Тёмный

ህያብ ኣሸንዳ ንኤርትራዊት ኣዴና ኣደይ ኣባዲት ኣስፋሃ 

Wushatena Media
Подписаться 123 тыс.
Просмотров 65 тыс.
50% 1

ደቂ ኣሸንዳ ብሎክ ሜ/ጀነራል ሰዓረ --- 2385 ብርን ክዳን
ደቂ ኣሸንዳ ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ልምዓት እቶት --- 2000ብር ብድምር 4385 ብር ኣሸንዳ ኢለን ዝኣከብኡ ንኣዴና ኣደይ ኣባዲት ኣስፋሃ ኣረኪብና ኣለና።

Опубликовано:

 

23 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 345   
@anbes492
@anbes492 5 лет назад
እዉይ ኣነ ብተጋሩ ክዓብድ እየ ኣታ ንስኩም ፍቅሪ እኩም ዘበንኩም ይባረክ ሙሉ ሓወይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደቂ ኣሸንዳ ክኣ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልክን ሓንቲ ግዜ ብኣካል መጽየ ኣሸንዳ ይሳተፍ ይከዉን ሓዉኩም ኤርትራዊ
@ኢትዮሃበሻYOUTube
@ኢትዮሃበሻYOUTube 5 лет назад
ሰላም ናዓኻ ኤርትራዊ ሓውና
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 5 лет назад
Merhaba wedi eri nmen eluwo fetari 🙏
@ፍቕሪእዩጡዑም
@ፍቕሪእዩጡዑም 4 года назад
Amlak nmen eilwo kulena bhade knweil eina zyaday
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
እንኳዕ በስላም መፃካ መምህርየ ሙሉዋይኒ ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ ባባዬ ናተይ እስይ ደቂ እሽንዳ ጅጋኑ እንኳዕ እብፅሐክን ንበዓል እሽንዳ ደቂ ትግራይ ወርቂ
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
ሩሑስ ቅነ ብዓል ኣሸንዳ ደቲ ትግራይይይ ትግርኚ ተጋሩ ሰላምኩም ይብዛሕ ፍትውትውውውውው ንኪላትኩም ። መምህር ሙሉ ዕድመንጥዕናን ይሃብካ ልዑል ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@alemgebru7689
@alemgebru7689 5 лет назад
ዓመት ንዓመት ይዕቆርክን መ/ር ሙሉ እትገብሮ ዘለኻ ሓገዝ ብጣዕሚ ደስ ይብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@bariatventertainment657
@bariatventertainment657 5 лет назад
መምህር ምሉእ መግለጺ ሲነልካ ኣደይ ማርያም ጽላላ ተንብረልካ ኣብ ሂወትካን ሓዳርካን ድማ ዕድመን ጥዕናን ቅሳነትን ይምነየልካ ካብ ሓዉኻ ኤሩ።
@fasikafasika1729
@fasikafasika1729 5 лет назад
የቐንየልና ተጋሩ ኣሕዋትና።
@nnnnnnnnn5290
@nnnnnnnnn5290 5 лет назад
Deki tgray xbukat fetari zewxakno ytekalkn from Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@ማዕበልልበይ-ዘ1ነ
@ማዕበልልበይ-ዘ1ነ 5 лет назад
አሰይይይይይይ አሰይይይይይይ ምዕሩጋት ንበራልና ዓመት ልዓመት ይዕቆርክን ኩሉ ግዜ ሰላምን ፍቅርን ንህዝቢ ኢረትራን ትግራይን መምህር ሙሉየ አነስ ንዓኸ ዝገልፁ ቃላት የብለይን እሞ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ፅጉማት ጉሩም ሰብ💓💓💓
@ትግራይዝዓደይ-ዀ4ጘ
ተመስገን ፈጣሪ መ/ር ሙሉ ዝፈጠርካ ።
@ovaova-h8g
@ovaova-h8g 5 лет назад
ጽብቅ ዝሓስብ ጽቡቅ ዝምነ ጽቡቅ ዝሰርሕ ጽቡቅ ካብ ልሳኑ ቃላት ዘውጽእ ለዋህ ሓላዪ ሽሕ ግዘ ወላ ድኻ ይኹን ሕጉስ ሂወት የሕልፍ፡ ተንኮለኛ ሰራቂ ንሰብ ሕማቅ ዝምነ ዝጻረፍ ነብሰ ቅትለት ዝፍጽም ሽሕ ግዘ ወላ ሃብታም ይኹን ኣብ ሂወቱ ሓጎስ የብሉን ስለዚ ኢትዮጵያውያን ንኹን ኤርትራውያን ኩኑ ጽቡቅ ትርኣስ ምስ ንትርኣስ ዘይኮነ ድቃስ ዝወስደና ሓንጎልና ጽቡቅ ምስ ንሓስበሉ ኢዩ።
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 5 лет назад
ኣነ ትግራወይቲ ገይሩ ዝፈጠረኒ ኣምላከይ ክሉ ግዜ እየ ዘመስግና ካብዚ ለዋህ ሓላይ ሓቦኛ ጅግና ዓቅላም ኣባ ባህሊ ዝተፈጠርኩ ታሕጎሰይ ወሰን የብሉን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩሉኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ሖቦ ንበል ንዘን ኣዴና ኢደይ እድካ ንበል ትግራዋይ ኩን ኤርትራውያን እሕዋተይ ኣብዚ ተሓጋገዙ ሰላም ወሪዱ ናብ ዓድኩም እስካብ ትምለሱ ኣጀኩም ተዳጋገፉ
@dyakonkeleme9992
@dyakonkeleme9992 5 лет назад
እንኳዕ ኣብፃሓክን ደቂ ኣሽንዳ ንዝገበርክንኦ ከኣኒ እግዚኣብሔር ይባርኽን ዕድመ የሃብክን
@hienokyosief3151
@hienokyosief3151 5 лет назад
ተጋሩ የሕዋትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ ነመስግነኩም ።
@ጓልአክሱምትግራይ
ደቂ ትግራይ ማዓረይ ኩሉ ነገርኩም ብጣዕሚ እዩ ዘሕጉስ ሰላምኩም ብዝሕ ይበል 😍
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 5 лет назад
Nabhaki hawey Betami xubq Srah amlak u Emo Ezgabher amlak tsga yhabaka hawey Natey.I am From Eritrea 🇪🇷 Tigray ka Ezgabher amlak ka Ne tsgane Selamen mezmur yahba::
@ጌታቸውአሰፋ
@ጌታቸውአሰፋ 5 лет назад
አቤት ተጋሩ ታይ ክወፀልክን።አይዞክን ማሚ ንመምህር ሙሉ ለእግዚአብሔር ይረክቦ እዩ ምርቅ አብልኦ ብቻ።
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
ንመሉየ ዝፍቱ እስኪ ስብስክራይብ ግብሩለይ ደቂ ዓብይቲ
@Mm-hy3fk
@Mm-hy3fk 5 лет назад
ምፉታይ ጥራይ ዶ ትብሊ ቃላት ዝሓፆሮ ምፉታው እምበር
@ወዲነጋሽጻዕዳ
@ወዲነጋሽጻዕዳ 5 лет назад
ናትኪ ቻነል ኣውጺኪ ዲኪ ሽክሪና
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
@@Mm-hy3fk እስይ ፅቡቅ ምቅርተይ
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
@@ወዲነጋሽጻዕዳ ያሓስብ እለኩ እንታይ ይመስልካ ስብይ
@ማዕበልልበይ-ዘ1ነ
@ማዕበልልበይ-ዘ1ነ 5 лет назад
ሃኒ ጓል ተምቤን ትግራይና ንቅድሚት ሃኒ ፍቅር ሽሕ ግዜ ሰብስክራይብ ዝግበር ተዝኸውን ሽሕ ግዜ ምገበርኩልኪ ምቅርተይ ካብ ናይ ፌስ ቡክ መሓዛኺ ፅጌ ገረዚሄር💓💓💓💓
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
ኣነ ኤረትራዊ እንድየ ንተጋሩ ይሕዋትና ዝጸልእ ባዕሉ ይፈልጥ ናይ ቀደም ቅርሕንቲ ሒዝኩም ጽልኢ ኣይትሕድሩ ብዝተረፈ ዝኸበርካ ሓው መምህር ሙሉእ ናዓኻ ዝኸውን ቃላት የብለይን ብምንታይ ከም ዝገልጸካ እዩ ዝጠፋኣኒ ኣነ ክብለካ ዝደሊ ኣጆኻ ቀጽሎ እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ይሓግዝ i love you መምህረይይይ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ክብረት ይሃበለና!!! ዝበልካዮ ኩሉ ትክክል እዩ። ቅርሕንቲ ቀደም ናይ ውልቀ ሰባት ዝፈጠርዎ ፀገም እምበር ናይ ህዝቢ ኣይኮነን።
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 5 лет назад
Agame kondaf sahsah seraki lemani eye mebal yehfiruka Fesawi helkus tequay.
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
@@asmaerasmaer9441 ክጸርፈካ ኣይትጸበ ጸርፊ ናይ ዱኹማት እዩ ዳሓር ካኣ ኣብዚ ሎሚ ግዜ ዳኣ ትግረዋይ ሙኻን ብኸመይ ክረኽቦ ኤረትራውያን ዳኣ ናህና ዘይራኣና ንሰብ ክነጸልም ክንምካሕ ኮይኑና ሓቁ እዩ ምሕላፍ ካኣቤና ውጺኢት ትምክሕትና እዩ እዚ ኩሉ ከርተት ነተን ለዋሃት ኣዴታትና ክብል ዳኣ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና እምበር።
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
@@WushatenaMedia ትኽክል እዩ መምህረይ ብእልፊ ዘይጠቕሙ ውልቀ ሰባት ዝተፈጥረ ጸገም ኤረትራን ትግራይን ዘባእስ የብለን ዘቀራሕን የብለን። ቅርሕንቲ ወይ ቂምታ ከም ዘይብሉኩም ውን ብግብሪ ተሪኡና ኣለኹም ነቶም ሓደ ሓደ ኢትዮፕያውያን ኮሙኡ ውን ኤረትራውያን ሕማቕ ዝዛረቡ ቁሉውላው ናይ መንነት ዘሎዎም እዮም ስለዚ መምህረይ ኣነ ብኸምዚኦም ዝበሉ ሰባት ከይታዓንቀፍካ በቲ ትገብሮ ዘለኻ ሰናይ ተግባር ክትቅጽል እምሕጸነካ
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 5 лет назад
ክብሪ ይሃብካ ንፉዕ ኣነ ውን ኣብ ጎንካ ኣለኩ ።
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
እሰይ ሽኮሪናታት ደቂ ትግራይ እንኳዕ አብፀሐክን ንበዓል አሸንዳ😍😍እሰይ ሰላም ዩ ጥዑም ሰላምና ይብዛሕልና ደቂ ትግራይ ሓለላት እዉይ ኣነሲ ኮሜንቲ ክፅሕፍ ይደሊሞ እንታይ ኢለ ክገልፆም ቃላት ይጠፍአኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩላትኩም ተናፈቕቲ ደቂታ ቅድስቲ ሓላል መሬት ትግራይ ወርቂ ንበሩለይ ንዘለኣለም ናፍቆተይ😍😍😍😍
@almazghaber9632
@almazghaber9632 5 лет назад
I love tigray my brother and sister from Eritrea
@tesfamariam250
@tesfamariam250 5 лет назад
ኣዋልድ ኣሽንደ ኣምላክ በረከት የብዝሐልክን ንሕና ፍጥራት ከማን ዝተሓጎስና እቲ ንዓና ዝፈጠረ ኣምላካ ድኣ ማዕረ ክንበይ ደስ ዝብሎ ግርማ ግብረ ሰናይ ስራሕ ዝፈቱ ።መህ/ር መሉ ዕድመን ጥዕናንን።
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 5 лет назад
ክብሪ ይሃብኩ ኩቡራት የሕዋትና ተጋሩ ፍቅሪ ይስዕር ነዞም ጽልኢ ዝጽሕትሩ ዘለዉ ብፍቅሪ ኣላሽ ከነብሎም ኢና። ዘይሓልፍ የለን እግዛብሄር ኣምላኽ ከኣ ነቲ ፍቅሪ ዝዝምር ኢዩ ዝሕግዞ ነቲ ጽልኢ ዝነዝሕ ከኣ ናብ ጋሃንም,እሳት ይድርብዮ።
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 лет назад
ትክክል ሃፍቶም ሓወይ
@ኣቢየማርያምልጅ
@ኣቢየማርያምልጅ 5 лет назад
ትክክል😭😭😭😭😭
@samrawit7393
@samrawit7393 5 лет назад
ኣሰይወዲዓደይሽኮርእንካዕናይናኮንኩሙ
@ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ
ብሓቒ👍😍
@tesfaygebreyohans6536
@tesfaygebreyohans6536 5 лет назад
እዝ ሰናይ ስራሐ ዝፀልእ ኢሳያስን እት ዕቡድ ከልብ አብይ እዮ
@ሃረግ
@ሃረግ 5 лет назад
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ክፍእ አየርአካ
@tg-yh7mp
@tg-yh7mp 5 лет назад
እርትራዉያን ኣሕዋትና ፀገምኩም ፀገምና ፀገምና ከማን ፀገምኩም እዩ ናይባሓቂ ፍርቅ ጎኒና ተዋልድና ኢና ናዓና ኪፈሊ ከፃሊእ ዝሙክር ዘሎ ኣየሳኽዐሉ መም ህር ሙሉ ዕመን ጢዕናን ይሃብካ
@tg-yh7mp
@tg-yh7mp 5 лет назад
@@fsnlbetse6674 ኣይትጋገ በል ዚሓወይ እዚ ፔጅ እንዳ ፀርፊ ኣይኮነን ንምዉቅቃስ ስምዕተኛ ኣይትኹን ልቦና ይሃብካ ዓለም ሓፃር እያ እስካብ ዘለናያ ቢሰላም ተፋቅርና ኒንበረላ ካብ ቅም ጥቅሙ ጉድኣቱ ይበዝሕ
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 5 лет назад
@@fsnlbetse6674 eway hawey xebuk emdo tezareb gida.eritrawyan timkihti nigdef bejka.adeda sidet koyna alena amlak gexu yemliselna.
@wedimazu8018
@wedimazu8018 5 лет назад
@@fsnlbetse6674 ኣታ ርእሲ ዓካት ንስካ ዋላ ቤት ትምህርቲ ኣብ ርእስካ ተሃኒጹ ኣይርድኣካን ኢዩ እቲ ናይታ ኣደ ጸገም ስምዓዮ ካብ ናብ ምጽሓፍ ትቃዳደም
@mnbarmsamlak7273
@mnbarmsamlak7273 5 лет назад
Fsnl Betse ክክክክክክክ ቁማላትን ሓካኪንን ሊብያ ይጠየቁ መሸኒትካ ብርስሓትን ሓፈውን ክቁረጽ ኢሉ ዕድመ ንኢታሊ ለሚንካ ይሕክሙካ ኣለዉ ሓንቲ ኩሊትካ ክኣ ሓዉካ ወሲድዋ ብሓንቲ ኩሊትካ ምሳይ ክትዛረብ ኣንታ ረሳሕ ድርባይ ኣብዚ ተዕገርግር ኣለካ ሊብያውያን ክቀትልካ እዮም ዝሕውለልካ ዝሰኣንካ እካ ትመስል ኣንታ ናይ ጸጋም ካልሲ
@yowhanadta7930
@yowhanadta7930 5 лет назад
@@fsnlbetse6674 ata lekbat nzeyfelteka belo weriduka abey elkayo thtna wedi aker meshela beliaka abika naka nhasheka midem ades
@ruthghebru8842
@ruthghebru8842 5 лет назад
ብጣዕሚ ዝምስገን ተግባር ኢዩ መምህር ሙሉ እግዚኣብሄር ይባርኽካ ።
@pate840
@pate840 5 лет назад
ጎበዞች ይህ ነው የሰው ልጅ። ተባረኩ እድሜ ይስጣችሁ ያመት ሰው ይበላችሁ ቃላት ያጥረኛል። መውደዴን ወደድኩት
@silassilas5354
@silassilas5354 5 лет назад
እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ ዝወጸአ ዕጽፊ ገይሩ ይክፈልክን ክብራት አሕዋትና የቀንየልና መምህር ሙሉ ሓውና
@ኣቢስደተኛ
@ኣቢስደተኛ 5 лет назад
መምህር ሙሉ ክብረት ይሃብካ ኩቡር ሰብ ኩቡር ዝኮነ ሓሳብ ይሓስብ ጽግምቲ ኢያ ኢልኩም ቆልሓታ ምግባርኩም ከየመስገንኩኩም ኣይሓልፈን ኢየ ድቂ ኣሸንዳ ካኣ ዓንብባ ፍረያ ካብ ሓውኩም ERi boy.
@teamemedia
@teamemedia 5 лет назад
መምህር ሙሉእ ዓስብካ ካብ ኣምልክ ርከቦ።ብጣዓሚ ኣብነታዊ መንእሰይ ኢካ።ሓውኩም ካብ ኤርትራ
@rigbetube1077
@rigbetube1077 5 лет назад
መምህረይ መብራህቲ ጽጉማት እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሃብካ።
@ሜሮንትግራወይቲ
@ሜሮንትግራወይቲ 5 лет назад
እግዚአብሔር ናዓመታ ብሰላም የጽንሐና 💕💕💕
@ጋሻእየንጽባሕ-ኀ2ቈ
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ❤💟❤💟❤💟❤
@ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
ሙሉዋይ ሰላምካ የብዝሐዮ ምዓአይ ብደቅካ ትሓጎስ ብልከድካዮ ሰላም ይግጠምካ ደቂ ኣሸንዳ ፁርያት እንኳዕ ኣብፅሐክን
@ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ
Thank you ተጋሩ ሰስኑ እንቃዓ ጣፍ ኩኑ
@genetgeryeiamproudoftigray3032
እንኳዕ ብሰላም መፀካ መ/ር ሙሉየ ደቂ ኣሸንዳ መዓረይ ፈጣሪ ዓመት ንዓመት ይዕቆርክን
@typxology
@typxology 5 лет назад
Nay bahaki amlak yehabka xubuk tegbar yu srah
@metu111
@metu111 5 лет назад
ብህዝበይ ኮሪዔ ለጋስ፣ መሰተውዓሊ ልባም ወገነይ ሰላም ጸጋ ምዕባለ ይምነየልካ ፣ ቆናጁ ደቂ አሸንዳ ንዘለአለም ንበራ ኩርዓት ትግራይ ኩርዓት ኢትዮጵያ ኢኽን።
@kuluhalafay4542
@kuluhalafay4542 5 лет назад
አውይ ብፍቅሪ ተጋሩ ክዓብድ ደልየ
@kuluhalafay4542
@kuluhalafay4542 5 лет назад
Telefon xehafley hanti fqri tdelyi
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 лет назад
አንሕና ከማን ፍትውትው ደቂ ኤርየ ፃዕዳ ክብረት ይሃበለና
@kuluhalafay4542
@kuluhalafay4542 5 лет назад
@@rshanrshan2161 telefnki sdedley
@ፈቃርእዩልበይ
@ፈቃርእዩልበይ 5 лет назад
@@kuluhalafay4542 09087786432987532156689990976665421345789909 🤣🤣🤣🤣
@yt5btkklaalekizhafteycgvhh110
@yt5btkklaalekizhafteycgvhh110 5 лет назад
Aane ewun bewenet deki halay meret 😘😘😘😘
@saytsayt164
@saytsayt164 5 лет назад
እግዚአብሔር ይሀብክን ዘንአሕዋትይ ዓመት ለዓመት ይዕቆርክን
@kahsaygebretinsae4803
@kahsaygebretinsae4803 5 лет назад
እንጀራ ዓለም ብላዕ!ዕድመን ጥዕናን ተመንየልካ መምህር!
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 5 лет назад
ዓመት ልዓመት ይዕቖርክን ደቂ ኣሸንዳዋይ መምህር ሙሉ ሓውና ንዓኻ ንምግላፅ ቃላት የብለይ ንበረልና ጥራሕ።
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 5 лет назад
ዓመት ልዓመት ይዕቆርክን ደቂ ኣሽንዳ ሽኮራት መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@tesfa7382
@tesfa7382 5 лет назад
Thank You Tegaru Sle xubuk gbrukum.
@akiaki3674
@akiaki3674 5 лет назад
ኣነሲ ኮሜንት ክጽሕፍ ይደሊሞኒ እንታይ ኢለ ክገልጾም ይጠፋኣኒ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ደቂ ሓላል መሬት
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 5 лет назад
ወላ ኣነ
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 5 лет назад
ኣሰይ የሕዋተይ ክብረት ይሃበልና ብሓቂ ኣኩሪዕክናኒ ኢክን ።
@hailuabreha9675
@hailuabreha9675 5 лет назад
Helping the needy people is the most bless in life. I say thank you to all those generous group of Ashenda girls. Your contribition is very remarkable to help for our mother from Eritrea . The most my hero as I always mention is brother Mulu, I have no word to express my feeling regarding your tireless help to all those living inside the worst situation our citizens you brought them from their dark living standard to bright life I am proud on your remarkable big difference for your people and we all your media follwors say THANK YOU!!!!!!!
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
Thank you brother for your encouraging comments and being with us!!!
@hd-fm5tz
@hd-fm5tz 5 лет назад
እሰይ መምህር ሙሉየ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ😍😍😍
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
እሰይ መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፀግኡ የብዘሐልካ
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
ሰብ ማላት ከም ነብሱ ንሰብ ዝርኢ እዩ ።እዚ ኢልካ ብቃት ንምግላጽ ይከብድ ኣምላክ ንኩላትኩም፡ፀግኡ የብዛሓልኩም!!
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
@Phenomenal Event klae nska bqumu zmote seb eika nay mdr ahzab suk eilka leflf
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይይይ ከመይ ቀንኪ ምዓረይይይ
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
@@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ አሜን አሜን አሜን መዓረይ እግዚአብሔር ይመስገን ኣለኩ ከመይ ብወገንኪ ዚያዳይ
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! እግዚኣብሄር ይመስገን ዳሕና እየ ምቅርተይይይይይ ፍትውተይይይይይ
@selamdebas2033
@selamdebas2033 5 лет назад
ናይ ማርያም ባርያ እየ ናይ ኣምላከይ ኣደ! Amennnn
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 лет назад
መምህር ሙሉ ሓወይ እንካዕ ደሓን መፃካ ንስካን መሳርሕትካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ እሽንዳ ካዓ አብፀሐክን ለባማት ኢክን ናይ ባሓቂ
@monamanoo3856
@monamanoo3856 5 лет назад
ኣስይይይ ደቂ ኣሽንዳ ሙቁራት እግዚአብሄር አምላክ ዕድመና ጥዕና የሃብክን ንማምየይ እግዚአብሄር ምሕረት የውርደልክን
@zemuymsgna8513
@zemuymsgna8513 4 года назад
enqae abzi abkakn deki Tgray xbukat ftret ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@FreTube-b9c
@FreTube-b9c 5 лет назад
ኣቱም ሰባት እዚ መደብ ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተሎ ግን ካብ ሓጎስ ዝተበገሰ ኮሞንት ክፅሕፍ ኣይክእልን ብዝገልፆ ይጨንቀኒ ኣብዚሑ ይሃብክን ዘን ኣሕዋተይ ዓመት ንዓመት ይዑቆርክን ሙሉ ሓውና እንታይ እሞ ክብል እየ ምንም ክብል ኣይክእልን ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ።
@mulumulu3028
@mulumulu3028 5 лет назад
መምህር ሙሉ ትገግብሮ ዘለኻ ሓገዝ መግለጺ የብለይን እ/ር ይሓግዝካ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@@mulumulu3028 አሜን አሜን አሜን
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 5 лет назад
Kemey dikum kef thbuni tegaru yehwatna, kexlwo admen tanan yhabkum, hawkum wdi Eritrea, wedi Adi Qala ♡ eye on lave.
@johneri4259
@johneri4259 5 лет назад
ጽቡቕ ግበር ንመን ንማንም፡ስለዚ ገባሪ ጽቡቕ ኣምላኽ ይሓግዝካ፡ጽቡቕ ተግባር ንሕልናኻ የቕስን፡ሕማቕ ተግባር ድማ ንሕልናኻ የውቅስ።
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 5 лет назад
ዉሻጠና ሚድያ እትገብርዎ ዘለኹም ሰናይ ምግባር ብፈጣሪ ተኽሓሱዎ ኢኹም።።።።ደስ ዝብለካ፣ኤርትራዊት ኣዶ ክንሕግዘን ይግባእ።።ሰላምክን ብዝሕ የብሎ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ወይዘራዝር ክትፅብቓ
@monumonyo6370
@monumonyo6370 5 лет назад
ዓመት ልዓመት ይዕቆርክን ደቂ ትግራይ ፃዕዳ #መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ ክፉእ ኣይርከብካ
@TMRRA1
@TMRRA1 5 лет назад
Thanks ተጋሩ ካብ ሓውካ ሕዝብ ኤርትራ ትግርኛ
@asmaerasmaer9441
@asmaerasmaer9441 5 лет назад
Waeeeee natka geber men wekil hizbi Eritrea geruka natka geber. Yehwatka entekoynom teykeka teklilka ne adi Agame Mekele kid ok 4.
@selam6473
@selam6473 5 лет назад
ሙለየ መግለፂ ስኢነልካ እየ ግን እቲ ኩሉ ዝከኣሎ መድሃኒኣለም በዓሉ ይሓግዝካ
@ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ
እዋይ አነሲ ንብዓት ጥራሕ ኮይነ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ አቦ ድካ
@samrawit7393
@samrawit7393 5 лет назад
ኣሜንኣሜንኣሜንምቅርትናተይ
@عبدهعبدالله-ب1ل
@عبدهعبدالله-ب1ل 5 лет назад
Etom afom meliom zstarefu zelew eritrawn neshitey temharu. tgray fkri zkonet hager eya. Nmemhr mlu wn like habuley
@ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ
መምህር ምሉእ ኣቦ ድክታት ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ
@sadamuhammef3778
@sadamuhammef3778 5 лет назад
እስይ ስላም እዩ ጥዑም ስላምና ይብዛሕልና
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
እሜን እሜን እሜን
@bannerbr.gebrehiwet3659
@bannerbr.gebrehiwet3659 5 лет назад
ደቂ አሸንዳ እንኩዕ አብፃሓክን ቡሩካት እግዚአብሔር አምላክህ ፀጋ በረከት ይሃብክን ።Memihr mulu admen tianan yihabka
@meashotaweke9146
@meashotaweke9146 5 лет назад
መምህር ምሉእ ብጣዕሚየ ጸድንቀካ እትገብሮ ኣበርክቶ ውን ኩሉ ታዓዚበዮ ውጽኢታዊን ጸላውን ኮንካ ረኪበካ እሞ ተስፋ ኣፍሪቃ ኢካ ጅግና!!""""
@teweldemahari8683
@teweldemahari8683 5 лет назад
አብ ሰሜንን አብ ደቡብን ዘለዉ ኩሎም ተጋሩ ብሰንኪ ፋሽሽታውያን ገዛእቲ ከም በዓል ጥልያንን እንግሊዝን ምልሊኽን ሃይለ ስላሰን ደርግን ሻዕብያን ወያነን ዝዘርእዎ ናይ መርገም ዘርኢ ጽልእን ባእስን አሕዋት ተጋሩ ንብዙሕ ዓመታት ተፈላልዮም ክነብሩን ክቃተሉን ክጸራረፉን ክከሳሰሱን ውዒሎሙን ሓዲሮሙን አለዉ ድሕር ሕዚ ድሕር ሕጂ ድሕር ሀዚ ድሕር ሕዪ ድሕር ኸዚ ግን ለቢሞም ጸላኢኦም ፈሊጦም እዮም እሞ ሓደ አካል አሕዋት ዓጽመ ስጋ ሓደ ደም ሓደ ዘርኢምኻኖም አረጋጊጾም እዮም ።
@zd6493
@zd6493 5 лет назад
ትግራይ፣ዓደይ፣ዓዲለጋስ፣ብምንታይ፣እሞ፣ክገልፀኩም፣ሙላተይ፣ቃላት፣የብለይን፣ዝያዳይ
@dani-oo4zi
@dani-oo4zi 5 лет назад
ኣደይ በይና ተርፋ 😪😪😪😪😪🙏🙏🙏🙏
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 5 лет назад
መ ሙሉ ሐሳብካ የስምረልካ
@yeshigetnet9104
@yeshigetnet9104 5 лет назад
Kabakum miftarsi yekuraka egzabher meret tigray fikrn selamin yefisela 💓
@qudusegziabher4338
@qudusegziabher4338 5 лет назад
ኣሰይይይይ መቅሰናት እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 💗💕💕💓
@azisweet1738
@azisweet1738 5 лет назад
አነስ እግዚኣብሔርን ወለደይ ብጣዕሚ እየ ዛምስግኖኩም ካብዚ ህዝቢ እዚ ስለ ዝፈጠርኩሙኒ
@ተሸጊራከይትህሉ
@ተሸጊራከይትህሉ 5 лет назад
ኣምላኽ ትግራይ ይመስገን ::
@ተስፋ-ለ4ቈ
@ተስፋ-ለ4ቈ 2 года назад
❤❤
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
አነስ ቃላት የብለይ መምህረይ ፃማ ራሃፅካ ብኢድ እግዛብሄር ርኸቦ
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩርዓትና ባአካ ኩሪዒና ኩሉ ከብ አምላክ ርክቦ
@arayagared
@arayagared 5 лет назад
God bless you memehere.
@sabawitsaba157
@sabawitsaba157 5 лет назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ ሂወትካ ይባረክ አደና አይዞአን ኩሉ አብ ጎነን እዩ። እስኪ ንዓይም subscribe ጉበርለይ ደቅዓደይ አየክፍልን ናይሰብ እናገበርኩ ድክም ኢሉኒ ሓደራ አይትሕለፉኒ
@mmmxx1395
@mmmxx1395 5 лет назад
Atne dekiy tigray kndey dikn destbla mueurgat🌹🌹🌹🌹🌹❤️💐💐💐👌👌
@semerehadish6304
@semerehadish6304 5 лет назад
እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንስኻ ኣቦ ውጹዓት ኢኻ ጸጉኡ ይብዝሓልካ
@dawitkefela2076
@dawitkefela2076 5 лет назад
ኣብዛ ምድሪ ከማኻ እንተዝበዝሕ ገነት ምኮነት እዛ ኣሻኽ ምድሪ መምህረይ
@seidaabidu7059
@seidaabidu7059 5 лет назад
meshaallah aqiqetn tehgusu atahsasbakhum
@negishtube3519
@negishtube3519 5 лет назад
Enikai abitsehekaten abitsehenu kemiziye niameta dima ayifelalikin Amen
@godislove1495
@godislove1495 5 лет назад
ኣየ ልቦና አግዚኣብሄር የባረክካ ብሩክ ሓውና
@chimichai7066
@chimichai7066 5 лет назад
Tegaru yehwatey adnaqotey wesen yeblun I Love you ❤️ Tigrai & Tegaru
@emebete.dngelmariyam1309
@emebete.dngelmariyam1309 5 лет назад
wooow kalat yebleyn !!!. egziabher ab zezelekumo baelu yihalkum. ruhus beal ashenda.
@wadiasmarawadiasmara7565
@wadiasmarawadiasmara7565 5 лет назад
Ajokom tegaru dehry isayas shefta selam kengaber ena behabar kensareh ena . From eritrea
@hermonaregai810
@hermonaregai810 5 лет назад
እዚ ጽቡቕ ተግባር 'ዩ። ነቶም ገሊኦም ብዘይፍልጠት ገሊኦም ከኣ ብመደብን ብዝተፈላለየ ምኽንያትን ክፍኣት ዝተፍኡን ዘንጸባርቑን ብሰናይ ባህርን ግብርን 'ዩ ምስዓሮም። ንግዚኡ 'ምበር ሃተፍተፍ ክፍኣት ክስዕር ኣይክእልን።
@ariyameru4335
@ariyameru4335 5 лет назад
Eway fekri nay tegerays betami eyu zegrm amlak yemlalkum 🙏🙏🙏
@awettes7664
@awettes7664 5 лет назад
kbret yhabelna kubur haw memhr xegemka zrde hawka you mo hadnetkum ymelalkum neana eritrawyan kea kemakum yemaslena amen
@getahagos
@getahagos 5 лет назад
እድሜ ጥዕና ይሃብልን ንኣዴና!
@silassilas5354
@silassilas5354 5 лет назад
ለዓመታ ከመዚ በሕቡርክን በሰላም የብጽሕክን
@samrswitkiflom4417
@samrswitkiflom4417 5 лет назад
Müllo u are the best helps Män🙏 God PLZ you🙏
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
እማማየ ምዓረይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣምላኽ
@andatdtapostolicfathers5979
@andatdtapostolicfathers5979 5 лет назад
ተባረኹ ኩልኹም
@nukulukalolebey8989
@nukulukalolebey8989 5 лет назад
Adeyyyyy ኣምላኽ yehagzikin
@samimebratu6389
@samimebratu6389 5 лет назад
Good job long live for you thanks brother
@Starlove-fl2yg
@Starlove-fl2yg 5 лет назад
Tegaru sesenu amlak aziazu ybarkkmu bahqi ,hzbna Ade (Mother) koynkmulu.
@trhaskasa5421
@trhaskasa5421 5 лет назад
Tegru ahwtna edman tenan yhbkum ftari
@Mahari5965
@Mahari5965 5 лет назад
ኣነ ዝገርመንስ ናይዞም ዲስላይክ ትገብሩ ሰባት ዩ እንታይ ዩ ጸገምኩም ተኸፊእኩም ሽግርኩም ዘይትጽሕፍሎም ዋላ ንሰናይ ተግባር በቃ ተስፋ ከተቁሩጹ ትጽዕሩ ! ዝገርም ዩ ብዝሎነ መምህር ሙሉ ከም ኩሉ ግዜ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ተጋሩ ኣሕዋትና ከኣ we love you so much ሽኮሪናታት እንካዕ ኣብጽሓክን ከኣ ንዓና ከኣ ባህልና ነሐድሰሉ ግዜ የምጸኣልና I ❤️❤️❤️❤️❤️😘you
@መሲጓልትግራይ-ዘ9ዠ
መምህረይ እንኳዕ ደሓን መፃእኻ ደቂ ኣሸንዳ ደቂ ዓደይ ማዕረይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም
@አዚቲአዚቲ-በ7የ
@አዚቲአዚቲ-በ7የ 5 лет назад
እግዛቤሄር ይሃብኸቱም አትሰአኑ
Далее
Интересный наборчик 😀
00:12
Просмотров 11 тыс.
Ozoda - Lada (Official Music Video)
06:07
Просмотров 6 млн
ለሌላ ወንድ ዳርሻት 😱
10:05
Просмотров 8 тыс.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Просмотров 805 тыс.