Тёмный

ሕቶታት ንኣማኑኤል በርሀ "ካብ ጎደና ማእከል ከተማ ኣስመራ" 

Eri Wood  Entertainment
Подписаться 21 тыс.
Просмотров 55 тыс.
50% 1

Hello Every one Welcome to Eriwood Entertainment.
ሰላም ተኸታተልቲ ኤሪዉድ ኢንተርተይመንት።
Eriwood Entertainment ንዓኹም ንተዓዘብታ ንምሕጓስ ዝተፈላለዩ መደባት ህየሳ፡ባምቢኒ ሾው፡ኮሜዲ፡ተኸታታሊ ፊልም፡ሓጺር ፊልም፡ትረኻ፡መደብ ህጻናት፡ካልእ ሰሙናዊ መደባትን ሒዝና ክትከታተሉና ብኣኽብሮት ንዕድም።
ከም'ቲ ልሙድ ንምዕባለና #Comment ንዘይበጽሖ #Share ዝያዳ ስራሕና ንምክትታል #Subscribe ንምትብባዕ ድማ #Like ብምግባር ደገፍኩም ኣይፈለየና።
Eriwood Entertainment!
new eritrean movie/neweritrean video clip/new eritrean comedy/eritrean/erikids/bew eritrean music/eritrean tiktoke/ethiopian music/ethio video clip/ethio comedy/donkey tube/seyfu fantau/alena walta hager/solo media/neshnesh/dawit tv/dadi mami/EMN/mebred media/star entertainment/aleda media/tiktoke habesha/ebs/movie/zara fltet/dehay tv/ema tube/sport/arsenal/manchester united/chelse/liverpool

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 223   
@robelGeomter-en1jp
@robelGeomter-en1jp 10 месяцев назад
ኤማ ሓደ ካብቲ ዘሕጉሰኒ ብርእሰ ተኣማምነት ከይብሉኒ ከይበለ ብትብዓት ስለ ዝዛረብ ካብ ቲ ኬፍ ዝህበኒ ተመሲጠ የ ዝሰምዖ ❤❤❤❤❤❤
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw 10 месяцев назад
Aykemayn ❤
@zerithabte6575
@zerithabte6575 10 месяцев назад
ሓንቲ ሃገር ስነ-ጥበባዊ ዕዮታታ እንተ በሪኹ ዝተረፈ ምዕሊኣ ኣብ ቀረባ'ዩ ዝኸውን❤ ኤማ ድማ ኣብዚ ርሃጹ ገዲፉ ኣንጉዑ የፍስስ ዘሎ ኣጎልጉለት ጥበብ'ዩ ❤❤❤
@EfremGebrelul
@EfremGebrelul 10 месяцев назад
ኩሉ ብዛዕብቅ ኣካዳድና ቃላት ምስሕብረተስብና ዘይከይድ ክእረም ዘለዎ ጸቂት ክኽይድ ድማ ይላበዎ❤❤❤
@asmerommobazen5578
@asmerommobazen5578 10 месяцев назад
ኣነ ብወገነይ ብጣዕሚ ጎበዝ ዩ ደፉሩ ከምዚ ዓይነት ስጉምቲ ምውሳዱ ከምኡ ድማ ደረፍቲ ዓድና ንቃፌታ ክትቅበሉ ኣለኩም ገለገለ ደርፍታት እኮ ስእሊ ድዩ ወይስ ደርፊ ምፍላዩ የጸግመካ ዩ ገለገሊኡ እኮ ፍረ ኣልቦ ስእሊ ጥራሕ ዩ ኣማኒኤ ጊን ብጣዕሚ ክድነቅ ዝግበኦ ሰብ ዩ። ብጣዕሚ የ ዝድንቆ። ኣስሜ
@meazatsegai5400
@meazatsegai5400 10 месяцев назад
Ema xubuk alo shihe geze Eritrawiyan nkun deamber eti zgebro zelo haki zereba eyu zneger zelo shefinka shefafinka mehelaf neti sinetibeb mewudak sle zkone thanks Ema kexlo
@dc8625
@dc8625 10 месяцев назад
ኣያና መምብራሃቶም ጅግና ብሓቂ 💙🤎🫡
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 10 месяцев назад
በሎም ጥራይ ንግዲ እንበር ደርፊ የለን ኣብዚ ሕጂ ግዜ ተስፋ ቆሪጽና ኤውረጳዉ ደርፊ ኢና ንሰምዕ ዘለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniam3555
@biniam3555 10 месяцев назад
ቤላ ኢዩ ዝህይስ ብነብስና ደኣ ዝንእደና ንደሊ ጥራይ ኮይና እምበር ኤማ ዝሰማምዓኒ ሃያሲ ቀጽሎ ❤❤❤❤
@tesfamaryamtsegay7247
@tesfamaryamtsegay7247 10 месяцев назад
Kemezi nayi Awel seide Tazakerbalena zeyada galayenet mes kona
@gezaetesfalem3944
@gezaetesfalem3944 10 месяцев назад
ኤማ ካብቶም ደስ ዝብለኒ ሃያሲ ኢዩ ጽብቅ ገሩ የቅርቦ ኣሎ። ኣብ ኣካዳድና ናይዘን የህዋትና ጽቡቅ ገርካ ቀጽሎ ። ናይ ለሚ ገተምቲ ይህወኩ ዘለዉ ይስማኒ ኣብ መብዛህቶም ጉያጉያ እይቲ ግ ኣይቲግበርዎ ክብሎም ይደሊ ። ካብ ናይ ቀደም ደርፊ ኣብ መንጎ ከም መኣረምታ እቅርበልና ናይዞም እብ ላእሊ ዘለዉ ❤❤❤❤❤
@naylbeynaylbey9351
@naylbeynaylbey9351 10 месяцев назад
Ane kfetweka ema haweyyy❤❤❤❤❤❤❤ nska sebay nay resi eka ema hafey maea eye zxbeyeka bhadishe serhe ema hawey qexlo
@EfremGebrelul
@EfremGebrelul 10 месяцев назад
ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፍትዎ ባህልና ክዕቀብ ኣዚዩ ገዚፍ ኣብርክቶ እዩ ዘለዎ❤❤❤
@ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ
@ዳህላክደሴት-ሠ3ዸ 10 месяцев назад
ኤማ ሓውና ጽቡቅ ህየሳ ዋላ ብባህልና ኣሎ መግናሕቲ ይበሃል ሽም እዩ ዝፈላለ ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@selamberhane9794
@selamberhane9794 10 месяцев назад
Ema hawena zeynefelto nay getemi amer yefletena alo💯 Agelalixu betami eye Zefetwo natom euo zihebom be naxinet 👌🏽❤
@ShamMengesteab
@ShamMengesteab 10 месяцев назад
እዛ ቀዳመይቲ ጸሊም ክዳን ጌራ ዝተዛረበትስ ሃለውለው እዩ ሕማቅ እንዳ ሰርሑስ ሸለል በሎም ጺዒሮም እዬም ትብል ኣብ ክላስና ቀለም ኣፍሳስና ዶ ገለ 😂 ኤማ ቀጽሎ እዚ ብፍላይ ካብ ሕበረተሰብና ወጻዊ ዝሰርሓ ኣዋልድ . ኣድናቂካ ካብ ስዊዝ ♥️🤗✌️
@eritrea6227
@eritrea6227 10 месяцев назад
Ema hawey kaxelo ika emo ka xibuk ab weshti Eritrea betami daes zebil eu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw 10 месяцев назад
Ema btaemi tsibuk srah u kulu zgebro nahna bahli atfien kikeda hmakna kindi dneger forsa Ata wedi ❤❤❤❤
@EastAfricalifestyle
@EastAfricalifestyle 10 месяцев назад
My question to Ema and people from the street of Asmara is, 1) have we ever think our Artists are allergic for negative comment? 2) Do you think the nature of our artist don't like to be told their weakness and immature art product? 3) Do we have to accept and feel okay for the sake of difficulty they face financially, efforts and resource spent might be high? 4) do we like straight hard talk if no Why? Thank you
@shammengsteab8370
@shammengsteab8370 10 месяцев назад
እታ መወዳእታ ዝሓተትክያስ ብካ ገዲፍክያ ሃያሲ የ ኢሉ ዲዩ ዝሃስብ ንስኪ ከማን ጋል፡እየ ኢልኪ ትሓስቢ ኣለኪ ፡ 2 ክኣ ስለ ዝሓልየልና ዲዪ ክምኡ ኣይትግበራ ዝብል ንዓኪ ዘይ ኮነስ ንተን ትዑያት እዩ ።ኤማ ቀጽሎ ❤
@selamg3325
@selamg3325 10 месяцев назад
ሕቶ ን ኣማንኤል 1-ምስ ገጣሚ ገብረሂወት ጸሃየ ውልቃዊ ጽልኢ ኣለካ ድዮ ምኽንያቱ ኣብኩለን ስረሓቱ እንዳ ሓንሓንካ ብነድሪ ከተናኣእሶ ክትነቅፎ ከተቃልሎ ስለ ዝሰምዓካ እየ 2-ኣዚኻ ዘቃለልካዮ ዘይረብሕ ግጥሚ ዝበልካዮ ብ ህዝቢ ዓቢ ተቀባልነት ረኺቡ ብ ዝሓለፍካዮ ክትሰምዖ ከለኻ ንነብስኻ እንታይ ትብላ 3-ሌላን ጉሌላን ትገብር ዲኻ ምኽንያቱ ን ግጥምታት ሳሚኤል ገብረኣዶናይ, ኣወል ስዒድ, መለስ ንጉሰ, ግርማይ ኣብራሃም ወዲ ካዳ ከምቲ ዝድለ ኣይትህይሶምን ኢኻ ንምታይ... ሓደራኹም ሕተቱለይ 🇪🇷🌹🇪🇷
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 10 месяцев назад
የብሉን ስምዒት ምስትምቃር ስነ-ጥበብ ግን ኣሎዎ ፡ ስነ-ጥበብ ምሕመስ ከሎ ስምዒት ኣማኑኤል በርሀ ከኣ ይትንከፍ እንቲ ምንታይ ስምዒት ስነ-ጥበብ ኣብ ውሽጡ ስለዝሓደረ፡ ገብርሂወት ጽሃየ ጽቡቕ ግጥሚ ኣለዎ ፡ ኣደብ ዘይብሉ ሕማቅ ግጥሚ ኣለዎ እቲ ሓቂ ንዛረብ ፡ ንሱ ንባዕሉ ዘይኣምነሉ ተኮይኑ ካብ ጌጋታቱ ክእረም ውን ኣይክእልን እዩ።
@Kebiiiii
@Kebiiiii 10 месяцев назад
No ነቲ ዓቢ ስነ ጥበባዊ ሃገርና ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን ከማን ስርሓቱ ሃይስዎ'ሎ ኩሉ ርኣዮ
@selamg3325
@selamg3325 10 месяцев назад
@@Kebiiiii እወ ሐቅኻ ኣነውን ርእየዮ ኣለኹ ግን መልክዕ ኣተሃያይሳ ናይፈራሓት ዓይነት እዮ ጌሩ ሓይስዎ ማለት ን ገብርሂወት ንሕስያ ኣይገድፈሉን እዮ...
@kesitweldeselassie5422
@kesitweldeselassie5422 10 месяцев назад
​@@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ ኣነ ዝገርመኒ ነገር ኣሎ ስለምንታይ ኢና ግን ወገን ናይሰባት እሞ ከኣ ጸግዒ ክኮኑ እምበር ጸግዒ ዘየድሊዮም ሰባት ንከውን። ማለተይ ኣማኒኤል ነዘን ሑተታት ክምልሰን ሙሉእ ዘይጉድል ብቅዓት ኣለዎ። እቲ ሓታቲ ካብ ንሒና ካብ ንምልሰሉ፡ ባዕሉ ዝምልሰሉ ኢዩ ከዕግቦን ከየዕግቦን ዝክእል። ኣነ ውን ወገን ናይ ሓታቲ ዘለኩ ይመስል ይከውን ኢየ ግን ከምሕብረተሰብ ዝምልከቶ ኣካል ክሳብ ዘሎ ዕድል ንዕዑ ናይ ምሃብ ባህሪ ከነጥሪ ኣለና ኢለ ስለዛኣምን ኢየ። እምበር መልስካ/ኪ ጌጋ ኢዩ ማለት ኣይኮነን። የቀኒየለይ።
@filmonshow
@filmonshow 10 месяцев назад
Kab Giegu zeymhar sle zkone btedagagami yhyso
@alldaythesame9772
@alldaythesame9772 10 месяцев назад
ኤማ ሓወይ የድንቀካ እየ ምድናቀይ ኣብ ምንታይ እዩ ክፈልጦ ኤማ ሻርባ ኣብ ክሳድካ ናይ ምግባር እንታይ እዩ ትርጉማ ዳርጋ ቢሮ ናይ ድርሰት ዝሓዘ ዝገብሮ ስለ ዝረኣኩ እየ ክጽበየካ እየ ❤ ይናፍቀኩም እየ ደቂ ሪመይ ❤☝️☝️☝️🇪🇷🇪🇷☝️☝️☝️
@Balla291
@Balla291 10 месяцев назад
I am proud of my people 🇪🇷🌹🇪🇷
@ShamMengesteab
@ShamMengesteab 10 месяцев назад
ኤማ ቡሉጽ ገጣምን ሃያስን ♥️🤗
@feruzay
@feruzay 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ግን ቀስ ኢልክን ተዛረባ ብፍላይ እተን ኣዋልድ መራሒት መደብ ካኣ ድምጽክን ረባሺ ይኮዉን ኣሎ❤❤
@wegahtateweldel2362
@wegahtateweldel2362 10 месяцев назад
Mara rebashi,,, medeb ne Hexanat yemesel.
@loveall892
@loveall892 10 месяцев назад
Ya nay bedeb hxanat mesilu
@wediaradom5324
@wediaradom5324 10 месяцев назад
ኤማ በቲ ኣብ ምምዕባል ስነ ጥበብ ሃገርና ዝገብሮ ዘሎ ጻዕሪ ምስጋና ይግብኦ'ዩ።
@alldaythesame9772
@alldaythesame9772 10 месяцев назад
ብቀዳምነት ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልኩም፡ደቂ ሪመይ ቀጺለ ንኤማ ቐጽሎ ክብሎ ይፈቱ፡ስለምንታይ ህየሳ ወይ ሓደ ሃያሳይ ብሉዙብ ቃንቃ ዝዛረብ ኣይኮነን እዚ ከማን ኤማ ኮይኑ እምበር ክሳብ ዘይምምላስ ናብ ስነጥበብ ከጋንፍ ይክእል እዩ እዚ ሞያ ኣፍልጦ ስለ ዘይጸንሓና እዩ ጸገም።እንተ ተብጹሑለይ ነዛ ጽሑፍ ብዛዕባ ህየሳ ኣጸቢቀ ምፈለጥኩ
@gezaetesfalem3944
@gezaetesfalem3944 10 месяцев назад
ኤማ ሃወይ ናይ ለሚ ገተምቲ ሃግዞም እምበር ናይ ኣብርሃም ናይ የማነ ባርያ ናይ ወዲ ትካቦ ናይ ቶማስ ሰሚኢና ብድህሪኦም ፈኪሳትና ኣላ ። ብዝኮን ላይክ ኢየ ዝህበካ ኩሉ ግዜ ሃባ ነዳዲ እታ ወዲ❤❤❤
@selammerkeb9754
@selammerkeb9754 10 месяцев назад
ብሓቂ ድጽበያ ዝነበርኩ መደብ ብምቅራብኩም የቐኔልና። ቀጺለ ን ኤማ ከመስግኖ ይፈቱ፡- ህየሳኻ ማራ ኬፍ ኣለዎ።ልዕሊ ኩሉ ክኣ ንሕስያ ዘይትገብር ብምዃንካ ደስ ይብል።ብፍላይ ክትሓርቕ ከለኻ ስነጥበብ ይመውት ምህላዉ ማዕረ ክንደይ ይስማዓካ ምህላዉ እዩ ኣብቲ ትሓርቆ ድንጻባረቕ።ብምቅጻል ናብ ሕቶይ ክኣቱ። ሕቶ ቁ.1 ክትህይስ ከለኻ ንምንታይ ኢኻ ሓንቲ ደርፊ ዓመታት ወይ ድማ ነዊሕ ኣዋርሕ ምስተሰምዐት ክትህይሳ ዝገብረካ? ማለት እቲ በታ ሕማቕ ስራሕ ክባላሾ ዝኽእል ሕብረተ ሰብ ንበሎ ወላ ገለ ምስ ተባላሸወ ምህያካ ለውጢ ይመጽእ እዩ,ዶ ትብል? ሕቶ ቁ.2 ) ናይ ሎሚ ስርሓት ስነጥበብ ብልክዕ ንሕብረተሰብ ክምህር ኢሉ ዝስራሕ ዘሎ,ዶ ይመስለካ ወይስ ን ኣታዊታቶም ንምኽዕባት ይሰርሑ,ለዉ ትብል ማለት ብ % ክርአ ከሎ? ሕቶ ቁ.3) ናይ ሎሚ ስነጥበባውያን ንዓይ ከምዝመስለኒ more viewes እንተረኺቦም ጽቡቕ ስራሕ ድሰርሑ ኮይኑ ስለድስምዖም እዮም ኣብ ሳልስቲ ኣብ ሰሙን ስንዕ ስንዕ ኣቢሎም ዝምለሱና ዘለዉ እየ ዝብል፡ስለዚ ኣብ ኣታዊኦም ኣተኲሮም ድሰርሑ ዘለዉ ይመስለኒ። ንዓኻ,ኸ? ሕቶ ቁ.4 ) ንምንታይ ኢኻ,ኸ ነቶም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝስርሑ ስርሓት ጥራይ more ክትህይስ ንርኤካ? እኳ ድኣ ኣብ ደገ ዝፈርዩ ዘለዉ,ዮም እቶም ቀንዲ ዘኽፍኡ ዘለዉ ከንሶም። ስለዚ እዚኦም ናይ ደገ ገለ ሓወላ ይድርቢሉ,ዮም ኢልና ኢና ንጨርቕ ዘለና በዚ 😅 እዚኣ ከም jocke ጌርካ መልሳ። እዚ ኹሉ ሃሪፈ ከይሓተትኩም እንተ ነጢርኩመን ኣነ ውን ዝገብሮ,ለኒ ግድን ግድን ክሕተተን ኣለዎ። & ኣጆኻ በርትዕ ሓንቲ ደርፊ ምስ ወጸት እንተ ነውሐ ኣብ ሰሙን ክትህሳ ከምዘለካ ግበር።መኽንያቱ ነጋዳይ ምስ ዝኸስር,ዩ ዝማሃር። ወድሓንኩም።
@michaelyemane2063
@michaelyemane2063 10 месяцев назад
ብመጀመርታ ኣማን ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ዘለካ ርድኢት ልዑል ብምዃኑ የድንቐካ፣ እንተኾነ ግን ነዚ ንዕዳጋ ተባሂሉ ዝፈርይ ዘሎ ቀንጠመንጢ ደርፍታት ገዲፍካ ነቶም ሃብታም ቃላት፣ ትሕዝቶን ግጥምን ዝውንኑ ናይ ግዜናን ቀደምን ደርፍታት ሃዲእካ ከይተረበሽካ ብኣኽብሮትን ዕቱብነትን እንተ ትትንትነልና ጽቡቕ ነይሩ። ተስፋ ይገብር ክትምልሰልና፣
@aronkeleab8088
@aronkeleab8088 10 месяцев назад
Ema jigna eu❤so ezom seb channel beka akilkum ab Asmera inkilil kitblu kidu ka eba nab Kali ketmatat nay Eritrea ab Eritrea Asmera tiray diya zela adi
@kibromtzegay6068
@kibromtzegay6068 10 месяцев назад
መጀመሪያ ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ ሃይሰ ብቅራቢት መደብ ክጅምር ኣለዉ ዳሓር ገጣምን ደራስን ሃያስን ብዘይ ሕብብእ ሓደ ማዓልቲ ፊት ንፊት ተራኪቦም ክዛራረቡን ክሙሁርን ደስ ምስበለኒ ኣቅታቢት ናይዚ መደብ ግን ናዓይ ሳሓብነት የብሉን ክመይ ዊዒኪ ርግእ ኢልኪ ሸበድበድ ዘይብሉ እንተዝከዉን ጽቡቅ ነይሩ ኣብ ጸጹቡቁ የራክበና ደቂ ኤሩ ካብ ጀርመን
@znkidmit
@znkidmit 10 месяцев назад
ክዳንኪ ቀልዕኪ ተዛወር ኣደኺ ከይትሓፍረኪ እዩ ስግኣተይ፣ እምበር ኤማ ድኣ እንታይ ክወጾ ብፍላይ ዘውጽኦም ቃላት ንዓይ ብጣዕም እዩ ዘስሕቀኒ እዚ ማለት ክኣ ናይ ርእሰ-ምትእምማኑ እዩ ዘገርመኒ፣ ኤማ ንቅድሚት፣😊✌ ሕቶ ንቅፌታ ኣብ tube ይፍቀድ ዱ? ወይስ ናይ ውሽጪ ሃገር ጥራይ እዩ ዝምልከት፣ ሓሳበይ ተረድእኩሙኒ ክትከኑ ተስፋ ይገብር፣ Thank you!!!
@zerayeyobweldeab7614
@zerayeyobweldeab7614 10 месяцев назад
❤ህየሳ is ህየሳ። ምስክንክን ምባል የሎን። ኤማ go on. እዛ ሃገርና ከማኻ 5 እንተ ዝህልዋ ኔሩ ስነጥባብ ስነጥበብ ምሸተተ❤
@HameSied
@HameSied 10 месяцев назад
Xbuq medeb nay bhaki nice job,an kblo zdeli ka btami u hayal kndu yelen,ritoy ka mxrafn mqlaln b maeda tezkewn xbuq ember kulu xbuq smitawyan sebat sle zelew malet ey thanx abzuhley melsi kxbe ey pless tegedikum thanx ema edmen tnan naka zarkey❤❤❤
@Evante098
@Evante098 10 месяцев назад
ኤማዊ እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ኣታ ጅግና ክብሪ ስነ ጥበብ ማዕረ ክንደይ ባይታ ይዘብጥ ከም ዘሎ ኣብ ኣክሽንካ ዘሎ ስምዒት ይርድኣና ዩ። 1. ክሓቶ ደልየ ዘለኹ ን ኤማ ከኣ እዚ ኩሉ ንገጠምቲ,ዘየምቲ,ኮረግራፈር,ተላሃይቲ ብስምዒት ስለ ትነቕፎም ክሳብ ጸርፊ ዝበጽሕ ግዜ ከማን ኣሎ፡፡ሶሶሶ ኣብ ሂወትካ ወይ ኣብ ፋሚሊ እንታይ ጽልዋ ኣምጺእልካ? 2. ንምንታይ ኢኻ ኸ ናትካ ግጥምታት ክትህይስ ሪእናካ ዘይ ንፈልጥ ተስፋ ይገብር ኣብ ዝመጽእ ናትካ ግጥሚ ክትህይስ፡፡ ዝተረፈ ኣብ ሂወትካን ስራሕካን ኣሳልጦ ይምነየልካ ኤማዊ keep it going ❤❤❤
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 10 месяцев назад
ጽቡቅ መደብ።።ቀጽልዎ
@kemmenkem2874
@kemmenkem2874 10 месяцев назад
Xbuk derfi kea ba hayselna plus nsika xbuk srah serihka areyom nezom thyselna zeleka snetbebebatst and tnx for you time
@User-meda704
@User-meda704 10 месяцев назад
እና ዘናጠለ እዩ ዝህይስ ቅሩብ ትሕት ከድልዮ እዩ።
@EritreaGodbless
@EritreaGodbless 10 месяцев назад
እዛ ጎል ክትቅላዕ እያ ደልያ ጥራሓኪ ወጺኪ ጎደና ጎደና ኪዲ ፡ኣማ ጽቡቅ ኣለካ ቀጽል ፡ግበረ ሰዶም ዝኮኑ ስነጣባውያን ናይ ዚ ዘበን ቀደም ነይሩ ስነጥበብ
@dawitmebrahtu
@dawitmebrahtu 10 месяцев назад
ኩሉ ነገራ ከተጽልእ
@truthentertainment9557
@truthentertainment9557 10 месяцев назад
Aygermekan kkkkk teqeliea eya ktkeyd delya gualza qelae
@dawitmebrahtu
@dawitmebrahtu 10 месяцев назад
@@truthentertainment9557 ትም ኢላ ዘይትሓልፍ ወረ ነዛ ነገር ላቺ ቀይራታ ሸናኺራ
@dawittesfay999
@dawittesfay999 10 месяцев назад
ብመጀበርታ ኤማ ሃወይ ኣዚየ እየ ዝድንቀካ ቀጺለ ትፎትዎ ገታማይ & ድምጽዊ ንገረና plis
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 10 месяцев назад
Abrham Yemane barya abrar ezom eiom fulut 😂😂😂
@WediSawaMendelay
@WediSawaMendelay 10 месяцев назад
Kem Ema ybzuhulna netom zeyhalafnetawian sinetibebawyan ena bahalti bahlinan ezinan mexaweti geremo delewu, netom wuhudat bluxat kiea yehsiswom sile zelewu
@senaitpice333
@senaitpice333 10 месяцев назад
Amaniel berhe des zibleni hayasi eyou
@Matiti000
@Matiti000 10 месяцев назад
ዓቢረይን ገለይን ከመይ ዲኪ ቀጽልዮ ኣጆኪ ኣብ ኩሉ እዩ ዘጸብቀልኪ
@DotanSamuel
@DotanSamuel 10 месяцев назад
ሰላም ወ ሰናይ ኣማኑኤል ሓዉና፡ ቀጺለ ኣብትገብሮ ህየሳታትካ ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ እየ ድማ ዝድነቕ ,ምኽንያቱ ኣብዚ ዘለናዩ ግዜ ነኣድቲ እምበር ነቐፍቲ ኣብዘየለውሉ ግዜ ፡ሓፍ ኢልካ ወጺኻ ክርኢ ኣዝየ ይኾርዕ ፡ ካልእ ኣብዚ ዘለናዩ ክፍለ ዘመን ብናይ ካልኦት ምዕራባውያን ሃገራት ክንጽሎ ዝግበኣና ፡በንጻሩ ንሕና ዘይኮና መሲልና እንዳቐረብና ግና ንሕብረተሰብ ኤርትራ እዚ እዩ እንዳበለ ክገልጽ ዝኽእል ስራሕ ትም ኢሉ ብዘይምርኣዩ ፡ይሕጎስ እየ ብዓቢኡ ንደቅና ከነውርሶም ዘለና ባህሊ ኣብ ምእራም ዝዓዩ ዘሎ ኾይኑ ይስመዓኒ ፡ ኣብ መወዳእታ ሓንቲ ብናይ ስነ-ልቦና ዝብልዋ ሓሳብ ንኣማኑኤል ሓውና ወስ ኣቢለሉ ክውድእ ሰብ ጽቡቑ ኣቐዲምካ ተነጊርካዩ ነቲ ድሒርካ ትህቦ ነቐፌታ ኣይስተውዕለሉን እዩ ፡እሞ ጽቡቕ ናይታ ስራሕ ኣቀዲምካ ርእይቶ ተትህቦም ምበልኩ ። ይቕሬታ ዘረባ ምብዝሐይ ፡ነዛ ዕድል ይጽበ ስለዝነበርኩ እየ
@Eritrea001
@Eritrea001 10 месяцев назад
ወድድር ግጥሚ ተትጅምረልና ኩሉ ዝሳተፎ ሰብ ክብደቱ ምተረድኦ እተን ዕዉታት ትብለን ምተንተንካላና ሰብ ከኣ ኣፍልጦ ግጥሚ ማዓሞቀ ኩሉ ዝሕንጥጥ ዘሎ ክብደቱ ተረዲኡ ኢዱ ምኣከበ ምቀበሊ ኣድራሻ ግበረልና በዓል ስረ ዝበለ ይፈተን ህየሳ መታን ክርድኦ ስለዚዚዚዚ ከምቲ ናይ ትምርቲ ውድደር ግጥሚ ኣዳልወልና
@YonasTekeste-e9g
@YonasTekeste-e9g 10 месяцев назад
❤❤❤❤ Ema shikor ❤❤❤❤
@kebedeshteklemicae8540
@kebedeshteklemicae8540 10 месяцев назад
ኤማ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢዩ ነቶም ሰባት ኣይኮነን ዝጸርፎም ነቶም ነጥቢ ግጥምታት ኢዩ ዝእርሞም ዘሎ ስለዚ ኣራሚ ዳኣምበር ጸራፊ ኣይኮነን ንቄፌታ ክንጸልእ የብልናን ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ነቶም ገጠምቲ ኣኪብካ እንተዝምህሮም ማለት ኮርስ እንተትህቦም ? ካልእ ካኣ ኣይትሕረቅ ። ኣብ ርእስኺ እኩያለ ጌርኪ ዛሃብክያ ሪኢቶ ሓልይልኪ ዘይኮነስ ሕፍረትኪ እንዳተራኣኺ ክትደርፊ ዘይ ባህልኺ ስለ ዝኾነ ንኤማ ዘይኮነት ምእረምታ ናዓኺ ኢያ ተድልየኪ እዛ ርእይቶይ ከተንብብያ ካኣ ይምሕጸን ኤማ ሓውና ካኣ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@filigunners2268
@filigunners2268 10 месяцев назад
Ema Abat Nebsi !! Belom belom teray knxemim aykonan!!
@yonatanmussie8536
@yonatanmussie8536 10 месяцев назад
Mejemerta neti azyu lbey zrekbeni seb kemzi gierkum mimxakum thank you. ሕቶይ ን ኤማ ካብዚ ብዙህ ጌርካዮ ዘለኻ ህየሳ ገለ ኣብ ስርሓት ናይቶም ኣርቲስት ዝኮነ ለውጢ ይመጽ ኣሎዶ ትብል.kalie gn no comment kexlo tray brika ysesn ema.
@zemenzemen67
@zemenzemen67 10 месяцев назад
ኤማ እቲ እንጎ ቋንቋ ትግርኛን ባህልን ከይጠፍእ ዝቃለስ ዘሎ ገንሸል እዩ ኩሉና ክኣ ከነተባብዖ ይግባእ።
@melakegebremedhin8433
@melakegebremedhin8433 10 месяцев назад
ሰላም Eri wood entertainment, ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነ! ቀጺለ ኤማ ማራ'የ ዘድንቆ ተባዕ ሰብ ስለዝኾነ። ኣብ ህየሳ ውን ምስኡ ይሳማማዕ'የ መምህር ሕብረተሰብ ስለዝኾነ ሕብን'የ በቲ ኣብ ባህልና ዝገብሮ ኣብርክቶ። ሕቶ 1፥ ቀንዲ ሞያኻ እንታይ'ዩ ? 2፥ንክትህይስ እንታይ ኣገባብ ከተማልእ ይግባኣካ & ብኸመይ'ከ ንህየሳ ክትሰርሓሉ መርጽካዮ። ቀጽሎ thank you nkulikum መልኣከ ወዲ ጨላይ ካብ Suisse.
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 10 месяцев назад
Xbuq srah eyu qexlo ema Good Job 👏👏👏
@senay1962
@senay1962 10 месяцев назад
ስንጥበባዊ ኣማኒኤል በርሀ፡ ኣብ ትገብሮ ህየሳ፡ንዓይ ከም ህየሳ ዘይኮነ ሃስያ ኢዩ፡ ኣብ ስነጥበባውያ ንዕቐት ዘለካ ኮይኑ ኢዩ ዝስምዓኒ፡ ኣነ ሓንቲ ምዓልቲ ብትሕትና ወይ ስነስርዓት ክትህይስ ኣይሰማዕኩዃን፡ ንሓደ ልዕሊ 200 ግጥሚ ዝገጠመ ወይ ልዕሊ 30 ደርፊ ዝደረፈ ደራፋይ ኣብ 2 ወይ 3 ስርሓቱ ጎደሎ ርኢኻሉ ማዕረ ክንድዚ ክትዝንጥሎ ጽቡቕ ኣይነንን፡ብፍላይ ምስ ስነጥበባዊ ገብርሂወት ጸሃየ ዘለካ ሕነ መዳርግቲ ዘለዎ ኣይኮነን፡ ንሱ ከይከውን 3 ጋንሾ ዘስፈየካ ኢለ ይሓስብ፡ ብዘይምሕራቕ ክትምልሰለይ ክጽበ የ ።
@dawitmebrahtu
@dawitmebrahtu 10 месяцев назад
ታይ ዝበልና ዕቡድ ዘይበትከልና ሕብረተ-ሰብ ኢና ወደይ፧ ንyou tube ኢሉ ድዩ ዝሓልየልና ከመይ ጓል ኣዚሩ ይድፋእኪ😂😂😂ንዝሓሰበ ይሕሰቦ እቲ ንጓል ገዛ ጥንቃቀ፤ ኣብቲ ሓሸውየ ንዝኣተወት ከኣ ቲ'ክፋእ ተረዲኣ ክትወጽእ ዝህቦ ባይታ ዘይወድቅ ናይ ሓልዮት ምኽሩ ሒዝኪ ዘይትወጺ፧ ኤማዊ ዳይ ጥራይ ነዚ ዝረኣዮ ንክኸውን "ዘመናውነት" ከም ምኽኒት ተጠቂሙ ኣብ ሕብረተ-ሰብ ብከላ ዘተኣታቱ ዘሎ ዘመናዊ ትውልዲ ብዝከኣለካ ጽረቦ I love you my hero❤❤❤❤
@tsegeweinigebreindrias6178
@tsegeweinigebreindrias6178 10 месяцев назад
Ema❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samrawitisak4324
@samrawitisak4324 10 месяцев назад
Please keep what you are doing ama Wedi , ezia Gual gena qise beli you look so excited and rushing to talk so keep calm and focus kiblki shikorina
@First-love-1991
@First-love-1991 10 месяцев назад
ስለ ዝሃየሶም ዝጸልእዎ ኣይስኣኑን እዮም እዚ ድክመት እዩ ብእዝንናን ብህዝቢ ክጻውቱ ኣይኮኑን ሸለል ምባል የለን ስነ ስርዓት ውሒድዎ ትብሉ ስነ ስርዓት ጌሮም ዘየቅርብዎ ኣብ መወዳእታ ኣታ ጋል ይሓሌልና ድዩ ኮይኑ ዝበለቶ ብሽም ህዝበይ ክምልሶ እየ ሞይኡ ስለ ዝኮነ እዩ ጋለዲኡ ዲኺ ዝሓሌልኪ ብሽመይን ብ ህዝቢ ኤርትራ ዉን ምስጋና ይብጻሕካ ኤማ ነብሲ ❤️‍🩹👑
@dc8625
@dc8625 10 месяцев назад
ኤማ ልክዕ ሉኩዑ ኢዩ ይሃቦም ኣሎ።"
@Momy466
@Momy466 10 месяцев назад
ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ቀጽልዮ 🫡❤️❤️❤️
@huzesfamily5642
@huzesfamily5642 10 месяцев назад
ምህያስ ክህሉ ጽቡቅ እንዲዪ ግና በገባብ ክኸውን ኣለዎ ማለት ጽብቁን ሕማቑን ጎኑ ኣልዒልካ ክትዛረብ ኣለካ ነቒፍካ ጥራይ ስቕ ምባል ን ዕብየት ኣይወስድን ኢዩ ሞራል ክሕዎሶ ኣለዎ ነቲ ጽቡቅ ጎኒ ብምጥቃስ ማለት ኢዩ። ኤማ ሓውና እዘን ዝበልናየን ኣርመን ኣጆኻ ድማ ቀጽሎ ❤❤❤
@EREYHABENEY
@EREYHABENEY 10 месяцев назад
ኤማ ብጣዕምየ ዘድንቀካ በርትዕ) (ስነጥበብ ዓድና ወርቃዊ እዩ ከይበላሾ ሰብ ሞያ ክትሕልውዎ ኣለኩም ነቲ ጌጋ ከምዘለዎ ኮይኑ ብፍቕሪ ክትምህሮምን ክትእርሞምን ደኣ ኣለካ እምበር ከተናሽዎም ይብልካን ዝያዳ ክዓብዩን ክበልሑን ክጥንቀቑን ከም ዘለዎም ደኣ ግበሩ ብፍቕሪ ዕበዩ ኣይትጣማመቱ ንጸላኢ ከይጥዕሞ please🇪🇷❤
@habtomgirmay687
@habtomgirmay687 10 месяцев назад
Hiiii Ama bmejemerta selam tay yeqedm qetsile kihateka zdeli kabzom nay hji ferefti bgtmun zemun tednqo aleka do eza hto abtshuley nay hadera eya
@HawiDelu
@HawiDelu 10 месяцев назад
ኤማ ካብቶም ዘድንቆም ስነ ጥበባዊ ዩ ከምዚ ከማኻ ይብዝሑ ኣጆኻ ቀጽሎ
@samuelhulk1129
@samuelhulk1129 10 месяцев назад
7:00 Mnamn, Ena ? Ertrawit dya ke? Nbala hyesa yedlya alo
@haninatu1310
@haninatu1310 10 месяцев назад
🇪🇷🙏🇪🇷🙏❤️
@zeruekidane1635
@zeruekidane1635 10 месяцев назад
ካብቶም ብጣዕሚ ዘድንቆ ኤማ ዩ . ኩሉ ግዜ ቀጽሎ ይብሎ ። ገለ ሰባት ካብ ዝሰምዖም ዘለኩ ይሓቅርቅ ዩ ይብሉ ኣለው ግን ኢቲ ስራሕ ናይቶም ሰባት ይሕርቆ ይኽውን ኢምበር ኣይሓርቅን ዩ ። ቴሌ ናትኩም ተትዝርግሕዎ ውን ደውልና ርኢቶና ምሃብና ❤
@eriwoodentertainment1
@eriwoodentertainment1 10 месяцев назад
07421090 Redwan Bambini elka dewlelu Akayadi srah nayza medeb nsu eyu Bro,zkone hto ente aleka ktekaflo tkiel eka? 10Q sle kulu akbrotka
@SZNN-Family
@SZNN-Family 10 месяцев назад
Selam deki erey neza hto tenetirkuma kentrekum eye ane kea 😂😂 * gtmi getimu nhade derafay khbo medeb alowo do khyso baeley si tehawike kemey aynet gtmi kem zgetm egziabiher amlak ab zelekumo selamn tenan yhabkum 🙏
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 10 месяцев назад
Ema the Great 👍
@mikimiki5085
@mikimiki5085 10 месяцев назад
Etia baalti lezer jaket mewadaeta zhatetkya xlie dyu zelewa ms ema halfexfex ktbl xeniha snemgbar nsa eyu wihdwa denqoro trah nebsa dya ktkeyd delya esu ku bhbrete seb eyu zkeyd bwulqa aykonen gelxwa so ajoka ema qexlo ❤
@teagesyemane3389
@teagesyemane3389 10 месяцев назад
ኤማ እቲ ቅኑዕን ኣብ ቅኑዕ መገዲ፡ንዕቤት ስነ ጥበብ ፍላይ ከኣ ሰነ ግጥሚ ዝህይስ ሰብ እዩ።ብፍላይ ኣብዚ ግዜ እዚ ሕደማታትና ዜሮ ስለ ደሎ፡ዝንኣድ ዘይብሉ ምብዃኑ እንታይ ኢሉ እዩ ኣወንታዊ ቃላት ክጥቀም ትደልዩ ኣለኹም፧
@rstom9877
@rstom9877 10 месяцев назад
ናይ ብዙሓት ርእይቶ ኣነ ዘንብቦ ሕማቕ ጎድኒ ጥራይ አዩ ዘምጽእ ዝብል አዩ ።ንዓይ ከምዝ መስለኒ ንኩሉ ሓዱሽ ዘዝወጸ ደርፍታት ኣይኮነን ዝህይስ ንሱ ኣብ,ቲ ጎዶሎ(ክዕረ ኣለዎ) ኢሉ ዝሓሰቦ ደርፍታት እናኣምጸኧ ዩ ዝህይስ ስለዚ ካብ 3ተ ሓደሽቲ ዝወጻ ድርፍታት ንሓንቲ ኣልዒሉ ይህይሳ እንተሃልዩ እተን ክልተ ብጽቡቅ ሓሊፈን ኣለዋ ማለት ንጽቡቅ ካኣ እንታይ ክህይሰሉ አዩ፡ሞ።
@huzesfamily5642
@huzesfamily5642 10 месяцев назад
እዛ ጋዜጠኛ ግና ዳሓን ኣላ ዲያ 😂😂😂😂😂ዝኾነ ኣይወሰደትን ዶ ሓቀይ ክህይሰኪ ኢየ ኣይተሕርቕኒ።
@eritrawi1991
@eritrawi1991 10 месяцев назад
Hayesa eske 😂😂😂😂
@Matiti000
@Matiti000 10 месяцев назад
ግደፍ ብዓቢረይ ከይትመጻኒ
@Deluuu1
@Deluuu1 10 месяцев назад
Ema the goat nay asmera. wedi memher kea ab sdet alo neti tferho kheyso eyu netom n wedi elfu zderfulu maletey eye
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r 10 месяцев назад
ከም ስነጥበባዊ ስራሕ ምህያስ ጽቡቅ እዩ ግና ነቶም ደረፍቲ ምቅላልን ንገጠምቲ ምጽራፍን ዘየምቲ ምቅላል ብጣዕሚ ስድነት እዩ ቋንቋ ትግርኛን ግጥምን በበይኑ ሕጊ ምዃኑ ንኣማኑኤል ንገሩለይ ክህይስ ከሎ ብቋንቋ መለክዒ እዩ ዝህይስ ሕጊ ግጥሚ(ቅኔን) በበይኑ እዩ። ካልኣይ ከምቲ ኣሉታጥራሕ ዘምጽእ ብዙሕ ኣወንታ ከም ዘሎ ክሕብሮ ይፈቱ
@AdamAdam-h8l
@AdamAdam-h8l 10 месяцев назад
ነቲ ኣብ ኤሮፓ ኮይኑ ዝህይስ፣ ወዲ መምህር ዝባሃል ድማ ኣድንቅዎ ክረዲት ሃብዎ ፡ ንፉዕ ኤርትራዊ ዜጋ ስለ ዝኮነ🎉🎉🎉
@teagesyemane3389
@teagesyemane3389 10 месяцев назад
ወዲ መምህር ትግራዋይ እየ ኢሉ ኢዱ ንትግራይ ሂቡ ኢዩ።እምበር ንፉዕ ሃያሲ እዩ ወዲ መምህር።
@Momy466
@Momy466 10 месяцев назад
​@@teagesyemane3389so what 😂
@Freeworld-k8r
@Freeworld-k8r 10 месяцев назад
@@teagesyemane3389 ንመንግስቲ ዝነቀፈ ትግራዋይ ሃሃሃሃሃ ኣየ ነገር ባራዩ ከማኹም ኤርትራ ዘይትምልከቶ ከማን የለን
@festabrhanu6407
@festabrhanu6407 10 месяцев назад
selam deqi erey mejemrya selamkum yibzahaley bimqixal amawi sileti bidfret wexika nisnetbeb hagerkan bahalikan etigobro tewfayinetka kemesgineka yideli embarkes ane kihato deliye zeleku 1,qalatika binedri eka tisndwom simetatikas fit nfit ab tawula mistom derefti wey ka mistom getemtis yeradadani do tibl misom ka kinreka midelena bizterefe bizihayelen biztefeleyen kitiquxilolu yilabo temharo ete timhir ka des mis beleni
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 10 месяцев назад
Ema beluxe eka qexlo ❤
@bellaeritreanclub3276
@bellaeritreanclub3276 10 месяцев назад
6:29min ምናምን'ዶ ሰሚዐ ዋይ ፎኮስኮስ
@abihaylat9190
@abihaylat9190 10 месяцев назад
Ema emawi hgawi belom tray nezom bezni wedi seb dxawetu zelewu
@TemesgenHadgu
@TemesgenHadgu 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@kesitweldeselassie5422
@kesitweldeselassie5422 10 месяцев назад
ናተይ ሑቶ ናይ ህየሳ ብሰፊሑ ክካየድ ወይ ተካቲ ናትካ ወ ደገፍቲ ንከተፍሪ ትገብሮ ነገራት ኣሎዶ። ምክኒያቱ ብሰፊሑ ክስረሖ ኣለዎ ኢለ ስለዝኣምን ኢየ።
@robealzekaryas6499
@robealzekaryas6499 10 месяцев назад
Ab ERI TV medeb kwehabo alewo , you tube is not enough
@IbraMo-p2y
@IbraMo-p2y 10 месяцев назад
ደርፍ ናይ ሰይጣን አዩ ኣምላኽ ayfetwon አዩ
@filmonabedom5306
@filmonabedom5306 10 месяцев назад
ብመጀመርታ ን ዕቤት ኣርት ሃገርና እትገብሮ ከመስግነካ ይፈቱ 1 ሕቶይ ካ ኣብ ግጥሚ እንታይ ክግብረላ ኒርዎ ክርዶ ወይ ባብነት ከሪዩ ኣለዎ ብሃሊ ኢየ ነብርቲ ደርፍታት ኣልዉና ከም ኣብነት ከቅርቦም ይክል ዶ ናታቶም ጽባቀ ወይ ከምኡ ክስራ ኣብነት ጊሩ ከምጾም ትዝፍትን ይብል ካላኣይ ካ ኣዘራርባ መጅምርታ ሰብ ንክሰምዓካ ንክቅበልካ ኣገባብ ትዝዛረብ ይብል ምክንያቱ ሰባት ብባህርና ልስልስ ዝብለ ኣዝራርባ ክንቅብሎ ክንሰምዖን ብቀሊል ንክል ናይ ምንእኣስ ወይ ከም ኣሽካላል ኣዝራርባ እትትቀም ስልዝኮንካ ወይ ድርቅዝበለ ዝርባክቅ ተትቅይሮ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ፊሊሞን ካብ ትከታትልትካ ኢየ ጥበብና ክስስን ንስካ ንብረልና !
@semereokubaslas577
@semereokubaslas577 10 месяцев назад
ኣማን ሓወይ በጃኻ ቀጽሎ ነዞም ሓላፍነት ዘይስሞዕም ስነጥበባውያን ሓንቲ ግዚ ዝባን ኣዝኒ ከይበልናዮም ማሃሮም በጃኻ ዘይ ቀንአ ወለዶ
@abihere2568
@abihere2568 10 месяцев назад
ሕቶ ንኣማንኤል ግጥሚ ሰሪሕካስ ደርፊ ዘይትሰርሕ?
@AlexanderEstifanos
@AlexanderEstifanos 10 месяцев назад
Ema natika abu hizibi zekrebukayo gixmi asmaena thanks more
@Eritrea001
@Eritrea001 10 месяцев назад
ዘረባ ኣብ ወሽጥኻ ከሎ ናትካ'ዩ ምስ ወጸ ግን ናይ ሓፋሽ'ዩ ንምንታይ ትብለኒ ዝብል መልሳ ንምንታይ ትብለና ያ ሞ ሳምና የጽርየካ ክሳብ ዝኾነ መድሃኒትዩ ዕቱብ ምስትኸውን ኢኻ ውጺኢታዊ ስራሕ ትሰርሕ ሎሚ ትብሎ ጽባሕ ታሪኽ ስለ ዝኾነ መምህር ክምህር ቀልዓለም ኣየድልዮን'ዩ ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፍኻ ኣጽንዕ ንብለካ ቀጽሎ ❤
@adlawi
@adlawi 10 месяцев назад
መልኽእቲ ናብ ኣማኒኤል በርሀ ኣብጽሑለይ ???? ኣማኒኤል ብጣዕሚ የ ዘድቀካ ፡ ሰነጥበብ ሃገርና ግን ናዓይ ጎዲልኒ ኣሎ, ብፍላይ ከኣ ኣብ ግጥሚ ወይ ሕደማ ፡ ስለዚ ቀጽሎ ቀጽሎ ! ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ!!! ነቀፌታ ንተነቃፋይ ዘይጭበጥ ማዕድን ዩ ፡፡ ተነቃፋይ ዓቃልን መስተውዓልን ዩ : ማለት ብልክዕ ስነጥበባዊ ክጽዋዕ እንተ ኮይኑ" ልክዕ ኣብ ጻዕሪ እንተለኻ ክትንቀፍ ግዴታ ዩ ፡፡ ኣነስ ይቅረታ ግበሩለይ +እዞም ናይ ሎሚ ስነጥበባዊያን ረቂቀሙኒ ኮይኖም ይስማዓኒ ... እታ ሓፍትና ይሓሌልና ዲዩ ትብል ዘላ ስነጥበባዊት እንተ ኾይና ተጸዋርነት የብላን ስነ ጥበባዊ ዝውንኖም ነገራት ክትውንኖም ይግባኣ !!! ሕቶ ንኤማ ገጣማይ ኢኻ'ሞ ሓንቲ ሕደማ (ንወዲ = ወይ ንጋል)እንተ ተቅርበልና ክንደየናይ ምስ ተማሃርናን ምነቃሕናን ምሃየስናካን ክክክክክ የቀኔለይ♥♥♥ሰላም ንኹሉ ኣብ ኩሉ A.H.ttttttt
@salitahabtemariam2914
@salitahabtemariam2914 10 месяцев назад
Beal ema dea abey emo kemu ente zbezhu
@dejenmakel5871
@dejenmakel5871 10 месяцев назад
ብመጀመርያ ሰላም ንዓኹም ኣነ ክሓቶ ደልየ ዘለኹ ምስ ገብርሂወት ጽሃየ ቅርርብኩም ከመይ አዩ ምበልክዎ ምክንያቱ ኣብቲ ናቱ ግጥምታት ብዙሕ ነቀፍታ ክህብ ይርዮ አየ?
@weldezghiseghid7061
@weldezghiseghid7061 10 месяцев назад
Bebaheln kebern eu terdiewo zekyd ema.
@Hereawnet
@Hereawnet 10 месяцев назад
ንኤማ ኣይትዘንጥል ገለ ኣይትበልዎ ኤማ ሓቂ እዩ ነጊርዎም ሓቂ ክትነግሮም የብልካን ኣይትበልዎ
@ataklitisolomon
@ataklitisolomon 10 месяцев назад
Ama blux seb eyu ambesa btami kea hyesa zkiel atum derafo kea gudletkum emenu ab youtube zeyrayelkum bibzhi keman slezxlae eyu awedst pant nay deki anstyo gerkum tmexu beka rebishkumna ambibkum ayrdakumn dyu eti gtmi koynu wala eta mehsebitkum eya tedefina Ema gn i proud of you.
@BMFT14
@BMFT14 10 месяцев назад
Ema asli belom dea nezom sne kentebtebawyan
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq 10 месяцев назад
Amanuel Jigna u
@natnaelkidane9922
@natnaelkidane9922 10 месяцев назад
Eza host kef zelewa EMA hayska eba sdedley bela lyrics gere kkhseka eye 😅
@sibhatugebrelul4961
@sibhatugebrelul4961 10 месяцев назад
Aytihremiwo ba mihram si ember kutue hayasi u rigie bel kea nisika ema hiwket.
@kesitweldeselassie5422
@kesitweldeselassie5422 10 месяцев назад
ናይ መብዛሕትኦም ሪቶታት ዝሰማማዕ ኮይነ። ክትታባባዕ ዘለካ ሰብ ኢካ ከኣ።
@kevenkeven5974
@kevenkeven5974 10 месяцев назад
ቀጽሎ አማ ተሓረቅካ ኣይ ገርመንን ምክንያቱ ፈሊትካ ክፋአ ተራአዩካ ስለህዝቢ ተ ኮረካ ይሕበነልካ ግን ነብስኻ ከይትሃሲ ቀጽሎ ሰናይ ምሳኻ ይኹን
Далее
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 28 ( BY BRUNO )
41:37