Тёмный

#yodahe 

yodahe TV ዮዳሄ ቲቪ
Подписаться 32 тыс.
Просмотров 1,4 тыс.
50% 1

ዩቲፕ💒👇🏽✍🏾
www.youtube.co....
👇🏼👇🏼
ተሌ ግራም💒✍🏾
✍🏾t.me/+UWTy_0Rl...
👇🏼👇🏼
ኢንስታግራም💒✍🏾
/ yodahetv

Опубликовано:

 

19 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 25   
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ተስፋሸዋይ መኣረይ እንኮዕ ብሰላም መፃካ እንኮዕ ብሰላም ሃለካልና ወዲ እመብርሃነይ ሓላል ሰብ ዝፈትወካ ሓወይ ተስፋሸይ❤❤✝️✝️✅✅
@Seteshow
@Seteshow Год назад
እንቃዕ ዳሓን መጻኻ ብድጋመ ተስፊየ ናይ ብሓቂ ብሉጽ መልእኽቲዩ ኣሜን(3) ካኣ ዋላ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Год назад
ናይ ባሓቂ ቃለ ህይውት ቃለ በረከት ያስመዐልና ክብር ሓውና ሓቂኻ ይኡ❤❤❤❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
ብሓቂ ተስፋሸ ሓወይ ዘማሪቲ ኣሕዋትና ቃደማት ዘወፀእው ደጊምና ኣይንሰራሕ ኣሕዋተይ ብናይ ባዕልትኩም ዘሙሩ ኣሕዋተይ
@ምልኣትየማርያምልጅነኝ
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃካ ብጣዕሚ ጠፊእኩም👏🌹❤❤
@user-gd6rv7nx2x
@user-gd6rv7nx2x Год назад
Nay bhaqi egziabihier xegeu yebzhalka
@kdstilaryaadeybarkniasmeretbrh
Kale hiwet yesmealna ❤❤❤
@habteabamare5114
@habteabamare5114 Год назад
ብጣዕሚ ንፉዕ ሃውና ፍትዝሃዊ ሃሳብ ዩ
@bsrattesfaldete5478
@bsrattesfaldete5478 Год назад
Mezmur dea zey msgana u wela 10 ydghemwo bflay ab sdet zelena ekul gzen tmrtn slezeyele xeghem zelwo aymeslenn mezmur ka atawitat mekaebeti aykonen hyab egziabher u
@yodaheTv
@yodaheTv Год назад
ህያብ እግዚኣብሔር ክኮውን ኮሎ ናይ ካሜራ ናይ ስትድዮ ሓገዝ የድዮም ካበይ የምጽእዎ ኣሎዉ እቲ ገዘን ብናጻ ድዮም ሰሪሖሞ ብናጻ ትወስዶ ብናጻ ንስማዓዮ እንበር ብናጻ ኣይንውሰዶ
@UnitedWorldLife195
@UnitedWorldLife195 Год назад
@@yodaheTv emo nska ngenzeb elka eka b Agzabiher sm tshiqt zeleka qurub keman aythafrn
@yodaheTv
@yodaheTv Год назад
ጸቢብ ኣይኹን ኣተሓሳስባና ይህሰዩ ኣለዉ ዘመርትና ኣብ ዩትዩብ ደኣ እንጣጢዕዶ ይዘርእ ኣሎዩ ሰብ ከም ሰበይ
@MKmedia-w7g
@MKmedia-w7g Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቃለ ሂወት የስመዓልና ብምቅጻል ተገዲስካ መልሰለይ ብኸመይ መንገዲ ክረኽበካ ይክእል ሓገዝ ደልየ ኔረ ብዛዕባ ዩቱብ
@yodaheTv
@yodaheTv Год назад
Yodahe ferenji ፔጅ ኣሎኒ Yodahe ferenji Photography ኢንስታግራም
@user-gd6rv7nx2x
@user-gd6rv7nx2x Год назад
Enqae bselam mexaekum
@raheltsegay7991
@raheltsegay7991 Год назад
Nay bhaqi kkewn zelewo u. Kbur haw xegao yebzhalka
@user-ge6pt2fr3e
@user-ge6pt2fr3e Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ጠፍእኩምና ነይሩኩም ✝️❤️
@TV-vh2im
@TV-vh2im Год назад
እንቋዕ ዳሓን መጻካ ጠፍእክሙና ናፍቅናኩም🥰🥰🥰
@UnitedWorldLife195
@UnitedWorldLife195 Год назад
Gdefena bejaka mezmur da wela million gize yidegem derfi keman ydgem alo aykonen mezmur msgana n Agzabiher
@yodaheTv
@yodaheTv Год назад
እቲ መዝሙር በየናይ ባጄት ይሰርሕዎ ኣለዉ ትብሎም ሕጊዝካ ትፈልጥዶ ናይ ስቲድዮ ወይ ናይ ካሜራ ንኣምላክ ምስጋና ከቅርቡ መሰሎም ክንሕልወሎም ኣለና ሓወይ እዚ እመጽዩ
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ Год назад
እንቋዕ ደሓን መጻኩም እንታይ ደአ ጠፊእኩም❤
@sebkbur
@sebkbur Год назад
*ሰላምኩም ይብዛሕ ስድራ እግዛቢሄር ከም ሓሳበይ ኩሉ ብሰናይ ንሕሰቦ ናብ ነቀፈታ ኣይንጉየ ነቶ ዝዘመርዎ ንሕተቶም ናቶም ብቁዕ ምክንያት ይህልዎም ይከውን ወይ ኣፍቂዶም እቲ ኣታዊ ድማ ነቶም ቀዳሞት ዝዘመርዎ ክህብዎም ይኮኑ ብሓቂ ምጽእ ኢልካ ምዝራብ ግን ኣይንተሃወክ ክንደይ ንሕና ክንበጽሖ ዘይንክእን ምክንያት ይህሉ ይከውን*
@meriWegerat
@meriWegerat Год назад
ሓሳቡስ ብዘይ ማይ ዝውሓጥ ዘረባ እዩዋ::
@sebkbur
@sebkbur Год назад
እሺ ዝሓወይ/ ዝሃፍተይ እንካዕ ብዘይ ማይ ተዋሕጠልካ እግዛቢሄር ካም ሓድሕድና ምንቅቃፍ የውጻና ሓደ ልቢ ይግበረና
Далее
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Просмотров 46 млн
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Просмотров 24 млн
С чего всё началось?
00:42
Просмотров 168 тыс.
Bike Vs Tricycle Fast Challenge
00:43
Просмотров 46 млн