Тёмный

``ካብ ማእከል እቲ እኩብ ሕጂ ውጹ`` ኦሾ ብ ኣማን ተወልደ 

Amanawi info
Подписаться 1,4 тыс.
Просмотров 2,8 тыс.
50% 1

ሓይሊ ሓሳባት ምስ ኦሾ

Опубликовано:

 

26 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 23   
@zemuybrhane365
@zemuybrhane365 Месяц назад
Thanks ama aytehutiro gen desi zublu akarariba ❤
@WediTesfay448
@WediTesfay448 Месяц назад
ናይ ኦሾ ስነ ሓሳብ መንፈስካ ዘህድእ ደስ ዘብል እዩ: ኣብዛ ብ ጫዉጫዉ ዝበዝሓ ምዕራባዊት ዓለም ኣብ ቲ ገጠራት ምንባር እዩ ሰላም ዘለዎ በይንኻ ግዜ ምሕላፍ / መሓዙት ዘይ ምብዛሕ ምንባር ምልማድ ሰላም እዩ ዝህብ::😊😊😊😊😊😊
@nobelkbrom8106
@nobelkbrom8106 Месяц назад
ጽቡቅ መደብ ❤
@ermile2091
@ermile2091 Месяц назад
abyet akerarba yebel. tanks
@ERITREA45
@ERITREA45 Месяц назад
ቀጽሎ ኣማን ንፉዕ ❤
@KS-fw3gf
@KS-fw3gf Месяц назад
ጽቡቕ መደብ…
@MaryoApp-ry5xi
@MaryoApp-ry5xi Месяц назад
ኦሾ ብሉጽ።
@meronsat7665
@meronsat7665 Месяц назад
Thx ኤማዊ
@rahelhaile3212
@rahelhaile3212 Месяц назад
I don't know how to thanku, please sekuratos next
@jonasjonas9734
@jonasjonas9734 Месяц назад
ደጋጊምካ እባ ተመላለሰና። ብፍላይ ፍልስፍናዊ ሓሳብ ብዘለዎም መደባት❤
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Месяц назад
💙💙💙👍🏽👍🏽👍🏽
@user-xl1bj1lb1b
@user-xl1bj1lb1b Месяц назад
Thanks ema❤
@hagertesfalem133
@hagertesfalem133 Месяц назад
የቐንየልና ኤማ ሓወይ!
@Erilove-jx5yn
@Erilove-jx5yn Месяц назад
Thank Ama ❤
@hailemebrahtu7584
@hailemebrahtu7584 Месяц назад
Waw ketshllu blux medeb haw
@Jhonfeta
@Jhonfeta Месяц назад
ኣይተሕጽሮባ ኤማ
@Teddy-96-11
@Teddy-96-11 Месяц назад
ካብ ዘንበብኩዎም መጸሓፍቲ ፍልይ ዘለ ሓሳብ ኣለዎ:: ኣርእስቲ መጽሓፋቱ እባ ንገረኒ በጃኻ:: የቀኔለይ
@asterhabte3294
@asterhabte3294 Месяц назад
Please don’t be confused just pick up the Holy Bible and you will see it how far you are.
@mohadimokramoha9484
@mohadimokramoha9484 Месяц назад
Maybe he read the bible much better than you. That's why he is sharing his knowledge. Don't be harsh. Take what you want. Leave your life.
@rahelhaile3212
@rahelhaile3212 Месяц назад
That's why ppl don't understand the real living life,just learn you will live it ❤
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r Месяц назад
🤔 ተዛረብቲ ትግርኛ ካብካልኦት LANGUAGES ቶርጊሞም ናብ ትግርኛ ክትርግምዎ እንከለዉ ነቶም ፅሑፋት ብትግርኛ ቶርጊሞም ከምዘለዎም ጥራይ እዮም ዘቕርብዎም እምበር ንስለምንታይ ብኸመይ ሐቂ ድዩ አይኮነን ንዝብሉ ሑቶታት ብዛዕባ እቶም ብትግርኛ ተቶርጊሞም ንዘለዉ ፅሑፋት ንዖዖም TO THEME አይገልፅዎምን እዮም ሐደ ካብኡ እዚ ናይዛ VIDEO ብሐውና ተወልደ ቀሪቡ ዘሎ ብዛዕባ ናይ ኦሾ ዝብል እዩ 👍ብጣዕሚ ፅቡቕ ኦሾ ይኹን ዋላ ካልኦት ነቲ ዝገልፅዎ ዘለዉ ሐሳባት እንድሕር ደአ ብትግርኛ ተቶርጊሙ ክቐርብ ኮይኑ እቲ እሶም ዝገልፅዎ ዘለዉ ብትግርኛ ቀይርካ ምቕራብ ጥራይ ዘይኮነስ ግን መታን ንኽንፈልጦ ካብኡ ንኽንምሃር ሐቂ ድዩ ሐሶት ንምፍላጡ እስኻ አማን ተወልደ ኦሾ ዝበሎ ጥራይ ዘይኮነስ ክትገልጾ ዝግባእ የግዳስ #1 እስኻ ብዛዕብኡ ዘለካ አፍልጦ ክትገልጾ ይግባእ ከምኡዉን ንሰባት ኦሾ ከምዚ ይብል አሎ እሞ ናትኩም አፍልጦ ወይ ርድኢት ብዛዕብኡ እንታይ እዩ ኢልካ ክትሐትት ይግባእ #2 ሰባት እውን ሰሚዖም ብዛዕባ ኦሾ ዝብሎ ንዘሎ ገለ ናታቶም ርድኢትን አፍልጦን ክህቡ ክገልጹ እዩ ዝግባእ OTHERWISE ንዝኾነ ፅሑፍ ብትግርኛ ጥራይ ቶርጊምካ ምቕራብ ብዙሕ ጥቕሚ የብሉን ምኽንያቱ እዚ እንኮ ክትርጎም ተደልዩ ዘሎ ሰባት ንኽፈልጡ ንሕምሃሩ ስለዝኾነ የቐንየለይ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ናይ ትግርኛ
@Jhonfeta
@Jhonfeta Месяц назад
ኣይተሕጽሮባ ኤማ
@amanaman6487
@amanaman6487 Месяц назад
ሕራይ ሓወይ
Далее
ሕጂ ዉን የካቲት 11
26:58
Просмотров 17 тыс.