Тёмный

ሓሳብ እንታይ’ዩ፧ Samuel Okubay 

Samuel Okubay
Подписаться 19 тыс.
Просмотров 4,7 тыс.
50% 1

ኣብዛ ቪድዮ ሓሳብ እንታይ ሙኻኑን፡ ከመይ ኢሉ መሰረት ኩሉ ነገር ሙኻኑን ተገሊጹ ኣሎ።
ነቶም ናይ 4 ሰሙን ትምህርቲ እትደልዩ ሰባት በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ናይ ወብሳይት ኣቲኹም ተማሃሩ
www.quantemschool.com
ንሳሙኤል ዑቕባይ ንምርካብ
Message Crypto Academy on WhatsApp. wa.me/message/RUUEGPLBITXEB1
facebook: / samokubay
instagram: / wedi_okubay

Развлечения

Опубликовано:

 

28 ноя 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 25   
@dawit8497
@dawit8497 Год назад
Great message thanks 95% ሰብ ብዛዕባ ሁሉፉ እዩ ድሓስብ ።ትክክል ይሰማማዕ እየ
@michaelissack9271
@michaelissack9271 10 месяцев назад
❤❤❤
@mamangsti5748
@mamangsti5748 Год назад
Waww btaemi xbuk timhrti hawey kexlo thank you
@kbrommarikos5626
@kbrommarikos5626 Год назад
It was a wonderful title and I love the way you describe the subject👍 keep it up Sami brother already I subscribe to your RU-vid channel. hopefully you will share with us good ideas and lectures.
@ruthabi5919
@ruthabi5919 Год назад
👌👌👌💐💐
@Henok.M
@Henok.M Год назад
ጽቡቕ መግለጺ! ሓንቲ ሓሳብ ናይ ፊሊሞን ተስፋእለም ክጠቅስ፦ ፊሊሞን ''ኣብ ኩሎም ኣርእስታት ሂወትን ምዕባለታት ዓለምን ቀያሲ ኩለእንትናዊ ጉዕዞ ኣተሓሳስባ'ዩ'' እዩ ዝብል። እዚ ድማ ነቲ ከመይ ትሓስብ ዝበልካዮ ዝውክል'ዩ።
@MilenWeldegabir
@MilenWeldegabir Год назад
👌👌👌👌👌
@nigistibahata1696
@nigistibahata1696 Год назад
Thank you sami interesting 🥰❤️🥰
@debessaiseghid2063
@debessaiseghid2063 Год назад
Thanks so bro You are so interesting man
@zebibwelderufael89
@zebibwelderufael89 Год назад
Thank you Sami hewey bzkaaleka nhzbka tenkhena sle zeleka bzlaale mengedi ketslo
@amanuelghebregziabher2165
@amanuelghebregziabher2165 Год назад
Your are so unique samu hawey. Your are the one of great thinkers of our world. Keep it up. We will wait part 2.
@freweinighiorghis2970
@freweinighiorghis2970 Год назад
Great education. Thank you.
@businesseagle1
@businesseagle1 Год назад
The passion how you teach worth a lot sam bro🤩🤩🤩
@hosanahosana740
@hosanahosana740 Год назад
Great eritrean star ever seen in whole RU-vid
@awgetande7732
@awgetande7732 Год назад
Thanks bro 🙏🙏
@habtabyemane7770
@habtabyemane7770 Год назад
እዚኣ "ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን" ትብል ኣበሃህላ ነዓይ ብፍጹማ'ያ ዘይትርደኣኒ:: እዚ ኩሉ ሓድሽ ምህዞታት' ከ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ'ዶ ኣይኮነን ዝፍጠር ዘሎ:: ከመይ ኢልና ደኣ እሞ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን ንብል? ብዝተረፈ የቀንየልና ሳሚ ሓውና ስለቲ ብልጽ ሓሳብካ ዘከፋልካና🙏🙏🙏
@SamuelOkubay
@SamuelOkubay Год назад
ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ሓድሽ ነገር የለን ማለት ከምዚ ማለት'ዩ። ኩሉ እዚ ሕጂ ተማሂዙ ዘሎ ነገር ሲ ንዝነበረ ኣወሃሂድናን መልክዕ ቀይርናን ኢና ፈጢርናዮ እንበር ካብ ዘይነበረ ኣየምጻናዮን ማለት'ዩ። ንኣብነት ኮምፕዩተር ሓዳስ ምህዞ ኢያ እንተደኣ ኢልና፥ ንኮምፕዩተር ኣብ መሬት ብዘሎ ማዕድን ስሊከን ጀርማንየምን ካልኦት ንጥረነገራትን ጌርና ኢና ሰሪሕናያ። ነቲ ዝነበረ ናብ ካልእ መልክዕ ቀይርና ኮምፕዩተር ምሂዝና። እንበር ሓድሽ ምህዞ የለን ማለት ኣይኮነን።
@habtabyemane7770
@habtabyemane7770 Год назад
@@SamuelOkubay ብልቢ የቀንየለይ ሳሚ ሓወይ ግዜካ ወፊካ ስለዘረዳእካኒ🙏🙏🙏🙏
@mkabrha4968
@mkabrha4968 Год назад
Thanks for sharing this thoughtful information, but could you differentiate b/n habit and behaviour. I think they are a little bit unclear.
@yohannaabraham4791
@yohannaabraham4791 Год назад
👍👍👍🥰
@hawazweldu7377
@hawazweldu7377 Год назад
ሳሚ (ኣብ ኣጠቓቕማ ቅኑዕ ትግሪኛ) (እንግሊዝ ኣጉዲልካ ኣለኻ) ካብ ዝሓለፈ ቅሩብ ኣመሓሽካ ኣለኻ ኣጆኻ ቅጽሎ ብዝተኻእለ ባዶ እንግሊሽ
@yemanetube3217
@yemanetube3217 Год назад
ሰላም ሳሚ
@2688mki
@2688mki Год назад
ጽቡቕ ኵርናዕ እቲ ቪድዮታትካ ካብ 30 ደቂቕ ክነውሕ ከም ዘይብሉ ግበሮ። ምኽንያቱ ሓንቲ ቪድዮ ሓደ 1 ሰዓት እንተኮይና ብዙሕ ግዜ ከጥፍኣልና ስለ ዝኽእል። ትሕቲ 30 ደቂቅ ብዘይ ምስልቻው ክንዕዘቦ ንኽእል ኢና። እቲ ሒዝካዮ ዘለኻ ኩርናዕ ዝድነቅ እዩ።
@hawazweldu7377
@hawazweldu7377 Год назад
ኣብዚ ሎሚ ሰባት 10 ደቒቕ ኣስተምህሮ ምክትታል ዓቅሚ ዘይብሉ ግዜ ኣገደስቲ ዘይኮኑ እንግሊሽ ወሲኽካ ንውሓት ናይታ ቪድዮ ምውሳኽ እንተ ዘይኮኑ ካብ ጥቕሙ ጉድኣቱ ይዓቢ። 2ይ ኣዝዩ ብሉጽ ትሕዝቶ ኣለካ ነገር ግን ኣብ ኣቀራርባ ሓይሊን ስሚዒት ይጎድሎም ብምህላዉ ሓይሊ እንተ ትውስኸሉ፡ ነዚ ክሕግዘካ ከኣ ኣብ ክንዲ ኮፍ ኢልካ ተቕርቦ ድው ኢልካ እንተ ትቕርቦ ክሕግዘካ ምስ ከኣለ ይብል፡ 3ይ ዓይንኻ ናብ ካሜራ ምጥማት ማለት ናብ ተዓዘብትካ ኣብ ዓይኖም ምጥማት ከም ማለት ስለ ዝኾነ ኣብዚኣ እውን ኣስተውዕለላ። ምስ ብዙሕ ጽቡቕ ትሕዝቶኻ ኣብ ኣቀራርባ ገለ ምምሕያሽ የድልየካ ኣሎ።
@kidanebokre5644
@kidanebokre5644 Год назад
ቋንቋካ ብኢንግሊሽ እናደባለቅካ ናይ ብዙሓት ሪኢቶ እዩ ካባይ ጀሚርካ፡ይርደኣኒ'ዩ ግን ገላጺ ቃላት ክትደሊ ኣብ ትሽገረሉ ጥራሕ ወይ ከም መሀብተሚ ጥራይ እንተትጥቀመሉ እቲ ብሉጽነትካ ዝዳያ ምበለጸን ኣድማዒ ስራሕ ምተስርሐን ይብል ። ጽባቀካ ግን ኣብ ቦቱኡ እዩ።ቀጽሎ።
Далее
News Magazine ዜና መጽሄት 20240301
18:08
Просмотров 9 тыс.
ቅኒተ የእምሮ (Mindset)
23:00
Просмотров 7 тыс.
ቲክቶክ ስሚ’ዩ | Samuel Okubay
28:43
Просмотров 7 тыс.