Тёмный

ኤርትራውያን ከነወግደን ዘለና 3 ነገራት 

Aklilu H.michael
Подписаться 73 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

ሓደ ህዝቢ ፍሉይ መለለዪ ኣለዎ። ደጋጊሙ ብዝፍጽሞም ተግባራት ከኣ መለለዪ ምስሊ ይሃንጽ። ንኣብነት ኣብ 80ታት ድሕሪኡን ኤርትራውያን ኣብ ስደት ብፍላይ ከኣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን ወዘተ ብሓፈሻ ጽቡቕ ዝና ክም ዝነበሮም ይፍለጥ።
ኣብዚ ቀረባ ዓመታት ብዝማዕበላ ኣካይዳን ኣተሓሳስባን ክሃሰየና ዝኽእል ኣስማት ይጠብቀና ከም ዘሎ ዝከሓድ ኣይኮነን። ሎሚ 3 ከነወግዶም ዘለና ሃሰይቲ ልምድታት ዝሓዘ ትሕዝቶ ከሪበ ኣለኹ፣ ሰናይ ምክትታል።
#eritrea #tigrignamusic #tigrignamovie #asmara #asmara #refugees

Опубликовано:

 

6 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 158   
@eritreaalandofpromise971
@eritreaalandofpromise971 Год назад
ብልክዕ 100% ኣምጺኻዮ እቲ ጸገም ኤርትራዊ
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 Год назад
ናይ ብሓቂ ሰለስቲኤን ምሳና ዘለዋ ዓበይቲ ጌጋታት ኢየን የቀንየልና ጅግና ሓዉ ኢኻ እግዝኣብሄር ይባርካ።
@berhanesolomon8915
@berhanesolomon8915 Год назад
ናይ ብሓቂ እዚ ትብሎ ዘለካ ኣነ ውን ይሰማምዓሉ ኢዩ ፡ ማዕረ ትካላት ዘለዎም ከይተረፈ ካብኦም እንዳ ሸመትካ ኤርትራውያን ደኣ ሃፍታማት እዲኩም ይብሉካ ፡ ከምኡ ውን ኣብ ኣፍሪቃ እትገሸሉ እዋን ካብ ኩሉ ሰብ ኣትሪፎም ገንዝርብ ከምትከፍሎም ይገብሩካ ፡ ብጣሚ የድንቀካ እዚ ኣዝዮ ኣቢ ኣርእስቲ ኢዩ ክፍወስ ዝክእል ውን ኢዩ፡ ተባረክ ቀጽሎ
@jonzemuy3746
@jonzemuy3746 Год назад
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ዝኮነ ምክሪ እቲ ቀንዲ ክትግበር ዘለዋ ምክሪ ክብረት ይሃብካ።
@tekleshishayabraham4696
@tekleshishayabraham4696 Год назад
ጽቡቅ ትምህርቲ
@JerryTeklu
@JerryTeklu Год назад
10000000000*1000000000 Like
@muluegebreslasie5954
@muluegebreslasie5954 Год назад
Very True@Akile...ድሓን ይሃብካ❤
@muss5435
@muss5435 Год назад
Very true brother❤❤
@yonikifle5101
@yonikifle5101 Год назад
እዛ ሜድያ ናይ ብሓቂ ክትዓቢ ዝግበኣ ቀጽሎ ኣጆኻ ጽቡቅ ትምህርቲ።
@hayelommhreteab
@hayelommhreteab Год назад
Thanks,100% sure information
@JerryTeklu
@JerryTeklu Год назад
Ata loms khalfelna yu gdi❤
@Danielsolomon8889
@Danielsolomon8889 Год назад
ኣኪለ ብጣዕሚ ሃብታም ሓሳብን ትምህርትን ኣሎካ ወላ ኣታሓላልፋኻ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እዩ: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::
@serekearaya9935
@serekearaya9935 Год назад
Really and fact idea specially number 1 &3 more !!!
@zerudrar3125
@zerudrar3125 Год назад
Really man amazing bro
@kudusmartha4934
@kudusmartha4934 Год назад
Unique topic.a d very interested thanks bro.keep it
@tesfaimebrahtu368
@tesfaimebrahtu368 Год назад
ኣበይ ደኣ ነይርካ ወደይ ሎሚ እባ ለባም ምሁር ረኺብና ፡
@henok425
@henok425 Год назад
Wawww nay behaki agedesti netbtat eyen xbuk melekti
@WildTube2636
@WildTube2636 Год назад
100%🎯 agree with you, ztefelalye gzye zfeltom africawian kemu elomni eyom. We all black africans❤️. And thank you Aklilu hawuna.
@mussiedebesay23
@mussiedebesay23 Год назад
Yap 100% truth Thanks more big brother ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-dg4fl7nq2g
@user-dg4fl7nq2g Год назад
Nay bhaki hawey thank you so much
Далее
КРАСИМ ДЕНЬГИ В РОЗОВЫЙ!
01:01
Просмотров 645 тыс.
ስለምንታይ ከይትዛረብ ተኣጊዳ ?
19:10
ወልፊ ብዙሕ ምሕሳብ የሳቕየካዶ ?
8:13
ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል
21:04
Просмотров 7 тыс.
КРАСИМ ДЕНЬГИ В РОЗОВЫЙ!
01:01
Просмотров 645 тыс.