16/4/2024መጽሓፍ ጦቢት 12፡7ንንጉስ ምስጢሩ ክትሕልወሉ ጽቡቅ እዩ፡ እግዚኣብሄር ዝገበሮ ግና፡ ኩሎም ምእንቲ ከኽብርዎን ከመስግንዎን፡ ኣብ ኩሉ ክእወጅን ኩሉ ክፈልጦን እዩ ዝግባእ።መዝ ዳዊት 4፡7 ብዙሓት ንሰናይ መን እዩ ከርእየና፡ ኦ እግዚኣብሄር፡ ብርሃን ገጽካ ኣብርሃልና ይብሉ ኣለዉ።
8 сен 2024