Тёмный

"ምስካር'ዩ ሕማቕ'ምበር ሓንቲ ክልተ ደኣ..."/ንለውጢ ኣዝዩ ከቢድ ካብ ዝገብሩ ምኽንያታት!! 

DREAMBIG MEHARI CHANNEL
Подписаться 3,2 тыс.
Просмотров 434
50% 1

"ምስካር'ዩ ሕማቕ'ምበር ሓንቲ ክልተ ደኣ..."/ንለውጢ ኣዝዩ ከቢድ ካብ ዝገብሩ ምኽንያታት!!
ኣብ’ዚ ዝቕጽል ቪድዮ፡ ስለምንታይ'ዩ ለውጢ ኣዝዩ ዝኸብደና ዝብል ኮይኑ፣ ካብ መስመርና ዘለቕለቕ ኢልና ነቲ ጀሚርናዮ ዝነበርና ለውጢ፣ ዕሽሽ ኢልና ተመሊስና ናብ'ቲ ናይ ቅድም ናይ ምቾት ቦታና ክመልሱና ዝኽእሉ 7 ኣገደስቲ ነጥብታት ከካፍለኩም’የ። እቶም ናይ ለውጢ ጽምኣት ዘለኩም፣ ነዚ ቪድዮ ብምዕዛብ ጉድለታትኩም ኣለሊኹም ንቕድሚት ክትብልሉ ትኽእሉ ኣዝዩ ብሉጽ ሓሳባት ስለዘሎ ተገዲስኩምን ጊዜ ሂብኩምን ረኣይዎ። እቲ ጉዕዞ ኣዝዩ ዘሰክፍን ኣድካምን ክመስል ይኽእል እዩ፡ ግን ሓደ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ነገር፣ ነፍሲ ወከፍ ዓቢ ጉዕዞ ብንእሽቶ ስጉምቲ እዩ ዝጅምር። ስለዚ፡ ቀዳማይ ስጕምቲ ክትወስድ ድሉው ኩን።
@dreambigmeharichannel @BAHGNATV @ellarecords @shigeyentertainment9517 @YonasMaynas @ATAMedia @HDMONANEBARIT @BurukTv @neshnesh_show @zomaychannel @zarafltet @gereemunentertainment @gDrar

Опубликовано:

 

9 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2   
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 16 дней назад
ብሓቂ ክብር ሓውና ደሰ ዝበል ሓሳብ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከብር ሓውና
@MengsOkbay
@MengsOkbay 15 дней назад
❤❤❤🎉🎉🎉
Далее