Тёмный

ሕርቃን እንታይ እዩ ኦሽ ትርጉም ኣማን ተወልደ 

Amanawi info
Подписаться 2 тыс.
Просмотров 2,6 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 16   
@amanberaki7959
@amanberaki7959 4 месяца назад
ብጣዕሚ ነመስግንካ ኤማዊ❤
@kibreabtesfamicael2028
@kibreabtesfamicael2028 21 день назад
ዋውውውው ብጣዕሚ ብሉጽ ሓዊ ኣጆካ በአትዕ እቲ ሕመርት ሂወት ኢካ እሞ ትህበና ዘለካ ሎሚ ሓደ ኣለኻ ጽባሕ ክልተ ካብኡ ንላዕሊ ከምትከውን እየ ዝኣም ኩሉሳዕ እቲ ግዜ ዝወስድ ኣመና ይበስል ይጽብቅ ይጥዕም እዩ እሞ ቀጽሎ
@EdenMengstab
@EdenMengstab 2 месяца назад
Please keep going with this amazing job ,I'm so proud of you
@hagertesfalem133
@hagertesfalem133 4 месяца назад
የቐንየልና ኤማ ሓወይ!
@goitomzeray9424
@goitomzeray9424 4 месяца назад
Thx bro❤
@meronsat7665
@meronsat7665 4 месяца назад
Thx ኤማዊ
@duhberhe9991
@duhberhe9991 4 месяца назад
Aman I just love ur voice ❤️❤️❤️💯
@SolomonWoldemicael
@SolomonWoldemicael 4 месяца назад
🤔 ሕርቃን ግን ምናልባት ካብ አንነት ዝገደደ ከይከውን ምኽንያቱ ሰብ ክሐርቕ እንከሎ ፅልኢ ገበን ቅትለት ካልኦትን ስለዝፍፅም ደሐር ከአ 👍 ሰብ ክሐርቕ እንከሎ አየናይ ክፍለ አካላቱ እዩ ዝጥቀመሉ ? ማለተይ ሐንጎሉ ድዩ ደሙ ድዩ ዓፅሙ ድዩ ? እንድዒ ክፈልጣ አይከአልኩን እንትርፎ ሰብ ይሐርቕ ከምሙኻኑ ይፈልጥ እንተዘይኮይነ ብዝተረፈ ሰብ ሑጉስ ዘይሐራቕ ክኸውን እንከሎ ብዝያዳ ክሰርሕ ክዛረብ ክሰምዕ ክድቅስን ከዕርፍን ዘይደሊ ካብታ ዝተሰአላ ካብድቃስ ጀሚሩ ስጋዕ ናብ ድቃስ ዝምለስ እኹል ግዜታት ወይ ሂወታት ዝነበሮ ኮይኑ ዘይስምዖ ብዝይዳ ጾታዊ ርክብ ክፍፅም ዝደሊ ኮታ ዝኾነ ነገር ከተግብር ዝደሊ እዩ ዝኸውን ሐራቕ ዘይሑጉስ ምስዝኸውን ግን በንፃሩ 👎 ነዞም ዝገልጾም ዘለኹ ኮይኑ እዩ ዝነብር ካብ ምንታይ ኮን ይኸውን ? የቐንየልና አማን ተወልደ
@admas-d7e
@admas-d7e 4 месяца назад
ኣይትሕጽሮ ጥዑም ፍልስፍና ኣይጽገብን"
@ያሬዳዊ
@ያሬዳዊ 4 месяца назад
ኤሚኖ እዛ ኦሾ ትብሃል ሰባኣይ ታሪካ ባ ኣምጻልና ። ግን ኣምላክ ኣይትፈቱን ያ መስለኒ 😂
@simontkue3115
@simontkue3115 Месяц назад
ስምዒት ብጥልቀት ዘንብብ ሓሳብ ኤማዊ መግለጺ ስኢነልካ
@yemanemengsteab3082
@yemanemengsteab3082 4 месяца назад
Nice
@duhberhe9991
@duhberhe9991 4 месяца назад
Wow hmm interesting
@mealti
@mealti 4 месяца назад
እንታይ ማለት እዩ። ገምሪ፣?
@admas-d7e
@admas-d7e 4 месяца назад
ተፈጥራዊ ግንዛበ እዩ"
@abeilzemikeal3276
@abeilzemikeal3276 4 месяца назад
ግንዛበ ማልት ኢዩ ኩቡር ሓው
Далее
БЕЛКА РОЖАЕТ?#cat
00:20
Просмотров 360 тыс.
እንታይ ከም ንጽበ
26:21
Просмотров 3,4 тыс.