Тёмный

ልብኻ ዝትንክፍ ምህለላ ኣዴታት 

Bereket Aim
Подписаться 1 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

24/10/2022
[ 1ይ ጢሞቴዎስ 2 ]
1 እምበኣር ቅድሚ ዅሉ ምህለላ፥ ጸሎት፥ ምምላድ፥ ምስጋና፥ ምእንቲ ዅሉ ሰብ ኪግበር እምዕድ ኣሎኹ።
2 ብመንፈሳውነትን ብኽብርን፥ ህዱእን ሰላማውን ዝኾነ ሕይወትን ምእንቲ ኽንነብር ከኣ ምእንቲ ዅሎም ነገሥታትን ሰብ ሥልጣንን ጸሎት ይገበር።
3 እዚ ኣብ ቅድሚ እቲ መድኃኒና ዝኾነ ኣምላኽ ሠናይን ዜሐጕስን እዩ።
4 ንሱ፥ ኵሉ ሰብ ኪድኅንን ናብ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእን እዩ ዚፈቱ።
5 ኣምላኽ ሓደ እዩ፥ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ መተዓረቒ ድማ ሓደ እዩ፥ ንሱ ኸኣ እቲ ሰብ ዝኾነ ክርስቶስ ኢየሱስ እዩ።
6 ንሱ ኣብ ክንዲ ዅሉ ሰብ ገዛእ ርእሱ በጃ ኣኅሊፉ ሃበ፥ እዚ ኸኣ ጊዜኡ ምስ በጽሐ፥ ኣምላኽ ኵሉ ኺድኅን ከም ዚደሊ ምስክር እዩ።
7 ኣነ ኸኣ ነሕዛብ ሓቅን እምነትን ምእንቲ ኽምህር (ሓቂ እዛረብ ኣሎኹ፥ ኣይሕሱን እየ) ሰባኽን ሓዋርያን ኮይነ ተሸምኩ።
8 ኵሎም ሰብኡት ካብ ባእስን ክትዕን ርሒቖም፥ ኣብ ኵሉ ስፍራ ቅዱሳን ኣእዳው ኣልዒሎም ኪጽልዩ እደሊ ኣሎኹ።
9 ከምኡውን ኣንስቲ፥ ርእስን ብምቝናን ወይ ብወርቂ ወይ ብዕንቍ ወይ ብኽቡር ዝዋግኡ ኽዳውንቲ ምግያጽ ዘይኮነ፥ ግቡእን ትሕትና ዜርእን ክዳን ይከደና።
10 ከምቲ ነተን መንፈሳውያን ኣንስቲ ዚግባእ ብሠናይ ግብሪ ኪስለማ እደሊ ኣሎኹ።

Опубликовано:

 

22 окт 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 11   
@azebkidane1120
@azebkidane1120 Год назад
አሜን አሜን አሜን ሰፉ ሐፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@salamsalam4477
@salamsalam4477 7 месяцев назад
ምህለላኽን ሰምዑ ምህረቱ ይላአኸልና
@akberetefrem7513
@akberetefrem7513 7 месяцев назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ezgiyo ezgiyo ezgiyo ezgiyo ezgiyo ezgiyo
@tsgeweinihailiab7627
@tsgeweinihailiab7627 4 месяца назад
Amen Amen
@akberetefrem7513
@akberetefrem7513 7 месяцев назад
Oegziaber geta kabaka mhrt tdeli ala eza hatiyat zbezha neb sna
@user-it7jm9dt8l
@user-it7jm9dt8l 7 месяцев назад
❤❤❤
@user-nj7jo5ph6n
@user-nj7jo5ph6n 4 месяца назад
mhlelakn semieu gebrna gedifu yteareqena
@soraenatie4116
@soraenatie4116 6 месяцев назад
💙Kbur hawy/tey Thanks zhashe melika zekrebkayo nezy tehut xeloten mehlelan nay yehwatna🙏🏻🙏🏻
@user-sd8ee5ei6n
@user-sd8ee5ei6n 5 месяцев назад
Egziabher amlak ysmakin😢😢
@user-tv7tx4jo7i
@user-tv7tx4jo7i 5 месяцев назад
❤❤❤❤
@AaAa-lm1ui
@AaAa-lm1ui Месяц назад
❤አሜኀ❤ከሜኀ❤❤አሜነ❤❤❤❤
Далее
UNO!
00:18
Просмотров 1,1 млн
መሐረነ  አብ  ጸሎት   Meharene Ab
24:47
Просмотров 25 тыс.
ኣብ ደብረ ሲና ዝተራእየ ተኣምር
12:17