Тёмный

ሓደራ ኵልና ተገዲስና ንስምዓዮ ነዚ መልእኽቲ - ብሰንኪ ጓይላ ፈተናታት በዚሑኒ! ሼር ንግበሮ 

ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Просмотров 88 тыс.
50% 1

ኣብዚ ቻናል ንዝመሓላለፍ መደባት ንምክትታል ነዛ ኣብ ታሕቲ ዘስፍረልኹም ሊንክ ብምጥዋቕ ሳብስክራይብ / ሼር ጌርና ንኸታተል።
/ @nkhu27
#ንቕሑ #ጓይላ

Опубликовано:

 

8 дек 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 245   
@nkhu27
@nkhu27 4 года назад
ኣብዚ ቻናል ንዝመሓላለፍ መደባት ንምክትታል ነዛ ኣብ ታሕቲ ዘስፍረልኹም ሊንክ ብምጥዋቕ ሳብስክራይብ / ሼር ጌርና ንኸታተል። ru-vid.com/show-UCNp3t7HUQy96ezzD7zr9K1A
@user-uq8zx9pd3p
@user-uq8zx9pd3p 4 года назад
ናይ በሓቂ እግዝአብሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድመኩም ይባርከልኩም ናይ ዚ ቻነል ኣቅረብቲ ፍትዋት ኣሕዋተይ. ፍቃድኩም እንተኮይኑ telefonkum ክትጽሕፉልና ብትሕትና ይሓተኩም ኣሕዋተይ
@kiflefisseha6266
@kiflefisseha6266 4 года назад
Kal hiwet yesmalna ndiyakon hawna nay agolglot gziu ybarkelu
@nkhu27
@nkhu27 4 года назад
አሜን ሓፍትና ሰላም አብርሃ እግዚአብሔር ይባርኸና። ናይ ብፌስቡክ ፔጅና ክትረኽብና ትኽእሊ ኢኺ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘስፍረልኺ ሊንክ ብምጥዋቕ። facebook.com/pg/GuezoNabEgziabher27/about/
@mehretbahta2059
@mehretbahta2059 4 года назад
Amen amen amen Kal Hiwet yesmana amlak misaki yikun
@albadraalbadra9548
@albadraalbadra9548 4 года назад
Amen 3) kale hiwet yesmeaena
@elk5824
@elk5824 4 года назад
ኩቡራት ኣቦታተይ ብመንፈስ ዓበይቲን መማህራንን የሕዋትን የሓትን ብኽርስቶስ ዉልዳት ዝኾንኩም ብቐዳምነት ነቲ ነዚ ክንፈልጥን ክንማሃርን ዝገበረና ሉዑል ኣምላኽናን ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ምስጋና ክብርን ንዕኡ ይኹን ኣሜን ! ቀጺለ ድማ እዛ ክብርቲ ሓብትና ዝበለቶ ኩሉ ሓቁ ዩ ፡ካብ ዘገርመኩም ኣብ ዝተፋላለየ ዉራይ ከም ዓመት ቆልዓ ጥምቐት ወዲን ሻወር በይቢ ሻወር እንዳ ትባህለ እቲ መርዓ ዋላ ኣብ ዓድና ካብ ቀደም ከም ባህሊ ተወሲዱ ዋላ ኣቦታትና ካህናት እንተተዛረቡ ዝሰምዖም የለን ፡ እንተሕጂ ግን ጛይላ መኽንያት ጌርካ ኮይኑ እንተዘይ ኬድካ ይጸልእኻ እንተ ኼድካ ድማ ናብ ጛይላ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ ብፍላይ ኣብዚ ግዜ ዚ ንሕልና ዘለዎ ፡ምህልላ እምበር ጛይላ ኣይራኣየካን ዩ ፡ሰብ ኣብ ምድረበዳን ባሕርን እንዳ ጠፍኤን እንዳ ተሓረደን ። ኣብ ቤት እግዛቢሄር ተኻሉ ኣትዮማ እንዳ ተኻዕተት መንእሰያትና ርግኣት ሲኢኖም ላዕልን ታሕትን ዝብሉሉን ገለ ድማ ኣብ መራኸቢ ቡዙሓት ኮይኖም ክረግሙን ክጸርፉን ክሓሙዩን ሕማቅ ግዜ ናይ ሙጾታት ግዜ ከለና እንታይ ጛይላ ተራእየና እዝግዮ ዘይንብል እግዛቢሄር ክዕረቐና ሰብ ሓዳር ኣብ ሓዳሮም ብሰንኪ ገንዘብ ብስስዕቲ ተጛራሪሕካ ምፍልላይ ነቶም ዉድካ የሕሊፍካ ንጻዓዲ ምሃብ እንታዩ ወሪዱና ናብ እግዛቢሄር ንመለስ እዝግዮ ንበል እግዛቢሄር ምሕረቱ የውርደልና እዛ ክብርቲ ሓብትና ናይ ኩላትና ሕቶ ያ ሓቲታ ሞ ኣጆኺ ካብ ፍቅሪ ክርስቶስ ዝፈልየና የለን ንሰብ ከተሔጉስ ዘይምጽዓር ንእግዛቢሄር እምበር ሰብ ሎሚ ተሔጉስዪ ጽባሕ ይርስዖ እግዛቢሄር ከም ሰብ ኣይኮነን እግዛቢሄር ዝሕጎሰሉ ክንገበር ብቓሉ ይደግፈና ኣሜን
@gfftggt6311
@gfftggt6311 4 года назад
Amen Amen Amen
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z Месяц назад
አሜን አሜን አሜን❤❤❤😢
@haiedtesfay4776
@haiedtesfay4776 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ ነዚ ክንገብር እግዚአብሔር አምላክና ቅድስ ፍቃዱ ይኩነልና አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር አምላክና ከም በዝሒ ሓጥአትናን ክፉእ ስራሕናን ከይተመልከተ ከም በዝሒ ምሕረቱን ከም በዝሒ ቸርነቱን ይጠምተና አሜን አሜን አሜን ናይ አዴና ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረከትን ረዲኤትን አማላድነትን አይፈለየና አሜን አሜን አሜን
@Ad-de3us
@Ad-de3us 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@hhcgvgh5194
@hhcgvgh5194 4 года назад
አሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና አነ አለኩ ካብ ደርፊ ዓለም ምውጻእ ዝአበየኒ ካብ ዝነበርክዎ አምላክ ይመስገን ግን ካብ ልበይ ጠቅሊሉ ክጠፍእ ኣይከአለን ።ደርፊ ተሰሚዐ ናይ ሰላም ድቃስ ደቂሰ አይፈልጥን ክጭነቅ ይሓድር አብ መዝሙር ዘሎ ሰላም ግን ተናጊረ ክገልፆ ኣይክእልን። ብፀሎትኩም ሓጉዙኒ
@issakhabtom2384
@issakhabtom2384 4 года назад
ኣብ ጽቡቅ ኩነታት ምህላውካ ጽቡቅ ሃወይ ግን ካብ ልባይ ምካድ ኣብይኒ ኢልካ ትስፋ ከይቆረጽካ ጸሎት ኣዘውትር ፡ ምሸት ወላ 2 ደቂቅ ይኩን ደው ኢልካ ነጸላ ገርካ ሃይሊ ሃበኒ ኣምላከይ እንዳበልካ ጸሎት ጀምር፡ ጸሎት ቅዱሳን ንኩላትና ይርደኣና ዞመሕዋተይ
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና ኩቡር ሐውና ነኣካ ኣነቃቅሑ ዝመሃረና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለ ይክበር ይመስገን ኣሜን። ብዙሕ እካ ኣይውስክን ሐውና ጽቡቅ ገይሩ ገሊጽልኪ እዩ።ግን ኣብጽቡቅ ኣንፈት ስለ ዘለኪ ስለ ዝተሐጉስኩ እየ።ከምቲ ዝበሎ ሐሳብ ስጋን ሐሳብ መንፈስን ኩሉ ግዜ ምጻርርቲ እዩ ገላ 5፥16 -23 ተንበብክዮ ዝበለጸ እዩ። እቶም እብ ግዜ ጋይላ ዘይሳዕሳዕኪ ዝብልኪ ኣይትሐዝሎም ሕዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ሆሴ 4፥6 ብዓቢኡ ግን ቅልስና ምስ ስጋን ደምን ዘይ ኮነስ ምስ መናፍስቲ እከይን ምስ ገዛእቲ ጸልማትን እዩ።ስለዚ ኩሉ ግዜ ብጸሎት ንንቃሕ መሕረት ሉኡል እግዚኣብሔርን ኣማላድነት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያምን ተረዳእነት ቅዱሳን መላእክትን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን
@user-ev2ol3yt5z
@user-ev2ol3yt5z 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ኩብር ሓውና
@rahwaghirmai1297
@rahwaghirmai1297 4 года назад
ኣሜን ቃለህይወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና ብጣዕሚ እዋናዊ ዝኮነት ትምህርቲ ምሂርካና ብምክንያት ናይዛ ሓፍትና ናይኩሉና ኣብ ቤት እግዚአቢሄር እንመላለስ ሰባት ዘጋጥመና እዩ። ኣምላኽ የጽንዓና ንዓካትኩም ድማ ናይ ኣገልግሎት ዕድመኩም ይባርክ ክንደይ ነፍሳት ተድሕኑ ከም ዘለኩም ከረጋግጸልኩም ይፈቱ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@amanhaile692
@amanhaile692 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸገ ዲበ ጸጋ ይብዝሓልካ ብሩክ ሓውና ንዓና ከኣ ነዚ ቅዱስ ነገር ክንገብር እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘተውዕል ዓይኒ ልቦና ይሃበና
@lidzet1660
@lidzet1660 4 года назад
ኣሜን(3)።
@user-ik1yb5vm2j
@user-ik1yb5vm2j 4 года назад
ጓይላ እቲ ዝኸፍአ ሓጥያት እዩ ሰብ ከይብለኒ ኢልኪ ካብ ኣምላክ ከይትርሕቒ ተሪሪኪ ጓይላ ሓጥያት እዩ ንዘምር ክትብልዮም ፈትኒ እበር ሳዓሲዒ ኢሎምኺ ከይቅየሙልኪ ኢልኪ ክትስዕስዒ እቲ ፈጣሪ ኸ ኣይቅየምን ዶ ኢልክዮ ግን ፈቃር እዩ ኣምላክና ተነሲሕኺ ጓይላ ግደፊ
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 года назад
ኣይትናወጽን'ያ ተዋህዶ ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-azg-FxPkalA.html ደቂ ኣንስትዮ 👍❤️🙏
@GgGg-kh2jy
@GgGg-kh2jy 4 года назад
Amen Amen Amen btaemi des ybl bereketu yebzehelkum yebzehelna
@trhasgebretsadk7815
@trhasgebretsadk7815 4 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና አሜን፫
@peaceandlove.
@peaceandlove. 4 года назад
ቃለ ሕይወት ይስምዓልና ክቡር ሓውና። ዝኸበርኪ ሓፍትና ከኣ እቲ ፈተና ንቑሩብ ግዜ ኢዩ፡ ድሓር ግን እቶም ኣብ ከባቢኪ ዘለው ሰባት ከምዝይትስዕስዒ እንዳፈለጡ ስለዝከዱ ኣይክደፋፍኡክን እዮም በንጻሩ እኳ ድኣ እንተሳዕሲዕኪ እዩ ዝገርሞም።
@user-vn6lh5co8f
@user-vn6lh5co8f 4 года назад
በእውነት እግዝአብሔር አምላክ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀጋው በረከቱን ያብዘሐልካ ንሕናውን ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድረልና ማስተውአልብ ዝሰምዕ አእምሮ የሃበና አሜን አሜን አሜን
@tsigeredahager6256
@tsigeredahager6256 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና ነዚ ቃላትካን ምኽርኻ ን አብ ግብሪ ንምውዓል አግዚአብሄር ይሓግዘና! ንሓፍትናውን ይባርኸልና ! ንኹልና ከተነቓቕሓናን አያ ።
@fthawiokubay4399
@fthawiokubay4399 4 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ሓፍተና ድማ ነቲ ብሰብ ዝመጸኪ ዝኾነ ዕድመ ምስ እግዚኣብሔርን ቃሉን ዘይሰማማዕ እንተኮይኑ ኣይትቀበልዮ ብግቡእ መሊስኪ መታን ክትክእሊ ከኣ ትምህርቲ ሃይማኖት ተመሃርን ስምዕን ብዝተረፈ ኣጆኺ በርትዒ እዛ ሓፍተይ።
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 года назад
Fthawi Okubay ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-azg-FxPkalA.html ደቂ ኣንስትዮ 👍❤️🙏
@efremzerabruk3188
@efremzerabruk3188 4 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Egzabhir amlak xegeu yebzhalka semeti teray zey konas astegbertig nknkewun Egzabhir amlak bxegeu ydegfena naka ka nay agolgulot zebenka ybark
@hintsawelday2438
@hintsawelday2438 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክብር ዲያቆን ሓዉና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ፈጣሪ ናይ ባሓቂ ሂወትካ ዝቅይር ቡዙሕ ተማሂርና ናዓና ንድኩማት ይሕዋትኩም ግዜኩም ሰዊእኩም ትምህሩና ዘለኩም ካብ ኣምላክ ርከቡዋ
@solomontekle6628
@solomontekle6628 4 года назад
Amen amen amen
@meronfisshaye8804
@meronfisshaye8804 4 года назад
ይቀኒልና ሓወይ ናተይ ጸጋኣካ ይብእዝሓልካ ቃል ህይወት ይስምዐና
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 4 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ቁዱስ እግዛብሄር ኣምላኽ 🙏🙏🙏
@user-mc5ho4vs2e
@user-mc5ho4vs2e 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ይደግፍኪ ክብርቲ ሓፍትና ብእውነት ዕደለኛ እኪ እግዚአብሔር ናብዚ ዘብቕዕኪ ክብርን ምስጋና ንልዑል እግዚአብሔር ይኩን ንኩሉና ናብኡ የብቕዕና
@kinofilm3144
@kinofilm3144 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna hawna Amlak nay agolgulot zemenka ybark neana dma amlak mestweali lbi yhabena
@user-zo8ri2mr1j
@user-zo8ri2mr1j 4 года назад
Amen Amen Amen Kal Hiwet YsmeaLna Nay Gelglot Zemenka Ybarek
@user-xg1hc9jm9k
@user-xg1hc9jm9k 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋ ዲበ ጸጋ የብዝሓልካ ክቡር ሓውና!!!
@Fnotebrhan5417
@Fnotebrhan5417 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሓልኩም ፍቁራት የሕዋት እግዚአብሔር ኣምላክና ዝሕጎሰሉ ሂወት ክንጓዓዝ ይሓግዘና
@tekianguse5133
@tekianguse5133 4 года назад
Amen kale hiwet yesmalna egzabeher nay agelglit zemnkum yebark abe teslotkum zekurni
@petermanchesterawi1456
@petermanchesterawi1456 4 года назад
ናይ በሃቂ ቃል ሂወት የስመኣና እዞም የህዋተይ ዘመነ ኣጎልጉሎትኩም ኢጊዚኣብሄር ይባርክ ኣሚንንን
@user-lk4qw9zb9i
@user-lk4qw9zb9i 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወቱን ያሰማልን መምህራችን በጤና በእድሜ ይጠብቅልን እግዚአብሔር የአገልግሎት ዘመናቸው ይባረከ አሜን አሜን አሜን ።
@ortotv127
@ortotv127 4 года назад
AMEN AMEN AMEN Qale hiwet yesmealna Egziabhier Amlak zemene agolgulet edmekum ybaekelkumn yqedselkumn Amen
@user-he5yi9bf6i
@user-he5yi9bf6i 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና ፡ጸጋ የብዝሕ ።እንታይ እሞ ክንብል ኢና እምበር ንርእዮን ንሰምዖን ዘለና ደኣ ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና።ብዝተረፈ ሓውና ብዘይካ ብ comment ብኸመይ ክንረኽበካ ንኽእል ።ማለት ብውሽጢ መስመር Email ወይ ከኣ ካልእ ።ምስናይ ይቕረትኡ።ሮሜ 13 13፤ ከም ብመዓልቲ ብቕንዕና ንመላለስ፡ ብጓይላን መስተን ኣይኰነን፡ ብምንዝርናን ዕብዳንን ኣይኰነን፡ሮሜ 13 14፤ ንጐይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ደኣ ልበስዎ እምበር፡ ነቲ ሓልዮት ስጋስ መለዓዓል ትምኒት ኣይትግበርዎ። ብባእስን ቅንኣትን ኣይኰነን።1ይ ጴጥሮስ 4 3፤ እቲ ብዕብዳን፡ ብፍትወት ስጋ፡ ብስኽራን፡ ብጓይላ፡ ብመስተ፡ ብርኹስ ምምላኽ ጣኦት ክትነብሩ ኸሎኹም፡ ፍቓድ ኣህዛብ ዝገበርኩምሉ ዝሐለፈ ዘመን ይኣክል እዩ።
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 года назад
ጉዕዞ ናብ እግዚኣቢሐር ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-azg-FxPkalA.html ደቂ ኣንስትዮ 👍❤️🙏
@letebrhantewelde8642
@letebrhantewelde8642 4 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም የባርከልኩም እዚኣብሐር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-dt9ep5rf5y
@user-dt9ep5rf5y 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይፈጠርልና
@abrhamkflessus2294
@abrhamkflessus2294 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna agzabher amlak nay agolgelet admekum Yebarekelkum
@hagerwalday8728
@hagerwalday8728 3 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
@luwamhabtezgi6129
@luwamhabtezgi6129 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወአት የስማዓልና👏👏👏👏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
@efremkesete6305
@efremkesete6305 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልው ህይወት የስማዓልና
@black-ki1ng7
@black-ki1ng7 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና🙏ኦ ኣምላኽ ኣቦይ የቅረ በለለይ😥!!!🙏
@user-wg6ee1io7v
@user-wg6ee1io7v 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ካብ ጋይላን ዳንኬራን ይሰውረና!!!
@helenferezegij2407
@helenferezegij2407 4 года назад
kale hiwet yesmalna amen ((3))
@ggss6258
@ggss6258 4 года назад
አሜን
@wedifish9806
@wedifish9806 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna hawna
@yardsaabriha2367
@yardsaabriha2367 3 года назад
Amen amen amen kele hewat yesmalna
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 4 года назад
ቃለሂወት የስመዓና ክብር ሓውና ፀግኡ የብዘሓልካ አነ ትምህርትኻ ይከታተል እየ ግን ዓብዪ ችግር አሎኒ ቃለ እግዚአብሔር አብ ልበይ ከሕድር አካአልኩን ኹልሻዕ መፈሳዊ ነገር እየልከተተል ግን እስካብ ሐዚ ግን አብልበይ ፈረ ይየፍረኩን ሐዝውን ቃለ እግዚአብሔር አብልቦናይ ክሕድር አካኣልኩን በጃኹም አሓተይ አብ ፀለትኩም ዘኩርኒ ቃኤል ከወርሰኒ
@silassilas5354
@silassilas5354 4 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ጸግኡ የብዘሐልካ ክብርቲ ሓፍትና አይዞኪ በርትዒ ጉዕዘኪ ወደ እግዚአብሔር ግበሪ ካብ ዝተፈላለዩ ሰባት ዝመጸአልኪ ሓሳብ ከብ እግዚአብሔር ክፈልየኪ አይብሉን ዝረደአኪ እንተኮይኖም እሳቶም ወደ እግዚአብሔር ክቀርቡ ግበሪ እስኪ ግን በእምነትኪ ጽንዒ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ
@user-ir6yl1li8l
@user-ir6yl1li8l 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalen burukt Habtey edamne tienan yhabki amlku yabarki
@murael17samri45
@murael17samri45 4 года назад
Amen qale hiwet yesmealna nay agelglot zemenkum Emebrhan tbarkelkum .agedasi tmhrti eu ajokum kexielwo .
@tigstitt3568
@tigstitt3568 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna
@eyorusalemafwerki1940
@eyorusalemafwerki1940 4 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Amennn zsemaenayo ab lbna yehdero hawey 🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️
@user-fm5hm3sg3i
@user-fm5hm3sg3i 4 года назад
ብሐቂ ቃለ ሂይወት የስመዐልና ክቡር ሐዉነና ብጣዕሚ 😢 ደስ ዝብል ምክርን ስብከትን ምክኒት እዮ ዓዲ ዘጥፍእ ንአዳምን ንሂዋንን አመካኒዮም ነሮም ግን ካብ ቅፅዓት አይደሐኑን አነስ ናይ ቸሩ መድኃኔአለም ዓቅሊ ይገርመኒ እቶም ቅዱሳን ሀዚ ናብ ምድሪ ክምልከቱ ከለዉ ክንደይ በአና ሰንኪ 😭😭😭ይሐዝኑ ይኮኑ
@danielhaileab5288
@danielhaileab5288 4 года назад
ኣሜን (((3))) ቃል ሂወት የስማዓልና ባሉ እግዚኣብሄር አቲ ድክመትናን ዱቁርናን ሩኡ ሸለል ይበለና አግዚኣብሄር ኣሜን !!!!!!
@user-jp1mi1ik6y
@user-jp1mi1ik6y 4 года назад
የህይወት ቃል ያሰማልን 👐👐👐
@rockstarrockstar9114
@rockstarrockstar9114 4 года назад
Amen amen amen ቃለ ሂወት የስመዐና
@selmselm9212
@selmselm9212 3 года назад
ብሓቂ ቃል ህወት የስመዓና
@hiewanghebremeskel510
@hiewanghebremeskel510 4 года назад
Amen kel hiwet yesmana kbur hawey kuxrie tlfnkum sededeluy
@sndayogebrihans6942
@sndayogebrihans6942 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ያስመዐልና
@tegstiasheber1870
@tegstiasheber1870 4 года назад
Amen amen amen qale hiwet ysemealen kubur hawena nay
@zaidzaido9456
@zaidzaido9456 4 года назад
አሜን አሜን አሜን አሜን
@selinahadish43
@selinahadish43 4 года назад
Amen Amen Amen qal hiwat yesmalna 🙏🙏🙏
@tomike4136
@tomike4136 4 года назад
Amen Amen Amen qali hewet yesimeelina
@filmon.G
@filmon.G 4 года назад
Amen Amen Amen Kale hiwet ysmalna ab lbna yehdro hawuna dma nay agelglot edmeka ybarkelka fetari btami des zbl qale Egziabiher selamn fkrn tinan ms kulatna hzbe krstiyan ykun Amen Amen Amen ✝️🙏
@amantesfu4893
@amantesfu4893 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም ኩብር ሓውና
@merhawitkbrom4064
@merhawitkbrom4064 4 года назад
Amen amen amen kile hiwet yesmalna
@yordanoskidane1288
@yordanoskidane1288 4 года назад
Amen Amen Amennnnnnn qale hiwet yesmaalna Egzaabihier Amlak xegu yebzahalkum
@mizangebru6823
@mizangebru6823 4 года назад
ቅዱስ ትምህርቲ ቃለ ሕይወት የስመዐልና። አሜን።
@teamebahabelom8240
@teamebahabelom8240 4 года назад
ቅድስ ትምህርቲ ቃል ሂወት የስመዐልና
@teamebahabelom8240
@teamebahabelom8240 4 года назад
Amen ((3))
@terhasnegash9735
@terhasnegash9735 4 года назад
Amen amen amen kale hiweyt yesmana
@user-cg2yt8tr9z
@user-cg2yt8tr9z 4 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላኽ የሰማያዊ ዋጋ ይኽፈለልና ንዓናም አምላኽ መስተውዐሊ ልበ ይሀበና እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይቕረ ይበለና
@yerguyergi2415
@yerguyergi2415 4 года назад
አቲ ሉዑል ኣምላከናን መድሓኒናን ዘኮነ አየሱስ ኩሩሰቶስ መሕረቱን ጸጉኡን የብዝሓልና ነዓካ ኩቡር ሓወና ካኣ ከምዚ ገርካ ከትመሀረና ናይ ዘለኣለም ዐደሚካ የባርከልካ ፈጣሪ
@medhinkeshi1019
@medhinkeshi1019 4 года назад
ገላ 5.16 ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ንሓፍትና ክካ እግዚአቢሔር ይሓግዝኪ ሰለ ታሕሳብ ዘቅረኩዎ ምሂርኩምና እግዚኣቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩይም ኣብ ልብና ይሕዲሮ አምላክ
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 года назад
Medhin Keshi ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-azg-FxPkalA.html ደቂ ኣንስትዮ 👍❤️🙏
@selamhiylaselamhiyli8175
@selamhiylaselamhiyli8175 3 года назад
ቃልሂወት የስምዓልና ተገድስካ ተስተምህረና ዘለካ
@fevenberhane4802
@fevenberhane4802 3 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna
@mulugebrekidan6331
@mulugebrekidan6331 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna xegau yebzehalkum egzabher amlak
@natsnetkbreab8873
@natsnetkbreab8873 4 года назад
Amen amen amen qali hiwet yesmalina hawina
@user-dw8hc3ev2x
@user-dw8hc3ev2x 4 года назад
ቃልህውይት ያስማልን እሜን በእውነት ስላማየነገረ ስጦታው እግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን
@blentsegay4261
@blentsegay4261 4 года назад
ቃል ህይወት የስመዓና ንኩልና ዓቢ ትምህርት እዩ ኩላትና
@nardititi1821
@nardititi1821 4 года назад
Amen kal hiwet yesmealna xegau yebzehalka haftina kea ajoki bertie emebrhan misaki tikun
@genetkelatiqelati4173
@genetkelatiqelati4173 4 года назад
Amen kal hiwet yesmalna decon hawuna Abe xelotka zekrena zehawey
@semrtatobrhan1871
@semrtatobrhan1871 4 года назад
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 kal Hiwet ysmalna
@danielhabtom9915
@danielhabtom9915 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna hawey
@user-dz2cr9yy6b
@user-dz2cr9yy6b 4 года назад
ሰላም ናይ ኣምላክ ምስ ርህርህቲ ሕልና ወላዲት ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ሓፍተይ,,,እግዛኣብሄር ኣምላክና ኣበይ ኣለኩም እንበር ኣበይ ነርኩም ዝብል ኣቦ ኣይኮነን ስለዚ እቲ ዝነበርክዮ ዓዘቅቲ ሓጥያት ጓይላን ዳንኬራን ከይዘከርኪ ኣብ ዝሓሸ ሂወት መሪጽኪ ኣለኪ እግዛኣብሄር ኣምላክ ጀማሪት ዘይኮነ ፈጻሚት ይግበርኪ,,,፡ንስድራኪ ክትብሊ ፈጣሪኪ ከይተቀይሚ ሓደራኪ ብዝተከኣለኪ መጠን ድማ ከተረድእዮም ኣለኪ,,,,GBU
@letishhagos4636
@letishhagos4636 4 года назад
Amen amen amen qale hiwet yesmealna
@samirisamiritesh3939
@samirisamiritesh3939 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmialna kbur hawi
@shabayftwi2093
@shabayftwi2093 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@samrimera7866
@samrimera7866 4 года назад
አሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልኗ ተባረክ
@berhaneteklehaymanot5721
@berhaneteklehaymanot5721 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ ኣምላኽና ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣግልፍሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 года назад
Berhane Teklehaymanot ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-azg-FxPkalA.html ደቂ ኣንስትዮ 👍❤️🙏
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና ክብሩ ሓዉና
@helengabsha3611
@helengabsha3611 4 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmaelna
@mesganamerhawi4003
@mesganamerhawi4003 4 года назад
Amen amen amen qale hiwet yesmealna kubur hawna edmen tenan yhabka des zeb qal kab nay gbri sga amlak yhalwen
@sabaasgede2797
@sabaasgede2797 4 года назад
Amen amen amen kele hiwet ysmealna bruk hawuna 😍😍
@awetdebrezion7513
@awetdebrezion7513 4 года назад
Amen diakon hawina kal amlak yesmalna. My answer to this is no no no no kulkul eyu.
@selamweldemicheal9055
@selamweldemicheal9055 4 года назад
Amen Amen Amen kel hiwet yesmalna nay bhaki des zebel temrti
@henok609
@henok609 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ሓውና እግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ.
@user-ou2ly9oo5k
@user-ou2ly9oo5k 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
@berhane815
@berhane815 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmealna ezgeabiher amlak xegeu yebzhalka bruk hawna habtna kea ezgeabiher yekbrelna sle eti nay kuluna hto zhatetki nkuluna zegatmena zelo eu. Hluf halifwom etom nay qereba fetewtna mehazutna zey saesaekum elom Diyakon, haleqa enda belu ylagexulna amlak bayne mhretu ytemtena. Ab mewedaeta kbla zdeli bruk hawna bejaka kexilo ezi tmhrtika bflay ab nay gaylan, derfi ab ewan xom gele gele sebat xom yxemu emo derfi msmae gn ayeqarxxun neziom aredialna. Kbret yhabelna bdgame 🙏💒🙏🙏
@user-fz2on6sh8f
@user-fz2on6sh8f 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብጣዕሚ ደስ ትምህርቲ
@user-vy6wu5nj8e
@user-vy6wu5nj8e 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ኣሕዋተይ ክቡር ሓዉና እግዛብሄር ይባርካ ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ኣታዉን እዩ ኣስተምህሮ ቀፅለሉ
@florarajat4592
@florarajat4592 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕና❤🙏🙏🙏😢
@biniamghirmay6702
@biniamghirmay6702 4 года назад
Kale hiwet yesmealna kbur hawuna egzeabiher amlak xegeu yebzehalka Amen Amen Amen
@selinateshome8369
@selinateshome8369 2 года назад
Amen kal hiwet yesmalna zmeharenan zgesetenan liol fetari msgana ykuno hawey nay agolgulot zemenka ybarek
@yordanosmogos8056
@yordanosmogos8056 4 года назад
Amen amen amen Qal hwet yesamlna
@filipostekleab4946
@filipostekleab4946 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና
@temesegenamilakeysiletikul9302
@temesegenamilakeysiletikul9302 4 года назад
Amen amen amen hawena qail hiwet yesimealina
@mussiekidane958
@mussiekidane958 4 года назад
Amen amen amen qale hiwet yesmealna egziabher amlak edmen tenan yehabka
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 года назад
Amen Amen Amen bhaki kale hiwet yesmealna kubur hawuna diyakon ngzabihar Aamlak xegau yebzehelka nay Aagelglotka zebenka ybark bethbena gbua melsi bsm ngzabihar Aamlak yemesgn Aane buzuh tmhrti aye temahire ngzabihar Aamlak Aabaka haduru kab mengedi xegam nab mengedi yeman ymerhenalo beta hantn knatn haymanotna tewahdo zelaAalemawit tntawit brkti Kdsti mengedi ymrehena kubur hawuna wetader nay krstos wesiku tbebu yadlka weladite Aamlak tbarka ztemharnayo Aab lbna yehdro semaati zey kona Aategberti ygberena nab nsha mot yebkeana sm ngzabihar Aamlak nzelaAalem Kbrn msgenan ykuno Amen Amen Amen
@mierafberhane581
@mierafberhane581 3 года назад
Egzabiher amlak mskulatna ykun deki Tewahdo haymanotye ❤️
Далее
Qalpoq - Kichkina tabib (hajviy ko'rsatuv)
30:41
Просмотров 297 тыс.
We will see who will do it better 😂
00:14
Просмотров 2,7 млн
አርጋኖን የሰኞ - Arganon Monday
45:08
Просмотров 860 тыс.
ሰይፈ ሥላሴ የሰኞ - Seife Silassie Segno
11:44