Тёмный

'' ምስክርነት ገዳማውያን ኣቦታት፣ ካብ ገዳም መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ '' (1ይ ክፋል) 

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Подписаться 127 тыс.
Просмотров 57 тыс.
50% 1

ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
🇨🇦 ዮርዳኖስ = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦
🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ(ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
ኣ ውሮጳ / Europe
🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷
🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
ዓዲ ዓረብ / Arab countries
🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
ኣፍሪቃ / Africa
🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴
🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

Опубликовано:

 

14 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 320   
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 2 года назад
ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada 🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸 🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 🇨🇦 ዮርዳኖስ = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦 🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ(ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺 ኣ ውሮጳ / Europe 🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪 🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷 🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰 🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ዓዲ ዓረብ / Arab countries 🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪 🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦 🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼 ኣፍሪቃ / Africa 🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴 🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@solosolo2438
@solosolo2438 2 года назад
መም ካሳሁን እዛ መጽሓፍ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለና ክንረኽባ ኣይከኣልናን እቲ ሰዲድክሙልና ዘለኹም number ክሰርሕ ኣይከኣለን ተወሳኺ number እንተ ሃልዩ ስደዱልና
@FilateyStar
@FilateyStar 2 года назад
መምህረይ ኣብ ስዑዲስ ኣይረከብናያን እተን ተወከልቲ እውን ስልከን ኣየልዕላን ዋ
@se4111
@se4111 2 года назад
ቃለህይወት ይስምዓልና መምህር ኣምላክ ዝመነ ኣገልጉለትኩም ይባርክ ኣብ 25 ደቂን 41 ሰከድን ካብታ መንገዲ ንታሕቲ ሓሙሽተ ኣርከላዊ ሕብሪ ዘለወን ካብቲ ከባቢ ፍልይ ዝበለ ይረአ ኣሎ ሓከይ ድየ
@ምንባርእኮኣይድገምን
መምህር ካሳሁን ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ዘለና ብከመይ ንረክባ ንክእል
@weyamlakeisrael1704
@weyamlakeisrael1704 2 года назад
እግዚአብሔር ነዚ ሓቀኛን ቅዱስ ቃልን ክንሰምዕ ስለዝፈቀደ ምስጋና ይኹኖ ክጽበየኩም ቀንየ በረኸቶም ይሕደረና
@መክሊትጋልትግራይ-ቸ1ኰ
እግዚኣብሄር ነዚ ሓቀኛን ቅዱስ ቃልን ክንስምዐ ሰለ ዝፈቀደና ምስጋና ይኹኖ
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 2 года назад
Amen Amen Amen
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 года назад
አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ፡ነዚ ቁዱስ ቃሉ ክንስሚዒ ዝፈቀደ ሊዑል እግዚአብሔር አሞለኽና ይክበር ይመስገን ፡ተመስገን ስለ እቲ ቅዱስ ቃሉ ስም እግዚአብሔር አሞለኽና ይክበር ይመስገን ተማስገን ፡ከምኡውን ንሓብትና ዓጸደ እግዚአብሔር አሞለኽና ጸጋኡን በረከቱን ይብዝሓልኪ ዝሓብተይ ፡ጽሎትን በርከትን ናይ ቅዱስ አቦና ዘወንጌል ምስ ኩለትና ህዝቢ ክርስቲየን ይኩን ጽጉኡን ጥበብኡን ይዕድልካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ እግዚአብሔር አሞለኽ ይባርካአ ዝሓወይ 💒✝️🙏🏾🥰💞
@danielmirach6331
@danielmirach6331 2 года назад
ኣቤት ደስ ክብል በረኸቶምን ረዲኤቶምን ይሕደረልና ። ብኣቦና ዝተባረኹን ክንደይ ዝተዓደሉ ኢዮም ብሓቂ!!!
@amutube4686
@amutube4686 2 года назад
ቃደምቲ ባዕልይ እንካዕ አብፅሕና ንዓብይ ፇም እንካዕ ብሰላም መፅኣኩም መምህርይ ናይ አቦና አባ ዘወንጌል ብርከቶም ይሕደረና አደዋና ብጃክን አብ ፅሎተክን ዝክራኒ እታ መፅሓፍ ገዚኤያ💔 አብ ሓንቲ ማዓልቲ አንቢብ ወድኤያ ልበይ ገዲ ተደፍኑ ምንመ እየ ዘይተገደሰኩላ ብድሑሩኡ😢 አበ ፅሎተኩም ዝክሩኒ ወለተ ፅርቀን እናበልኩም ሓደራ 🔴ግን ማአዝ ተቀዲሑ ማለት ሀዚ ፍሩሱ እዩ ዘሎ
@albadr2531
@albadr2531 2 года назад
በረከት ናይ ኣቦና የደርበና ታመፅሓፍ ኣንቢበያ ብጣዕሚ እዩ ድንቂ እዩ ናይ እግዛብሄር ስራሕ 💓💓💓💓
@tedrosfisehaye849
@tedrosfisehaye849 2 года назад
Haftey birkti ab sudan ndeliya sebat alena bkemey kinrekba nkiel
@ተዋህዶንዘልኣለምትንበር
@@tedrosfisehaye849 እግዚአብሔር ፍቓዱ ተኾይኑ ክንጥይቐልኹም ኢና ብሩኸይ
@fekareyulibey8398
@fekareyulibey8398 2 года назад
Abey kirekba yikl eza mexhaf kibrti haftey hagzni 🙏🙏🙏🙏💒💒
@ተዋህዶንዘልኣለምትንበር
@@fekareyulibey8398 ኣበይ ዲኺ ዘለኺ ማማየ
@fekareyulibey8398
@fekareyulibey8398 2 года назад
@@ተዋህዶንዘልኣለምትንበር ab German eye zinebr haftey ❤️🙏
@eden9876
@eden9876 2 года назад
ብናይ አፀደ ትሕትና ብጣዕሚ ቀኒኧ መንፈሳዊ ቅንኣት ናይ አቦና በረከቶም ይሕደረና ልዑል እግዚአብሔር ነዚ ቅዱስ ቦታ ክንሪኦ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን ኻልኣይ ክፋል ቀልጥፈና መምህር💒
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
እሰይ ደስ ክብል ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ አሜን ስደትና የሕፅረና አምላክ ክመረቅ ኮሎ ደስ ክብል
@ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ
ኣብ ትግራይ ድዩ እዚ ቦታ
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
@@ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ እወ ዝያዳይ ገዳም ኣቦና ዜወንጌ እዩ
@ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ
@@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ ተመስገን ኣምላክ ልዚ ክንርእ ቅዱስ ፊቃዱ ይኩነልና ስደትና የሕፅረልና ንብዓት ውፁዕ ህዝብና ደቢሱ ሰላም የውርደልና ኣሕዋተይ
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
@@ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ አሜን አሜን አሜን ክብረተይ ታይ ይሳኣኖ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኣጆና ሰላም ከውርደልና እዩ
@ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ
@@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝፋን ሓፍተ ጋል ሪመይ ሽኮር ናዓክውን ክረክበኪ እየ ክክክ
@ተመስገንኣምላክ-አ5ቐ
ብሓቂ ፆሎቶምን በርክቶምን ይሕደረና ናይ ኣባ ዘወንጌል ሓፍታና ኣፀደ ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕደመን ብጥዕናን ይሓልወልና
@ትግራይኣዓለመይናዓይ
አሰይ ደስ ክብል ቃል ሂወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን✝️❤️❤️
@tenetgerechal6009
@tenetgerechal6009 2 года назад
በሰመ ስላሴ በረከት ናይ ኣቦና ዘወጌል ምስ ኩላትና ይኩን
@selam801
@selam801 2 года назад
እንኳን በሰላም መጻእኻ ክቡር መምህርና ብሓቂ ግሩም ዝኾነ ምሰክርነት እዩ። ጾሎት ቅዱሳን አቦታትና አይፈለየና እግዚአብሄር አምላክ ንሃገርናን ንኹሉ ዓለምን ሰላሙን ምሕረቱን የውርደና ግን መዓዝ እዩ እዙይ ተቀዲሑ ማለተይ ሐዚ እቲ ገዳም ተሃሪሙ እዩ ዘሎ
@hffgtt9869
@hffgtt9869 2 года назад
በረከቶም ይሕደረና ንሃገርና ሰላም የዉርደላ ስደትና የሕጽረልና ቅድስቲ ቤቶም ንሳለም ይግበረና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም 🥰🥰🥰💘💘💘
@Solomonchannel18
@Solomonchannel18 2 года назад
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና ክፈተልና ብልቢ ቃለ ሂወት የስመዓና 🙏🙏🙏 ኣደና ኣጸዶ ከምኡ ውን ገደማውያን ኣታትና ንስኩም ቀረባ እይኩም ናብ እግዚኣብሔር እሞ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ዘኩርኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
እግዚኣብሄር በረከቱን ምሕረቱን ናይ ኣባ ዘወንጌል በረከት ከኣ የካፍለና። ካሳሁን ሓውና ዋላ ኳ ኣፀደ ኩሉ ግዜ ክትቀርብ ፍቃደኛ እንተዘይኮነት ሰብኣያ ግን ኩሉ ግዜ ኣቅርበልና ክንመሃር ካብ ህይወቶም።
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም አሜን ክብራት ኣቦታትና በረኸትኹም ይሕደረና ናይ ኣቦና ኣባ ዜወንግል ፆሎትን በረከትን ይሕደረና አሜን
@ቤተክርስትያን-ሸ7ኈ
@ቤተክርስትያን-ሸ7ኈ 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና በረከቶም ይሕደረና ኣሰሮም ናይ ኣባ ዘወንጌ ይጥለለልና ጸሎቶም ይደግፈና ። ብጣዕሚ ደስ ኢልና ካልኣይ ክፋል ድማ ኣይትደንጒ።
@mulueokubay5478
@mulueokubay5478 2 года назад
በዚ ምዕራብ ያን ኣህጉር ዘለና ባ ጸሎት ግበሩልና ብሰላም ዓድና ክንምለስ 💒💒💒
@hiliftygebretathios4884
@hiliftygebretathios4884 2 года назад
ቅዱስን አቦታትና ቃለ ሂይወት የስመዐልና አሜን!!!
@solomuntekae2648
@solomuntekae2648 2 года назад
ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ጾሎቶምን በረኸቶምን ምስ ኩልና ይኹን
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 2 года назад
Amen Amen Amen
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 2 года назад
Amen Amen Amen egziabher yikber yimesgen kale hiwet yesmealna bereketkum yibsehena hizbi tigray selamiy fikri mirigigae kiedilena fetari fikafika yukun amen 🙏🏽🙏🏽⛪
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 2 года назад
ሰላም መምህርና እንቋዕ ብሰላም መጻኻኹም ፡እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦናና ይኽፈተለልና፡ በዚ ሎሚ ንርእዩ ናይ ጥንቁልና መንፈስ ዝሓደሮም ኣነ ኣነ ክብሉ ፡ ኣብዚ ግዜ ከምዚኦም ቡሩኻት ኣቦታትን ብሩኻት ኣዴታት ከም በዓል ኣዴና ኣጸደ ብርኽቲ ሓፍተይ ምርካብና ንኣምላኽ ነመስግኖ፡ ናይ ኣምላኽ ሰብ ትሑት ፡ብዝተገብረሉ ዘይዕበ፡ እዩ ስለዚ ንኣጸደ ሓፍትና እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃባ፡ ኣብ ጸሎታ ድማ ትዘክረና።
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 2 года назад
Amen Amen Amen
@hsushh2616
@hsushh2616 2 года назад
አሜን አሜን አሜንንንንን
@ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
አሰይይይይ ተመስገን ኣምላካይ ንዚ ድንቂ ስርሕካ ተኡምርካ ክሰምዕ ክርእን ብዛ ከዚ ስዓት ዝፉቀካለይ ክብርን መስጋናን ንእግዝእብሔር ኣምላካ ይኩን ፆሎቶምን በሩከቶምን ናይ ኡቦና አይፈልይና
@dianabaru5773
@dianabaru5773 2 года назад
Amen
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከቶም ናይ ቅዱስ ኣቦና ዘወንጌሌ ኣይፈለየና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️
@እግዛቢሄርይመስገንኣ-ዘ5ኀ
እግዚኣብሔር ይመስገን ክቡር ኣቦዋይ ናይ ኣቦዋይ ኣባ ዘወንጌል በረከቶሞ ፀለቶም ኣይፈለየና ክቡራተይ
@saragee8428
@saragee8428 2 года назад
በረከቱም ይብፃማኒ ኣባ ደስታዋይድሕሪ 9ተ ዓመት ስለ ዝረክዎም ታሓጉሰ እግዚአብሔር ይመስገን በረከ ቅዱሳን ኣባትትና ምስኩላትና ይኩን ኣምላይ ያክለኩም በለና ኩናትይ ወረ ኩናትይ ኣጥፍኣልና ድምፂ ህዝብና ሰላሙ ናፊቁና 😥💔 ብሰላም ሓመድ ዓድና የርግፀኔ
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት በረከት ረዲኤት ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ይሕደረና ዕጹብ ዲንቂ ምስክርነት
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 2 года назад
ብሃቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና መምሕር ሃውና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሃልካ አሜን አሜን አሜን
@tesfu87
@tesfu87 2 года назад
ኣሜን (3)ቃለ ሂወት የስመዓልና በረከት ቁዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና
@hailuberihu8724
@hailuberihu8724 2 года назад
በረከቶም አይፈለየና ብፀሎቶም ህዝብና ካብ ዘለዎ ዓፀዎን ፀበባን ንክወፅእ ፍቃድ እግዚአብሔር ይኹን አሜን🙏
@ድንግለይእያኣዶፍቅሪ
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
@ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን
ብሓቂ ደስ ክብለካ ቃል ሂወት የስመዐና ክብራት ኣቦታትና ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንገል ፀጋ በረከቶምን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️🤲
@jdjdjhshhsh9021
@jdjdjhshhsh9021 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ክብለካ ሰሚዕካ ዘጽገብ በረከቶም ረዴት ናይ ኣቦና ዘወንገል ይሕደረና እዝኩሉ ሽገር ሓሊፉ ነቲ ናይ ሰላም ግዜ ንምርኣይ ይብቀዓና ኣምላክ
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 2 года назад
Amen Amen Amen
@Mariyam21adey
@Mariyam21adey 2 года назад
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም። ኣቦታትና በቲ ጥዑም ልሳንኩም ታሓጊስና ትግራይና ሰላም ኮይና ምስ እንፈትዋ ባዓልቲ ቤትና እዚ ቅዱስ ቦታ ንምርኣይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዘና። ንሓውና ካሳሁን እውን የቅንየልና።
@غلبعلو
@غلبعلو 2 года назад
ኣሰይይ ተመስገን👏👏👏👏ትግርይ ዓደይ 👏👏👏👏👏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@ብመንገድካመርሓኒኣምለከይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣባ ዘወንጌል ፀሎትን በረከትን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 👏👏👏❤️
@rjffjdutfj7221
@rjffjdutfj7221 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐና ናይ አቦና አባዝወንጌል ፆሎቶሙን በረከቶሙን የሕደረና 📖🕯🕯🕯
@zhraazhraa1794
@zhraazhraa1794 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐና ናይ አቦና አባዝወንጌል ፆሎቶሙን በረከቶሙን የሕደረና
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 2 года назад
Amen Amen Amen
@bezakulualem3773
@bezakulualem3773 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና በረከቶም የካፍለና ኣምላክ
@alitita4349
@alitita4349 2 года назад
ተመስገን መድሃኒዓለም እንታይ ይሳኣነካ ልኡኻትኻ ብዓልኻ ሓሪኻ ትቐብዕ ክብርኻ ይስፋሕ ጎይታይ
@mokonengebre5895
@mokonengebre5895 2 года назад
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን።መ/ር ካሳሁን እግዚአብሔር ፀጋካ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ተስፋ ምግቢ ንምገብ አለና ኩሉኩም እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።ቃለ ህይወት የስማዓልና።ብመንፈስ ንዝነብር ሂይወት እዩ ብስጋ ንዝነብር ግን ታራ ዘረባ እዩ ።
@سلامهالعبدلي
@سلامهالعبدلي 2 года назад
ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ፆሎት በረከቶም ይሕደረና
@tiemtinguse5107
@tiemtinguse5107 2 года назад
ብጣዕሚ ድቅ እፁው ምስክርነት እዩ በረከት ናይ ኣቦና ኣባ ዘውጌል ይሕደረና ኣሜን
@ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ
ዋይ ኣነ ርግምቲ ዝኽሉ ወረኦም እናሰማዕኹሰ ሓንቲ ማዓልቲ ከይደ ከይተባረኽኩ ብሓቂ ሓጥያተይ ምብዛሑ
@weletehiwetkudusmikaelwahs6299
@weletehiwetkudusmikaelwahs6299 2 года назад
አይዞኺ ኽብርተይ ስደትና አሕፂሩ ሰላም ንዓድና የርግፀና አብቲ ቅዱስ ቦታ ቤተ ክርስትያኖም የሳልመና ብሓቂ
@ትግራይሃገረእዩትግራይትዓ
እሰይደሰ ክብል ተመሰገን እግዚአብሄር ሰደትና የሕፅረና አምላክ አሜን😢
@mired1019
@mired1019 2 года назад
ዛመፅሓፍ ኣበይ ንረክባ ስዑዲ ዓረብ ዘለና ክብራተይ
@አፀደማርያምአብርሃ
ናይ ቅዱስ አቦና አባ ዝ ወብጌል ብረከቶም ይብፃሐና
@ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ
ብሓቂ ደሰ ዝብል ትምህርቲ ምሰክርነት እዩ ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ፀሎቶምን በረኸቶምን ኣይፈለየና ናይ ዓድናን ህዝብናን ትንሳኤ የርእየና
@ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና
@ፍቅሪማርያመይስአሎዎሓለፋ
አሰይይይይይ ክንደይ ደስ ይብል እዩ እግዚአብሕር አምላክ ይመስገን በረከት ናቦታትና ይሕደረና ዓዲ ዓረብ ዘለኩም ባ ዛመፅሓፍ ክረክባ ታሓዋወሩኒ ብካመይ ክረክባ ይክእን
@ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ
ነይ ኣቦና ኣቦ ዜውንጌል ብርክቶም ይሕድርን🤲
@fsehatekle2887
@fsehatekle2887 2 года назад
ደስ ዝብል ምስክርነት ኢዩ፡ ኣምላከ ቅዱሳን ናይ ኣባ ዘወንጌል በረከት፡ ናይ ቅዱሳን በረከት የሕድረልና።
@tgtsadiktgsadikk3182
@tgtsadiktgsadikk3182 2 года назад
በረኸት ናይኣዴና ቅድስት አፀደ ከምኡውን ናይ አቦና አባ ዘወንጌልን ኩሎም ቅዱሳንን ፅንዕቲ ዝኾነት እምነቶምን ምስ ኩሉ ህዝበ ክርስትያን ይሕደር ። ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢ ትግራይን ኤርትናን ይኹን አሜን ።🙏🙏🙏
@tg6336
@tg6336 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራት ኣቦታትና✝️✝️✝️✝️
@gdt6wt317
@gdt6wt317 2 года назад
ኣሜን ኣሜን አሜን አሰይ ደስ ክበለካ ዕድመን ጥዕናን ያህቡኩም ኣቦታትይ ናይ ኣቦና ዘወንገል በረከቶም ይሕደረና ላሃገርና ትግራይ ደሞ ሰላም ይፍጠረልና አሜን ኣሜን ኣሜን
@እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ
ቃል ህይወት ያስመዐልና መምህርና በረከቶም ይሕደረና
@lave9644
@lave9644 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዛሓልካ ክቡራት ኣቦታትና ፀሎትኩም ኣይፈለየና በረከትኩም ይሕደረና 🤲🤲🤲ስደትና የሕፅረልና ስድራ እግዚአብሔር ኣምላኽ
@mebrhitfutsum7997
@mebrhitfutsum7997 2 года назад
ኣሰይይይይ እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ደስስስ ክብል አምላክ ስደትና አሕፂሩ ተካፈልቲ ኣብ ገዳሞም ይግበረና አሜን፫ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዝሕ ክብር ሓዉና መምህርና
@endahaftiendahafti4472
@endahaftiendahafti4472 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዕና አባታትና 🙏በረከት ረዲአት አባ ዘወንገል ይሕደረና አሜን (3)✝️♥️🤲
@የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን 💕💕💕💕ኣሰይ ክንደይ ድስ ይብልእዩ በረከትም ይኽፍለና እግዚአብሔር ኣምላኽ ❤❤❤
@abrehettewelde4543
@abrehettewelde4543 2 года назад
ኢዛ መፂሓፊ ኣበይ ምረከብኩዋ በጃካ ኣባ ተሓባበረን ደልየያ
@medhaniekesete4410
@medhaniekesete4410 2 года назад
Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna hawnan memhrnan kasahon nay agolgulot zemenkumn edmiekumn ybarkelkumn yqedselkumn egziabhier amlakna Amen 🙏
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 года назад
ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም ናይ ኣቦታትና በረከት ይሕደረና ኣድና ውን ዕድመን ጥዕናን ይኃብክን አቲ ቅዱስ ሰብ ዉዳሴ ከንቱ ይፍረሕ #አቲ ካብ ሰይጣን ዝመጽእ መልእክቲ ዝሓዘ ክዓ ከመዘይ ረአኩ ከመዘይ ተገለጸለይ ናበለ ይናገረ አቤት ኣፍላላይ #እግዚአብሔር ፈቀዱ ከይኑ ዘይግበአኒ አነ ውን በጸሓፍኒ አላ ዛ መጽሓፍ ግን ምሰትዋዓል የበለይ💔😥ብናቶም ጾሎት ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና አብ ጾሎትክን ሕሰባና🤲
@samrawittafere3168
@samrawittafere3168 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
@zainazaina2750
@zainazaina2750 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክዉር መምህርና
@shawasa4441
@shawasa4441 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmelna bereket nay ABA zewengel yhderena natsede haftna ewn egzaabher Amlak Aezizu ybarkelna Amen Amen Amen
@tesfomtewelde1683
@tesfomtewelde1683 2 года назад
ኣበይ ንረክባ እዛ መጽሓፍ በጀካ እባ ሓብረኒ🙏🙏🙏🙏
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡራን አቦታትና ናይ አቦና ቅዱስ አባ ዘወንጌል በረከቶም ይሕደረና. ብፀሎቶም ይምሓረና .
@mikalhayelom3562
@mikalhayelom3562 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ ይብዝሓልኩም ኣቦታት 🙏♥️♥️♥️♥️♥️
@ይነብርዕድለይኣማሪረ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሄር አምላክ ምሕረት ይልኣከልና
@ገዛናናፍቀ-ጀ5ፀ
@ገዛናናፍቀ-ጀ5ፀ 2 года назад
በረከትኩም ይደርበና ኩቡራት ኣቦታትና
@natsnetbereket3686
@natsnetbereket3686 2 года назад
ሰላም ዝከበርኩም መምህርናን ሓውናን ካስሁን። ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መለክቲ አዩ። ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል በረከቶም ይዕሰልና።
@senaitabrahadesta8485
@senaitabrahadesta8485 2 года назад
ጽሎቶምን በረኸቶም ይሕደረን.
@tesfomghebremedhn8738
@tesfomghebremedhn8738 2 года назад
በረከት ኣባ ዘወንጌል የብዛሓልና🙏🙏🙏
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ካሳሁን ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ እግዚአብሄር አምላክ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክቡር መምህርና
@ezgabiherymesgen214
@ezgabiherymesgen214 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna, bereket qudusan Abotatna ayfeleyena, brkti adena ka bereketki yhderena, 2 htam b hanqewta nxbe, qudusan Abotatna lemynulna🤲🤲🤲 🙏
@amnplaza4393
@amnplaza4393 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልም እና ከዝማ ብበረታት ዶ ተወቅዑይ ዋ ግን እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልና ስላምን ቅሳነትን ንኩለና ምድረ አጋእዝት ንኩሉ ዓለም ስላም ይላአከአልና አሜን ።
@ተመስገንጌታየ-ጰ4ሰ
@ተመስገንጌታየ-ጰ4ሰ 2 года назад
ኣሰይይ ደስስስ ዝብል ምስክርነት እስኪ በረከቶም ፆሎቶም ኣይፈለየና ክቡር ኣቦና ሰደትና መከራና የብቅዕ🙏
@zainazaina2750
@zainazaina2750 2 года назад
እንካዕ ሰላም መፃኩም ክውር መምህረይ ተናፋቂ መምህርና ሰላም ኣምላክ ንዓኩም
@asefubezabeh5380
@asefubezabeh5380 2 года назад
አሜን በረከቶምን ፀሎቶሙን አይታሐደገና አፍታ ዝተባረኸት ቦታ አምላኽ ብሠላም የሥዕመና ገፅ ሥድራና የርእየና አሜን።
@sameram.semara681
@sameram.semara681 2 года назад
ቀለ ሃወት ይስመዐላና መምህራና ናይ አበታት ፀለተም እይፈለየና ናይ እግዛባሄር ስራሓ ድንቃ ኡዩ ሰላም ይውርደልና ናህግርና
@helyadaabraham1996
@helyadaabraham1996 2 года назад
ናይ አቦና አባ ዘወንጌል በረከት ይሕደረና ወዘሮ አጸደ ሓፍትና አብልዕሊ ጸጋ ጸጉኡ ያብዛሓላ ካሣሁን ሓውናው ናይ ቅዱሳት ታርኽ ከተቀርብ ዕድሜን ጥዕናን ያሃብካ
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትና ናይ አቦታትና በረከት የበፀሓና🙏🙏🙏
@Gerie1998
@Gerie1998 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ኣምላክ ምሕረቱን ረዴቱን ይልኣከልና በረከቶም ይህደረና ናይ ኣቦናን ናይ ኩሎም ቅዱሳንን
@fuch9239
@fuch9239 2 года назад
አሰይይይይ ድስ ክብል ቃል ሂወት የስመዐልና ናይ አቦና ዘወንጌል በረከተምን ፆሎተምን አይፈለየና
@ልበይምስኣፅቢዓደይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@merhawithaile7390
@merhawithaile7390 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓና እዛ መጽሓፍ ኣብ ሃገረ እስራኤል ከመይ ገረ ክረኽባ ይክእል ተሓባበሩኒ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 2 года назад
ናይ ኣቦና ዘወንገል ጸሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና ።
@manatesfazghi8230
@manatesfazghi8230 2 года назад
ሰላም መምህርና ጸጋኡ የብዛህልካ ልዑል እግዚአብሔር አምላኽ ናይ ኣቦና ጸጋኦም በረከቶም ይኽፈለና። ናይ አጸደ ሓፍተና ጸጋ ድማ ብጣዕሚ እዩ ይቅናአኒ። ልዑል እግዚአብሔር መሊሱ ናብ ውሉድ ወለዶኣ የሕልፈላ፣ ንዓና ከአ በረከቱ ይኽፈለና ። መህርና ይቕሬታ በገና ቁሩብ ድምጺ አትሕት እንተተብሎ ብጣዕሚ ምጸበቐ። እግዚአብሔር ይርኽብረለይ።
@hayathabash4553
@hayathabash4553 2 года назад
እሰይደደሰክቢልናይባሓቂቃልሂወትይሰመዐልና🙏
@nfreek5276
@nfreek5276 2 года назад
ቃለ. ሂወት. የስመኣልና ኣቦታትና. በረከት ኣባ. ዘወንገል. ይሕደረና ኣበይ. ትርከብ እዛ. መጽሓፍ
@brhane90
@brhane90 2 года назад
እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ይመስገን፡ጸሎትን በረከትን ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ስደትና የሕጽረልና፡ንህዝብናን ሃገርናን ሰላም የውርደልና ፡ስደትና የሕጽረልና ንዓትና ብሰላይ ይምለሰና ኣሜን(3)
@weletemaryamg7969
@weletemaryamg7969 2 года назад
Breket nay Abona zewgil ayfeleyena Abotatey xelutkum ayfleyena Amen 🙏
@astertesfay8003
@astertesfay8003 2 года назад
ቃልሂወት የስመዐልና አቦታት እግዚአብሔር በረኸቱ የብዝሐልኩም።
@azebkeren1020
@azebkeren1020 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ በረኸት አቦና ምስ ኩልና ይኩን
@እቲእንምክሖበእግዚኣብሄር
ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡራት ኣቦታተትና በረከትኩም ይሕደረና ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ፀለቶም በረከቶም ኣይፈለየና ግን ሕቶ ክሓተካ መምህር መኣዝ ተቀዲሑ እዚ እቲ ዝፈረሰ ሰለ ዘይረአሎ አየ ?
@heucgsyx5609
@heucgsyx5609 2 года назад
በረከቶም ይብዘሐና እስራኤል ብሙሴ እያሱ አሻጊሩ አምላክ ለአናም በአባታችን አባ ዘወንጌል አልዕሉና ክብር ለአምላክ ይኩን🙏🌺
@mired1019
@mired1019 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን አ ናይ ኣቦና ዘወንጌል በረከቶም ይሕደረና አሜን፫
@medhanieghebru4960
@medhanieghebru4960 2 года назад
ኣምላኽ ይባርካ ካሳሁን ነዞም ብሩኻት ወለድና ዘራከብኻና ከምዝታት ዳ ብሩኻት ወለድ ኣምጻልና
@yordanoshaile2348
@yordanoshaile2348 2 года назад
አሰይ እድመን ጥእና ይሓብኪ 🌷🌷🌷
@Funnyhabesha833
@Funnyhabesha833 2 года назад
እግዚኣብሄር ይመስገን በረከቶምን ጾክሎቶምን ናይ ኣባ ዘወንጌል ምስ ኩላትና ይኹን ገዳሞምን ቤተክርስትያኖምን ክንሳለም እግዚኣብሔር ቁዱስ ፍቃድካ ይኹን 🙏🙏🙏🙏💒💒💒
@Abc-bi3yj
@Abc-bi3yj 2 года назад
Amen Amen Amen
@ተመስገንኣምላከይ-ቀ2ሸ
አሜን አሜን አሜን
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 года назад
welcome መምህር ካሳሁን ሓውን🥰🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀 አሰይይይ ክንደይ ደስ ይብል ሰላምኪ ይመለስ ዓደይ ብሰላም ኣቲና ናብቲ ቅድስ ቦታ የብቀዐና🥀🥀
@weletehiwetkudusmikaelwahs6299
@weletehiwetkudusmikaelwahs6299 2 года назад
ብሓቂ አሜን አሜን አሜን ክብርቲ ሓፍትና
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
በረከት ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ይሕደረና ንሓፍትና ኣፀደ እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና
Далее
А я с первого раза прошла (2024)
01:00
Flipping Robot vs Heavier And Heavier Objects
00:34
Просмотров 39 млн