትን ኣሎ መራሕቲ ትግራይ ከ አብዛሓድርዎ ባእሎም ይፈልጥዎ እዬም ሓልዬት ሕዝቢ እናጨነቀም መፍትሒ ክደልዩ ዘይኩኑስ አብ ውልቀ ሕቱኽቱኾም እዬም ዘለው እሞ ያኣክል ክባሓሉ አለዎም
@user-tx3qt3pg4z
@user-tx3qt3pg4z 17 дней назад
Atlanta zeykednas bekemey kenedeg nekel te nay Tigrai t-shirt kalien
@girmaytesema7474
@girmaytesema7474 17 дней назад
💝💝💝
@destagebremariam-mq7ob
@destagebremariam-mq7ob 17 дней назад
እሞ ናብ ትግራይ እውን ለኣኩልና እኩም እቲ ናይ ትግራይ
@user-xz9rj6mo9i
@user-xz9rj6mo9i 18 дней назад
8:36 8:39 8:39 8:39 8:40
@kinfesahilu3585
@kinfesahilu3585 17 дней назад
ምሕናቕ
@BirhaneGalaxy-t6z
@BirhaneGalaxy-t6z 17 дней назад
ምዕምፃፅ
@user-xz9rj6mo9i
@user-xz9rj6mo9i 18 дней назад
🙏🙏🙏🙏
@GeberMekonon
@GeberMekonon 17 дней назад
ኣቀዲሞም ተጋሩ ኢና ዝብሉ ሓድሓደ ተጋሩ ተጋሩ ንሱዳን ሰራዊት ሱዳን ይሕግዙ እዮም ኢሎም ቅድሚ ወርሒ ተዛሪቦም ነሮም እዙይ ዝበሉ ተጋሩ ብታሪኽ ክሕተቱ እዮም
@vvg5520
@vvg5520 17 дней назад
ቱ ሓማስየን
@yidnekachewharegot6299
@yidnekachewharegot6299 17 дней назад
ሃንግ (ክትራን)
@merytigraweyti
@merytigraweyti 17 дней назад
stalin long live our hero💛❤💛❤✊✊
@GebrehiwtNigus
@GebrehiwtNigus 18 дней назад
Keep it up
@user-rw4nu5wx5j
@user-rw4nu5wx5j 17 дней назад
እዋይተጋሩክትሕሱካበይክወፅእስራዊትኤርትራካብዓዶምሕልሚሐቂተዛረብክሐልፍልኩም
@HamerTube-Geez
@HamerTube-Geez 17 дней назад
ትኹረት ሰድራ ስዉእ። ሰድራ ገድሊ። አብ ሕክምና ዘለዉ ጀጋኑ ተጋደልቲ ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘሎ ኘሮግራም ምሰራሕ የድሊ ሰተሊን ኩበር ሓዉና
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 17 дней назад
But isnt going back to the pre status of 2021 means to reinstate them as they where
@WdasseTube
@WdasseTube 17 дней назад
🎉stalin ሽኮር
@berhaneghebru1105
@berhaneghebru1105 17 дней назад
ምክታር
@milliontareke6728
@milliontareke6728 18 дней назад
You need to reform your TPLF please don't complain to mache
@habtomtewelde7644
@habtomtewelde7644 17 дней назад
ምኽታር ፥ ምጭዋይ
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 17 дней назад
እቲ ወለዶ ህይወቱ ክህብ ሰይሰሰዐ መሬት ትግራይ ንክረክብ ገንዘብ ዘለዎን ዘይብሉን መለክኢ ክኸውን ኣይግባዕን ካብ ንስደት ንደፍኦ ወይ ስራሕ ፍጠሩሉ ወይመሬት ሂብኩም መነባብሮኡ ክመርሕ ኣኽዕልዎ ዓዱ እንድዩ ናበይ ክኸድ!!
@abebakebede1270
@abebakebede1270 18 дней назад
ሓቂ እዩ።
@EphramHiymanot
@EphramHiymanot 17 дней назад
ሓደ ነገር ክነግረካ ሀንግ ከግብር ዘሎ መን ልማደኛታት ከም ዘልቀው ወይኑ እቲ ፍሉይ ሓይሊ ዝነበረ ፀጥታ ትግራይ ክተክብሩ ተባሂሎም ካብ ፌደራል ፖሊስ ይኩን መከላከያ ናብ ትግራይ ኬይዶም በዝተፈላለየ ምክንያት ናብ ስራዊት ትግራይ ዘይተቀላቀሉ እና ካብ ስራዊት ተመለስቲ ከምዝሳተፉ ክነግረካ ይፈቱ መፍቲሕኡ ድማ እዞም ስባት ቤተሰብ ዘለዎም ስለ ዝኮኑ መንግስቲ ጉብእ ትኩረት ሂቡ ክሰርሐሉ ይግባእ እንተናኣሰ ናብ ስርሖም ምምላስ እንተዘይኮይኑ አብ ቅድሜና ከቢድ ሓደጋ ከም ዘሎ ይስመዐኒ
@kisanetteazazu1530
@kisanetteazazu1530 17 дней назад
Mihnaq ketri
@user-tx3qt3pg4z
@user-tx3qt3pg4z 17 дней назад
Dimts Weyane zetemesretelu wana mekneyat shwu Shabia natu ketekemu endeher delikum zebelkukum geberu selezebelom eyu shewu woyani enbi elu nay baelu DW atayeshu
@user-lk4cq7fo8f
@user-lk4cq7fo8f 17 дней назад
እቲ መሬት ወረራ ሐዚውን ካብቲ ዝነበሮ ገዲድዎ ይርከብ ፡
@user-re5hv9nz3d
@user-re5hv9nz3d 17 дней назад
ግርም ቃተኛ ስሙ ናይ ጦቢያ (ኣምሒር)ደርፍኦም ናይ ኤርጥሪያ (ናይ ሻዕቢያ) ብኽልተ ኻራ ምብላዕ ማለት ከምዚ እዩ
@asefaw4345
@asefaw4345 17 дней назад
ስታሊን ሕጂ ግርም እዛ ኢትዮጵያ ትባሃል ጆኖሳይደር ንዮ በላ ብዝዕባ ኣይትዛረብ
@SOLOGEB-xz1jh
@SOLOGEB-xz1jh 17 дней назад
ሀዉና ስታሊን ካብዚህ ቀደም ፅቡቅ ሀሳብ አሊልካ ነይራ tdf ልኮኑ መሬት አይስአንን ሀዲስ ከተማ እናመሰረትካ ገዛ ምሀብ ይካአል ኢልካ ተዛሪብካ ነይርካ ፅቡቅ ሀሳበ እዩ፡፡ ገዚፍ ዝኮነ ገንዘብ ብቴሌቶን፡ካመንግስቲ፡ ከብ ትዕምት፡ ካብ እርዳታ ድርጅት፡ ካብ ወፃዒ ዝነብሩ ፡ በአቅምና በአዲስ ዘለና ውን ፡ ደሀር ቦታ ልምቁጣብ ዘመናዊ ኮንዶሚኒየም ትወለል ከፍ ዝበለ ብዙ ሰብ የሚይዝ ምግንባ ይከአል ያው ከም ሀሳብ እዩ፡፡
@Wedizom123
@Wedizom123 17 дней назад
ኣነ ዝራኣኽዎ ክነግረካ ንዕረፍቲ ንትግራይ ከይደ ነይረ እቶም ፀጥታ ኣኽበርቲ ንኣብነት ብዘት ኣናእሽተይ ቆልዑ እዬም ስኽ ኢልካ ብዝኾነን ብዘይ ኮነን ሰብ ቀጥቂጦም ወዲአሞ
@user-lp1iw5oi3v
@user-lp1iw5oi3v 17 дней назад
ስታሊን ብዛእባ ሰራዊት ትግራይ ናይ ዲስፕሊን ጉዳይ ብጣእሚ ክስረሐሉ ከምዝግባእ ከተሐሳስብ ይፎቱ ምክንያቱ አብዚ ቅድሚ ሰሙን ቤተሰብና ዝኾነ አብ ክልተ አውላእሎ ቁሸት ዳ አብርሐ ወአፅብሐ ቀበሌ አብ ማጨው ጎልጎል ካብ ስኡዲ ዝመፀ ጋሻ መንእሰይ በቶም ሰራዊት ብደንጎላ ብድሕሪት ወቂኦም ቀጥቂጦም አብጎልጎል ገዲፈምዎ ከይዶም እቱ ቆልአ ዋላ ሰብ በፂሑ ተረአዮ ደሙ ናፈሰሰ አግኒዮምዎ ናብ መቀለ አይደር ዋላ ተወሰድዎ ድሕሪ 2 ማአልቲ ሒወቱ ሐሊፉ አሎ እታ አርሚ ትፍለጥ ያ ግን እቶም 4 አብ ቁፅፅር ከም ዝወአሉን እቶም 2 ዋነኛ ተጋደልቲ ግን በቲ እለት ጀሚሩ ተሰዊሮም ዮም ኒሕዝቢ ዘይኮኑ ኩስታራትውን አይጠፍኡን ሞ አቶም አርሚታት ነሰራዊቶም ብዝግባእ ክሐንፁ ዝግባእ ይመስለኒሞ ንክፍለጥ እንበር ??!
@GeberMekonon
@GeberMekonon 17 дней назад
Hange ደም ስር ምዕጻው ዝቀራረብ
@user-re5hv9nz3d
@user-re5hv9nz3d 17 дней назад
ስታሊን እንታይ ኢኻ ትብለና ድ.ወ.ት ማለት ተድሕሪ #ሃለቃ ፀጋይ በርሄ,#ሙሩኽ ኣባይ ወልዱ(ሓሰን ኢብራሂም) #ዕንክሊል ደብረፂየን # ዱዑል ጌታቸው ረዳ እዩ ሹሽ እንደበለ ዝውዕል ሚዲያ እዩ
@GebrehiwetTesfamariam-v9w
@GebrehiwetTesfamariam-v9w 17 дней назад
ጭውያ
@soud986
@soud986 17 дней назад
One minute you are Fano Next you are Tigrawai Hataff
@user-xz9rj6mo9i
@user-xz9rj6mo9i 18 дней назад
❤❤❤❤❤
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 17 дней назад
❤❤❤
@habtomtewelde7644
@habtomtewelde7644 17 дней назад
ጭውያ
@abrehetatsbeha3858
@abrehetatsbeha3858 18 дней назад
❤❤❤
Далее
УРА! Я КУПИЛ МЕЧТУ 😃
00:11
Просмотров 865 тыс.