Тёмный

ሓዋላ.......ጁባ የንኩል ሓንጎል የሐውልል 

Aklilu H.michael
Подписаться 73 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

ኣብ'ዚ ቀረባ ዓመታት ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ተባዕትዮ መንእሰያት ኣብ ልዕሊ የዕሩኽቶም ወይ መጻምድቶም ዝኾና ደቀንስትዮ ኤርትራውያን ክትሰምዖ ብዘሰንብድ ኣገባብ ኣካላዊ መጥቃዕቲ ብምውራድ ህይወት ብዙሓት ከም ዝጥፈአ ዳርጋ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ'ዩ።
ብዘይካ'ዚ ብፍላይ ኣብ መንእሰያት ሰነ ኣእሙራዊ ጭንቀት፣ ፈተነ ነብሰ ቅጥለት፣ ወዘተ ብዘሰንብድ ኣገባብ እናብዝሐ መጺኡ'ሎ። ብወገነይ ነዚ ኣዝዩ ኣሻቓሊን ኣሰንባዲን ዝኾነ ተርእዮ ዝድህስስን መፍትሒ ክኸውን ይኽእል'ዩ ዝበልኩዎ ሓሳብ ዝሓዘ ቪድዮ ኣዳልየ ኣለኹ። እዚ ጉዳይ ናይ ኩላትና'ዩ፣ ዝውንዘፍ ውን ኣይኮነን እሞ፣ ንስኻትኩም ውን ሓሳብኩም ወስ ኣብሉ፣ ሰናይ ምክትታል።
#Eritrea #eritreamovie #eritreanfood #eritreamusic #refugees #HornOfAfrica #tigrignamusic #Asmara

Опубликовано:

 

3 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 139   
@Meste-sj4ic
@Meste-sj4ic Год назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ትምህርትቲ ኢዩ መንእሰያት ንስማዓዮ ካባሓ ብዙሕ ተማሂረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 Год назад
ኩሉ አትዛረቦ ጽቡቅ ኣስተምህሮ አዩ ቀደም ከይኮውን ኔሩ ገንዘበይ ብሐወላ ምስጠፈአ ምስጋና ዘይብሉ አዞም ገንዘብኩም ዘየጥፋአኩም አዚ ሐውና ዘብለኩም ዓቢ ተምርቲ አዩ ተካታተልዎ ዓቢ መምህር አዩ
@ademasheta454
Dear brother thank you so much 🇪🇷❤❤❤🇪🇷
@Abera854
@Abera854 Год назад
ብጣዕሚ ዘተሓሲስበኒ ኣብ ሕብረተሰብና ወሪዱ ዘሎ ልምሰት ብግቡእ ዝተረዳእካዮ ኢኽሊሉ ሓውና ነመስግነካ .......ኣእምሮናን ጅባናን ደኺናን ደኺምናን ኢና ከምሕብረተሰብ
@user-ys7gq6gn9w
ኣማን ብኣማን ኣገዳስን ኣተሓሳሳብን መሰረትን ሕመረትን ሂወት ሓቂ ዘረባ ክብረት ይሃብካ ቃልካ ኣብ ተግባር ዝውዕል ይግበሮን❤❤❤❤
@user-vk7wr4jr5b
@user-vk7wr4jr5b Год назад
ብሓቂ ኣነስ በዚ ናትና ናይ ኤርትራውያን ነገር ተስፋ ዝቖረጽኩ ኢየ ዝኮነ መራኸቢ ውን የብለይ ኣብዚ ዩቱብ ዘወር ክብል ከለኹ ግን ከም ናትካ ገይሩ ዝስሕበኒ የለን ቀጽሎ ኣፍ ክኽፈት ርእሲ ይምዘን ኢዩ ዘሎ ዘመኑ መዚነካ ውን! you are one of the best ❤.
@simonrafu1739
@simonrafu1739 Год назад
”what you do today determines your tomorrow”. Thank you Memhirey 🙌🏾
@poiiop3395
@poiiop3395 Год назад
I had arrived UGANDA one month before covid19, but I was jobless for 1 year, at that moment I had been applied in some companies, unfortunately they didnt even call me for interview, but I have motivated myself by reading books , workout , listening motivational speech. and visiting St Gabriel church. Thank God right now am self-employed person w good income. "EMPLOYMENT BRINGS ENJOYMENT".
@amanueltesfuweldemichael3973
Jegna menasey betami nafu qexlo egzibhier edmen tanan yehabka
@tesfamichaelabraham1871
@tesfamichaelabraham1871 Год назад
ሓዋላ ጁባ ይበጅል ፣
@abelrussom1254
@abelrussom1254 Год назад
ኣነ'ስ ኣብዚ ቀረባ ግዜ 'የ ክከታተለካ ጀሚረ። ብሓቂ ቁሩብ ናተይ mind ክልወጥን ፍሉይ ሓሳብ ክሓስብን ኢኻ ጌርካኒ። thanks for shearing your advice
@luchiaema6539
@luchiaema6539 Год назад
Anes ezi hasabatka wey wn eti ybelo ksemo keleku mexhaf zenbb zeleku koynu U zsmani agedasit U beqa 👏💯💯💯
@user-hq5im9im5f
@user-hq5im9im5f Год назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ መምህር ወዲ መምህር
@magi12
@magi12 Год назад
ብሃቂ እቲ ክበሃል ዚግበኦ ኩሉ ኢልካዮ ናይ ብሕቂ ንጠቅሞም ዘለና መሲልና ኣልሚስናዮም።
@JerryTeklu
@JerryTeklu Год назад
Woooooo❤❤❤❤❤
@beata.3
@beata.3 Год назад
Great 👍
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Год назад
You are very very smart Eritreawi you are number one think great, ቀጽሎ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ሕሰብ እዩ.
@ertrawi
@ertrawi Год назад
Waww ❤❤❤❤
@michaelgebrehiwet2607
@michaelgebrehiwet2607 Год назад
Thank u bro ❤
@libanonline
@libanonline Год назад
very true. Thanks Aklilu
Далее
ስለምንታይ ከይትዛረብ ተኣጊዳ ?
19:10