Тёмный

መሰለይ ዝበለ መንእሰይ፡ ከም ገበነኛን ከዳዕን ተቖጺሩ Part 2 Interview with Bereket Habtemariam 

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 95   
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
~ ንምንታይ ግን እዞም ተማሃሮ ዪኒቨርስቲ ነዚ ቃልሲ ዘይተማእዝንዎ ብእልፊ ደናቁር ኣብዚ መድያ fb ተዋሪድና ዘለና ' ፕሊስ ነዚ ቃልሲ ምርሕዎ '! ምበር ህግደፍ ዳ ሰልፊ ዘይፈትውዋ '! ደስ ዘብል ዘተ እዪ ነመስግነኩም ።
@Eritrea_Bella
@Eritrea_Bella 4 года назад
You are absolutely right!
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 4 года назад
ድጅታል ወያነ ናይ ዝመጻካ ዘሎ ፈንቕል ግበር
@mesghinnatedla3208
@mesghinnatedla3208 4 года назад
You are right
@mesghinnatedla3208
@mesghinnatedla3208 4 года назад
@@zecliffleaf2257 eway weyanie kitblu admkum wedkmo dekza tewlje deki amhru
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 4 года назад
@@mesghinnatedla3208 እንታይ እሞ ኣቐንዘወካ ዓጋመ እንተዘይኴንካ
@fadumedia5571
@fadumedia5571 4 года назад
ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ክልዓል ከሎ ሰመረ እዩ ኣብ ኣእምሮይ ዝመጸኒ ብድሕሪኡ ብዙሕ ምስጢር ከምዘሎ ይርድኣካ ክሳብ ሕጂ ድማ ይግረም ዩኤል ሰመረ እንተተቕርበልና ብዙሕ ምስጢር ህዝቢ ክሰምዕ ምክኣለ የቐንየልና ጽቡቕ መደብ።
@AngelMichael386
@AngelMichael386 4 года назад
የቐንየልና ዩኤል ከምኡውን በረኸት እቲ ዘለካ ፍልጠት ተጠቒምካ ንሃገርን ህዝብን ንምድሓን ከምዘይትስልክይ እምነተይ እዩ ንዶ/ር ወልደኣብ ኢሳቕ ንዕንወት ኣስመራ ዩኒቨርስቲ ክሕተቱ ካብዘለዎምን ብዛዕባ ተግባራቱ ክጠዓሰሉን ክግበር ይግባእ ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን።ዩኤል ድማ እን ተተኻኢልካ ንወልደኣብ ኢሳቕ ኣምጽኣዮ ሓደራ።ተራ መዲያ ቀሊል ከምዘይኮነ ኣርእዮ።እዚ እኩይ ይሁዳ ውልቀመላኺ ምውዳቑ ስለዘይተርፎስ ንእግሪ መንገዱ ድማ ኩሉ ዝበደለ ወጺኡ ጣዕስኡ እንተገሊጹ ናይ መጻኢ ሃገራዊ ዕርቅታት ዝቐለለ ይኸውን።
@gebretensaeberhe9271
@gebretensaeberhe9271 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በረከት ንሃገርካን ንህዝብካን ተገልግለሉን ትመርሓሉን የምጵኣልና
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 года назад
Thanks again for your time! Personally I really appreciate your message #ኤርትራ ንኤርትራውያን ጥራሕ
@amanuelmussie4185
@amanuelmussie4185 4 года назад
Perfect explanation, interesting and humbel person, tnx yuel we know we have more leaders like you.... unity is the one we need
@kudusanmehari3052
@kudusanmehari3052 4 года назад
Hi Yuiel this guy is very smat he explains very well I wish everyone understand . Please keep doing what you are doing well .
@hailezghihadish2190
@hailezghihadish2190 4 года назад
ኣብየት ትሕትና ይበል ሉዙብ ወዲ።ብጣዕሚ ጹቡቕ መብርሂ ።ኣኣብ ዘለኽሞ ጥዕናይ ንምነየኩም።
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 года назад
ብታዕሚ እዬ ዘመስግነኩም ን ክልቴኩም። በረከት ክኣ ኣባካ ዘለኒ ኣድናቆ ክገልጽ ቃላት እዩ ዝሓጽረኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ማህደር ሰነድ ኮኾብ ናይ ሃገርና።እዛ ሃገር ተስፋ ኣለዋ።ከምብዓል ከማኻ ብምውናና።እቲ ወረቓቕትኻ ብምዕቃብካ ተደኒቐ። ቀዳማይ ዓመት ዩኒቨርስቲ ዘይወድአ ሃገር ከመርሕ። የሕዝን እዩ። እሾኽ ምስብልሓ ትፍጠር ብንኣሽቱኩም ምምብርካኽ ኣቢኩሞ እንበሪ ከንደይ ምሁር አንዳኣናወጸ እነዲዩ መጺኡ።ካብ ወጻኢ ሃገራዊ ጉዳይ ኮይንዎም ደኒኖም ዓበይቲ ምሩቃት ንኡስ ብርጅዋ ተባሂሎም ርእሶ አድኒኖም ይቃለሱ ኔሮም።ቅሳነት ስለ ዝስኣነ እዩ ተከዳዲሙ ዩኒቨርሲቲ ዓጽዩዋ።ዘይሓር ሃገር ናይ በይኑ ጌርዋ።ብኢንተርቪውኩም ተሓቢነ።
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
ይገርም ማዕረ ክንድዚ ሰነዳት ይዕቅብ ብዓል ኣነ ክኣ ወላ ዝተማላእናዮ ኣይጠቅምን ኢልና ዝጉሓፍናዮ ኣለና ' እዚ መንእሰይ ግን ኣድኒቀዮ ካብ ዝደቀቀ ኣትሒዙ ይግደስ ፕእ
@joel5897
@joel5897 4 года назад
Very interesting interview. Thanks Yoel for all the contribution you have done. I hope every Eritrean hear this and do every thing hjelp our poeple and our country to be free from the diktator.
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 года назад
Wow eske kexlwo yehwat, great explanation Bereket and thanks Yoel hawna🙏
@yafetkelete5960
@yafetkelete5960 4 года назад
Bere , Your retrospective interview remind me a lot of things back( as I was a 2nd year university student then) and your description of events really found it quite remarkable!.
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
Berie smart guy keep going & yoel thank u more '
@ashebirtes380
@ashebirtes380 4 года назад
Thanks Yoel , please make interview with all the Student Union during that time : Semere , Wedi Asmerom, Sibhat.... .
@YYG023
@YYG023 4 года назад
Thank you guys. Good memory and keeping evidence.
@kalMHe
@kalMHe 4 года назад
Des zibil interview Yoel brother. Nfiu seb amtsikalana.
@danielmehari6544
@danielmehari6544 4 года назад
ኣለዉና! ኣለዋና!!!
@hiritysahle4088
@hiritysahle4088 4 года назад
you are amazing you keep all years.
@ruthshimey6717
@ruthshimey6717 4 года назад
በረኸት ጥዑም ሰብ ንድሕሪት መሊስካና። ዘይርሳዕ ግዜ ኢዩ።
@esiabu8665
@esiabu8665 4 года назад
Waw bereket brother,I'm totally impressed,your memory is magnificent
@leakeweldealfa727
@leakeweldealfa727 4 года назад
ዩኤል ብጣዕሚ እንዳመስገንኩካ እየ በቲ እትገብሮ ስራሕ ብምቕጻል ግዚ እንተረክብካ ንሰመረ ከሰተ ቃለመጠይቅ እንተትገብረሉ ጽቡቕ ኔይሩ ::
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 года назад
Weyyyy gudddd😢Nay Eritreawi Nebeynu ayuuu entay Zebelu Hasadat Ayom Mexemuna
@temesgentemesgen1916
@temesgentemesgen1916 4 года назад
Wellcome Fanus Network & ERISAT Selamkum yibzah 💕💕💕
@dtmedianetwork3861
@dtmedianetwork3861 4 года назад
Don't late please for the next part. The way he talked is hamble , smart, clear above all is politely. In this week I am watching the well educated people are breaking their silence in social media. which is very nice 👌 👍. We need you guys more than any time please wake up⏰ . It's the right time that the poor people needs your service. Come on guys lead and direct the younger generation to the right way. Please challenge and make them shame to those who work for division of our people in diaspora in the name of justice seekers, to the ypfdj members, and awake the mass to stand against the regime. * Pls don't be silent lead us. We are tired of those who are targetless and knowledgefree , hypocrite members of justice seekers who called them selves as activists or youtubers. * wakeup guys it's the time that you save your people, we need to strengthen our unity by your ( educated people) leadership. Not by those who sitting ( 2 or 3)x4 hrs in face book and teach the youth hate, abuse, conspiracy, and so on.
@hopefulhopeful3270
@hopefulhopeful3270 4 года назад
I love your comment and i want to post it in facebook. Forgive me for not waiting your permission
@mesghinnatedla3208
@mesghinnatedla3208 4 года назад
Waww great message
@Leziz1
@Leziz1 4 года назад
ብጣዕሚ ጽፉፍ ሓበሬታ በሬ! ኣብታ ናይ ማእቶ ጉዳይ ዝነበረት ኣቐዲሞም ልክዕ ከም ተመሃሮ ክትከዱ እዮም ኢሎሙና ነይሮም። ቁሩብ ምምልላስ ምስ በዝሐ ግን ንሱ ተገዲፉ ኣሎ ብደሞዝኩም እትሰርሕዎ ፕሮጀችት ኣሎ`ዩ ተባሂሉ፡ ንሱ ከኣ ኣብ ዶባት ብኲናት ዝዓነወ ንብረት ህዝቢ ንሓደ ወርሒ ብሕሳብ 800 ናቕፋ ኩሉ ወጻኢታት ካብ ነብስኹም ክትምዝግቡ ክትከዱ ተባሂሉ! እዚ እኹል ኣይኮነን ኣይንቅበሎን ኢልና፡ እንተ ዘይተጋግየ ናይ ሚሊዮናት ዶላራት ካብ World Bank or UNDP ሓገዝ ዝመጸ ነይሩ ንዕኡ ተባሂሉ። ነዊሕ ዝርዝር ዩ ግን ከይተሰማማዕና ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት መዲቦምና፡ ሰኑይ ናብ ከተማታት ዝወስዳና ኣውቶቡሳት ቀሪቦም ተበገሱ ኢሎምና ዝመጾም ተመሃራይ ኣይነበረን። ሰሉስ ናይ ሰመረ ቤት ፍርዲ ቆጸራ ኔሩ ብዙሕ ሰብ ከኣ ካብ ቤትፍርዲ ብብረት ተወሲዱ። እንተ ተጋግየ ነዓይ ውን ኣርሙኒ።
@mhayele1
@mhayele1 4 года назад
You r right brother
@dawithaile5747
@dawithaile5747 4 года назад
ኣብ ማእቶት ዝበልካያ ፥ መጀመርታ ብሓፈሻ ኣይምልከተናን ተባሂሉ፥ ድሓር ግን ብዝያዳ እታ ጋዜጣ ሰመረ ምስ ኣምጽኣ ከምመስለኒ ኣብ N-Hall ኣዳራሽ ፥ ኣብታ ጋዜጣ ዕላማታትን ኣዋጂ ክረምታዊ ማእቶት ተጺሒፉ ፥ እቲ ኣዋጅ መንግስቲ ኤርትራ "ንኩሎም ኣብ ካላኣይ ደረጃ ንዝርከቡ ተማሃሮ ምስ ሃገሮም ንምልላይ ከምእውን ኣብ ህንጸት ሃገር እጃሞም ከበርክቱ" እዩ ዝብል ፥ ስለዚ ንሕና ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ እና እቲ ኣዋጅ ኣይምልከተናንን ኢልና፥ እንተ ደሊኩም ግን ብደሞዝ ከምቲ ብ UNDP ዝተሰልዖ ክክፈለና ተባሂሉ፥ ንሳቶም ድማ 800 ደሞዝ ኢለሞና ዝብል ክርክር ተላዕሉ፥ ስለዚ ነቲ ኣዋጅ እና ተቃውምናዮ ብዝያዳ ኣብታ ሰመረ ዘምጽኣ ጋዜጣ ተሓግዝና፤፥ እንተኮነ ኢልና እምበር ዘፍርናዮ የለን፥፥ በቃ ጽንጽዋይ ታሪኽ ምንጋር ኮይኑ ስራሕና፥፣ የቀንርልና ዩኤል ሰብ ጽንጽዋይ ምምጽኣካ ፣ እቶም ዝተረፉ ክኣ ኣይትሕመቅ ከም ብዓል ሰመረ ፤፥ ግዜ ምስ ቀረበ ምጭንናው እዩ ከምታ ናይ ናዝሬት ኣኬባ፥፣ ቃልስ ግን ብሰራሕቲ እምበር ብተረኽቲ ኣይዕወትን፥ ከምቲ ኢሰያስ ዝበሎ እዩ " ቀደም ንኣመርካሲ እተን ዓበይቲ ሃገራት ዘውድቅኣ ይምስል ነሩ፥ ሕጂ ግን እተን ዘይሕሰባ ድኩማት ሃገራት ከም ሶማል ኢየን"'፥ ስለዚ ቃልሲ በቶም ፍሉጣት ዘይኮኑ በቶም ኣብ ውሽጢ ተሓቢኦም ዝቃለሱ እዩ፥፣ ኣብ ቃልሲ ኣለኩም እካ ኣይብል እንተ ኮነ ግን ሓፋሽ በርብሩ እምበር ካብ ኔርርኒ ኣለኒ ድዮም ዝብሉ እቶም ጎረቤትና፥፣
@sibhattesfazghi9683
@sibhattesfazghi9683 4 года назад
Leziz ሰላም ሰላም ምስ ግዜ ምንዋሕ ረሲዕዎ ክኸውን ይኽእል እዩ።እቲ ዝበልካዮ ግን ጽቡቕ ኣሎኻ።ካብ ሓውኻ ስብሓት በርሀ
@1115asmara
@1115asmara 4 года назад
Another great interview. Thanks Yoel.
@user-bt8xo7fm1t
@user-bt8xo7fm1t 4 года назад
መርሓባ የኤል አባይ ሰብ ነቲ ትገብሮ ኩሉ የቀንየልና ብዙሕሀት ስለ ሃገር ድወደቁ እሀትን አህዋትን ደይተሰነደ ታሪክ አሎ ነቶም ተቅርበልናን ክፅህፍዎን ከእቀብ ይላወበካ ታሪክ ሰማዕታትና ብከንቱ አይተርፍን እዩ ክወግህ እዩ ከምዚ አይቅፅልን እዩ
@tsegeredaembaye657
@tsegeredaembaye657 4 года назад
Thank
@user-bj9th8is7z
@user-bj9th8is7z 4 года назад
ኣበይ ነርካ ዘይኮነ እንታይ ክገብር ኣለኒ እዩ እቲ ዝዓበየ ግን እቶም ምሁራት እንታይ እዩ ጽገምኩም ነዚ ዘይተማህረ ሕብረተስብና ዘይተነቃቅሕዎ ክንደይ ደረፍቲ ደሪፈሞ እዮም ሕጂ ግን ዝተላዕለ እዩ ዝመስል መንእሰይ ውን ኣብ ጎንኹም ኣለና ኣበራትዑና ኢኹም በጃኹም
@dahlakshumdehan1530
@dahlakshumdehan1530 4 года назад
Weyanen Esayasn ziAsebuwom mehayman kea yexerfuwom emo shuu hager ab kemzi zelenayo tiwediq.
@aa.2059
@aa.2059 4 года назад
You are right man
@mihretabghebregzabher4964
@mihretabghebregzabher4964 4 года назад
merhaba yeol mis gashaka bereket .yeol betekerebo zeleka misegana yegabaka u ketselo , bereket kia selti gizeka wefika nezi tarik migelatseka misegana yegebaka thanks bra.
@yordaethan652
@yordaethan652 4 года назад
Thank you again Bereket hawey
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 года назад
Jebha na university temharo 250tereshinom &kessela nhen 1970 yesema near. Ab kessela wun 1984 Eritrea ena elemyna.metsenaeti yediliu.
@luulmekonnen1737
@luulmekonnen1737 4 года назад
Kemziom dea amtsealna ember hzbawi tembar alahlihomna eyom
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
ሃሃሃ ሓቅካ ርእስና ተጻዊቶምሉ እዮም
@luulmekonnen1737
@luulmekonnen1737 4 года назад
@@user-of9fg7fi9e dehan eka neaka aytetsawetulkan, kemztetsawetulka mflat nbaelu smartness eyu ajoka gize aleka dletka gber bless you bro.
@nomore5845
@nomore5845 4 года назад
ሓቂ ብሓቂ ሕዝባዊ ግንባር ዝብሃል ቦታ ክሕዝ የብሉን ሓድሽ ወለዶ ከምዚኦም ዕድል ሃብዎም። ደኺምና ከይአተዉ ከለዉ ብሓሶት ፕሮፖጋንዳ ሓንጎል ኤርትራዊ መሪዞም እንታይ ተረፈ ልዕሊ ፍርቂ ዘበን ሓሊፉ በዚኦም ሰብ ካብዝጸንት። መሓሩና ምሕረት ይሃብኩም!
@natey_official
@natey_official 4 года назад
wow interesting
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 4 года назад
Thank you Merhawit. Good to hear from you.
@natey_official
@natey_official 4 года назад
@@FaNusNetWork always UELINO good JOb bro
@selamfesshatsion3555
@selamfesshatsion3555 4 года назад
Yoel entay dea neaa tery meliskala ane 100 comment hibe 😍😍😍😂
@natey_official
@natey_official 4 года назад
@@selamfesshatsion3555 kulatna hade , ane nski kulatna ahwat endina haftey
@fitsumareaya5326
@fitsumareaya5326 4 года назад
Tashiay zur do belka? Teaching practice kab TTI wexina knmhr dhri mxnahna nab gnbarat teweziena endegena nab Asmara temelisna. Nezi hji kemzi elna fah-btn keybelna
@muluebekit7116
@muluebekit7116 4 года назад
Welcome guys yoel and bereket
@EriMBH
@EriMBH 4 года назад
nAto Weldeab interview negbro...ab america alo nhgdef gedifwom
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 года назад
Eta tarik niethiopia sarna adis abeba atina nimengusitu sarna tarik aihikekin eu.1991.
@weldemhretgebrhiwet1403
@weldemhretgebrhiwet1403 4 года назад
ብመጀመርታ ኒ Fanus Network የመስግን። ቀጺለ ኒ በረኸት ዝሓቶ 1፥ አቶም ሓለፍቲ ናይ Student union ዝነበርኩም ምስ ቶም ናይ ሽዑ ግዚ ቢ G 15 ዝፍለጡ ላዕሎዎት ሓለፍቲ ርክብ ነርኩም ድዩ? ኣነ ኣብቲ ግዜ ቲ Fresh ( 1ይ ዓመት ኢየ ነረ)። ድሕሪ university ምውደአይ ኣብቲ ተመዲበሉ ዝነበርኩ ቦታ ማራ አዮም ዝካቱዕኒ ነሮም አቶም ተጋደልቲ ወይ ሻዕብያ ። አቶም G 15 ኢዮም ነቶም ተማሃሮ universitiy ብመገዲ በዓል ሰመረ ኣቢሎም ኣድማ ንኽገብሩ ድፊኢት ይገብርሎም ነሮም ይብሎኒ ነሮም። ኣነ ግን ዋላ ሓደ ርክብ ዝባሃል ኣይነበሮምን ኢለ ይካታዕ ነረ። ስለዚ ከመይ ኢዩ አቲ ሓቂ ኒ በረከት ክሓቶ ምደለኹ። 2፥ ንስኻ ( በረኸት) ማለተይ ኢየ ከመይ ኢልካ ኒ ገላዓሎ ወይ ዊዓ ከይወረድካ ተሪፍካ። ኣሽንኳይ ንስኻ አቲ ኖርማል ተማሃራይ ብኣኹም ( ማለት ንስኩም ዝበልኩሞ ሰሚዑ ) ኣይንከይድን ናብ ማአቶት ስለ ዝበለ አንድዩ ተኣሲሩ ኣብ ሃሩር ቦታ። ከመይ ኢሉ ተዋሒጡልካ ነቲ ናዓኻ ኣሚኑ ዝበልካዮ ዘተግብር ዝነበረ ተማሃራይ ጠሊምካ ምስ ሓለፍቲ ተመሻጢርካ ካብ ማአሰርቲ ክተምልጥ ተራኢዩካ ኣብቲ ግዜ ቲ። 3፥ አቲ ሰመረ ዝታኣሰረሉ ሰሉስ ማዓልቲ ኒስኻ ኒ ሰናዓፈ አንታይ ስለዝነበረካ ኢኻ ከይድካ ምክንያቱ ንስኻ ወዲ ኣስመራ ኢካ። ነብስኻ ድኻ ተውጽአ ነርካ? አዘን ሕቶታት ተትሓተለይ ደስ ምበለኒ ዩኤል ሓውይ።
@hossana842
@hossana842 4 года назад
ኣንታ ሓወይ፡ ቅድም part 1 ስምዓዮ፡ ካብ ተቐዳዲምካ ብዙሕ ትዛረብ።
@semeremichael1224
@semeremichael1224 4 года назад
All your answers are in part 1 brother
@FaNusNetWork
@FaNusNetWork 4 года назад
መርሓባ Weldemhret Gebrhiwet። ስለ ምክትታልካም ርይቶኻ ምኽፋልካን ኣዝየ የነስግን። ሕቶ ቁጽሪ1: ኣብ ዝመጽእ ግዜ ቃል መሕትት ብዝያዳ ከብርሃ ይኸውን። ቁጽሪ 2ን 3ን ሕቶታካ ግና : ኣብ 1ይ ክፋል ተመልሰን ኣለዋ ዝብል እምነት ኣሎኒ። ን1ይ ክፋል እንተደኣ ተኸታትልካዮ ኮይንካ እሞ ዘይበርሀ ነገር ኣሎ እንተደኣ ኣሎ ኮይኑ: በርኸት ከብርሆ ይኽእል እዩ። ምስ ኩሉ ኣኽብሮተይ: ሃናጽን መሃርን ሕቶ: ማለት ንምፍላጥ ዝቐርብ ሕቶ: ከሲ ሓዘል ክኸውን ኣይግባእን። ካብቲ ዝበሎ ዘይትሰማምዓሉ ኣሎ ኮይኑ ግና: ጭብጥታትካ ሒዝካ ክትእርሞ ትኽእል ይመስለኒ።
@weldemhretgebrhiwet1403
@weldemhretgebrhiwet1403 4 года назад
@@FaNusNetWork ክብረት ይሃበለይ ሓወይ ናተይ። ቁሩብ ህውኽ ኢለ 1ይ ክፋል ኣይራኤክዋን ወይ ኣይሰማዕኩዋን ነረ. sorry. ዝቅጽል ቃለ ምሕተት ከኣ ክከታተሎ ኢየ። ስለ ክብረትካ ማራ የመስግን ሓወይ።
@selamfesshatsion3555
@selamfesshatsion3555 4 года назад
Part 1 semaya
@EreyNEriBEri
@EreyNEriBEri 4 года назад
እዚ ርኹስ ፍጥረት ኮነ ኢሉ ኢዩ ወሊዕዎ። ደም መንእሰይ ኤርትራ ዝጸምኦ ዝነበረ ኮይኑ ዕላምኡ ነዚ በጺሕናዮ ደለና ደረጃ ኢዩ።
@dawithaile5747
@dawithaile5747 4 года назад
ኣብ ማእቶት ዝበልካያ ፥ መጀመርታ ብሓፈሻ ኣይምልከተናን ተባሂሉ፥ ድሓር ግን ብዝያዳ እታ ጋዜጣ ሰመረ ምስ ኣምጽኣ ከምመስለኒ ኣብ N-Hall ኣዳራሽ ፥ ኣብታ ጋዜጣ ዕላማታትን ኣዋጂ ክረምታዊ ማእቶት ተጺሒፉ ፥ እቲ ኣዋጅ መንግስቲ ኤርትራ "ንኩሎም ኣብ ካላኣይ ደረጃ ንዝርከቡ ተማሃሮ ምስ ሃገሮም ንምልላይ ከምእውን ኣብ ህንጸት ሃገር እጃሞም ከበርክቱ" እዩ ዝብል ፥ ስለዚ ንሕና ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ እና እቲ ኣዋጅ ኣይምልከተናንን ኢልና፥ እንተ ደሊኩም ግን ብደሞዝ ከምቲ ብ UNDP ዝተሰልዖ ክክፈለና ተባሂሉ፥ ንሳቶም ድማ 800 ደሞዝ ኢለሞና ዝብል ክርክር ተላዕሉ፥ ስለዚ ነቲ ኣዋጅ እና ተቃውምናዮ ብዝያዳ ኣብታ ሰመረ ዘምጽኣ ጋዜጣ ተሓግዝና፤፥ እንተኮነ ኢልና እምበር ዘፍርናዮ የለን፥፥ በቃ ጽንጽዋይ ታሪኽ ምንጋር ኮይኑ ስራሕና፥፣ የቀንርልና ዩኤል ሰብ ጽንጽዋይ ምምጽኣካ ፣ እቶም ዝተረፉ ክኣ ኣይትሕመቅ ከም ብዓል ሰመረ ፤፥ ግዜ ምስ ቀረበ ምጭንናው እዩ ከምታ ናይ ናዝሬት ኣኬባ፥፣ ቃልስ ግን ብሰራሕቲ እምበር ብተረኽቲ ኣይዕወትን፥ ከምቲ ኢሰያስ ዝበሎ እዩ " ቀደም ንኣመርካሲ እተን ዓበይቲ ሃገራት ዘውድቅኣ ይምስል ነሩ፥ ሕጂ ግን እተን ዘይሕሰባ ድኩማት ሃገራት ከም ሶማል ኢየን"'፥ ስለዚ ቃልሲ በቶም ፍሉጣት ዘይኮኑ በቶም ኣብ ውሽጢ ተሓቢኦም ዝቃለሱ እዩ፥፣ ኣብ ቃልሲ ኣለኩም እካ ኣይብል እንተ ኮነ ግን ሓፋሽ በርብሩ እምበር ካብ ኔርርኒ ኣለኒ ድዮም ዝብሉ እቶም ጎረቤትና፥፣
@sibhattesfazghi9683
@sibhattesfazghi9683 4 года назад
ወዲ ሃይለ
@aloniab7434
@aloniab7434 4 года назад
Merhaba
@tessi50artproduction37
@tessi50artproduction37 4 года назад
Nay hergigo aytedebdebennnnnnnn pleaseeeeeeee I have message yuel begega eu teharimu benatna zuuuuuuuuuuu ok HGDF falls information
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 4 года назад
Wusteet 60 aemt yreayenalio alo.
@aa.2059
@aa.2059 4 года назад
🇪🇷🇪🇷💕💕
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 года назад
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️👍👍
@161-iq3
@161-iq3 2 года назад
🇪🇷☺️😍
@whiteflower4183
@whiteflower4183 4 года назад
ካብ`ቶም ኣብ`ቲ ግዜ`ቲ ናብ ኣስመራ ዩኒቨርስቲ እንዳመጹ ዝስልዩ ዝነበሩ ሓደ፣ ብርሃነ ዘካርያስ ካብ ፖሊስ ኤርትራ (እዚ ሓደ ካብ ፉሉጣት ተዋሳእቲ ሃገርና)። ናይ ሲቪል ክዳን ተኸዲኑ ቡዙሕ እዋን ኣብ ቀጽሪ ዩኒቨርስቲ ዝግበር ዝነበረ ንጥፈታት ይከታተል ኔሩ። ብዓቢኡ ድማ ኣብ ስታድዩም ናብ ኣውቶቡሳት ቅድሚ ምስቃልና ኣስማትና መዝጊቡ ኣፋንዩና።
@tessi50artproduction37
@tessi50artproduction37 4 года назад
Bere nehna nehlewokum nerna 2001 abe wiaa kebabi foro kefleserawit 35 as time very bud time Dictator HGDF
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 4 года назад
እሞ አዚ ወልደአብ ትብለና ዘለኻ ንአቦወንበር ዩኒቨርስቲ ተመሃሮ ዘእሰሮ ከይኑ ረኺበዮ ብሕጊ ክሕት ዝግብኦ ዋላ ተመተ ፍርዲ ይግብኦ ሃገርና ዝኾለፈ ኮይኑ ረኺበዮ ብወገነይ ወልደአብ ኢሳቅ አቶ ውን አይግበኦን ብዝኾነ ዛተሕምም ዩኒቨርስቲ ኢሰያስ ምስ ተጸረገ ምምለሳ ስ ግርምአ ናታትኩም እዩ ንሕና ዘይተማሃርና ኸአ ገንዘብ ሐግዙ ኤርትራ ናብ ንቡር ክትምለስ በሉና ይሐግዝኩም ዛብዙርያ ምጽዋዕ ትምህርቲ ከም ኩዕንቲ ተማሕያ አሰር ኢሰያስን ሰዓብቱን ክትድርበ አለዋ
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 4 года назад
ሳሕሳሕ ዓጋመ ክማሓው ቀሪቡ ዘሎ ወያነኻዩ
@tessi50artproduction37
@tessi50artproduction37 4 года назад
Call me yuel I will tell you?????????
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 4 года назад
ጳውሎስ ባዓታይ ሉኡኽ ሲኣይኤ ከምዝነበረኸ ቀስ ኢሉ ተረዲኡካዶ
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 4 года назад
ንምንታይ ንወልደኣብ ኢሳቕ ከምዘይትፈትውዎ ኩሉ ሰብ ይፈልጥ እዩ ወዲ ዓድኹም ስለዘይኮነ ጥራሕ ኢኹም ከምዚ ናይ ኢሰያስ ማለት እዩ ስራሕኩም ሰብ ዘይፈልጦዩ ዝመስለኩም ልቢ የዕብዩ ስቕ ተበለ
@Iloveyou-db8en
@Iloveyou-db8en 4 года назад
Men u weldeab bro
Далее
gere emun part 193 | ገሬ እሙን ክፋል 193
43:32