Тёмный
No video :(

ሰብኣውነት ዘበገሶ ለውጢ ኤርትራዊ ሓውና ኤፍሬም 

Wushatena Media
Подписаться 120 тыс.
Просмотров 94 тыс.
50% 1

/ @wushatenamedia
✅ ኤፍሬም ኣልኣዛር ንዓይኒ ሕክምና ብወዲ 93 ዓመት ዝኾኑ ኣቦ ሓጉኡ ተመሪሑ ካብ ኤርትራ (ዞባ ደቡብ መንደፈራ) ናብ መቐለ ከምዝመፀ ኣቕሪብናልኩም ነይርና።
✅ ብተወሳኺ ከቢድ ኢኮኖሚያዊ ፀገም ስለዝነበሮ ቡን ሸይጣ እትናበር መዓዛ ሓፍትና ቅኑዕ ልቦናን ሰብኣውነትን ስለዝነበራ ንሓደ ዓመት ብዓቕማ እናሓገዘቶ ብምንባራ መብዛሕቲና ናእዳና ከም ማይ ነሓሰ ኣውሒዝናላ ኢና።
✅ እንሆ ሐዚ ድማ ዝተረኸበ ጥዒናውን ኢኮኖሚያውን ለውጢ ኤፍሬም ሒዝናልኩም መፂና ኣለና። እዚ ሰናይ ተግባር ብዙሓት ንክመሃርሉ ላይክን ሼርን ንግበሮ።
1ይ ክፋል ቪድዮ ኤፍሬም፡ • ብርሃን ዓይኑ ንክምለሰሉ ብሓደራ ዝ...

Опубликовано:

 

23 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 733   
@Mikiele_Wedi_Humera_Tigray
@Mikiele_Wedi_Humera_Tigray 4 года назад
መማሕር የቐንየለና ብጣዕሚ ንፉዕ ለባም። ከመካ ሽሕ ይብዙሑ ይሰሱኑ
@yatoyyone2398
@yatoyyone2398 4 года назад
❤️
@desalekahsay9935
@desalekahsay9935 4 года назад
ተጋሩ የሕዋትና ኩሉ ግዜ ጽቡቕ ምስገበርኩምልና ኢኩም ኣምላክ ምሳኹም ይኩን ኢፍሬም ሓውና ካኣ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኣምላክ
@abelbereket1759
@abelbereket1759 4 года назад
ምኣዛ ሓፍትና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ኮሙኡ እዉን መምህር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 года назад
መምሕረይ ንስካ ብሓቂ ልባም ኢካ ፈጣር ዕድመን ጣዕናን ይሃብካ
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 4 года назад
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
@alganeshtekleab869
@alganeshtekleab869 4 года назад
Amen Amen🙏🙏🙏
@yibrahokubay6662
@yibrahokubay6662 4 года назад
ኣነስ በዚ ጅግና ሓዉና ዝገብሮ ዘሎ ኤርትራዊ ከይበለ ከምዚ ገሩ ጽጉማት ንክሕገዙን ክሕግዝን ብጣሚ እዩ ዝገርመኒ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝደለኻዮ ኣይኽላኣኻ ወገነይ
@selamgebrzihr9928
@selamgebrzihr9928 4 года назад
መዓዛ ሓፍትና ወረጃ እኪ መርኣያና ውን ኢኺ እግዛብሄር ዓዲልኪ ብሓቂ ቅኑዕ ልቦና ሙሌ ሓወይ ኣምላኽ ይሓግዝካ!
@abrehetabraham1315
@abrehetabraham1315 4 года назад
ኣሰይይይይ ኣነ ንሰባያ ከማን ኣደኒከዮ ምክንያቱ ሰናይ ንምግባር ዘታባበአ ሰባይ ብብታአሚ የድንከኩም
@selamgebrzihr9928
@selamgebrzihr9928 4 года назад
@@abrehetabraham1315 ፅቡቕ ምግባር ተመሊሱ ንባዕልካ እዩ
@liagirmay8461
@liagirmay8461 4 года назад
Xbuk gber nmanm btami kulu tgebewo egzabiher yhagzkum
@adhanetgebre5265
@adhanetgebre5265 4 года назад
Meaza haftey geta misaki yukin
@genettesfagiorgis9855
@genettesfagiorgis9855 4 года назад
God bless you brother
@goitomande6594
@goitomande6594 4 года назад
ናይ ብሓቂ መም ምሉእ ሓውና ብፍላይ ብሓፈሻ ድማ ኣሕዋትና ተጋሩ እግዚኣብሔር ዓስብኹም ይፍደኹም ነዚ ክልተ ሓው ህዝቢ ድማ ሰላምን ፍቕርን ኣውሪዱ ሓቢርና እንነብረሉ ግዜ ይፍጠረልና
@user-gq4bz5fs4j
@user-gq4bz5fs4j 3 года назад
ምሳኩም ሕውነት የለን ኣቱም ካሕዳማት ሰተይቲ ደም
@erieritrea6645
@erieritrea6645 4 года назад
gብቐደሙስ ኣሕዋት እንዲና መራሕቲ ኢዮም ከናቑትና ጸኒሖም እምበር ደጊም ናብታ ሕውነትናን ፍቕርናን ክንምለስ ኢና። ንስኻትኩም ክትመጹና ንሕና ውን ክንመጸኩም ። ዶባትና ተኸፊቱ ንገድ ነጋዳይ ሕረስ ሓረስታይ ኪኮነልና ብሓደ ክንዓብን ክንምዕብልን ። ሰላምን ራህዋን ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን።
@selamnekulu1731
@selamnekulu1731 4 года назад
ምሉ ሓውና ናይ እግዚአብሔር ልኡኽ 🙏🙏🙏 ማኣዛ ብፈጣሪ ርኸብዬ ካልእ ዝብሎ የብለይን🙏
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 4 года назад
ንሕና ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ብመንፈስን ብስጋን ብስነ ልቦናን ሓደ (እንኮ ) ስለ ዝኮና ክፈሊየና ዝክእል ኣካል የለን ። ማእዛ ሓብተይ ምስ በዓል ቤትክን ሙሉእ ህዝቢ ትግራይን ምዕባለን ብልጽግናን ይምነየልኩም። መምህር ሙሉእ 7 ወለዶካ ተሓጎስ ኣታ ቡሩኽ ሉኡኽ ናይ ፈጣሪ።
@user-st4us5kl4t
@user-st4us5kl4t 4 года назад
Xbuq aleka wala hade zfelyena yelen habtomey
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 4 года назад
@@user-st4us5kl4t i love you ህዝቢ ትግራይን ትግራይን ፡ የሕዋትና ፍንጫሕ መስንገለና ኢኩም ናትኩም ጹቡቅ የሕጉሰና ናትኩም ሕማቅ የጉሄና።
@ergbeasgedom1576
@ergbeasgedom1576 4 года назад
🌟🌟👌👍👍👍
@skahsay7361
@skahsay7361 4 года назад
ናይ ብሓቂ ኣብዛ ክፍኣትን ተንኮልን ዝመልኣ ዓለም, ካብ መ/ም ሙሉ ጀሚርካ ብሕልና ዝጎዓዙ ከምዚኦም ሰባት ክትሪኢ ከለኻ ተስፋ ትገብር!!!!
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 4 года назад
ብርሃን ትግራት ወኤርትራ ዳግማዊ ኣቡነ ሰላማ ሙሉብርሃን ተጋሩ ጥዑማት ዕድመ ምስ ጥዕና ያሃብኩም።
@brtukantube7096
@brtukantube7096 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኹላትና ማዓረይ ❤️🙏🇻🇳❤️🇪🇷
@erisam9695
@erisam9695 4 года назад
ማኣዛ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ነዚ ብሩኽ ህዝቢ ትግራይ ዊን ሰሰናዩ ይብጻሓዮ
@brtukantube7096
@brtukantube7096 4 года назад
ተመስገን አምላክ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ስናይ ምግባር ክንድይ ይጥዕም እዩ ኣሕዋትይ ❤️🙏 መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትግርይ ን ኤርትራን ኣይፍላልይን 🇻🇳❤️🇪🇷
@Jon20243
@Jon20243 4 года назад
ትግራይ ካለአይቲ ገዛኩም እያ ኤርትራውያን ክብለና ደክተር ደጼ ለካስ ነዚ ለጋስ ዝኮነ ህዝቢ ትግራይ ተኣማሚኑ እዩ። ኣጆኩም ጸገም ሓላፋይ እዩ ሰብ ዝዘርኦ ክዓጽድ ሕጊ ተፈጥሮ እዩ።
@user-tz7tq2lc5y
@user-tz7tq2lc5y 4 года назад
ናይ በሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍትና ነዚ ሓውና ድማ ኣምላክ ይምሓሮ
@user-ms9tg8nx6r
@user-ms9tg8nx6r 4 года назад
ናይ ባቂ መምህረይ ንሕናን ተጋሩን ናይ ሕጂ ዘይከነስ ሕውነትና ካብ ጥንቲ ዝጸነሐ ሕውነት ኢዩ ዘለና ኣንቱም ገልጣማት ህግደፍ ምስ ተጋሩ ይሕዋትና ክትፈሊና ካይደቀስኩም ታሓድሩ ስነስራዓት ግበሩ ንሕና ምስ ተጋር ክንፍለ እንተ ኮይና ሞት ጥራይ ኢዩ ዝፈለይና ። ኣጆኻ መምህረይ
@zttgy7054
@zttgy7054 4 года назад
ናይ ባሓቂ ሓወይ ኣጃካ
@mty8737
@mty8737 4 года назад
Brigx✌😎
@abrhaleyrussom8436
@abrhaleyrussom8436 4 года назад
Eski brukat kemabottna nkun hawom zfetwu abeyti rhruhat tebareku!
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💚💚💛💛💛💛💛💛💜💜💜💓💓💓💓❤❤❤❤❤❤❤💖💖💖💕💔💔
@user-st4us5kl4t
@user-st4us5kl4t 4 года назад
Bahaqi mot eya tfelena zyaday
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 4 года назад
ማዓዛ ሓፍተይ መርአያ ክንክና ልካማና ዝበለ ልቡና ልተደፈነ ብቂምታ ኤፍሮም ሓወይ አምላክ ምሕረት የውርደልካ 🙏🙏
@romasemere6794
@romasemere6794 2 года назад
Btami zegerm kemzi haftna zegeberoto senay tegbar kensebo amlak eyene lebonanoa yebrh. Kemuwen memher mulu solti senay tebegusoka edemen tehana yehabka bamlak rekebo sesenayu naka.
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 4 года назад
ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ዝወለድኩሞ ይባርኸልኩም ጡዑያት ሕልና ሰብ ሐዳር ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷
@selammehari9640
@selammehari9640 4 года назад
Nay bhaki lewah haftey hadarki ybarek bamlak rkebyo mulu hawey ka kexlo ,atom wehabti ka ablak shishaykum yebzihayo amlak. From 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dhery3171
@dhery3171 4 года назад
ኩፌእ አይትርከቢይ መዓዛ ሓፌተይ ንሓውና ድማ ምሉእ ምሕረት የውደሉ መምህረይ መግለፂይ የብለይን ማርያም ፅዮን ትሓልካ
@tsegaelias2779
@tsegaelias2779 4 года назад
Meaza kem chima Meaza Egziabher samaki yekfeki Tebareki. Befeksy dema beal beta yemesgeno Ab hadar kenka kebid entekone nay beal beta Abi tera alewo
@toremember8793
@toremember8793 4 года назад
ናይ ባሓቂ ሰባኣዉነት ማለት መምህር ሙሉ And ማኣዛ ኣምላኽ ዓስብኹም ይኽፈልኩም ካብ ስደት ተመሊስና ገጽ ንገጽ እዳ ተራኣኣና ክንማሳገን ሰናይ ትምኒትና ኢዩ
@meashomeasho1842
@meashomeasho1842 4 года назад
ናይ ባሓቂ#ማኣዛ ምስ ባዓል ቤታ ደስ ክብሉኻ ቡኡነት፡ እንጌራኹም ይስፋሕ!! ኤፍሬምን ባዓል ቤታ ን'ማኣዛንስ ይማሳሱሉ ኣብቲ #ስራክቸሮም፡ ብጣዓሚ ብጣዓሚ ደስ ስብሉ#Famli. ኣነ ኤርትራዊ ኢየ። በቃ ገለ ኤርትራን ኢቶዮጵያን፡ ኤርትራን ትግራይን ክፈላልዩ ሒኹ ክብሉ እንክትርኢ፡ #ማኣዛ ሓፍትና ካኣ ናይ ሕልና ስራሕ ክትሰርሕ ክትርኢ ከለኻስ ባሓቂ ከም ስማ#ማኣዛ ብርሃን ማኣዛ ፍቅሪ ማኣዛ ሕውነት ማኣዛ ልግስነት ማኣዛ ሓድነት በቃ ከም ስማ ኢያ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ባዓል #ቤትኪ። ውሉድ ቆልዑ ተሌሙኹም ዕድመን ጥናን ይሃብኩም። ውልድ ዘየብልኩም ተኾንኩም ካኣ እግዚ ኣብሔር ኣብላኽ ፍረ ብርክኹም የሐቑፍኩምን የርእይኩምን ኣሜንንንንንን!!!!
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
ኣሜንንን 💔💔💕💕💖💖💖❤❤💚😁💚💙💚💛💜💜
@wedieri7570
@wedieri7570 4 года назад
ኣሜን(3) ደጊም ዘመን ምፍልላይ ኣብቂዑ ኣጆኩም ተጋሩ ኣሕዋትና ሰብ ሓንቲ ግዝየ ጥራይ ዩ ድዕንቀፍ ሕውነት ፍቅሪ ወልድና ክምላስ ዩ
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተይ
@roza7068
@roza7068 3 года назад
ኣሜን ኩቡር ሓውና
@azebhagos9374
@azebhagos9374 4 года назад
ማኣዛ ሃፍተይ ኣምላኽ ናይ ኢድኪ ይሃብኪ ሃፍተይ ናተይ
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 4 года назад
መቸም ኣብዚኣ ዓለምዚኣ ሰናይ ካብ ምግባር ዝዓቢ ዕግበት የለን እሞ ንሓውና ኤፍረም ምሉእ ምሕረት ንመምህርን ንሓብትና ማእዛን ድማ ፈጣሪ ዕድመ ሂቡ ብጥናን ሓጎስን ክትነብሩ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን ኣብ ልዕሌኹም።
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 года назад
እስይይይይ ጎይታዋይ ብርሃን ዓይንካ መሊኡ ምሕረት ይአዝዘልካ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@lemlemgebremariam7200
@lemlemgebremariam7200 4 года назад
ብጣዕሚ ጋልዓበይቲ ለባም እግዛቢሄር ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ
@love-xg3ws
@love-xg3ws 4 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ማኣዛ ሓፍተይ ምሉእ ሂወትኪ ሰላም ቅሳነት ይሃብኪ እሰይይይ ዝፈልየና እኮ እዩ ዘየለ ንቅድሚት 🇪🇷🇪🇹💘👌
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 4 года назад
ኦውውው ማዓዛ ናብ ሓቂ ውዕለትኺ ዓብዪ እዩ እግዚአብሔር ወሲኩ ይሃብኪ ፣ንሓውና ኤፍሬም እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት ይሃብካ
@dawitdawit9950
@dawitdawit9950 4 года назад
መኣዛ ሃፍተይ ካብ ስደት መልሲ ብኣካል ክሪኤኪ እዬ ። እግዚአብሔር ንፁህ ልቢ ሂቡ ፈጢሩኪ እድለኛ ሰብ ኢኺ ዘመንኪ ይባረክ አሜን
@cherkoshaile8607
@cherkoshaile8607 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ። እዛ ሓፍትና ከኣ መራኣያ ኮንኪ ኣለኪ ። ደስ ኢሉና ደስ ይበልኩም።
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 4 года назад
ናይ ባሓቂ
@angosomtewelde9785
@angosomtewelde9785 4 года назад
ኣደ ወሊዳ ትምከን እዋይ መምህረይ ከማካስ ኣበይ ይርከብ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከምኡ ዉን ማዕዛ ሓፍተይ ፈጣሪ ናይ ኢድኪ ይሃብኪ ለባም ሓፍተይ ማዓረይ ክብረት ይሃብኩም ኣክቢርኩሙና ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ
@adamftur1924
@adamftur1924 4 года назад
መምህር ምሉ ከም ኩሉ ግዜ ተተከሉ መኣዛ ቅንዕትን ጽንዕትን ወናኒት ሕልና ክብሪ ይሃብኪ ኤፍሬም ሓውና ምሕረት የውርደልካ ምሉእ ብርሃን ይሃብካ
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ዋይ ኣነስ መግለፂ የብለይንዋ ተመስገን ኣምላክ ብልበይ ተሓጊሰ
@user-yi9op2dg5v
@user-yi9op2dg5v 4 года назад
እመ አምላክ በምህረት እጆችዋ ትዳብስህ መምህር ሙሉ ረጅም እድሜ ና ጤና ይስጥህ
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад
እዋይይይይ ትዕድልቲ ሓዳርኹም ይባረኽ ኣሕዋተይይይ ኢፍሬም ከኣ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሙለረይ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 4 года назад
እዋይ ሰሚዕካ ዘይምኖ ቁዱስ ስራሕ ተመስገን ጎይታይ ናብራኡም ይባረክ 💖🤲🙏ሓወይ ምሕረት የውርደልካ ብርኽቲ ሓፍትና ምኣዛጸግኡ የብዝሓልኪ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና እውን መምህር ሙሉ ቡሩክ ዝኮንካ ፍጥረት ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ይሓግዝካ 💖🤲🙏
@hop5729
@hop5729 4 года назад
ሓውኻስ ኣብ ኩሉ ይጽናሕካ ተጋሩ ኣሕዋትና ኣለና ኣብ ጎድንኹም ኣለና
@user-wi5zq8cn6e
@user-wi5zq8cn6e 4 года назад
ብጣሚ ደስ ዝብል ስራሕ ኢዩ ሓወየ ቀፅለሉ መምህር ማዓዛ ሓፍትና ከዓ እግዚኣብሄር ይባርኪ ኮሪዕናልኪ ብሓቂ ኤርትራዊ ሓውና ድማ ፈጣሪ ናብ ሙሉእ ብርሃን ዓይንካ መሊሱ ሑሉፍ ንምዝራብ የብቅዕካ
@user-hf5kv7pz6p
@user-hf5kv7pz6p 4 года назад
ጽቡቕ ስራሕ ዩ የሕዋት ኣምላክ ይሓግዝኩም ሰናይ ምግባር ንነብስኻ ዩ መ/ም ምሉ ከኣ ብጣዕሚ ንፋዕ ኢካ ጻማካ ኣብ ሰማይ ዩ so good job.
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 4 года назад
እካዕ ብሰላም መፀካ መምህረይ ዕዱመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አቦ ፁጉማት
@nike_for_lifefortnitekid8684
@nike_for_lifefortnitekid8684 4 года назад
ማኣዛ ሐፋተይ ፅቡቅ መርኣያ ኢኪ እግዚኣብሄር ይሃብኪ
@user-bx7hq1wh5l
@user-bx7hq1wh5l 4 года назад
እግዚኣብሄር ይባርክኺ ማዓዛ ማዓዛ ዘለዎ ህወት ንበሪ ዝያዳይ እምላክ ፀጋ በረከት ያብዝሓልኪ🙏🙏🙏💓💓💓
@regattafla882
@regattafla882 Год назад
ማእዛ ሐፍተይ እረጅም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ምስ ሰብአይኪ ፍቅሪ ሳዓሪ እዩ ንእፍሬም ሐውና ሙሉእ ጥዕና ይምነየሉ ፁቡቅ ምግባርኪ ካአብ ፈጣሪ ትረክብዮ ኩል ግዜ አብ ሐደ ልቢ ከምዘለና እመኒ ንጋዜ ጠኛውን ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካአ
@mullermichael9119
@mullermichael9119 4 года назад
ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም፡ ደስ ዝብል፡
@mullermichael9119
@mullermichael9119 4 года назад
ክቡር ሓው መምህር ሙሉእ፡ ንእፍሬም ሓውና ክሳዕ ምሉእ ብምሉእ ካብ ዘለዎ ጸገም ዝሓዊ ብምሸት ብብዝሒ ሞባይል ከይጥቀም ሓብሮ። ምክንያቱ እቲ ካብ ሞቢል ዝወጽእ ነጸብራቅ ክሃስዮ ይካኣል እዩ ዝብል ገምጋም ኣሎኒ።
@solomontesfay3615
@solomontesfay3615 4 года назад
maza haftey xubki grke
@danikida
@danikida 4 года назад
ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልኪ ሓፍተይ ግበር ንመን ንማንም ከም ናትኪ አዩ ብውላድኪ ክብረ እንዳ ተሓጎስኪ ንበር ፍቅር ሲኒትን ኣብ ሓዳርክን ስድራን ይሃብኪ ፈጣሪ ኢፍርዮም ሓውና ከ ምሉእ ምሕረት ይሃብካ ፈጣራ መምህር ከ ከኣ ብር እንዳ በሊካ እንዳ ተሓጊስካ ካብ ኣምላክ ኢዩ ኩሉ ዓስብካ እሞ ዕድመካ ጥዕናካ ሓፍ ይበል
@tadelove9425
@tadelove9425 4 года назад
እግዛብሄር ይሃብኪይ ማዓዛ ሓፍተይ ኢፍሬም ዶሞ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ
@user-se1sm8cc9h
@user-se1sm8cc9h 4 года назад
መም/ር ሙሉ እቲ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ፅቡቅ ስራሕ ካብ ኣላህ ርከቦ ዝሓወይ ❤️
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 4 года назад
አሰይ ተመስገን እኳዕ ደስ በለኳ ኢፍረም ሓወይ ሙሉእ ምሕረት የውረድልካ ዛሓወይ መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርካቦ አቦ ፅግማት ማዓዛየይ ሓፍተይ ኩሉ ከብ ኣምላክ ርከብዩ ንቦዕል ገዛኪ ድማ ኣምላክ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ኩሉ ብኣምላክ ርከብዋ ንዋሃብቲ እውን አብ ሰማያዊ ሰማይ ይፄሓፍልኩም አብዚሑ ይሃብኩም
@user-iv5sb8bn3h
@user-iv5sb8bn3h 4 года назад
ዝገርም ስራሕ እዩ እግዝኣብሄር ክብሪ ምስጋና ይክኖ ሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ንምኳን እኩል እዩ
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 года назад
አነስ ቃላት ሓፂርኒ ማርያም ብዙ ሐዚ እዋን ሰብ ንባዕሉ ዝበልዖ እናሰአነ ንስኺ ከምዙይ ሓደራ ምቕባልኪ ዝገርምዩ መዓዛ ሓፍተይ ምስ በዓል ቤትኪ ሕድርኹም ይፅናዕ ፍቕርኹም ይሰስን ኤፍሬም ሓወይ ሙሉእ ጥዕናኻ ፈጣሪ ይመልሰልካ መምህረይ ህያብና ኢኻ
@solomontesfay3615
@solomontesfay3615 4 года назад
ezgabher mhret ywrdlka
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 4 года назад
ዘበት ሓደ ኢና ዝፈልየና የለን የሕዋት ኢና ኩሉ እንትናና ሓደ ኢና።
@fyeriteame7623
@fyeriteame7623 2 года назад
ማኣዛ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሃልኪ ንሃውና ሙሉኡ ምህረት ይግበረሉ
@user-ew6lz9qv2r
@user-ew6lz9qv2r 4 года назад
ኣሰይ ንኣምላክ ዝሳኣኖ የለን እዩ እሞ ኣጆኻ አፍርየም ሓውና ማዓዛ ሓፈትና እውን ብኣምላክ ርከብዮ
@girmaygebrekidan9398
@girmaygebrekidan9398 4 года назад
እግዚኣብሔር ይሓግዝካ ሙሌ ጅግና
@Meles_Wedi_Maykadra_Tigray
@Meles_Wedi_Maykadra_Tigray 4 года назад
ኣምላኽ እንታይ ይብሌ ሃብ ክዋሓበካ እዩ ዘብሊ ንጹጉማት ሃገዝ እዩ ዘበላ ንስካ ካኣ ጽቡቕ ስራሕ ኢካ ትስራሕ ዘለካ ኣምላኽ ራህዋ፣ሰላም፣ቕሳነት፣ዕድመ፣ጣዕና ሙሉኡ ዘይጎዶም ይሃብልና ሓውና መ/ር ሙሉ።
@gshgdudg2013
@gshgdudg2013 4 года назад
መምህር ምሉ እውነ ኣረጋዊ ይሓልካ እፍርየም እውን ምሉእ ምሕረት የውረደልካ ኣነ ብጣዕሚ ዘደነቅዋ ንማዓዛ ምስ ብዓል ቤታ እግቢሄር ናብራኩም ቅሳነትን ስለምን ዝዓሰሎ ይምነየልኩም!
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 4 года назад
ዋውውው መምህር ሙሉ ሓውና ብጣዕሚ የቀንየልና ንስካ ባዓል ምሉእ ሕልናን ምሉእ ሰብን ኢካ ቃላይ የብለይን ንዓካ ዝገልጽ ክቡር የክብረካ መጠን ነብሱ ሕሱር የሕስረካ መጠን ነብሱ ይብሉ ወለድና ነዛ ክብርቲ ሓፍትና ክኣ ስለ ዝገበርክዮ ሰናይ ተግባር ካብ ፈጣሪ ርከብዮ ምስ ባዓልቤትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@samrawitstegay2012
@samrawitstegay2012 4 года назад
ብሓቂ ምዓዛ ትድንቅ ዘለዎ ሰብ እያ ፈጣሪ መሊኡ ይምሓርካ ሓወይ
@ksateli2689
@ksateli2689 4 года назад
እግዝብሔር ይባረክኽ ዝሓፈትይ
@moss446
@moss446 4 года назад
Amlak misaka ykun Mulu Hawna God bless you memhir Mulu.
@henoch2390
@henoch2390 4 года назад
መኣዛ ምእዝዝቲ ኩሉ ካብ ኣምላኽ ርከብዮ, ኤፍሬም ሓውና ከኣ ምሉእ ጥዕና ይግበረልካ ፈጣሪ!
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 4 года назад
ማዓዛ ሓፍትና እውን ካብ ኣምላክ ርከብዮ ዋዕሮ
@furtunaafewerki8699
@furtunaafewerki8699 4 года назад
My god bless u my bother and sister we love u for Eritrea 🇪🇷 one ☝️ love 🇪🇹.
@user-jm4rc6bw4b
@user-jm4rc6bw4b 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓዛ ሓፍተይ
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 4 года назад
ተጋሩ የሕዋትና ከማኩም ንጽልኢ ብፍቅሪ ዝሰዓረ ሰብ የለን ብሓፈሻ ንብጻይካ ከም ነብስካ ኣፍቅሮ ትብል ቃል ኣምላክ ንስኩም ከተተግብርዋ ሪኤኩም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መ/ህር ሙሌ እሞ ቃላት የብለይን ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርከቦ
@brhaneandebrhan4970
@brhaneandebrhan4970 4 года назад
ነቲ ሰብ ዘይብሉ ኣምላኽ ኣለዎ ኤፊ ዓርከይ ከኣ ሰብ ዘይ ብለይ ኢልካ እንኻዕ ተስፋ ኣይቖረጽካ ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ። ነዞም ገበርቲ ሰናይ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ማእዚ ሓብትና ከኣ ናይ ብሓቂ ብዓልቲ ምልእቲ ሕልና ኢኪ ደስ ኢሉኒ መ/ር ምሉ ከኣ ዕድሜካ የንውሓዮ ። ብርሃነ ካብ ልብያ መታዕቢቲ ኤፊ።
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 4 года назад
እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ መምህር ሙለር ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ዝኸድካዮ ቦታ ክፉእ ኣይትርከብ ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንካ ካብ ፀልማት ናብ #ብርሃን ተውፅእ ኣብ ትሕቲ አምላክ እኻሞ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ንመዓዛ ሓፍትና ዝኾኑ ቃላት የብለይ ብቻ ካብ እግዚአብሔር ርከብዮ ናይ ኩሉ መርኣያ ኢኽ ። ንኤፍሬም ሓውና ድማ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ ናብ ንቡር ብርሃን ዓይኑ ሙሉእ ብሙሉእ ይመልሰሉ ። ኣቱም ለገስቲ ወገናትና ድማ እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተክአልኩም ወገናተይ ።
@user-pp6uj1tn8s
@user-pp6uj1tn8s 4 года назад
ካብ ኩሉ ዝያዳ ንመኣዛ ኢየ ዘድንቃ፡ ኣብነታዊት ጓል ኣንስተይቲ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡ ጽቡቅ ዝገበረ ጽቡቅ ይፍደ፡ ብዓል ቤታ ውን ዘተባባዕካያ ንፉዕ፡ ብክሊቲኡ ወገን ኣብዚ ሞንጎ እዚ ህዝቢ ክፈላለዩ ዝሓስቡ ኣለው እሞ ንንቃሓሉ ደኣ ፍቅሪ ጥዑም፡ ካብ ኤርትራዊ ሓውኩም
@natnaelalem5057
@natnaelalem5057 4 года назад
Ezi eyu bahlna Eritrea 🇪🇷 ethiopia kab qedem znebere eyu maeza gobez memhr tnx sle eti kulu
@meleyflag7472
@meleyflag7472 4 года назад
ሕልና ሰብኣዉነት ሪኢየ ሎሚ!!!
@maharibrhane7961
@maharibrhane7961 4 года назад
ንሓፍትና ማእዛ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ። ኤፍሮም ሓዉና ዉን ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ።
@abibajo5707
@abibajo5707 4 года назад
ናይ ብሓቂ ኣምላክ ይሓግዝካ ኩቡር ሓወይ ለባም ወዲ ለባማት
@daniarondaniaron329
@daniarondaniaron329 4 года назад
Memhrey ane kem Eritereawi amsghne ay xgbkan ey Emo Eritera bflay 🇪🇷 Mes Tigiraow 🇻🇳 Hlof FQri alna Deqki Etom Hadi Bhale en etom Hanti Qnqkom Tigiray 🇪🇷 Love🇻🇳
@tsioneyadeytub6436
@tsioneyadeytub6436 4 года назад
እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ባዕል ቤትኪ ሓዳርኩም ይባረኽ መምህረይ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልካ
@user-zq5wx2fk9t
@user-zq5wx2fk9t 4 года назад
ይብል ዝሓፋተይ መዓዛዋይ ሙኩሽይ ታዓድልኪ ብሓቂ ስብ ምሕጋዝ ናይ ሕሊና ዕግበት ሓጎስ ፍስሃ እዩ ዝስመዐካ ካብቲ ዝቅብል እቲ ዝህብ ቡጹኡ እዩ አብዚሑ ይሃብኩም አሕዋተይ።
@binyam1578
@binyam1578 4 года назад
ሼሻይኪ የብዛሐዮ ኮምኡ ኢዉን ለባም በዓል በትኪ 🙏🏼💙🧸👋🌝✝️💜💐💖🍇 ኣምላክ መጽኤ ክሪኤኩም :ኢፍሬም ወደይ ኣጆካ ክወግሕ ኢዩ ሀገር ሙሉእ ኢዩ ጸልሚቱ ዘሎ😭😭😭🙏🏼🧸🌻🌻🌻🌝🌻🌻🌻🌻🌻✝️
@goitomande6594
@goitomande6594 4 года назад
ሕድርኺ ይጽናዕ ማእዛ ሓብትና ምስ በዓል ቤትኪ ገብርሂወት እግዚኣብሄር ሓዳርኩም የማሙቐልኩም ፍቑራተይ
@Abelbeyene9850
@Abelbeyene9850 4 года назад
ሰብ ንምሕጋዝ ሃፍታም ድካ ኣይብልን ሰብ ምሕጋዝ ሰብ ሙካን ጥራይ እኩል እዩ ንጽጉም ምስ ንሕግዝ ካብ ሰብ ዘይኮና ንረክቦ ካብ ፈጣሪ እዩ kebrt yahbelna Masa haftena ka mes balbetki and mulu hawuna entay ela eya emo keglexkum edmen teanan yahbukum fetari 👍👍💯💯💯💯
@habtomdebru2154
@habtomdebru2154 4 года назад
ኦ ክርስቶስ ኣምላከይ ክንዲ ጽፍሪ ናይ መ፡ ምእሉእ ንእሽተይ ሓጋዚ ጽጉም ሰብ ክእከውን ጸሎተይ ስምዓኒ
@berhanefitsum8227
@berhanefitsum8227 4 года назад
ናይ ብሓቂ ሕድሪኪ ይጽና ኩሉ እቲ ትገብርዮ ዘለኪ ምስ ባዓል ቤትኪ ትገብርዎ ዘለኩም ኣምላክ ዓስብኩም ካብ ኣምላክ ርከብዎ
@semharweldemicael8844
@semharweldemicael8844 4 года назад
wow!!ደስ ዝብል ኤፍሬም ሃውና አምላክ ሙሉእ ምህረት ይግበረልካ መአዛ ሃፍትና ድማ ፈጣሪ ዘይሃሰብክዬ ይሃብኪ🙏
@azebazeb5277
@azebazeb5277 4 года назад
ሕድርኪ ይፅናዕ ሓፍትና
@edentsegay8412
@edentsegay8412 4 года назад
Egzabiher nmdrkum ybark, Mulye Egzabiher ybarka, Egzabiher zfetwo srah eika tegelgl zeleka. Efrem hawey kea mulu mray ykunelka. Meazit hadarki bruk ykun ms beal betki tebareku.
@amlesetberhe3771
@amlesetberhe3771 4 года назад
ህዝቤይ ንቃሕ!!!!! ኢዚእይ እዩ ትግራይ ማሌት አምዬን 🤲 ሙሉይ ሐወይ ዘርእካ ይባረክ 🙏
@filmawitlilay8438
@filmawitlilay8438 4 года назад
ማዓዛ ሓፍተይ ዕድመን ጥዒና ይሃብኪ ♥️(ክቡር መምህር ሙሉ ማስክ ኣጠቃቂማ አስተካክላ ንስካ ንዓና ተድሌና ኢኻ ♥️♥️🙏🙏🙏
@mariyam3961
@mariyam3961 4 года назад
እሰይ እንኳዕ ደስ በለካ እዝሓወይ እግዚአብሔር ሙሉኡ ምህረት ያውርደልኻ
@user-bm9tv1bh2w
@user-bm9tv1bh2w 4 года назад
መድሃኒኣለም ሙለእ ምሕረት የውርደልካ ንሓፍትና እውን ዘይ ሓሰብክዮ ሽሻይ ይፍጠረልኪ
@axum5878
@axum5878 4 года назад
Mihret yewrdelka zihawey nemhir milu edmen tiena yhabka 🙏🙏🙏
@imissyoumom238
@imissyoumom238 4 года назад
ተጋሩ የሕዎትና የቀንየልና ክብረት ይሃብኩም ኤፍሬም ካኣ ሙሉእ ጥዕና ይሃብካ 🙏❤❤🙏
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 4 года назад
ንፉዕ መንእሰይ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ እቶም ደገፍትኻን ተሓጋገዝትካን ጥዑማት ስድራ ከኣ ፈጣሪ ሽሻዮም የብዘሓዮ፡ ግን ሓደ ዝብሎ ኣሎኒ ኤፍሬም ብዙሕ ቴሌፎን ኣይትጠውቕ ክሳብ ጽቡቕ ጌርካ ትሓዊ በልዎ።
@user-zg4vv5gw7b
@user-zg4vv5gw7b 4 года назад
ዚተባረከ ባዓል ቤት አለኪ ዛሐፊተይ እዚጋቬሔሪ አምላኪ ሐዳሪኩም ይባረኪ ውለዱ ኪበዱ
@trhaskesete9834
@trhaskesete9834 4 года назад
ህዝቢ ትግራይ 💝💝💝 ማዓዛ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 4 года назад
ዋውውው ደስስስስ ዝብል ስራሕ እዩ እግዚአብሔር ፅቡቅ ይሃብኪ ማዓረይ ንዝሓውና እውን እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ።መምህረይ እንኳዕ ብስላም መፃካ
@Samri3344
@Samri3344 4 года назад
Tebareki zehaftey natey. Weladki yetazezki. Kulu sesnayu kabaki ayrhak selamki yebzah🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfaxbah4890
@tesfaxbah4890 4 года назад
ብሓቂ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤🙏
@meazabeyen7545
@meazabeyen7545 4 года назад
MeAza ሐፍተይ ጸግኡ የብዝሀልኪ ብውላድኪ ተሐጎሲ
@user-yi7vn7kt3u
@user-yi7vn7kt3u 4 года назад
መግለፂ ቃለት ሰኢነልከም። ማዓዛ ምስ ባዓል ቤተኪ ሓዳርኩም ይባረክ መምህረይ እግዜአብሄር ይባርካ ኤፍርየም ሓውና ድማ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ዝሓወይ
@kibromtekie5598
@kibromtekie5598 4 года назад
Really I feel something. I appreciate you more than I can say let continue this god work as usual mulu. GBU 🥰🥰🥰🥰
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 года назад
Thank you so much
@earasara3436
@earasara3436 4 года назад
ህድርኪ ይፅናዕ መአረይ መምህር እድ ምን ጥዕናን ይሀብካ ብምድሪ ትገብሮ ብሰማይ ደመወዝ ኮይኑ ይክፈለካ እዩ እሞ ብሰማይ ይፅናሀልኪ🙏😘
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 4 года назад
ተጋሩ ለገስቲ እኽለማይ እምበር ከምቲ ጸላእቲ ብዕውር ልቢ ዝፈርዱዎ ኣይኮነን።
Далее
would you eat this? #shorts
00:29
Просмотров 2 млн
ብጭካነ ዝተጨወየ ህፃን Terkibu
25:57
Просмотров 12 тыс.
ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ
18:16