Тёмный

ዓበይቲ ምስጢራት ሓዳር!!/Marriage secretes 

DREAMBIG MEHARI CHANNEL
Подписаться 3,2 тыс.
Просмотров 801
50% 1

ዓበይቲ ምስጢራት ሓዳር!!/Marriage secretes
ቀንዲ ነጥብታት
1.ኣብዛ ንነብረላ ፕላኔት ብጀካ ሓደ ኣምላኽ ድካም ዘይብሉ ፍጡር የለን።
2.ፍጹም ዝበሃል ሓዳር የለን
3.እግዚኣብሄር ምሉእ ሰብ ክህበካ ኣይትጸበ
ኣብ’ዚ ዝቕጽል ቪድዮ፡ነቶም ኣብ ሓዳር ዘለኹም ከምኡ'ውን ብሕጂ ሓዳር ክትገብሩ ኣብ መደብ ዘለኹም፣9 ዓበይቲ ምስጢራት ሓዳር ከካፍለኩም'የ። እቲ ጉዕዞ ኣዝዩ ከቢድ ክመስል ይኽእል እዩ፡ ግን ሓደ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ነገር፣ ነፍሲ ወከፍ ዓቢ ጉዕዞ ብንእሽቶ ስጉምቲ እዩ ዝጅምር። ስለዚ፡ ቀዳማይ ስጕምቲ ክትወስድ ድሉው ኩን።
@dreambigmeharichannel @BAHGNATV @ellarecords @shigeyentertainment9517 @YonasMaynas @ATAMedia @HDMONANEBARIT @BurukTv @neshnesh_show @zomaychannel @zarafltet @gereemunentertainment @gDrar

Опубликовано:

 

10 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 4   
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Месяц назад
ጋሻ እየ አብዚ ጀነልካ ግን ብጣሚ ፅብቅ ሓሳብ እዩ እድእ እልካ ሰለ ምክርካ ተካፈለና ዘለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-dx5fm9hc9z
@user-dx5fm9hc9z 2 месяца назад
ፈጣሪ ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ፍቁር ሓውና የቐንየልና አምላኽ የኽብረልና❤
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Месяц назад
ብጣሚ ደስ ዝብል ምክሪ እዩ
@user-ww8yn9cd4h
@user-ww8yn9cd4h Месяц назад
❤❤❤❤👌
Далее