Тёмный

zewelde part 4_4 ቃል ማሕተት ምስ ሓርበኛ ተቃላሳይ ተኽለ ኪዳነ ዘወልደ 4ይ ክፋል´መወዳእታን 

Voice of beserat
Подписаться 2,5 тыс.
Просмотров 2,9 тыс.
50% 1

ቃል ማሕተት ምስ ሓርበኛ ተቃላሳይ ተኽለ ኪዳነ ዘወልደ ፣ ተኽለ ኣባል መንካዕ ኮይኑ ብዙሕ ግፍዒ ዝረኣይን እሰያስ ብኣካል ቀጥቂጡ ሞይቱ ኢሉ ዝገደፎ ዎላካ እቲ ናይቲ እዋን ማህሰይቲ ስጋብ ሎሚ ኣስራቱ ይሃሉ ዳግማይ ሂወት ለቢሱ ነዊሕ ዕድመ ብምርካብ ሎሚ ናይ ዓይኒ ምስክር ኮይኑ ንሓዲሽ ወለዶ ታሪኹ ክረክብ በቂዑ እናመስገና ዕድመን ጥዕናን ንምነየሉ ።

Опубликовано:

 

18 авг 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 5   
@binyam1578
@binyam1578 3 года назад
yes yes yes ኣገናዕ 💙💙💙💙🙏🏼💖💜✝️🌝💙💐💕🥛🌻🏆
@binyam1578
@binyam1578 3 года назад
ELF💐💐💐💐💐💐💐💐💕💜💖🏆🌻
@samt7785
@samt7785 Год назад
ናይ ሓቂ ቅኑዕ ተጋዳላይ: ንበርኣያ ስላሰ ሓሪድካ ትምክሕቲ ፎእ እዩ። ግና ከም ሓድሽ ወለዶ ናተይ ሚዛን ከምታ ተኽለ ዝበላ እቲ ጸገም ኣብቲ ናይቲ ህዝቢ ደረጃ ንቕሓት እዩ። ዋላ እቶም ናይ መንካዕ እውን ኣብ ክንዲ ኣብ ክብርታቶም ኣብ ህውተታ ናይቶም ኣምላኽ የለን ዝብሉ: በዓክ ማርክስን ማኦን እዮም ዝድገፉ ነይሮም: እቲ ዝነበረ ኣውራጃውን ሃይማኖታውን ስምዒታት: ዕሽነት ናይቶም ሓረድቲ ጥረ ሃገረሰብ‘ውን ኣሎ። ማዕረ ማዕሪኡ ድማ ትብዓት ትምክሕቲ ጽልኣት ናይ ገዛእቲ ኣምሓራ ጉርሒ ናይ ገለ ክፋል ካብ ኣስላም: ስንቅን ብረትን ካብ ኣዕራብ ምጽባይ: ኣዝዩ ቡዙሕ ረቛሒታት ኣብ ግምት ኣእቲኻ እዩ ክግምገም ዘለዎ። ኣነ ንኢሰያስ ራእይ ዘለዎ: ስምዒታዊ :በሊሕ: ህርኩት :ኪኢላ :ትጉህ :ጨካን :ሓራዲ: ምቅሉል ልዕሊ ኹሉ ድማ forwardlooking and ግብራዊ practical ሰብ ምበልክዎ። ዝፍቶ :ዝጽላእ: ዘኹርዕ: ዘፈንፍን: ግን ብግብሪ ሰሪሑ ዘርኢ ሰብ‘ዩ: ናይ ብሓቂ ዝገርም character እዩ።
@tsegakelati7730
@tsegakelati7730 3 года назад
ጋዜጠኛ ሲዒድ ኣድም ከምኡ ኣቶ ተክለ ዘወልድ ክብረት ይሃበልና ስለቲ ሓቀኛ ዛንታ ሰውራ ኤርትራት ዝነገርኩምና።
@binyam1578
@binyam1578 3 года назад
ጥልያን ከማን ባንደራና ሕዝዋ ኣይከደን ስውእ ዐብደላ እድሪስ ኩሊትና ኣይሸጠን ኣብ ውግእ ኮታ ዉጉእ ኢዩ ኢሰያስ ግን ንሶማል ወዘተ ንወጻኢ ኮታ ውግእ አይራኣየን ንዓኩም ግን👋👋🙏🏼💙💙💙💙💙💙💙💙🗝🏠🏆🌻🏆💙💖💕💐💜🌝✝️
Далее
Июль в Tanks Blitz
51:46
Просмотров 89 тыс.
Какую одежду я не ношу? 😱
00:13
Просмотров 453 тыс.
Happy 4th of July 😂
00:12
Просмотров 4,7 млн
Июль в Tanks Blitz
51:46
Просмотров 89 тыс.