ቃል ማሕተት ምስ ሓርበኛ ተቃላሳይ ተኽለ ኪዳነ ዘወልደ ፣ ተኽለ ኣባል መንካዕ ኮይኑ ብዙሕ ግፍዒ ዝረኣይን እሰያስ ብኣካል ቀጥቂጡ ሞይቱ ኢሉ ዝገደፎ ዎላካ እቲ ናይቲ እዋን ማህሰይቲ ስጋብ ሎሚ ኣስራቱ ይሃሉ ዳግማይ ሂወት ለቢሱ ነዊሕ ዕድመ ብምርካብ ሎሚ ናይ ዓይኒ ምስክር ኮይኑ ንሓዲሽ ወለዶ ታሪኹ ክረክብ በቂዑ እናመስገና ዕድመን ጥዕናን ንምነየሉ ።
2 окт 2024