Тёмный

ህውሓት ናይ ደንበ ፍትሒ ረብሓታት ዘይኮነ ናይ ትግራይ ረብሓ'ዮም ዝሕልው 

MERON SAT ሜሮን ሳት
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 2,8 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Опубликовано:

 

19 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 25   
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 3 дня назад
You r genius Meron. If it was a country with constitution and peace in Eritrea I would appointed u a financial minister. Time will come continue to preach them.
@nazretbahlibi1597
@nazretbahlibi1597 4 дня назад
Willkommen merona 🎉❤😮🎉❤😮❤🎉
@noorhusienabdul5722
@noorhusienabdul5722 3 дня назад
we thankyou meron sat ,, eritrawinet kubur mennet ,,, awate nehafash ,, .. mashallah ....
@rahelsium3523
@rahelsium3523 3 дня назад
Bravo Meron!!!👍🙏🏻 I love your analysis!🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️
@Igziabhierymesgen
@Igziabhierymesgen 4 дня назад
Miron wedey ❤❤❤❤ jegna
@alindubai8829
@alindubai8829 4 дня назад
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤yes
@robielmichael7141
@robielmichael7141 3 дня назад
U Very smart meri
@Michiele-n9l
@Michiele-n9l 3 дня назад
Meri samrti boy🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@ghenetzerabruk1021
@ghenetzerabruk1021 3 дня назад
Very smart man
@rahelsium3523
@rahelsium3523 3 дня назад
BRAVO 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏🏻
@hawasuleman6889
@hawasuleman6889 3 дня назад
4Yss 🐅
@semharyemane582
@semharyemane582 3 дня назад
❤❤❤
@EyodShalom
@EyodShalom 3 дня назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@SelamShalom419
@SelamShalom419 3 дня назад
እዛ ናይ ኣውራጃ ኮ ጽቡቕ ገሊጽካያ፣ እዚ ናይ ምኩሽማሽ ዘረባ ግን እንተዝተርፈካ ወይ ድማ ቁሩብ ኣይበሰልካን ኣለኻ። እሞ እቲ ደምበ ፍትሒ ዳኣ እንታይ ይግበር ኢኻ ትብል ዘለኻ፧
@በለስ-ጨ1ጐ
@በለስ-ጨ1ጐ 3 дня назад
ዓቅምካ ዘይትዛረብ ኣታ ቆልዓ
@BurukAsefa-pf2en
@BurukAsefa-pf2en 3 дня назад
ኤህ መደንገጽ ንእሽቶ ጸፋር ጋኔን ፡ ጌቾ ና ኣቢይ ክውቅጥዋ ኢዮም ንሻድብያ።
@MeronTekeste-hh7qg
@MeronTekeste-hh7qg 2 дня назад
😂😂😂ኢሱ ሞሕጎል በል እስከ ወረቀት ስደደሉ ተቃወምቲ አንተ መርሐ ሞክሲ kk
@tsegaygebru
@tsegaygebru 2 дня назад
ሜሮን እንታይ ዓይነት ፍትሒ ኢኻ ትደሊ? ዘይ ንስኻ ውን ከም ብኣል ውፉይ እዩ ቃልስኻ
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 3 дня назад
ቀደሙ መዓስ እዮም ንህዝቢ ኤርትራ ተቓሊሶም ተጋሩ ንዕኦም ዘዋጽኦም ንሰላም ተኾይኑ 😂
@TEKESTENegash-z5c
@TEKESTENegash-z5c 3 дня назад
ሕማም ድዩ ወልፊ ወይሲ ጽምኢ ዕግርግር ዕዮ ተቐየምቲ ድሌትኩም እኮ ምርዳእ ኣቢኒ 🤔!! እሰያስ'ዩ ሓቂ ዝዛረብ ትብሉ ። ግን እሰያስ ክህሉ የብሉን ፡ ስልጣኑ ከረክብ ኣለዎ ትብሉ ። እሞ ሓሰውትን ሰረቕትን ዲኹም ክተንግሱ ደሊኹም ? ኡሱራት ክፍትሑ ኣለዎም ትብሉ ። ኣብቲ ዝፈጸምዎ መእሰሪ ምስኦም ውዒልኩም ዲኹም ? ነጻ ካብ ገበን ምዃኖም ትፈልጥዎ ሓቂ እንተለኩም እስከ ዘርዝርዎ'ሞ ህዝቢ ውን ክበርሃሉ ሽዑ ፍርዲ ክህብ ። ቤት ማእሰርቲ እኮ ገበነኛታት ክእሰርሉ እምበር ሬሳ ክቕበረሉ ኣይኮነን ትሃኒጹ ። ልዕሊ ጠበቓታቶም ተጣበቕቲ ክትኮኑ ትፍቱኑ ግን ከም ጠበቕ ርእስኹም እንዳነቕነቕኩም ክትቅተሉ እምበር ብኣኹም ዝፍታሕ ኡሱር የለን ። ኔሩ ውን ኣይፈልጥን ። ወያነ ዘጥነሰትኩም ምሕራስ ኣቢኩም ኢኹም ኣብ ጻዕረ ሞት ትርከቡ ዘለኹም ። ነቓዕ ገዛኹም ጸግኑ ። ተሰዲድኩም መምለሲ ገንዘብ ኣክቡ እምበር ንኸይትምለሱ ገበናት ኣይትኮሙሩ ። ዓቕምኻ ዘይምፍላጥ ኦቮር ዶዝ መድሃኒት ቁሒምካ ካላእ ሕማም ምድራብዩ ። ይኣኽለኩም ቂምታ ። ይኣኽለኩም ክድምና ።መውጽኢ ስደትኩም ዘክሩ ። ተማሃሩ ትሓጋገዙ ተደጋገፉ ። ኣንጻር ህዝብኹም ዳሳት ኣይተፍርሱ ። ኣብ ውራይ ህዝብኹም ዓጋመ ሓዊስኩም ኣይተባሳብሱ ። ሕማቅ ሰሪሕኩም ካብ ትኽሰሱ ፡ ምስ የሕዋትኩም ወላ ኢድኩም ከይሓወስኩም ትሓግሱ ። እሰያስ ሓቀኛዩ ። እሰያስ ክእለ ኣለዎ ። ድሌትኩም እትረፍ መንግስቲ ባዕልኹም ውን ትፈልጡ ኣይትመስሉን ። ደምበ ፍትሒ ዝብል ስም ሒዝኩም ናይ ደምበ ጹሉላት ምስራሕ ይኣኽለኩም ። ድሌትኩምን ጠቓሚኹምን ጎዳኢኹምን ኣለልዩ ። ገርሂ መንእሰይ ስደቱ ይኣኽሎ ካልእ ስደት ኣይትኹኑዎ ። ድኽነቱ ከቃልል ዝወጸ ፡ ብጭንቀት ገለ ከይቀየሩ ንማእሰርትን ሞትን ሳዕቤን ትኾንዎ ዘለኹም ጽባሕ ዘታሓታትት መጽሓፍ ኢኹም ትስንዱ ዘለኹም ። ክትልፍልፍ ቀሊልዩ ኩሉ ክሰምዓካ እኽእል እዩ ። ምትሕትታት ምስመጸት ግን ኩሉ ክዋራዘየልካ እምበር ከድሕነካ ኣይኮነን ። ግዜ ዳኛዩ ። ናቱ ፍርዲ ኣለዎ ምቕናይ ጥራይ ።
@user-uh4cr5sb8d
@user-uh4cr5sb8d День назад
ኢሰያስ ሓቂ ዝዛረብ እኮ ኣብ ልዕለኩም ዘለዎ ንዕቀት እዩ ዝፈርሆ የብሉን ንስኩም ድማ ተጣቅዕሉ ከይትረድኣኩም ከም እተጣቅዑ እውን ይነግረኩም ስለዚ ሓቂ ስለ ዝተዛረበ ክንድግፎ ኣለና ማለት ድዩ
@TEKESTENegash-z5c
@TEKESTENegash-z5c День назад
@@user-uh4cr5sb8d እሰያስ ንስኹም ተቃዊምኩም ኣይተውርድዎ ንሕና ደጊፍና ደው ኣይነብሎ ንሱን ስርሑን ጥራይ እዩ ዋንኡ ። ነጻ ማስሚድያ ግን ንሃተፍተፍ እዩ ። መውዓሊ ሓመይቲ እምበር ብማስሚድያ እትረፍ ስልጣኑን ዕዩኡን ፡ ጽፍሩ ዝሰደደ ሰብ ውን ክሳብ ሕጂ ኣይራኣኹን ። ስቅ ኢልኩም ረአዩ ኣይትርኣዩ ገበን ክተዋህሉሉ እምበር ተምጽዎ ለውጢ ወላሓደዩ ዘየሎ ። ቀለብ ዩቲበራት ኮይንኩም ደው ክትብሉ ኢኹም ።
@anonymoususer9755
@anonymoususer9755 2 дня назад
Talkative, you talk to much with out knowledge, you think yourself as a politician, politics is related with education.
Далее
연준 (YEONJUN) ‘GGUM’ Official MV
02:44
Просмотров 7 млн
🧙‍♀️☃️💥 #ice #icequeen #winter
00:14
Просмотров 82 тыс.
ንህዝቢ ኤርትራ ስግኣቱ መን'ዩ ?
37:59
연준 (YEONJUN) ‘GGUM’ Official MV
02:44
Просмотров 7 млн