Тёмный

ሰበር_ዜና፡ ኣብ ኢ/ያ ተኣውጁ | ሽመት ኣዜብ መስፍን | ምኽንያት መቋረፂ ኣኼባ ህወሓት | ህወሓት ንበዓልቲ ቤት መለስ ኣይተቐበለትን | ሓዱሽ ብስራት ሑመራ 

DAAMAT SHOW ደኣማት
Подписаться 69 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

20 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 22   
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 3 месяца назад
ትግራይ ከትውቓእ ፈኪሪኩም አድስ አበባ ምሰ በጽአ ጸሎት ግፍኢ ኢዩ መስቓ ትግራይ አቤት አግዝዮ
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 3 месяца назад
አንታ አምላኸይ በጃኹም አደዳ ጸላእቲ ከይትገብሩና
@TeklayYeshneh
@TeklayYeshneh 3 месяца назад
Ayeka wedi Reda
@assafa35
@assafa35 3 месяца назад
🙏🙏🙏💯💯💯Temsgen
@alemfivetube
@alemfivetube 3 месяца назад
ድምፅኻ ኸፅልእ ፎእ
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 3 месяца назад
Bitaemi subuk Tegedalet W/ro Azeb Mesfin nay Tegedalay T/Minister Meles Zenawi metekaeta koyna ketegelgel bikat , kelet elewa silexih digafna kinebib Elena 👌💪👍
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 3 месяца назад
እንኻዕ ብስላም ኣተወት 🎉❤🎉❤🎉
@Berihuhaile-c1l
@Berihuhaile-c1l 3 месяца назад
ድልየታአይጠፍአናን፡ አዶትግራይክትነብዕእንከላፅንዓትይሃብኪዘይበለት፡
@MehariGidey-d1n
@MehariGidey-d1n 3 месяца назад
Welcome back W/ro Azeb!!!
@mulugetaWeldemichael
@mulugetaWeldemichael 3 месяца назад
♥♥♥ አነስኳ ክንደይናይ ግን ናይ ምዕራብ ትግራይ ምምላስ ብዳንሻ ወይ ብሑመራ እንተዝጅመር ዶ አይምሓሸን ሃፍትን ንብረትን ተጋሩ ዝኳሓል እውን ምቀነሰ ይብል
@seidedris3325
@seidedris3325 3 месяца назад
ሰብኣያ በዝቢዙ ተጋሩ ጦጵያ ኣልሚዑዋ፣ ትግራይ ኣቀጪጩዋ እዩ።
@ContentColourfulShirt-tw1il
@ContentColourfulShirt-tw1il 3 месяца назад
ደኣማት ሚድያ ሓሳዊ ብዕራይ ወለደ ዝብል ጔሓፍ ኢኻ ቦኽቧኽ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 3 месяца назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 3 месяца назад
ህዝብና ናብቲ ዝጨፍጨፎ ሰራዉት ተመሊሱ ኢልኩም ትጭፍሩ ፅንዓት ይሃብኩም
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 3 месяца назад
ጌታቸው ኣይመራሓን ናብ ሓደ ዘምፀኣ ንሱ እዩ ኣብ PP parasite ይኸውን ዘሎ ይመስለኒ። ውቃበ መሪሕነት ዝሰኣኑ ሰባት። ናይ ዘሓለፈ ሌብነት ቅፅዓት ክናዋሕ ኣለዎ። በዓል ጨጨሐ ምስ ጌታቸው ተደሚሮም ዘፈራርሕሉ ጊዜን ኩነታትን ምርኣይ ጉጂለ ጌታቸው ፅሩይ ከምዘይኮነ የመላኽት። እዚ ቅፅዓት እትብልዎ ናይ ኣብይ ሽርሒ ዘለዎ ሓደገኛ ተግባር ደው ኣብሉ። መን ቀፃዒ መንተቀፃዒ ክኸውን። ጉባኤ ይካየድ ኣብኡ ዝውሰን ይወሰን። እንተዘይኮይኑ ገምጊምካኒ ምሳይ ኣይተደመርካን እንዳተባሃለ ዝውሰድ ናይ ኣብይ ኣካይዳ ዝመስል ስጉምቲ ዘይመትከላውን ኣፈንጋጥን ከይዲ እዩ። ኣየዋፀናን። ጌታቸው ዓሪኻ አዐርዮ። እንተዓሪኻ ህዝብና ፍሉጥ እዩ ደገፍትኻ ኢና።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 3 месяца назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 3 месяца назад
ሃመድ ብላዕ ! ኣቀራርባካ እንዶ ኣፅሪ ሃሳዊ
@Semhar-w8w
@Semhar-w8w 3 месяца назад
@@gebretsadik-cv1ir mnm flfl habereta yablkan
@kunama1170
@kunama1170 3 месяца назад
ኣመራርሓ ህወሓት ኣብ ኣከባ ከምዘለው ትፈልጡ እኩም ከመይ ነቃፃፅል እዳበልኩም ኣይትዘግቡ ሓሰውትን መጨብጨብትን እኩም ።
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 3 месяца назад
ተራር ኩኒ ባአልቲ ቤት አንበሳ መለስ ዜናዊ እኺ ተጋድልኪውን አኽ በሳል ሰብ ብዙሕ ይዛወር ኢዩ መለስ ክቡር መራሒ ኢዩ
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 3 месяца назад
ለባማት ኩኑ ኩሉኹም አይታአሽው ሓጀራኹም
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 3 месяца назад
ጌታቸው ዝኸዶ ዘሎ መንገዲ ልክዕ ከምቲ ብኣዴንን ኦሆዴድን ን ኢሃደግ ዘፍረስሉ መንገዲ እዩ ዝኽተል ዘሎ እዚ መንገዲ ጌታቸው ረዳ ኩሉ ዝተረድኦ ትግራዋይ ክቃወሞ ተዘይክኢሉ ትግርልይን ትግራዋይነትን ኣብሓደጋ ኣለና እመኑኒ
Далее
1 Subscriber = 1 Penny
00:17
Просмотров 46 млн
1 Subscriber = 1 Penny
00:17
Просмотров 46 млн