Тёмный

"ህዝቢ ኢሮብ ሳሆ ኣይኮነን !" ጻንሒት ምስ ፖለቲከኛ ተወላዲ ኢሮብ ዮሴፍ በርሀ 

ኦርያ ሚድያ / Orya Media
Подписаться 6 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

22 мар 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 101   
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet 2 месяца назад
ህዝቢ ኢሮብ ምስ ህዝቢ ትግርኛ ብዙሕ ዘመሳስል ኣለዎ። ምሳሌ ታሪክ ኣከዳድና እምነት ኣመጋግባ ክብርታት ህርመት ሙዚቃ ወዘተ ኣነ ጓል ትግርኛ እየ ህዝቢ ኢሮም ኣዝዩ ጥዑም ለባም እየ።
@habenn7407
@habenn7407 Месяц назад
እቲ መሬት ብመሰረት ውዕል ኣልጀርስን ብዓለምለኸ ቤት ፍርዲን ንኤርትራ እዩ ተፈሪዱ። ኣነ ትግራዋይ እየ ዝብል ግን ናብ ትግራይ ክኸይድ መሰሉ እዩ። ስለዚ ኣቶ ዮሴፍ ናብ ኣሕዋትካ ተጋሩ ክትከይድ ትኽእል ኢኻ። እቲ መሬት ግን ዋና ኣለዎ
@Tusfai
@Tusfai Месяц назад
ንስካ ዜግነት ትዕድሎ ፍጡር የለን ኣብ ዓለም ርእስካ ጽቡቅ ሕሰበሉ ዝሓወይ 🐬🐬🐬🙏🌍🌍🌍
@habenn7407
@habenn7407 Месяц назад
@@Tusfai ትግራዋይ እየ ዝብል ናብ መቐለ ወይ ዓድግራት ክኸይድ ይኽእል እዩ። እቲ መሬት ግን ንኤርትራ ተፈሪዱ እዩ።
@aruaki4454
@aruaki4454 Месяц назад
@@Tusfai ናይ ምንታይ ዜግነት እዩ 😂 ክንደይ ጀጋኑ ደቂ ኢሮብ ኣለውና ን መንነቶም ደሞም ዝከፈሉ ኣንጻ መግዛቲ ጦብያን ኣከደምታን ተረፉ ዱሮን ዝኳንኩም ህዝቢ 😅 ትግራዋይ እየ ወይ ክትግርር እየ ዝብል እንተሎ ዶብ ሰጊሩ ኩዕንቲ ክኣሪ መሰሉ እዩ
@jackinoassefa8817
@jackinoassefa8817 Месяц назад
ድኽመት ኤርትራውን እኮ ንበይኑ እዩ። እዛ ኤርትራ ግና ብተጋሩ ትማሓደር ምኻና እዩ።
@amine4019
@amine4019 17 дней назад
​@@Tusfai ሰላም ዝደሊ ኩሉ ዝኮነ ይኹን ብ ውዕል ኣልጀርስ ክኸይድ ይግባእ ። እምቢ ከኣ ከምቲ ትሪኦ ዩ ሂወት ብዙሕ ዝቐዝፍ ሓቅን ክውንነትን በበይኑ ዩ።
@naliru6096
@naliru6096 Месяц назад
ኢሮብ ሳሆ እዮም እቲ ፍልልይ ኣብ ኢሮብ ተኸተልቲ ክርስትና ሳሆ ተኸተልቲ ምስልምና እዮም ሃለውለው ኣይትበሉ ሕጂ ትቕይርዎ የብልኩምን እቶም ህዝቢ ገፊጥኩም ውሰድዎም ረዲኤት ስርናይ ምዕራብ ዝለመዱ እቲ መሬት ግን መሬት ኤርትራ እዩ እቶም ምስ ኤርትራ ዘለዉ ብስነልቦና ህዝቢ ኤርትራ ዘይከዱ ተኾይኖም ኣብኣ ይረኽብዋ
@the_enun1981
@the_enun1981 Месяц назад
ክትህትፍ ትክእል'ኻ፣ ኣብ ሃገርካ ዘየለ ደሞክራሲ ካብ ትግራይ ተምሃር፣ ብዛዕባ ስም ኢሮብ ግን ኤርትራ ባዕዳዊ ስም ምዃኑ ክትፈልጥ ይግባእ፣ እዚ ሃተፍተፍካ ግን ብስግረ ዶብ ናብ ትግራይ ክሳብ ትሰግር'ዩ፣
@user-ce8iz4zx1e
@user-ce8iz4zx1e Месяц назад
Intay aynet zereba ika tzareb bjeka saaho Kali konka intehaliyom Bel ngerenna
@abrahatesfay9591
@abrahatesfay9591 Месяц назад
ዕሸነትካን ዘይምላጥካን ኣግህድካዮ
@samuelbrhane8436
@samuelbrhane8436 Месяц назад
Tm bel wedi Akorr aslamay ms saho zerakb yeblun deki sabawan deki gez yom
@Adulis_TV
@Adulis_TV Месяц назад
@@samuelbrhane8436 Felma aytxarf resah alet okay Saho konka eyu erob natom konka saho eyu selzi fetka xelika saho eka
@fanueldori9718
@fanueldori9718 Месяц назад
ንፉዕ ዮሴፍ ኣመጻጽኣ ኢሮብ ዓዲግራት ጎልዓ ዓዲ ወሮዶ ምሕረት ዩ ጽቡቅ ተንቲንካዮ ,ሞሎክሶይቶ ውን ታሪኮም ሓደ ዩ ካብ ጎልዓ ዮም
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 Месяц назад
ሞይታትካ.. አሮብ ሳሆ ብሄር እዮም
@user-mh3bp4gx5u
@user-mh3bp4gx5u Месяц назад
እንዳሻዕብያ ደናቑር መንነት ብሓይሊ ዝቕየር ዝመስሎም።
@nabhade3470
@nabhade3470 Месяц назад
ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ መቓቒላ ንምግዛእ ዝኣለመቶ ቶንኮል እምበር ሳሆ ኣይኮኑን ተጋሩ እዮም።
@user-dk7rp5fu8g
@user-dk7rp5fu8g Месяц назад
ኢሮብ ቋንቋ ኣይኮነን ። ብ ሄር ኢዩ። ሳሆ ኢዩ። ልክዕ ከም ኩናማ ፡ ከም ትግርኛ፡ ከም ኣምሓረኛ።
@Bahgi_
@Bahgi_ 2 месяца назад
Welcome back Orya Media ❤
@SamraGebru
@SamraGebru 2 месяца назад
Nice to see you both🥰❤️
@Bro2-qy8qq
@Bro2-qy8qq 2 месяца назад
Gega Habereta Aytehab
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase Месяц назад
Yes you are right gega habereta ayu zhb zelo .Anes zgermeni meas ayom haqi zizarebu 🙏
@Casalubak
@Casalubak 2 месяца назад
100% irob is just one clan saaho people and speak saho language they cover 3% of saaho population.
@filmonmesele2784
@filmonmesele2784 Месяц назад
እሞ ዓዲ ግራት ኸኣ ኮምኡ ኢኹም በሎም..
@jackinoassefa8817
@jackinoassefa8817 Месяц назад
ጹቡቅ ኣጋላግጻ ንታሪኽና ማሃሪ ንምኻኑ እዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ንንቓሓትን ታርኽ ህዝበ
@user-iv3qb5ei8g
@user-iv3qb5ei8g 2 месяца назад
እቲ ጠይቅን ተጠያቅን ክልቲኦም ኢሮብ ዲኹም ወየስ እቲ ጠያቂ ኢሮቦታይ ዘይ ኮነሰ ትግርኛ ተዛራቢ ትግራዋይ ኢዩ ።
@SaadSaad-hj1sd
@SaadSaad-hj1sd 2 месяца назад
Irob language is more related to Afar language than Saho.
@user-nu9zc1hp5j
@user-nu9zc1hp5j Месяц назад
ክልተ ዝደሊ ሔደ ነይረክብ ይቡሉ እቦታት?
@saidismail6634
@saidismail6634 2 месяца назад
Erob saho Kushawiyan iyom fitika xilika polotikan moboqol aytehawawis
@alayeesami
@alayeesami Месяц назад
ሓንቲ ነገር ክርዳኣኩም ዘለዎ እዞም ሕዝቢ መንነቶም ዝወስደሎም የለን። ኣብ መሬት ክትመጽእ ኮለኻ ግን ኢትዮጲያዊ ወይ ኤርትራዊ ኢኻ። ኢሮብ ናይ ኢትዮጲያ ክህልዉ ይክእሉ እዮም ከምኡውን ኤርትራውያን። እንድሕር እዞም ሰባት ኢትዮጲያውያን ኮይኖም ብናይ ኢትዮጲያ ውነትም ይከዱ እንድሕር ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ እንተኮይኖም ናብ ኤርትራ ይከዱ እዚ መንነቶምን ባህሎምን ሃይማኖቶምን ቆንቁኦም ዘሕድጎም ይለን። ትጋሩ እዚ ሓቂ ውሓጥዎ እዚ ህዝቢ ሰላም ክነብር
@tsegaygebru
@tsegaygebru Месяц назад
ኣምሓራን ተጋሩን ሓደ ህዝቢ እዩ
@LualAbraha
@LualAbraha Месяц назад
በሰላም ዶ ከመይ አለኩም አነ ሃንቲ ህቶ አላቲኒ እሮብ ማለት ብከመይ እዮ መበገሲኡ ከ ስለምንታይ እሮብ ተባህሉ ህተተለይ
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 Месяц назад
ኣቱም ሰባት፡ በዚ ሎሚ ግዜስ ዝኾነ ሰብ ከም ቆለ ዘለዎ ኣብ ዝኾነ ሚድያ መጺኡ ብዛዕባ ዝኾነ ሕ/ሰብ መግለጺ ክህብ ከሎስ ይገርመካ፡ እዞም ሱመን፡ ሓነከን፡ ሰንበታይን ዝበሃሉ ሠለስተ ኣሕዋት ደቂ ወረደምሕረት ዝበሃሉ ሰባት በቲ ናይቲ ከባቢ ሰባት ኣፈ-ታሪኽ ስለዝንገር ዳርጋ ዘስተውዕል ሰብስ ኩሉ ይፈልጦ ይመስለኒ። ሓደ እዞም ሰባት እዚኣቶም ዝነበርሉ ግዜ ክትግብጥ ከለኻስ እቲ ግዜ እዞም እንዳ ዛጉዌ ዝበሃሉ ሥልጣኖም ዝተሓደግሉ ግዜ ይመስል። ቅድሚኡ ግን ኣብዚ ከባቢ ሰብ ኣይነበረን ክትብል ኣይትኽእልን። እንዳ ዛጉዌ ሥልጣኖም ብ1270 ዓ፡ም ተሓዲጎም። ዓሌቶም ድማኒ ይህደን ስለዝነበረስ የሃድሙ ኔሮም። ናብ ሰራየን ኣከለጉዛይን መጺኦም ድማኒ ተዓቊቦም። ሽዑ ናይ ኢትዮጵያ ምሉእ ህዝቢ ክንደይ ኔሩ ኢልካ እንተገሚትካ ካብ 5-10 ሚልዮን ኣይበዝሕን። ምኽንያቱ ተፈሪ ካብ ህድማ ክምለስ ከሎ ናይ ኢትዮጵያ ሕዝቢ 20 ሚልዮን ተባሂሉ ተቐሚጡ ኣሎ። ኣብ 1920 ድማኒ ናይ ኤርትራ ህዝቢ 20 ሽሕ ኔሩ ተባሂሉ ተቐሚጡ ኣሎ። ሰብን ፍጻሜን ደሚርካ ታሪኽ ይበሃል። ዘመናት ዘሕለፈ ታሪኽ ኢልካ ከምዚዶ ከምዚ'ባ ማለትስ እንታይ ጠቕሚ የምጽእ?
@aminedab7416
@aminedab7416 2 месяца назад
Wey haleflef tarik aytebalashu 4 asmera badebut aykonen 4 ansti eyen
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Месяц назад
No alewu 4 asmera
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 Месяц назад
Arbaite adi eyen semiren Asmera.
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 Месяц назад
ቅድሚ አብ ጉዜ ድርጊ.. ድሕሪ ናጽነት . አሮብ... ኣበይ ምሕደራ ንይሮም አብ ክልቲኡ ድዩ.. ካቶሊክ ኢየ አብ ኣስመራ ብዙሓት አሮብ ኤርትራውያን ኣዝማደይ.. ካህናት አለው
@samsontesfazion2416
@samsontesfazion2416 Месяц назад
Tigray hanti kelel entay tarik alekum.hasewuit.tarik yebelkumen .
@user-dk7rp5fu8g
@user-dk7rp5fu8g Месяц назад
ሶማል ኣብ እስጦብያ ኣለዉ ኣብ ጅቡቲ ኣለዉ።ኣብ ሶማል ድማ ኣለዉ
@skking3686
@skking3686 Месяц назад
ቋንቆ ወሪሱም ትብል አለኻ ስደተኛታት እዩም በቲ አባሕልካ 😂😂😂
@Fish19610
@Fish19610 Месяц назад
ደጊም ዘረባ ብዛዕባ ኢሮፕ ሕደጉዎ!! አይምልከተክሙን ኢዩ። ምስየሕዋቶም ተጸንቢሮም ኢዮም። 👐
@user-dk7rp5fu8g
@user-dk7rp5fu8g Месяц назад
እወ ብሄረ ስብ ኢዩ። ብሄር ኢዩ። በል ኣይትፍርሓ።
@user-dk7rp5fu8g
@user-dk7rp5fu8g Месяц назад
ዓፋር ኣብ ኤርትራ ኣለዉ ኣብ ጅቡቲ ኣለዉ ኣብ እስጦብያ ድማ ኣለዉ።
@LualAbraha
@LualAbraha Месяц назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢
@berekethagoshagos4889
@berekethagoshagos4889 Месяц назад
ኢሮብ ዝብል ስም ናይቲ ህዝቢ መፀውዒ ድዩ ወይስ ናይቲ መሬት?
@cellam1960
@cellam1960 Месяц назад
እዚካብ ካልእ ዝተፈለየ የለን ዐፋር ኩናማ መንዐምር ሶማል ትግርኛ ዝተኸፋፈሉ እዮም አብ ምሉእ አፍርካ ኮሙኡ እዩ መግዛእቲዙምጽኦ ዶባት እዩ
@user-uw2fm4vx9x
@user-uw2fm4vx9x Месяц назад
ወዲ ኢሮብ ኣይትፍራህ ብህሪዮም መብቁሎም ክም ኩሉ ህዝቢ ካብ ናብ ኢሎም በቶኡም ዝሐዙ ኢዮም
@Adulis_TV
@Adulis_TV Месяц назад
Felma Salam Bro Erob tezarbi konka saho eyom okay Ab behre saho zetfelaley aletat zetfelaley mebkol zelwom alewu gen ab Eritrea hade konka zezareb hade beher selzekone saho zezarb beher saho yebhal Ok / ab Eritrea bi aletka zexwa hegi yelen neabinet tigrina konka eyu enber alet aykonen tezarbti tigrina zetfelaley tewldi zetfelaley aletat alewu gen hade aynet konka selzezarbu hade behr yexweu ab Eritrea okay selzi erob kea saho enda tezarbkum saho aynezarbin ena ketblu ezi hefret eyu bro nay erob konka 99 mitawit konka saho eyu selzi saho ekum fetkum xelkum ezi eyu eti haki kem er enda teamkum wehatuwo Ok / bezaba Eritrawian aykonan erob zeblkayo gen helm belu aygdsnan eyu eti meret kebabi zelkumo nay Eritrea eyu eti meret gedfkum kedu ne adewa Ok eti meret nay Eritrea eyu kesab zalbesa zelo kebabi 44:
@samuelbrhane8436
@samuelbrhane8436 Месяц назад
Erob deki tigrina yom
@user-ul8dn2mp2j
@user-ul8dn2mp2j Месяц назад
Ab Ethiopea kndey quanq du zelo.emo kndey bhierta wey kililat khlwa malet iyu.
@ibrahimsalih6286
@ibrahimsalih6286 Месяц назад
Erob nay Tigray tigraway kikewin mesel alewo. Erob nay Eritrea gin mis Saaho eyu. Ezi political game ni hizbi Erob tsibah nigho tsubuk ayekonen. Haymanot mis biher zitehahaz yeblun. TPLF fidel nay Tigrigna kiwesdu agediduwom eyiom. Misla erob " sahoiti sahoiytalih, kakoyti kakoitalih " misla Erob eyu. HGDFn TPLFn mis tesiu ezi kulu kiere eyu. Don't worry. It is a matter of time.
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase Месяц назад
ዋእ እዚ ወዲ confidence ኣጥፊኡ ኣሎ ኢሮብ ትግራዋይ ኣይኮነን ምባል ዘፍረሓካ ትመስል😂
@user-zi3dg7ht2r
@user-zi3dg7ht2r 2 месяца назад
He is layer erobe is saho they Magritte from eritrea
@sahleselassieamarekassa3921
@sahleselassieamarekassa3921 Месяц назад
He is right.
@Bro2-qy8qq
@Bro2-qy8qq 2 месяца назад
Erob Hade kebilla nay saho eyo gen mes tegaru enda tewasebu darga menenetom Atfiaomo eyom
@applefreight4685
@applefreight4685 Месяц назад
Hasot nay teguru mewesaeta yeblun
@user-dk7rp5fu8g
@user-dk7rp5fu8g Месяц назад
ኢሮብ ትግርኛ ኣይኮነን። ኢሮብ ኣብ ኤርትራ ኣለዉ ኣብ ትግራይ ኣለዉ። ግን ትጋሩ ኣይኮኑን
@t.b4065
@t.b4065 15 дней назад
ፍርቂ ኤርትራ ከምኡ ትግራይ ኢሮብ ጌርካያ መረግስገፂ ዘይብሉ ዓጀዉጀዉ ይመስል
@HenokHiyabu
@HenokHiyabu Месяц назад
ኣብ ትግራይ ቃል ሕተት በዚሑ እዚ ማለት ሽቅለት ኣልቦነት ምብዝሑ የርኢ፡ዘረባ ምብዛሕ ብእንግሊዝ፡ናሬሽን፡ዛትስ ዋይ፡ፐረስፐክትቭ፡፡፡፡እናበለ ይክይድ ሕጂ ሓሶት ትመጽእ፡በለስከ እዝ ስብኣይ እንታይ በለ፡ሓሽው ተባሂሉ አርእስት እንበር እቲ ውሽጡ ዝልከፍ ግዛዕ ብሉን።
@erilover1723
@erilover1723 2 месяца назад
😂😂😂😂
@tsegaygebru
@tsegaygebru Месяц назад
ሓሳዊ ከመይ ጌሩ እዩ ኣስመራ ኣርባዕተ ኣስመራ ምስ ተጋሩ ተራኺቡ? ሎቅማጽ። ንምዃኑ ትግራይ ዝብሃል ህዝቢ ኣሎ ድዩ ኣታ ሓሳዊ እቲ ትብሎ ዘለኻ ኩሉ ዝገራጨው እዩ።
@LualAbraha
@LualAbraha Месяц назад
አወ ህዚቢ ኢሮብ ሳሆ ።አይኮነነ ሳሆ ።ምስሊም እዮም እሮብ ግን ።ተነጋሪ ቃንቃ ትግረናን ሶሆን እምነቱ ግን ።ክረስትያን እዩ ኮተሊክ 😊እዩ
@samuelbrhane8436
@samuelbrhane8436 Месяц назад
Nmtay yom biher elato hwahat eza kahar wdb ketexntom tetekemeletom miela u Eber kab tigrigna zefliyom welahanti yeblom
@amine4019
@amine4019 17 дней назад
ኣነ ንህዝቢ ኢሮፕ ብቐረባ የ ዝፈልጦም እቶም ህዝቢ ኢሮፕ ሳሆ ኣይኮነን ዝብል ኣበሃህላ ትክክል ኣይኮንን።ምኽንያቱ ተዛረብቲ ሳሆ ስለዝኮኑ ሳሆ ዮም ፡ እምነቶም ግን ካቶሊክ ዩ።ግን ከኣ ከምቶም ናይ ኤርትራ ሳሆ ኣይኮኑን ፡ናይ ኤርትራ ሳሆ እምነቶም ምስልምና ዩ። ተጋሩ ዮም ዝብል ሓሳብ ከኣ ሃገሮም ዓዶም ትግራይ ዩ ንምባል እንተኮይኑ ጽቡቕ፡ ቢሄር ግን ሳሆ በይኑ ትግርና በይኑ ኩናማ በይኑ ዩ ፡ኩሎም ግን ተጋሩ ዮም። እቲ መሬት ብሕጊብን ኤርትራ እንተተዋሂቡ ግን ኤርትራውያን ዮም ፡ ወይ ከኣ ናብ ትግራይ ይኸዱ ።ወላ ንሻዕብያ ንጽለኣያ ብ ሕጊ ግን ክንከይድ ይግባእ ዩ።
@user-zr4mu2es6p
@user-zr4mu2es6p 2 месяца назад
😂😂😂😅
@user-dk7rp5fu8g
@user-dk7rp5fu8g Месяц назад
ኦሮብ ሳሆ ኢዮም። ትግርኛ ኣይኮነን። ኦሮብ ናይ ኤርትራ ኣሎ ኢሮብ ኣብ ትግራይ ኣሎ።
@tecleabmebrahtu9733
@tecleabmebrahtu9733 Месяц назад
At aythafrn dika ke kurub eBay nseb mselu
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 16 дней назад
ህዝቢኢሮብ ተጋላጊሉ
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 Месяц назад
😂😂😂😂 mes nay Eritrea kefleyelka elkas kolel tebl kab tenti tekmti erob saho yom darga kulom kea kab srnafe dobat Eritrea yu mewekedom
@you4alali
@you4alali Месяц назад
Kkkkkk
@futsumamare9074
@futsumamare9074 Месяц назад
Kolel tbl aleka kkkk erob ab ertra mis saho hade bher eyu. Ab tgray nzi keman aflto aytewahbon...slezi tegaru suq tray yihisgekum
@selemunabede6712
@selemunabede6712 Месяц назад
Wey halewlew entay nmbal eyu ezi kulu hateftef ?😅😅😅😅
@ichbinich.4269
@ichbinich.4269 2 месяца назад
ትግራዋይ ዝበሃል ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ቤሄረሰባት ንኩሎም ዝጥቅልል እዩ:: ኣብ ትግራይ 3 ብሄረሰባት ኣለዉ ንሳቶም ኩናማ , ትግርኛ, ኢሮብ :: ህዝብ ኢሮብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከብ ናይ ባዕሎም መንነት ዘለዎ ሕብረተሰብ እዩ:: ህዝብ ኢሮብ ደቂ ሱመ ጥራሕ ኣይኮነን :: ህዝብ ኢሮብ 95 % ደቅ ሱመ እዮም ክብል ዶ ሰምዐዮ 😢 ማዓዝ ከ መፅናዕቲ ገይርክይ? ቅድም ሱም ኣብት ቦታ ዝነበሩ ዓበይቲ ዓሌታት ነይሮም ኣለዉ ሕጅ እውን ንኣብነት ካያይታ, ኣይዶላ ምስ ሱመን ድሕር ሱመን ዝመፁ ድማ ኣከው ኣብነት : ጋዓሶ, ዳብር መላ , ምንፍረ, ወዘተ ዝበሃሉ ብዙሓት ዓበይቲ ዓሌታት ኣለው ::
@Rozina173
@Rozina173 Месяц назад
ትግራዋይ ናይ ትግርኛ ተዛራባይ መንነት እዩ :: ኩናማ መንነቱ ኩናማ እዩ::
@matatuharlingham
@matatuharlingham Месяц назад
Erob nay bota shim eyu 😂😂😂😂 kuankua Saho nay Eritrea 🇪🇷 serkeka Erobigna yebahal deyu 😂😂😂 Kebabs erob zelewu analysis agame Tigrygna eyom neti orthodox zelo agame selezeneakuwo eyom agame kekonu ayedeleyun eyom nay Tilyan catholic selzekunu beher ena yebeluka alewu 😂 emo behere tekoyenom behere saho eyom kebahalu zelewom bkuankua tekoyenu eti beher zebelom
@pj6930
@pj6930 2 месяца назад
ቀፅልወ ፅብቕ ጅማሮ❤❤ ነጋሲ ንፍዕ ኣበርትዕኻ ስራሕ
@aruaki4454
@aruaki4454 Месяц назад
ትርጉም 4ተ ኣስመራን ታሪክ 4ተ ኣስመራን ኣይትሓሱ ዘይትፈልጦ ታሪክ ውሎዶታት ኣተባላሹ :: ቀይሕ ባሕሪ ገለመለ እናበልካ ጽግዕ ጽግዕ ኣይትበል ወዲ እዞም ሩሹናት ሸየጥቲ መርድእ ከምቲ ኩናማ ዓፈር ትግርኛ ኣብ ክልቲኡ ህገራት ዘለው ሳሆ ውን ተመሳሳሊ ኢዩ ስለዚ ኢሮብ መሬት ኤርትራውያን እዩ ትግዋይ እየ ዝብል ተሎ ይኪድ ዝለመዳ ስርናይ ረዲኤት ይቀለብ
@selamlechi7288
@selamlechi7288 2 месяца назад
ነጋሲ ከይተቋርፃ ኣጆኻ ክንሕግዘካ ኢና❤
@berekethabtom
@berekethabtom 2 месяца назад
haqi 100/100 kabi erob zeyweled yelen kuluna tegaru ena ❤❤❤❤
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 Месяц назад
Emo kid tigrayka gunuf😅😅😅😅
@abrahatesfay9591
@abrahatesfay9591 Месяц назад
ብስለት ኣታሓቲታ /ጋዜጤነት ወስኽ እኻ ሓውና
@user-dk7rp5fu8g
@user-dk7rp5fu8g Месяц назад
ኢሮብ ኣብ ክልል ትግራይ፡ ይርከቡ ኣብ ኤርትራ ድማ ኣለዉ። ኢሮብ ናቶም ባህልን ፡ቋንቋን ዘለዎ ሕብረተ ሰብ ኢዩ።
@Adulis_TV
@Adulis_TV Месяц назад
Entay eyu natom konka bro zeytflto aytzarb ok / Erob konka natom saho eyu hade konka zezarb kea hade beher eyu selzi fetka xelka saho ekum erob 44:
@shamsuleman4427
@shamsuleman4427 Месяц назад
ኢሮብ ትግራዋይ ኮይኑ ኣይፈልጥን ካብ ምስ ትግራዋይ ምስ ስመጃና ምውሳብ እዩ ዝመርጽ ኣብ ሳላሳ ዓመት እዩ ኢሮብ ተባሂሉ ክትብሉ ኣይትስከፉን ዲኹም? ኢሮብ መዋእሉ ኢሮብ እዩ ዝባሃል። መሰል ቋንቋኡ ስለ ዘይተሓለወሉ ደገፍ ስለዘይረከበን ቋንቋ ኢሮብ ዳርጋ ተዳኺሙ እዩ ዓዱ ገዲፉ ከምዝስደድ እውን ተጌሩ እዩ።
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase Месяц назад
Thanks bra 🙏 እቲ ሓቂ እዚ እዩ. እዚ ህዝቢ ብሕውሓት ተዳኺሙ እዩ
@eritre123
@eritre123 Месяц назад
ኣንታ ንስኹም ናይ ኢሮብ ጉዳይ ካልእ መመሳመሲ እምበር ህዝቢ ኢሮብ ናብ ድላዩ ይኺድ ንስኹም ሕስድና ቅንኢ ከማኹም ሰብ የለን ህዝቢ ትግራይ ኤርትራዊ ኮይኑ ኣይፈልጥን ትግራይ etiopa እያ ሓንቲ ክልል በስማኣም ኢልኩም ደቅሱ ሓስዳት
@skking3686
@skking3686 Месяц назад
😂😂😂 መሳቃት አይታስእነና ሓሶት ውርሻኹም ዝኾንኩም ሰባት እንታይ ገድሹኩም ትሕስዉ ኩናማን ኢሮብ ትግራዎት ኮይኖም ክክክክክክክቅቅቅቅ ሓራይ ዝበለኩም ውሰድዎም ደሓን መሬት መሬትና እዩ ካብ ኤርትራ ው ጽኡ ጥራሕ 😂😂😂😂
@Rozina173
@Rozina173 Месяц назад
ኩናማ መንነቱ ኩናማ እዩ:: ትግራዋይ ናይ ተዛራባይ ትግርኛ መንነት እዩ::
@user-dk7rp5fu8g
@user-dk7rp5fu8g Месяц назад
ኩሉ ሓሶት ዛንታ ትህብ ኣለኻ። ናብ ትግራይ ዝኸይድ ይኺድ ።
@dc8625
@dc8625 2 месяца назад
ጽቡቕ ጅማሮ💙
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 16 дней назад
ፈቲኹምጸሊአኩም ህዝቢኢሮብ ሳሆዩ ነጃዉስ ብኸዩጥራሕ ከምገረኺዳን ደስታ አንዳሓሰኹም ሞትከተርክበኩምያ
@j4l472
@j4l472 Месяц назад
ኣነ ኤርትራዊ ትግርኛ ኢየ፡ሳሆ የዕርኩተይ ኣብዚ ኣለዉ ምሳይ ምስ ኢሮብ ዘራክብ የብሎምን ምናልባት ቋንቑኦም ሓደ ክከውን ይክእል ኢዩ እንበር ሳሆ ጸለምቲ ኢዮም ንዓፋር ኢዮም ዝመስሉ ኢሮብ ዳኣ ክጽብቁ ማዓት እንድዮም
@Adulis_TV
@Adulis_TV Месяц назад
Felma aythasu ok kem behre saho keyih seb yelen ab Eritrea okay / dehar kea saho konka eyu kem tigrina ab tezarbti saho buzuhat aletat alewu saho zezarbu hade kabtom aletat Erob eya erob konka natom saho eyu ab Eritrea kea bi alet aykonen beher zelo bi hade konka zezarbu hade behr yekonu eyu zelo selzi hebretseb saho hade alet hade abo yeblun zetfelaley aletat eyom bi konka gen teakbom alewu ab tigrina zetfelaley aletat zetfelaley mebkol zelwom alewu bi konka gen bi hade tigrina yexwa selzi erob kea tezarbti saho selzkonu behrom saho eyu Ok
@freweyinimelake5309
@freweyinimelake5309 2 месяца назад
ንምንታይሞ ተጻብቦ እቲ ኢሮብ አነ ሳሆ እየ እንተኢሉስ፣ንስኻስ እንታይ አድከመካ ናብ ሚድያ ስለ ዝመጻኻ ጥራይሲ ምብልሻው እዩ ዝኸውን።እዚ ትብሎ ዘለኻ ሐሲበሞ አይፈልጡን ይኾኑ፣ማለት ብሰላም እዮም ዝነብሩ፣ፍልስፍና እዩ ዘጸልሎ ዘሎ።አብ ሚድያ መጺኻ አብ ርእስኻ ዘሎ ጥራይ ክትዛረብ ናይ ውልቅኻ እምበር ዝዓበየ ዘታሐሳስቦ ቀዳምነት ዝዋሃቦ ነገር አሎ።ነዚ ህዝቢ ከተዳምጽዎ እንተትኽእሉ ምሐሸ።ፖሎቲከኛ እየ ኢሉ ዝሐሰበ ኩሉ ነቲ አብ ባይታ ዘሎ ዝዓበየ ጉዳይ ገዲፉ፣ስምዒቱ ዘውጽአሉ ኮይኑ ሚድያ።ከም ቆልዓ ባባ ማማ አፍ የጽሪ፣መጽረይ አፍ ጌርኩሞ ነዚ ህዝቢ እፍሊ ለኻት፣ህዝቢ ብዓጸቦ አብ ዘሻቅል ኩነታት እንዳሃለወ ኢሮብ ሳሆባ ኩስቶባ፣ዳቦ ዳቦ እዩ ዘድልዮ ህዝቢ።ጠምዩ አሎ ህዝቢ ኢትዮጵያውነቱ፣ትግራዋይነቱ፣ኢሮብ ሙኻኑ ረሲዕዎ ድዩ ተዘክርዎ ድአ?ሐባራዊ ሽግር አለልይዎ።መቸም ዝጸገበምበር ዝጠመየ አብ ሚድያ ክመጽእ አይርአናና ክሳዕ ሎሚ።
@user-dk7rp5fu8g
@user-dk7rp5fu8g Месяц назад
እዚ ጋዜጠኛ ኣፍልጦ የብሉን ። ጥራይ ሕስድና።
@naliru6096
@naliru6096 Месяц назад
ተጋሩ ክንደይ ብሄር ተሪፍኩም ሕጂ ክክክክክ ወልቃይት የለ ራያ የለ ኢሮብ የለ ገና ብዓፋርውን ሕቶ ኣለዎም ኣክሱም ውን ኣምሓራ ናትና እዩ ይብሉኹም ኣለዉ መቐለን ዓድዋን ሒዝኩም ክትተርፉ ኢኹም
@user-mh3bp4gx5u
@user-mh3bp4gx5u Месяц назад
እንዳሻዕብያ ደናቑር መንነት ብሓይሊ ዝቕየር ዝመስሎም።
@aruaki4454
@aruaki4454 Месяц назад
ዶንቆሮ መንነትካ ቀይር ዝበለካ የለን እቲ መሬት ግን መሬት ኤርታን ናይ ሰብ መንነት ኤርትራውያን እዩ :: ትገሩ ይትረፉ መንነትኩም ቀይርኩም ኤርትራውያን ኩኑ ክንብለኩም ኢትዮጵያውያ ሙኳንኩም ዝክሓድኩም ስለ ዝኮንኩም ናይ መንነት ቅልውላው ዘለኩም ልሙሳት ኢኩም
@merhawiteshim
@merhawiteshim Месяц назад
😂
Далее
МЯСНОЙ ЦЕХ - Страшилки Minecraft
37:24
100❤️
00:20
Просмотров 6 млн