Тёмный

14 ለካቲት ዕረፍቲ ቅዱስ ሳዊሮ!ንኣምላኽ ዝወለደት ቅድስት ድንግል ማርያም ንዘልአለም ድንግል ምዃና ምውላዳ ውን ዘይምርመር ድንቂ ከም ዝኾነ ኣረደአ" 

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት
Просмотров 265
50% 1

ቅዱስ ሳዊሮስ ናይ ኣንጸኪያ ሊቀ ጳጳስ እዩ። ቅዱስ ሳዊሮስ ኣብ ምስክርነት ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ግዜ ክሓዲያን ኣብ ዝተስእሉ ዓቢ ትምርቲ ዝሃበ ቅዱስ ኣቦ ኢዩ።ብትምርቱ ውን ንመናፍቓን ዝረዐ ቅዱስ ኢዩ።ቅዱስ ሳዊሮስ ዝገደፍልና ንትምርትናን ንበረኸቶም መካፈሊ ዝኾነና ብዛዕባ ድንግልና ድንግል ማርያም ከምዚ ኢሎም መስኪሮም።"ንኣምላኽ ዝወለደት ማርያም ንዘልአለም ድንግል ምዃና ምውላዳ ውን ዘይምርመር ድንቂ ከም ዝኾነ ድሕሪ ምውላዳ'ውን ብድንግልና ጸኒዓ ከም ዝነበረት ኣረደአ"(ሃይማኖት ኣበው ገጽ 385 ምዕ77፡14)።በረኸቶምን ጸሎቶም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያ ይኹን ኣሜን

Опубликовано:

 

20 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2   
@FurtunaGhebrelul
@FurtunaGhebrelul 5 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሕ❤❤❤
@simon030708
@simon030708 5 месяцев назад
Amen Amen Amen Kale hiywet yesmealna
Далее
የእሑድ አርጋኖን - Arganon Ehud
25:44
Просмотров 476 тыс.
2DROTS vs RISENHAHA! КУБОК ФИФЕРОВ 2 ТУР
11:31