Тёмный
Amanawi info
Amanawi info
Amanawi info
Подписаться
ኣብዛ መደብ ከም ኪኢላ ሕክምናዊ ላባራቶሪን ከም ምሱጥ ሓይሊ ሃሳባትን ፣ሓፈሻዊ ሕክምናዊ መግለጽታትን ውልቃዊ ሓሳባተይን ቀየርቲ ሓሳባት ናይ ውልቀሰባትን ዘካፍለላ መደብ እያ።
ክላሚድያ ብ ኣማን ተወልደ
5:30
6 месяцев назад
ዋሕዲ ደም ብ ኣማን ተወልደ
6:01
6 месяцев назад
ሞዚ ብ ኣማን ተወልደ
1:23
6 месяцев назад
ሶክራጠስ ብ ኣማን ተወልደ
1:04
7 месяцев назад
Комментарии
@bereketgeberm3956
@bereketgeberm3956 Час назад
Thanks bro 💙💙💙
@ariamemun9576
@ariamemun9576 2 часа назад
💙👍🏽
@shishayaraya2993
@shishayaraya2993 2 часа назад
ካብ ማዓሙቅ ልበይ የመስግነኻ ኤማ ሓወይ!
@hailemebrahtu7584
@hailemebrahtu7584 2 часа назад
Welcome kbur haw tewrdo btami ena temesitna nsemon bzuh nmeharn ketshlo❤
@SamiSami-kv1le
@SamiSami-kv1le День назад
❤❤❤❤
@samuelzewde5837
@samuelzewde5837 День назад
"ኣውያት እቶም መቓብራት" ቀጽሎ!
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 2 дня назад
❤❤❤❤❤❤
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq 2 дня назад
Nay bahaki afka hah zebl treka ajoka kexlo kubur 🤠 hawuna
@akberetyobel7383
@akberetyobel7383 2 дня назад
Ema hawey betami qxlo bijaka ❤📖 ezya nay Kalie jebra be tigrnay terguma Ala do melse kxbeyaka ey Welya ab Amazon ale do
@amanmokonen
@amanmokonen 2 дня назад
❤❤❤❤
@samsontekeste7970
@samsontekeste7970 2 дня назад
ኣማናዊ ጽቡቕ መደብ መሳጢ ትረኻ ህዱእ ኣናብባ ቀጽሎ
@berihuyikuno9595
@berihuyikuno9595 3 дня назад
ኤማ የቀንየልና መንፈስካ ዘበርትዕ ጽሑፍ።
@user-mm3zy3rl2i
@user-mm3zy3rl2i 3 дня назад
ዘረቡኡ ከይተሰምዐ ዝተፈረደ ሰብ ከምኣ እዩ።
@dj_samba
@dj_samba 4 дня назад
ኣጆኻ ዝሓወይ ❤ በርትዕ
@user-hq9ug8ry5v
@user-hq9ug8ry5v 4 дня назад
❤❤❤
@ariamemun9576
@ariamemun9576 4 дня назад
Welcome 🙏
@asmaranafkeasmaranafke9762
@asmaranafkeasmaranafke9762 4 дня назад
Nice program ❤
@mogosgrmay1835
@mogosgrmay1835 4 дня назад
Thank you, brother❤
@user-xl1bj1lb1b
@user-xl1bj1lb1b 4 дня назад
Thanks ema hawey
@meronsat7665
@meronsat7665 5 дней назад
Thx ኤማዊ
@user-ds6rc7js7i
@user-ds6rc7js7i 5 дней назад
So amazing dear ❤
@merontekleab8257
@merontekleab8257 5 дней назад
ብጣዕሚ ሕጉስ ብመደብካ ቀጽሎ ቀጽሎ ቀጽሎ ዛዓርከይ🎉🎉🎉ርር
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 дней назад
ካሊል ጽሓፊ ጥራይ ኣይነበረን ዘልዕሎ ሓሳባት ኪኖ ዝነበሮ ዘመን'ዩ ! ፋላስፋ ክብሃል ኣሎዎ
@mebrahtom1989
@mebrahtom1989 5 дней назад
❤❤❤❤❤❤ I’m
@spiritualphilosophy-rn3br
@spiritualphilosophy-rn3br 5 дней назад
ሰላም ኩልኹም ኣሓዋትን ኣሓትን ናይ ምንባርን ፍቕርን ሓጎስን ሕርቃንን ዝትንትን ናይ ቅዱሳን ፍልስፍና ከምኡውን ናይ ግሪኽን ርሑቕ ምብራቕን መሳጢ ተኸታታሊ ፍልስፍና ሒዘልኩም ኣለኹ subscribe ተሓባበሩኒ።
@EdenMengstab
@EdenMengstab 7 дней назад
I appreciate it😊👏👏👍👍👍
@simontkue3115
@simontkue3115 8 дней назад
ዘይመውት ሰብኣዊ ጻውዒት ኤማዊ ፡ ካብ ትሕዝቶ ክሳብ መሳጢ ኣቀራርባ ንዕምቆት መልእኽቲ ጸሓፊ ንምርዳእ ዝቐለለ ዝገብር'ዩ ❤
@shishayaraya2993
@shishayaraya2993 8 дней назад
ነመስግነኻ ኤማ ሓወይ!
@user-ql2by2pk5i
@user-ql2by2pk5i 8 дней назад
ስስዐ ጠንቂ ዑውር ልዕልና እዩ። ካብ ካልኦት ልዑል እየ ኢልካ ምሕሳብ ድማ እንዳነት ይፈጥር ። እንዳነት ድማ ብዘይካይ ዝብል ልዑል ስምዒት ይፈጥር ••
@eruna91
@eruna91 8 дней назад
ኣነ ዝሰግእ ቪውስ የብለይን ኢልካ ከይተቃርጾ ክብረት ይሃበልና ኣብዛ 11 ደቂቅ ብዙሕ ተሚህርና ዕድመን ጥዕናን ክቡር ሰብ❤
@selemawittesfamariam7903
@selemawittesfamariam7903 6 дней назад
Nbeynka aykonkan
@daniberhane8140
@daniberhane8140 9 дней назад
amazing thankz
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 9 дней назад
Thank you Amaaaa Unique Chanel you have
@Amanuelkfley
@Amanuelkfley 9 дней назад
የቀንየልና ❤
@FEAT1111
@FEAT1111 9 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤
@semereababodom816
@semereababodom816 9 дней назад
Good joy bro. Go ahead take care yourself 🎉🎉🎉
@meronsat7665
@meronsat7665 9 дней назад
Thx ዝዓርከይ
@_john2000
@_john2000 9 дней назад
ኣማን ብሉጽ! በዚ ትገብሮ ዘለኻ፡ ሰፍ ዘይብል ኣበርክቶ ክትምስገን ይግብኣካ`ዩ። ኣይትሓለል፡ኣይትድከም ቀጽል! ይቀንየልና..🎉
@tesfit2518
@tesfit2518 9 дней назад
❤❤❤❤
@Wedi_yemane
@Wedi_yemane 12 дней назад
😊❤
@eritrea2306
@eritrea2306 12 дней назад
Tednguyna alka gin abi seb nedlyka alna👌👌🥰
@SamsonSami-pb7ff
@SamsonSami-pb7ff 13 дней назад
Romans 11 ትግ - ሮሜ 33: ወዳጄ፡ መዓሙቝ ሃብቲ ኣምላኽን ጥበቡን ፍልጠቱን፡ ክንደይ ዘይምርመር ኮታ እዩ ፍርዱ፡ ክንደይ ብኣሰር ኣሰር ዘይርከብ እዩ መገዱ። 34: ሓሳብ እግዚኣብሄር ዝፈልጥ መን እዩ፧ ወይስ መን እዩ ዘማኸሮ፧ 35: መንከ እዩ ቐደም ገለ ዝሃቦ እሞ ዝፍደዮ፧ 36: ኵሉ ካብኡ እዩ ብእኡን ንእኡን ድማ እዩ እሞ፡ ንእኡ ንዘልኣለም ክብሪ ይዅኖ። ኣሜን።
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 13 дней назад
Thank you bro Just little bit make it deep summary
@hailemebrahtu7584
@hailemebrahtu7584 13 дней назад
Welcome gobez haw kexlelu ❤
@duhberhe9991
@duhberhe9991 13 дней назад
Aman I love ur voice ❤❤❤ thx u
@shokoloco7797
@shokoloco7797 13 дней назад
Keep it up Aman nebsi.
@gizetezareb3775
@gizetezareb3775 14 дней назад
ኤማ እዛ መደብካ ኮ ተውሊፈያ ። ኣጆኻ ቀጽሎ ።ኣብ ሓጺር ግዝየ እዛ ቻነልካ ዓብያ ከም ዝርእያ ርግጸኛ እየ።
@Teddy-96-11
@Teddy-96-11 17 дней назад
ኩቡር ሓው! ናይ ኦሾ መጽሓፍቲ ብትግርኛ ይህሉ'ዶ ይኸውን?🤔 ብጣዕሚ የመስግነካ ቀጽሎ: ብፍላይ ናይ ኦሾ ፍልስፍና ህይወት::
@Gl.f
@Gl.f 17 дней назад
Ane zgrmns Afriqawi Flasfa ayneberen malet d u
@2688mki
@2688mki 19 дней назад
🎉
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 19 дней назад
🤔 ሕርቃን ግን ምናልባት ካብ አንነት ዝገደደ ከይከውን ምኽንያቱ ሰብ ክሐርቕ እንከሎ ፅልኢ ገበን ቅትለት ካልኦትን ስለዝፍፅም ደሐር ከአ 👍 ሰብ ክሐርቕ እንከሎ አየናይ ክፍለ አካላቱ እዩ ዝጥቀመሉ ? ማለተይ ሐንጎሉ ድዩ ደሙ ድዩ ዓፅሙ ድዩ ? እንድዒ ክፈልጣ አይከአልኩን እንትርፎ ሰብ ይሐርቕ ከምሙኻኑ ይፈልጥ እንተዘይኮይነ ብዝተረፈ ሰብ ሑጉስ ዘይሐራቕ ክኸውን እንከሎ ብዝያዳ ክሰርሕ ክዛረብ ክሰምዕ ክድቅስን ከዕርፍን ዘይደሊ ካብታ ዝተሰአላ ካብድቃስ ጀሚሩ ስጋዕ ናብ ድቃስ ዝምለስ እኹል ግዜታት ወይ ሂወታት ዝነበሮ ኮይኑ ዘይስምዖ ብዝይዳ ጾታዊ ርክብ ክፍፅም ዝደሊ ኮታ ዝኾነ ነገር ከተግብር ዝደሊ እዩ ዝኸውን ሐራቕ ዘይሑጉስ ምስዝኸውን ግን በንፃሩ 👎 ነዞም ዝገልጾም ዘለኹ ኮይኑ እዩ ዝነብር ካብ ምንታይ ኮን ይኸውን ? የቐንየልና አማን ተወልደ