Лучшее на RU-vid
Кино
Авто/Мото
Видеоклипы
Животные
Спорт
Игры
Приколы
Развлечения
Хобби
Наука
Авторизоваться
Зарегистрироваться
Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት
572
639 741
Подписаться
#Eritrean_Orthodox_Tewhado ንዑ ብብርሃን እግዚኣብሔር ንመላለስ። ኢሳ.2፣5ብመጀመርታ ሰላም እግዚአብሔር ምስኩልኹም ይኹን ተኻታተልቲ መንፈሳዊ ቻነል ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንቲ ብመጀመርያ እንኳዕ ብድሓን መጻእኩም ናብዚ መንፈሳዊ ቻነልና ዕላማ ናይዚ ዩቱብ ቻነልና ድማ ነዚ ይመስል። ማኅበረ ምእመናን አምላኾም ናብ ምምሳል ዝዓብይሉ መለኮታዊ ቃል ንምምሕልላፍ፡አብ እምነቶም ጸኒዖም ጋሻ ካብ ዝኾነ ትምህርቲ ነፍሶም ንኸድሕኑ፡ካብቲ ሓቀኛ ምንጪ ዝኾነ ናይ ሕይወት ቃል፡ጽምኢ ብዙሓት ንምርዋይን ብቀሊሉ ትምህርቲ ቤተክርስቲያኖም ከም ዝፈልጡ ንምግባር
ዝተፈላለዩ ትምህርተ ሃይማኖትን ማሕበራዊን ሕቶታት መልሲ ኣብ ግዚኡ ከም ዝረኽቡ ንምግባር
ከም ስብከት፡ስነ ጽሑፍ፡ግጥሚ ወዘተ ሰሚዖም በረኸት ቅዱሳን ንምርካብ ብናይ ቅዱሳን እምነት ንኽጸንዑን አሰር አሰሮም ንኽንክተልን አብ ሕግን ስርዓትን ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ብኡኡ ተማእዚዝና ክንከይድ ምግባር።ነቶም ኣንጸር ቅዱስ ስኖዶስ ኣንጻር ትምህርቲ ቤተክርትያን ዝምህሩ ምቅላዕ ካብ ብዙሕ ብዉሕዱ ዕላማ ናይ ዩቱብ ቻነልና ኢዩ።
5:37
በደሙ ክቡር ክቡር በይዘወነ(2)ኣኮ ወወርቂ ሓላፊ ዝተሳየተነ (2)።
14 часов назад
3:19
ርሑስ በዓል ቅዱስ መስቀል ይግበረልና።ናይ ጸልማት ዘመን ተወዲኡ ብርሃን ኣብ ዓለም ተወሊዑ"
14 часов назад
9:03
ወረብ ኣብ ክብረ ባዓል ብዙሓን ማርያም"ተላዓሉ በክብር (ዋዜማ ደብረ ጽዮን ቅድስት ማርያም ኣትላንታ"
16 часов назад
45:29
ሩሑስ ጋማ"ሰበይቲ ሰብኣያ ብሕይወቱ ክሳዕ ዘሎ ብቃል ኪዳና እስርቲ እያ።1ይ ቆሮ 7፣39።
Месяц назад
26:20
ዓርቢ ስቕለት ጥንተ ኣቡሶ ዝተደምሰሰሉ ዕለት"ተሰቅለ ዲበ ዕፅ ከመ ይስዓራ ለኃጢአት፣ ንኃጢኣት ክስዕራ ኣብ ዕፅ ተሰቕለ፣ቅዳሴ ዮሐንስ ወልደ ነጎድጓድ 39
5 месяцев назад
32:47
ዓርቢ ስቕለት"ዘበእንቲአነ ለሰብእ ወበእንተ መድኅኒትነ ወረደ እምሰማያት፡ትርጉሙ ምእንታና ምእንቲ ሰብ ምእንቲ ምድሓንና፡ካብ ሰማያት ዝወረደ (ጸሎተ ሃይማኖት)
5 месяцев назад
34:44
ናብ ኢየሱስ ከይዱ'መምህር፣ንስኻ መምህር ኮይንካ ካብ እግዚአብሔር ኣብ ከም ዝመጻእካ ንኣምነካ ኢና።ውላድ ኣንበሳ ተገምሰስካ ደቀስካውን ብትንሣኤካ ኣተንሥኣኒ"
5 месяцев назад
8:25
መዝሙር ዘመድኃኔኣለም
6 месяцев назад
19:05
wereb mezumur kidane mihret ወረብ መዝሙር ናይ ኪዳነ ምሕረት"አንቲ ውእቱ ተስፋሁ ለአዳም ኣንቲ ውእቱ (2)አመ ይሰደድ እምገነት(2)
6 месяцев назад
11:09
5 መጋቢትዕረፍቲ ጻድቕ ርእሰ ባሕታውያን ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ተጋድሎኡ ፈጺሙ ዓረፍሉ ዕለት ኢዩ።ንጻድቃን ሞቶም ሕይወቶ እዩ።
6 месяцев назад
7:26
mezumur othodoxs tewahdo eritrea tsilat zemusie መዝሙር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ጽላት ዘሙሴ ነዋሕ
7 месяцев назад
12:32
ወደየ!ንትእዛዝ እግዚአብሔር ኣጽንዓዮ፡ንሕግታቱ እውን ኵሉ ጊዜ ኣሰላስሎ።ነኣእምሮ ርድኢት ዝህቦ ንሱ እዩ፣እቲ ዘሎካ ሃረርታ ጥበብ ከኣ ምልኣት ኢዩ።ሲራ6፡37
7 месяцев назад
6:30
mezmur orthodoxs tewahdo dingl maryam biezawite መዝሙር ድንግል ማርያም ቤዛዊተ
7 месяцев назад
18:26
"እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቕረ ክብለና፡ነንሕድሕድና ይቕረ ንበሃሃል።እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሰማያዊ ቤቱ ክቕበለና፡ጋሻን ጽጉምን ኣብ ቤትና ብሓጐስ ንቀበል።
7 месяцев назад
9:18
መዝሙር ወረብ ናይ ኪዳነ ምሕረት ሮተርዳም!አመ ይነግስ ወልድ በደብረ ጽዮን {2}ክፍልኒ ድንግል እቁም በየማን {2} {ድንግል ድንግል } 2.)እቁም በየማነ)
7 месяцев назад
19:53
14 ለካቲት ዕረፍቲ ቅዱስ ሳዊሮ!ንኣምላኽ ዝወለደት ቅድስት ድንግል ማርያም ንዘልአለም ድንግል ምዃና ምውላዳ ውን ዘይምርመር ድንቂ ከም ዝኾነ ኣረደአ"
7 месяцев назад
10:28
5 ለካቲት ዕረፍት ቅዱስ ኣባ ዕቡሎይ!ብዘይ ሓጢኣት ዝነብር ባርያ የለን፥ብዘይ ምሕረት ዝነብር ጎይታ'ውን የለን።ጸሎትን በረኸትን ኣባ ዕብሎይ ኣይፈለየና!
7 месяцев назад
18:28
1ለካቲት ዕረፍቲ ኣቡነ እንድርያስ(ሰፍኣ) ሰአል ለነ እንድርያስ አቡነ በአርዑተ ወንጌል ዘተፀምደ፣ለደቂቀ ቤቱ ገሀደ፡ሥርናየ አርያም ዘአውረደ”መጽሓፈ ሰዓታት
7 месяцев назад
11:49
29 ጥሪ ዕረፍቱ ቅዱስ ኣቡነ ታዴዎስ" ትውልዲ ዓዶም ጽላልሽ(ዞረሬ)ኣቡኦም ሮማንዮስ ኣዲኦም ማርታ ይበሃሉ። ሮማንዮስ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት ሓወቦኡ እዮም።
7 месяцев назад
8:29
ኣብ ነንሕድሕድካ ብሰላም ምንባር (1ተሰ.5፥13)”ካብ እከይ ርሓቕ ሰናይ ከኣ ግበር ንሰላም ድለያ ስዓባ ውን”(መዝ 34፡14)
8 месяцев назад
9:08
25ጥሪ ተአምራት ዝገበረሉ ቅዱስ መርቆሬዎስ ሰማእት ኢዩ።ቅዱስ ባስልዮስ“ኦ ሰማዕተ ክርስቶስ ቅዱስ መርቆሬዎስ ነቲ ጸላኢ ጽድቂ ዝኾነ ዑልያኖስ ዶ ቀቲልካዮ፧
8 месяцев назад
11:11
24 ጥሪ ስብረተ አጽሙ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት"ብድሕሪ እዚ ብሓንቲ እግሮም ደው ኢሎም ን7 ንሸውዓተ ዓመት ዝኣክል ጸለዩ።
8 месяцев назад
13:53
22 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ እንጦንስ ኣበ መነኮሳት በረኸቶምን ኣማላድነቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን!
8 месяцев назад
12:49
21ጥሪ ዕረፍት ቅድስት ድንግል ማርያም “ሞትሰ ለመዋቲ ይደሉ ሞታ ለማርያም የሐጽብ ለኲሉ፡ሞት ንኹሉ ሰብ ዝግብኦ እዩ፡ናይ ማርያም ሞት ግን ኣዝዩ ዘደንቕ ኢዩ
8 месяцев назад
13:37
17 ጥሪ ባዓለ ዕረፍቶም ንቅዱሳን መክሶሞስን ዱማቴዎስን ኢዩ ጸሎቶምን በረኸቶምን ረዲኤቶምን ኣይፈለየና!
8 месяцев назад
14:49
orthodoxs tewahdo mezmur tigrina ብመዛሙራን ቅድስት ስላሴ
8 месяцев назад
13:20
15 ጥሪ ዓመታዊ በዓል ህጻን ቅዱስ ቂርቆስ ምስ ኣዲኡ ቅድስት ኢየሉጣ በረከቶምን ጸሎቶምን የሳትፈና ኣሜን።
8 месяцев назад
11:15
13 ጥሪ ባዓለ ዕረፍቲ ቅድስት ቅድስት ድምያና ጸሎታን በረኸታን ናይ ሰማዕት ቅድስት ድምያናን ኣርባዓ ሰማዕታት ደናግል ምስ ኵልና ሕዝበ ክርስቲያን ይኹን!
8 месяцев назад
15:25
12 ጥሪ ቃና ዘገሊላ!ንክርስቶስ ናብ መርዓ ቃና ዝዓደምዎስ ከም ሰብ ዱ ከም አምላኽ?ነቲ ማይ ወይኒ ዝገበሮ አምላኽ ዱ ሰብ?
8 месяцев назад
Комментарии
@solomonTesfazgi
3 дня назад
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@zerithabte6575
4 дня назад
❤amen
@clickcell1496
5 дней назад
*_⛪በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላኽ አሜን_* ሓሊካኒ ብምሕረትካ ብዘደንቕ ርህራሄኻ ከማኻ ,ሞ አበይ አሎ ኩሉ ነገር ክዝክሮ (2) እታ ለዋህ መድሕን ኢድኻ ወትሩ አብ ዕለይ ተዘርጊሓ ርኽሰት ዓለም ከይወስደኒ መሪሕካኒ ናብ ማሕደርካ ወላ ህይወት ምርጫ ይኩን ካባኻ 'ሞ' ናበይ ከብል ጎይታየ ፍቅሪ ኢካ አምላኸይ ፍቅሪ ኢካ ንዓለም ዘዐግብ አዝ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨♦ ሞይተ ነይረ ተኾኒነ ጎይታይ ናባይ ተዘይመጽእ 'ታይ ምኮነ ናተይ ዕጫ ንሕማመይ 'ተዘይጸውር ኮንቱ ነይሩ መንነተይ ትርጉም አልቦ አብዛ ዓለም ለካስ እተፍቅሮ ንስካ ተጽልሎ ይነብር ዘልአለም አዝ ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨♦ አብ መቕደስኻ ተጸጊዐ ሪኤ 'ሎኹ ብዙሕ ነገር ውሽጢ ልበይ ዓቑረዮ ንምንጋሩ ውዒሉ የሕድር ትዝኸውን ኹሉ ኮይኑ የለን ሎሚ ዝተረፈ ናይ መኸራ እሳት ናይ ፈተና እሳት ብአካ ሓሊፉ አዝ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨♦ አይጠፍአን 'ትፍሽኽታ ኽምስ ኢልካ ዘርአኻኒ ዓመጸኛ እንከለኹ አብ ማሕደርካ አንቢርኻኒ ፍሉይ እዩ ናትኻ ፍቅሪ ዝጸልአኻ እተፍቅር ኢየሱስ ክብለካ ፍውሲ መድሓኒየይ ናይ ምድሓነይ ምስጢር አዝ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨♦ ጎይታይ ኢለ ለሚነካ አነ ፍጹም አይሓፈርኩን ዘይኮነሉ ነገር የለን ለካ ብአካ ዝእመን ተጨኒቐ ተሃዊኸ የለን አነ ዝቕይሮ ጎይታይ ዝበልካዮ አብ መደብካ ዘሎ ምካኑ ዘይተርፍ አዝ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨♦ ወስብሓት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀለ ክብር
@NawaNawa-d2c
6 дней назад
ኣሜን፫ኣቦና❤
@rahelguesh7680
6 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@XageOkubit
6 дней назад
❤❤❤❤
@freweynifsahaamien
10 дней назад
❤ ኣሜን እልልልልልል
@Segen-k2h
12 дней назад
❤❤❤❤❤
@TrttyasTrttyas
15 дней назад
🙏🙏🙏
@ደብረ-ገነት
20 дней назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@AselAsola-c9w
21 день назад
AmenAmenAmen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GizachewBelay-d4r
26 дней назад
Tibarkish
@YorsalemBrhane-b7c
26 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@elsabetabebe3488
28 дней назад
ZiemreAmlkiete yasemlien❤❤❤❤
@SimretWeldegergish-xf9kz
28 дней назад
የቀንየልና ቃለ ሂወት የስመዓና
@FshatsyonWeldeselassie
Месяц назад
ዝምሬ ምላእክቲ የስመዓና ኣሜን
@yoditaalborg7611
Месяц назад
Amen 🙏 zimare melakit yesmialna 🙏
@ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
Месяц назад
ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና❤❤
@MerhawitMerhawit-q9w
Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MEBAOZA
Месяц назад
ኣሜን ዝማረ መላኣክቲ የስምዕልና ❤❤❤
@kibromaraya1224
Месяц назад
Amen Amen Amen kalhwet yesmalna yehwatna
@ganathganath6798
Месяц назад
aneeb and aneen ameen ❤
@danielgilazgi4956
Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@nigistihaile8323
Месяц назад
❤❤❤Amennnnnnn Zmaremelaekt yesmealna❤❤ ❤❤❤ብሓቂ ኣብቤቱ ምንባር ይሕሸና❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
Месяц назад
ርሑስ❤ጋማ❤ይግበረልኩም❤ኣሓተይ❤
@Gosa-li1ei
Месяц назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ሓፍተይ። መአረምታ ግን =>ብመልኣክ ስለታ ሰበይቲ ደም እግዚኣብሔር ይቅረ ኢሉልካ እዩ በሎ። መታይ ተስፋ ከይቆርፅ።
@YonasTadese-p5m
Месяц назад
❤❤❤🎉
@mussietesfatsion3757
Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስምዓና❤❤❤
@ራሄል-ጐ5ለ
Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት ይስመዕና ብረክት ናይ ብሽይ ኣይፈላይና
@amlesetsemera5174
2 месяца назад
🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹
@UfVi-ji4uz
2 месяца назад
ኣሜን (3) ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡረተ ሓውና ❤❤❤🙏
@fikaduokbamichael5275
2 месяца назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalen zehafetey
@yemanegebregziabher8881
2 месяца назад
ቃለሂወት የስመኣልና ንቤተክርትያና ድማ ምሉእ ስላም ይግበረልና
@BeliverfromUSA19
2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤s
@BeliverfromUSA19
2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@hfhjggui
2 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዐና🙏🙏🙏
@daniara8790
2 месяца назад
Kali hiwet ysmalna memhrna 🙏
@rhfdhgj696
2 месяца назад
ካብ መዓር ዝጥዕም ትምህርቲ ድያቀን ሓውና አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤
@EradaErada-ld6sm
2 месяца назад
ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kidanenwatu598
2 месяца назад
Amen amen amen 🙏❤️❤️
@bisratberhane4457
3 месяца назад
Kubur hawna deacon Asmlash Newh Admen teanan yehabka xegaka yebzhayo ab xelotka zekerni mes sedrabeyty
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
3 месяца назад
May Jesus Christ Bless you Amen Amen Amen.
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
3 месяца назад
God Bless You Amen Amen Amen.
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
3 месяца назад
God Bless You Amen Amen Amen.
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
3 месяца назад
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@bisratberhane4457
3 месяца назад
Kubur deacon Asmelash hawna xegaka yebzhayo Newh Admen teanan yehabka ab xelotka zekrni mes sedrabeyty
@abrahamghebru8562
3 месяца назад
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kbrti habtna xegeu yebzhalki nay agelgulot zemenki yebzhalki 🙏🙏🙏✝️✝️✝️😇😇😇🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AmanielWidase
3 месяца назад
ኣሜን ቃል ህወት ይስማዕን
@Robelfasshaya
3 месяца назад
❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን እሜን ❤❤❤❤❤❤
@albadralbadr5199
3 месяца назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤