Тёмный

ደገፍቲ ካብ ዓሌታውነት ዝወጹ ሃገራውያን ኢዮም 

MERON SAT ሜሮን ሳት
Подписаться 48 тыс.
Просмотров 2,1 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Опубликовано:

 

19 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 51   
@tsegaghirmay8688
@tsegaghirmay8688 День назад
ጥዕና ዘለዎ ሰብ ኣይኮነን እዚ ሰብ ሕልና ዝብሃል የብሉን ዓዋን
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 23 часа назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ🥰
@Yayu-c1t
@Yayu-c1t День назад
ደለይቲ ፍትሒ እስካብ ሕጂ ኣይራኣኹን ሕጂ ዘለው ዓሌታውያን ሽየጢ ሃገሮም ግብረሽበራዊያን ሽፍቱ እዬም
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 День назад
Xbuq meglexi Merona ❤
@mhrtabbeyene3627
@mhrtabbeyene3627 3 часа назад
Meron great
@tsegaghirmay8688
@tsegaghirmay8688 День назад
ሜሮን❤❤❤❤❤❤
@tirhasgebreamlak2532
@tirhasgebreamlak2532 6 часов назад
Ati ezi wedi sakit u ba, bravo miseu tizareb deleka
@Erifreedom
@Erifreedom 19 часов назад
Meron 👏🏾👏🏾
@abedomgirmay9178
@abedomgirmay9178 6 часов назад
ኣታ መሮን እዚ ሓውና ካብ ፖለቲካ ፍልጠን ናጻ እዩ ካልእ ከም ብዓል ካልድ ዓብዱ ዛኣመሰሉ ብሉጻት ሰባት እንዶ ኣምጽእ በጃኻ እዚ ወዲ መርገጺ ዘይብሉ ኣንጻር ረብሕ ኡ ጥኒን ዝብል እንታይ ክንምሃር ኢና። ከምዚ ጽሊኢ ውልቀሰባት ዘህደሞ ካብ ደምበ ፍትሒ እዩ ዝመስል።
@dawitabrha9079
@dawitabrha9079 День назад
ሰደተኛ ኴንካ ደጋፊ ሲ ከመይ ኢዩ፧
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 23 часа назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ🥰
@merrygebrekidan7672
@merrygebrekidan7672 День назад
Denakur S Nskum Ekum
@akiyor3615
@akiyor3615 19 часов назад
ኣነስ ገሪሙኒ ዘሎ!! ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ መዓልታዊ እንዳ ሞተን እንዳ ተኣሰረንሲ ዘየሕዘነካስ ብከመይ ኢዩ ሓንቲ መዓልቲ ንዝተፍጸመ ጎንጺ ልዕሊ ኣብቲ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ግፍዒ ከሕዝኖምን ጥኒን ከብሎም ኪኢሉ ከም በዓልዚ ሕንሳል ልደ ህግደፍ።
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey День назад
ሜሪ ከም ወትሩ በትሪ ሓቂ እካ 👍👍ልዮን ልዕለካ ዓልየታዊ ወገናዊ የለን እንድዩ ኮይኑ ግን ብዓልየት ትከሶም ዘለካ ኣብ ደምበ ተቃውሞ ዘለው ካብቶም ደገፍቲ ዝተፈልዩ ዓልየት ድዮም?
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 День назад
ሓቂ ኣይትጋዕጽጽ ሓው ፖለቲካ ናይ ሩባ እና ራኣካያ ኣብ ደገስ የለን ትብል ሓጥያት ዩ ሓጥያት ሓጻር ያ ዕምርና ኣብ ምድሪ ሞ ሓቂ ሓቂ ጌጋ ጌጋ ተበልና ዩ ሂወት ዝህበና
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat День назад
@@doitnowstudio7867እሞ እቲ ካልእ ዘየለ ንኣብነ ኣነ ወዲ ድባርዋ እየ ዝቃወሙ ካብቲ ከባቢ ምሉእ ጽልማ ዘለዉ ኣብ ኣከለጉዛይ ካብ ሓንቲ ዓዲ ኢካ ትረክቦም ክንድኦም ብዝሒ ቁጽሪ ተቃወምቲ ስለዚ ንሶም ብንሶም ይቃለሱ ኣለዉ ፍረ ይሃልዎ ኣይሃልዎ እቲ ዝገርመካ ከኣ ካብተን ካልእ ኣዉራጃ እዩ በደል ሪኡ ስግረዶብ ክሰግር ዝትሓዝ ብብዝሒ ኣብ ኣንደር ዝእሰር , ደቀንስትዮ ለዉጥ ዝብሃል ዝሓማ ስለዚ ነዚ ክሉ ረሲዑ ወይ የስቁጥ ወይ ይድግፍ ይጸንሓካ 🤦
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 23 часа назад
@@doitnowstudio7867 እስኪ ንገረና ተቃወሚቲ ዓልየታውያን ዝኮኑሉ ደገፍቲ ዘይ ዓለየታውያን ኮይኖም ዝግለጽሉ እዚ ድዩ ቅኑዕ?
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 23 часа назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ🥰
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 23 часа назад
​@doitnowstudio7867ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ🥰
@GenetAbeba-w9t
@GenetAbeba-w9t 18 часов назад
Gega gega meron wedey Men eyu eti measker kefitwo? Ezia hito melisa? Thankyou!!
@freweniyohannes2650
@freweniyohannes2650 21 час назад
👍🏽bsm ezi hawna 🎉🎉
@tewaygzea2613
@tewaygzea2613 День назад
ኣንበሳ
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 23 часа назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ🥰
@mtslalewmichael707
@mtslalewmichael707 День назад
Deytesrh deytmahar gida kemti esayas zibeleka turufa GAME OVER KEDAE
@freweniyohannes2650
@freweniyohannes2650 21 час назад
Waww btami nifa aglalixaka meri eti naka zismaka tray hizka kolele aytbel
@henokhaile3535
@henokhaile3535 День назад
24 ጉንበት ካብ ታሃድሶ ጽወጻና ኣለና ንድሕሪት ኣይኒኪድ ንቅድሚት ኒኺድ ቡዝሕ ሽግር አዩ ሓሊፉ ኢቲ ቁኑዕ ትራሕ ንሕሰብ ጸብጺብካ ኣይኮውንን አዩ
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 23 часа назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ🥰
@mikeg5504
@mikeg5504 День назад
Lion fox
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 23 часа назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረዬ🥰
@mtslalewmichael707
@mtslalewmichael707 День назад
Entadekamo kerixuka kedae Tekawami yeblan eritra kemzikemaka tekamari ember
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 23 часа назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ🥰
@akiyor3615
@akiyor3615 19 часов назад
ፈኪስ ሓሳዊ ካብ ህግደፍ ንላዕሊ ከ ዓለታዊ ኣሎ ዲዩ ፍትሒ ዘዝሓተተ ዝቀትሉን ዘሳጉጉን ናትካ ሕልፍ ዝበለ ጽልኢ ኢዩ። በየናይ መለኪዒ ኢካ ከ ንደንበ ፍትሒ ሓደ ዓይነት ኣተሓሳስባ ከ ዘለዎ ትገልጾ ዘሎካ?
@ሰላምወሰናይ-ዀ1ጠ
@ሰላምወሰናይ-ዀ1ጠ День назад
ካብዛ ደምበ ዓሌታዉያን ትብል ኣይትታሓባእ በሎ
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 23 часа назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ🥰
@GrmayHayle-w6d
@GrmayHayle-w6d День назад
ዓሌትነት ትርጉሙ ትፈልጦ ዲኻ?? ካብ ናይጀርያ ዶ ገለመለ እንዳበልካ ኣዋልድና ተዋርድ ተድፍርን ዘለኻ ልኡኽ ኢኻ ትመስል ፡ብሽምና ንዝኾነ ዓልየት ክትዝንጥል እንተሰሚዕና ንስኻውን ከተልግስ ኢኻ
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 День назад
ሜሮን ግዳይነት ም ድራፍ ጥራሕ ይከውን ኣሎ ፖለቲካካ ካልእ ኣንግል ተንትን ግዳይነት ፖለቲካ ኣይኮነን ፍታሕ ወን ኣይኮነን ሓቂ ክንዛረብ ካኣ 70% ዓርከይ ጎረቤተይ ወይ ዝሓሸ ናብራ ክመርሕ ዩ ወጽዩ 20% ኣይከውንን ዩ ቲ ፖለቲካዊ ሽግር ዝገጠሞ እዚ ዩ ቲ ሽግር ፍትሒ ንከይመጽእ ሓቂ ሓቂ ክባሃል ኣይካኣለን ግዳይነት 100 ግዜ ወይ ለዘበን ፖለቲካ ዝትንትን ዝፈትሕ ተሳኢኑ ሜሮን ካኣ TikTok የድክመካ ሎ መስለኒ IQ ናትካ ወይ ይጸልወካ ኣሎ ተስፋ እና ሃለወና ካባካ ንድሕሪት ኣይትጎተት ከም ሽንቲ ግመል ፖለትካ ኮርስ ውስድ ምስቲ ብልሕካ ፖለቲካ እንታይ እዩ ክበርሃልካ እምበር ከምዚ ኮና ኮይኑ ኮይና ኮይኖም Not poltics ምስ ናይ ይቅሬታ.
@titiyey3789
@titiyey3789 День назад
ንስካን ኣድሐንትን ሐደ ኣኩም ለካብጥ ሕጂ ዓለትካ ፈልጦም ምስ ሰጎጉካ ፡ ብኤርትራ ዝሐስብ ኩሉ ካብ ዓለት ነጻ ኣዩ ።
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 День назад
?
@yemanehagos8512
@yemanehagos8512 День назад
Is this guy for real?
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 23 часа назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረዬ🥰
@tewaygzea2613
@tewaygzea2613 День назад
Meri nseka betemi semart ika tsebuk aleka
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 21 час назад
እንታይ ዓይነት ማይ ዚንጎ ኢኻ? ተግበርቲ ዘይኮኑስ ለፍለፍቲ በዚሖም ኣብ 'ዚ ስደት. መሕብእኦም ኻኣ ደምበ ፍትሒ kkkk
@mtslalewmichael707
@mtslalewmichael707 День назад
Eskas nisayas kitxerf wala ketemogs keman akmi yeblkan
@tkentertainment6307
@tkentertainment6307 День назад
Men eyu bereket ztsehafa tgohaf zbele delayi fthi? Hasawi lekbat.
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 23 часа назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ🥰
@mikeg5504
@mikeg5504 День назад
Why you hide his face?
@akiyor3615
@akiyor3615 19 часов назад
ፈሪሑ ሓሳዊ ደኣ እታይ ትብዓት ኣሎዎ።
@mengashatesfagabir2935
@mengashatesfagabir2935 День назад
ዝኸበርካ ሜሮን ሓውና ንእሳያስ ዘምልኽ ሰብ. የለን. ኤርትራን. ኤርትራውነት ኣሕሊፍካ. ዘይ ምሃብ እዩ. እዞም ደንበ. ተቃውምቲ. ትብሎም ዘለኻ. ጥማዕ. ተጋሩ. እዮም. ብሓቂ. ተቃዋሚ. ኤርትራዊ. ስነ ሓሳብ. ዘሎዎ ኣይራኣናን. እኩብ ድምር. ካብ ወያነ ፍልይ. ዝበለ. ሓሳብ. የብሎምን. ኣብ. ኤርትራ. ሱር. በተኻዊ. ለውጢ ዘይደሊ. ኤርትራዊ. የለን ብዘይካ. ናይውልቁ. ራብሓ. ዝደሊ. ገዲፍካ ::
Далее
БЕЛКА РОЖАЕТ? #cat
00:29
Просмотров 347 тыс.
ዝኽሪ ጸላም ዕለት
14:09
Просмотров 292
ንህዝቢ ኤርትራ ስግኣቱ መን'ዩ ?
37:59