Тёмный
No video :(

'' ምስክርነት ገዳማውያን ኣቦታት፣ ካብ ገዳም መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ '' (2ይ ክፋል) 

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 66 тыс.
50% 1

ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada
🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸
🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸
🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸
🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦
🇨🇦 ዮርዳኖስ = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦
🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ(ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺
ኣ ውሮጳ / Europe
🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧
🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪
🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾
🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪
🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴
🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷
🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹
🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷
🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰
🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭
🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪
ዓዲ ዓረብ / Arab countries
🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪
🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱.
🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦
🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦
🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼
ኣፍሪቃ / Africa
🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴
🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹

Опубликовано:

 

5 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 309   
@Fnoteabewmedia
@Fnoteabewmedia 2 года назад
ኣሜሪካ / ካናዳ America/Canada 🇺🇸 ዳዊት ተወልደ ( ኣሜሪካ) = +1 (510) 4249706 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ገነት ጸሃየ (ኣሜሪካ) =+1 (714) 3984119🇺🇸 🇺🇸 ኣሌክስ (ላስ ቬጋስ፣ ኣሜሪካ) = +1 (702) 931-8842 🇺🇸🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ይርገኣለም (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = 301 946 1605 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸መብራት (መሪላንድ፣ ኣሜሪካ ) = +124 0707 4846 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸ሳባ (መሪላንድ ፣ኣሜሪካ ) = +170 3244 8189 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ይርጋ ( ዋሺንግቶን ዲሲ ኣሜሪካ ) = 301 357 5047 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ሉችያ ሃድጉ (ኣሜሪካ ሜኖሶታ ኣከባቢ) = 6125174882 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ክብረኣብ ምሕረታኣብ ( ኣሜሪካ) = 206-883-8633 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን መሓረና በርሀ ( ኣሜሪካ) = 206-734-2830 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇺🇸 ድ/ን ነጸረኣብ ( ኣሜሪካ) = +1 (206) 771-9596 🇺🇸 🇺🇸🇺🇸 🇨🇦 ዮናታን ሃይልሽ (ካናዳ) = +1 (437) 238-1223 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 🇨🇦 ኢለና ግብረይሕደጎ = + 1 (519) 580-1842 🇨🇦🇨🇦🇨🇦 🇨🇦 ዮርዳኖስ = 226 606 0819 🇨🇦 🇨🇦 🇨🇦 🇦🇺 ቢኒያም ፍስሃየ(ኣውስትራልያ) = +61411604016 🇦🇺🇦🇺🇦🇺 ኣ ውሮጳ / Europe 🇬🇧 ገነት ዮውሃንስ( እንግሊዝ) = +4479 30571780 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣብርሃም ገብረኪዳን ( እንግሊዝ) = +447380384234 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሚለን ( እንግሊዝ በርምንግሃም) = 00447735555061 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ሳሙኤል ሰለሞን (እንግሊዝ) = +44 7305305296. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇬🇧 ኣበባ ገብረስላሴ (እንግሊዝ) = + 4479 60493807. 🇬🇧🇬🇧🇬🇧 🇩🇪 ሙሴ ገብረመድህን (ጀርመን) = +49 1621744593 🇩🇪🇩🇪🇩🇪 🇵🇾 ሲንዳ ኤልያስ (ሆላንድ) = +31 612316999 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇵🇾 ሃብቱ ሃይለ (ሆላንድ) = +31 685522165 🇵🇾🇵🇾🇵🇾 🇸🇪 መርሃዊ ብርሃነ(ስዊድን)= +467 6925 7640 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ሃና = +460705430888 / +46727330611 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ዳኒኤል ገብረስላሴ (ስዊድን) = +46 739293032 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇸🇪 ኤልሳ (ስዊድን) = 0722932199 🇸🇪🇸🇪🇸🇪 🇳🇴 ዲ/ን ፍሰሃጽዮን ተክለ (ነርወይ) = 004745555906 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ኣዜብ የማነ (ነርወይ) = 004794882699 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 መሰረት ሓድጉ (ኖርወይ)= 004797377772 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇳🇴 ስምረት መሓሪ (ኖርወይ)= 004740956187 🇳🇴🇳🇴🇳🇴 🇬🇷 ንግስቲ ገብረየሱስ (ግሪኽ) 00306943255761 🇬🇷 🇬🇷 🇬🇷 🇮🇹 ኣስመረት መልኣከ (ጥልያን) = +393473190104 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇮🇹 ኣኪለ ሓጎስ (ጥልያን) = 012393773471377 🇮🇹🇮🇹🇮🇹 🇫🇷 ግርማይ በርሀ (ፈረንሳ) = +33751039818 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇫🇷አደይ ለታይ ገብረክርስቶስ (ፍረንሳ) = +33 6 48 38 37 31 🇫🇷🇫🇷🇫🇷 🇩🇰መብራት ሃይለ (ዴንማርክ): +45 71608767 ወይ 004571403851 🇩🇰 🇩🇰 🇩🇰 🇨🇭ጸጋ ባህታ (ስዊዝረላንድ): 0765272546🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇨🇭 ኢዮብ ተፈሪ (ስዊዝረላንድ ጀኔቫ ): +41 76 560 85 23🇨🇭🇨🇭🇨🇭 🇧🇪 ምሕረት ተስፋይ (ቤልጁም) = +32465706082 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ኢሳያስ ክንፈ (ቤልጁም) = +32467765342 🇧🇪 🇧🇪 🇧🇪 ዓዲ ዓረብ / Arab countries 🇦🇪 ሳራ (ዱባይ) = +971 56 292 0451 🇦🇪🇦🇪🇦🇪🇦🇪 🇮🇱ኣብርሃም (እስራኤል) = + 972 549 054 355 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇮🇱 ዳኒኤል ተኸስተ(እስራኤል): +972 556896256 🇮🇱.🇮🇱.🇮🇱. 🇸🇦 ኣልጋነሽ (ስዑዲ): +966 532033725 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋይ ኣርኣያ(ስዑዲ): +966 508387148 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ትርሓስ (ርያድ/ ስዑዲ) +966 532557304 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇸🇦 ጸጋ (ርያድ ስዑዲ ): +966 558521773 🇸🇦.🇸🇦🇸🇦 🇶🇦 ሽሻይ ኪዳነማርያም (ዶሃ ቀጠር) +97455126196 🇶🇦 🇶🇦 🇶🇦 🇰🇼 ይርጋኣለም (Kuwait) = 0096590962066 🇰🇼 🇰🇼🇰🇼 ኣፍሪቃ / Africa 🇦🇴 ፌሩዝ ገብረትንሳኤ (ኣንጎላ) +244 936 734 431 🇦🇴🇦🇴🇦🇴 🇪🇹 ኣባ ኤፍሬም (ቤ/ ክ መስቀለ ክርስቶስ ማዕቢኖ): +251 910450052 🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@fessehayemehari6214
@fessehayemehari6214 2 года назад
Y
@asibhatu4891
@asibhatu4891 2 года назад
ዓይነ ልቦናና ተደፊኑ ብፓለቲካ ኣበይ ክርድኣና ኢልክሞ ኣቦና፤ እቲ ናይ ኣቦታትና ግዜ ይመልሰልና 🙏 እግዚኣብሔር ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሰላሙ የውርደልና
@user-ez4zu9uk3l
@user-ez4zu9uk3l 2 года назад
@@user-cz1zz2gk2g ታሪክ ትግራዋይ ኢኪ ትሰምዒ ዘለኪ
@edomaynalem1922
@edomaynalem1922 2 года назад
Awe selam Yewrdelma🙏🙏🙏Ayne lbonana ykfetelna
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 2 года назад
Amen Amen Amen ✝️
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 года назад
አሜን፫
@tesafaxbah9617
@tesafaxbah9617 2 года назад
@@user-cz1zz2gk2g ane zgermeni ab kulu dikum kitxarefu tiatwu frhat egzabiher yhalki
@angesomgebreyesus7190
@angesomgebreyesus7190 2 года назад
ኣነስ ኣብ ዚ ዘለናዮ ግዜ ከምዚ ኣይተጸበኩን ኣብ ግዜና ከምዚ ጸጋ ኣሎ ኣይብልን ኢየ ነረ። ተመስገን ተስፋ ረኪበ
@danielmirach6331
@danielmirach6331 2 года назад
ኣቤት ቅድስናን ሕርየትን ናይ ኣምላኽ !!! በረኸቶም ይሕደረና ጸጋኦም የካፍለና ንዚ ቅዱስ ስፍራ ንምርጋጽ የብቀዓና።
@kalkidankiros4139
@kalkidankiros4139 2 года назад
Amen Amen Amen
@danielgebrehiwet8011
@danielgebrehiwet8011 2 года назад
ሰላም መምህርናን ሓውናን ኻሳሁን እንኻዕ ብሰላም መጻኻ። እንታይ ዓይነት ክድስና ኢዩ ግን ነዛ ሓፍትናን ኣደናን ተዓዲልዋ፡ ኦ ፈጣሪ ኣቦም ቃልካ ንክሰምዕ ኣእምሮይ ክፈቶ ከም ብዝሒ ሓጥያተይ ኣይትፍረደኒ።
@user-pd4ob7tt6h
@user-pd4ob7tt6h 2 года назад
ተመስገን ኣምላከይ ከይተገበአኒ ነዚ ዘስማዕካኒ ናይ ኣባ ዘወንጌል በረከቶም ምስ ህዝቢ ዓለም ይኩን✝️
@selam801
@selam801 2 года назад
እንኳን በሰላም መጣህ ውድ መምህራችን በእውነት በጉጉት ሰጠብቅ ነበር so የቅዱሳን አቦቶቻችን በረከት ይደርብን ለሃገራችን ና ለሁሉ አለም እግዚአብሄር ምህረቱን ይላክ
@user-dk6ee9eu5q
@user-dk6ee9eu5q 2 года назад
አንቺ ሴት ትግርኛ ትስምያለሽ ማለት ነው ውዴ
@user-dk6ee9eu5q
@user-dk6ee9eu5q 2 года назад
@@user-cz1zz2gk2g ቀንቀ ማለት ምን ማለት ነው አገባኝም የኔ ናት
@mananeghuse1098
@mananeghuse1098 2 года назад
እዋይ ሓጎስ እንቋዕ ድሓን መጻእኩምና
@user-dk6ee9eu5q
@user-dk6ee9eu5q 2 года назад
@@user-cz1zz2gk2g አዎ አሁን ገባኝ እህቴ ቛንቓ ማለትሽ ነው እና ትምህርቱ ስንሰማው ትግርኛ ነው እስዋ ስትፅፍ ደሞ ብአማርኛ ስለሆነ ነው አሁን በቻእኮ አይደለችም የምትፅፎው ሌላ ቻናል በትግርኛ ሲሰብኩ ትፅፍዋለች ለሱ በየ ነውእንጂ ጥያቄ አደረግኩላት
@zahrazahra2378
@zahrazahra2378 2 года назад
@@user-cz1zz2gk2g ማልት ዋይ ከእሎት ንስኪ ንዋዕልክ ኣማሓረይትስ ደስ ሓበል ከይብላክ ሓብል በልያ ኢዋ ምቅናይ ጥራይ
@Kdus.Gebriel19alo
@Kdus.Gebriel19alo 2 года назад
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኅዱ ኣምላክ ኣሜን በረኸትን ረዲኤትን ናይቶም ዘዉዲ ዝደፍኡ ቅዱሳን ኣቦታትን ቅዱሳን ሕጻናትን ቅዱስ ኤልያስን ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌልን ኣዴና ኣጸደን ኣብ ልዕሊ ኩልና ፍጥረት እግዚኣብሔር ይሕደር (ኣሜን) ቅድስት ጸለቶም ከኣ ኣብ ኩሉ ሂወትና ኣይትሕደገና ንኩሉ በደልና ይሕጸበልና ካብ ክፉእ ትሓልወና ጸግኦም የካፍለና መድሓኔ ዓለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
@hermonmuhamedsuraj9729
@hermonmuhamedsuraj9729 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-dd8zw1lu9b
@user-dd8zw1lu9b 2 года назад
በረከት አቦታትና ይሕደረና አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ✝️
@zarahiwet1
@zarahiwet1 2 года назад
ዲንቂ ኢዩ ስራሕ እግዚኣብሄር፡ ደስ ዝብል ሓቀኛ ቅዱስ ዝኾነ እምነት ፡ እግዚኣብሄር ይኽበር ይመስገን። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ምኳነይስ ጸጽባሕ ይድሰት እመብርሃን ፡ወላዲት ኣምላክ ንጽህት ቅድስት ኣማላድነትክን ፡ምሕረት ፍቁር ወድኽን ይሕደረና፡
@zainazaina2750
@zainazaina2750 2 года назад
ብሓቂ ዝገርም ነገር እዮ ኣቤቱ ኣምላክ ዝስኣኖ ነገር ዘየለ ክቡር ምስጋና ንዑዑተመስገን ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዘሐልኩም ፫
@ftawashenafi6928
@ftawashenafi6928 2 года назад
ካሳሁን ሓውና ብጣዕሚ የቐንየልና ናይ ኣቦና ዘውንጌ ል በረከቶም ይሕደረልና 🙏🙏🙏
@brawa4kokob
@brawa4kokob 2 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስምኤልና 💞🙏💞 ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ረድኤቶምን በርኸቶምን ይሕደረና 💞🙏💞
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 2 года назад
ብረከቶምን ጸሎቶምን ናይ አቦና ይሕደረና ብሃቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና አሜን አሜን አሜን
@selamtekie5477
@selamtekie5477 2 года назад
P
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትና ናይ ቅዱሳን አቦታትና ፆሎት በረከቶም ይሕደረና ንህዝብና ምሕረት ንህዝብናውን ሰላም ይልአከልና
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 2 года назад
እግዚኣብሔር ይመሥገን ክቡር መምህረይ ከመይ ቀኒኩም ጠፊእኩም ቀኒኩም ኣነዉን ለሚደ ሕልዉ ላበልኩ ቀንየ ናፊቁኒ ትምህርትኩም ጾሎቶም በረከቶም ኣይፈለየና ክቡር ኣቦና ክቡራት ኣቦታትና
@user-pw2zm9dh7i
@user-pw2zm9dh7i 2 года назад
በርኽቶም ይሕደርና ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ካብ ስደተ ተመልስና አብ ቦቱኡ ተርኽብና በርኽት ተኻፈልቲ ይግበርና👏👏👏
@user-og1rl6hb4e
@user-og1rl6hb4e 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህርና ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል በረከቶም ይሕደረና ፀሎቶም ኣይፈለየና✝️
@selamtekie5477
@selamtekie5477 2 года назад
B7
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና በረከቶም ናይ ኣቦና ቅዱስ ኣባ ዘወንጌል ይሕደረና 🤲🤲🤲✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏
@younussulaiman9832
@younussulaiman9832 2 года назад
አግዛቤሄር ይመስገ ጥዑም የስመዓና ነዚ ዘሎ ግዜ ጸሎቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና ሰላም የውርደልና መላአ ዓለም ኣሜን 😊🙏🙏🙏🙏🙏
@jemberamen9554
@jemberamen9554 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም መምህርና በረከቶም ይሕደረና ሃገርና ሰላም ይግበረልና❤
@asegedechligaba1137
@asegedechligaba1137 2 года назад
የባታችን ብርክታችው ዪደርብን የጽድቅን ምት በሰማዪ መንግሥትስማይት ነው ቃል ሂወት የሰማልን የገልግሎት ዘመንህንዩብዛልህ 🙏🙏🙏
@user-qx7hz2hk6u
@user-qx7hz2hk6u 2 года назад
የቅዱሳን አቦቶቻች በረከት ይደርብን ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሜን፫
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m 2 года назад
ኣቦና ዘወንጌል በረከቶም ምስኩላትና ይኩን👏👏👏👏👏
@akberethaile2320
@akberethaile2320 2 года назад
ጾሎት ጻድቃናት ኣቦታትና አይጋደፈና ኣገልገልቲ ከኣ በረከት ይሃብኩ ጎይታ ሰላሙን ፍቅሩን ይሃበና ሃገርናን ዓለምናን። ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና።
@Solomonchannel18
@Solomonchannel18 2 года назад
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና ክፈተልና ብልቢ ቃለ ሂወት የስመዓና 🙏🙏🙏 ኣደና ኣጸዶ ከምኡ ውን ገደማውያን ኣታትና ንስኩም ቀረባ እይኩም ናብ እግዚኣብሔር እሞ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ዘኩርኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@dnxndjhdy1400
@dnxndjhdy1400 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ክብራት አቦታትና
@raheltelnatkadelenerekifla2580
@raheltelnatkadelenerekifla2580 2 года назад
Bereketom yedlena abona
@senaitgebremedhin7460
@senaitgebremedhin7460 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡራን አቦታትና ናይ አቦና ቅዱስ አባ ዘ ወንጌል በረከቶም ይሕደረና .ከምኡውን ናይ አዴና አፀደ ማርያም በረከታ ይሕደረና .
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 года назад
በረከት ኣቦታትና ይሕደረና ንኣድና ዕድመን ጥዕናን ይኃብልና ሰላምን ፍቅርን የወረደልና ኣምላኽ እሰራኤል✝️🤲
@sohidbd1234
@sohidbd1234 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምዐና✝️✝️❤️❤️✝️✝️💖💖✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@lulawityemane6784
@lulawityemane6784 2 года назад
ናይ ብሓቂ ዝገርም እዩ፡ መንክር እግዚኣብሔር በላዕለ ቅዱሳኑ። ጸሎቶምን በረኸቶምን ቃል ኪዳኖምን ኣይጋደፈና ናይ ቅዱስ ኣባ ዘወንጌል፡ ናይ ዓፀደማርያም ውን ጸሎታን ምህለላኣን በረኸታን ኣይፈለየና። መምህር ካሳሁንውን ክብረት ይሃበልና ተባረኽ። ነዚ ክንሰምዕ ዝገበርካ።
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m 2 года назад
እንኳዕ ደሓን መፃካ መምህራችን ጠፊእካና ቃኒካ👏👏👏
@user-dy3ur1jn7w
@user-dy3ur1jn7w 2 года назад
ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌልን ቅዱሳን ኣቦታትናን በረኸት ረዲኤቶም ኣይፈለየና ሰላም የውርደልና ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ካሳሁን🙏💒💒💒✝️✝️✝️🙏🤲
@user-kx3jp3in9w
@user-kx3jp3in9w 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብራት ኣቦታትና ናይ ኣቦታትና በረከቶም ኣይፈለና ንሃገርና ሰላምን ፍቅርን ሓድነት ያውርደልና
@weyamlakeisrael1704
@weyamlakeisrael1704 2 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ካሳሁን ሓወይ በረኸት ናይ ቅዱሳንን ናይ ኣዴና ኣጸደ ኣይፈለየና ብምቅጻል ፍቃድ እንተኮይኑስ ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል ድምጺ እንተንሰምዖስ ደስ ምበለና
@mimomm9582
@mimomm9582 2 года назад
ብምንታይ ክትሰምዕ አብ መፅሓፍ ዝተፀሓፈ ኮ እዩ ዘሎ እቱ ናቶም ታሪክ ክናገሩ ዳአ አይፍቀድን ነይሩ መስለኒ ብሂወት እናሃለው
@henokhailu3095
@henokhailu3095 2 года назад
ሰላም ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት የስምዐልና አምላከ ቅዱሳን ምህረት የውርደልና ናይ ቅዱሳን በረከት ረድኤት ይህደረና ጎይታ ልቦና ይሀበና ንአፀደ አዴና አምላክ እድመን ጥእና ይሀበልና ናይ ቅዱሳን አቦታትና ታሪክ ክንሰምዕ ዝፈቀደ ጎይታ ክብርን ምስጋና ይኩን 🙏🙏🙏
@teklithagos5481
@teklithagos5481 2 года назад
እንቋዕብሰላም መጻካ ኩቡር መምህር ካሳሁን ሐወይ ናይ አቦታትና በረከት ይሕደረና ንዓካ እዉን ናታቶም ጸጋን በረከቶምን ይሕደረካ
@ggt620
@ggt620 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏 ሐውናን መምህርናን ካሳሁን ድማ በቲ እተቕርቦ መደባትካ ብጣዕሚ ሕጉሳት ኢና እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይኀበልና 🙏🙏🙏
@rutaeyob7584
@rutaeyob7584 2 года назад
ጻጋ በረከቱም ናይ አቡና አባ ዘወንጊል ንኩላትና ይሕደረ 🙏💒አሜን
@user-ni3jh5un6i
@user-ni3jh5un6i 2 года назад
ብሓቂ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህርና ኣቦታትና በረከት ኣባ ዘወንጌል ይሕደረና ናብ ሃገርና ብሰላም ተመሊስና ሓጥያትና ኣራጊፍና ናብቲ ቅዱስ ቤቶም ምስላም የብፀሐና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@okubugebrekidan491
@okubugebrekidan491 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኤልና መምህር ካሳሁን ኣቦታት ዝብሉና ዝነበሩ ኩሉ ንሰምዖን ንርኦን ኣለና ምሕረት ጥራይ ይለእኽልና ሉኡል ፈጣሪ
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 2 года назад
በረከቶም ይሕደረና ናአቦታትና አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@gebrihiwetgebremeskel9568
@gebrihiwetgebremeskel9568 2 года назад
ነዚ ድንቂ ቃል እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስማዕ ፈቃድ እግዚአብሔር እዩ እሞ ተመስገን ኣምላኽ 🙏🙏🙏.
@user-ly7sh6lt2h
@user-ly7sh6lt2h 2 года назад
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትን ይኩን ስድራ እግዚአብሔር ናይ አቦና በረከቶም አይፈለየና
@user-kf6fm2mr6z
@user-kf6fm2mr6z 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ቃላት ይሓፅረና ናይ እግዝኣብሔር ድንቂ ንምግላፅ
@berhanesolomon8915
@berhanesolomon8915 2 года назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ በረከትኩም ይክፈለና፡ ብሩካት ኣቦታት፡ ከሙ ውን መምህርናን ሓውናን ካሳሁን ነዚ በረከት ስለ ዘካፈልካና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ጥዕና ይሃብካ ዘመንካ ይባርክ
@mebrihat5349
@mebrihat5349 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ክቡራት ኣቦታትና
@zhraazhraa1794
@zhraazhraa1794 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ከቡራት አቦታት በረከተ ሪደእተ አይፈሉይን
@mussieeyasu7567
@mussieeyasu7567 Год назад
በረከትን ጸጋን ኣቦታታ ኣይፈለየና ✝️💒✝️💒✝️💒🤲🤲🤲🙏🙏🙏 ቃለሂወት የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡፡
@ZahraZahra-qb3td
@ZahraZahra-qb3td 2 года назад
አሜን፫ በረከት አባታትና ይሕደረና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ያብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አባታትና አሜን አሜን አሜን
@yaredmokanint9257
@yaredmokanint9257 2 года назад
Egziabher yimesgen. Berekotomin tselomn nay aba zewengel mis kudusan ahwatom misay mis wedey mis kulom sidray mis fetewtey yhider amen 🙏💖❤amen 🙏amen 🙏.
@amanuelteklu6884
@amanuelteklu6884 2 года назад
ሰላም ንዓኻ ከሳሁን ሐወይ ስለ ኣቲ ክሉ ሰናይ ትምህርትኻ ኣምላኽ ኣቦይ ጸግኡ የብዝሓልካ ንዓና ክአ ድሰምዐ ኣዝንን ደስተዉዓል ልቦና ይሃበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤🙏❤🙏❤🙏
@zainabz6535
@zainabz6535 2 года назад
አሜን አሜን ቃል ህውት ያሰመዕና ናይ አባና መርክት ይሐድርና
@eden9876
@eden9876 2 года назад
እንኳዕ ደሓን መፃኹም 💒
@zemetuyosef7741
@zemetuyosef7741 2 года назад
በረከት አቦታትና ይሕደረና አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ካሳሁን ሓውና ብጣዕሚ የቐንየልና ናይ ኣቦና ዘውንጌ ል በረከቶም ይሕደረልና::
@user-cl1le5gq6e
@user-cl1le5gq6e 2 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦታትና ናይ ኣቦና ኣባ ዘንጌል በረከት ይሕደረና
@MK-rg1og
@MK-rg1og 2 года назад
አምላክ በረከት ናይ ኣቡነ ኣባ ዘወንጌል ጸሎት ናይ ኩሎም ቅድሳን ኣይፈለየና
@wintam8319
@wintam8319 2 года назад
ቅድም ምዕራፎም ከይደ ነይረ ኣምላክ ይመስገን ኣባ እፊሬም እውን ነይሮም🙏
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 2 года назад
እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ዘስማዓና በሓቂ ዘደንቅ እዩ እግዚኣብሔር ንሃገርና ንምድረ ኣግኣዚት ሰላም የውርደልና ናይ ኣቦና በረኸት ውን ምስኩላና ይኹን
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 2 года назад
Amen. Tsolo kidusan abotatna, tselot aba Zewengel ayfeleyena. Qual hiwot yesmaalna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@user-hx4uc3pv2d
@user-hx4uc3pv2d 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካም አብ ፀሎትኩም ይዘኩሩና ንዓና ደቁኩም ናይ አቦና አባዘውንጌል በረከቶምን ጸሎቶምን አይፈለየና አሜን ፫
@Trichytb
@Trichytb 2 года назад
ተመስገን ተመስገን ተመስገን ኣምላከ እዚ ዘራኣካና መምህረይ ካኣ የቅንየልና
@user-qd6cl5yx9r
@user-qd6cl5yx9r 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና በርከቶም ይሕደረና ናይ ኣባ ዘወንጌል
@eteneshweldemariam5919
@eteneshweldemariam5919 2 года назад
አቦታትና በረከትኩም ይህደረና አቦና በረከትን ፀጋን ይህደረልና ንአዴናን ንሓፍትናን ድማ በረከትኪ ይብፅሃና ክብርቲ ሓፍትናን አዴናን
@user-dx7tu1vc1g
@user-dx7tu1vc1g 10 месяцев назад
ምህረቱ የውርደልናኣምላክ ያኪል በረከቶም ኣይፈለየና
@amanuel5687
@amanuel5687 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና መምህርና እግዚአቢሄር ያክብረልና ይባርከልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን በረከትን አብዚሑ ይሀበልናን ናይ ቁዱሳን አቦታትና በረከት ይሕደረና አብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ወልድ አማኒአረል🙏🙏🙏
@berhe4910
@berhe4910 2 года назад
ነቦታትና ቃለ ሂወት ያስመዓልና መንግስተ ሰማያት ያውርሰልና ናይ አገልግሎት ዘመኖም እግዚአብሔር ያንወሓልና አሜን ።
@user-my7tq4yn3e
@user-my7tq4yn3e 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ቃለሂወት የስምዓልና ናይ ቅዱሳን በረከት ረድኤት ይሕደረና አሜን እግዚአብሔር ሰላሙ ይሃበና። ትክክል እዩ ዝብሃልን ዘይብሃልን አይትጠይቁዋ
@senaittesfaye6461
@senaittesfaye6461 8 месяцев назад
አባታችን በረከታችዉ የደረበን ቃላህዉትን ያስማልን❤
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 года назад
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ክቡር መምህረይ ቃለ ህወት የስመዐልና በረከት ናይ ኣባ ዘወገልን ናይ ኣቦታት ምስ ኩልና ይህደር
@tgtsadiktgsadikk3182
@tgtsadiktgsadikk3182 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትና በረኸትኩም ይሕደረና ። ፀሎቶምን ፀጎኦምን ናይ አቦና አባ ዘወንጌል ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይሕደር 🙏🙏🙏
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 2 года назад
ጾሎቶም በረከቶም ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-fp4ox8fn4d
@user-fp4ox8fn4d 2 года назад
ደስ ክብል በእውነት ናይ ኣባ ዘወንጌል በረከት ፆሎት ይብፅሐና ናይ ኩሎም ኣቦታትና በረከት ይሕደረና መምህርና ውን ፀጋኡ የብዝሐልካ እግዝአብሄር ይሃብካ
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ይኩነልና ይግበረልና ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር አቦና በረከቶም ይሕደረና ፆሎት ቁዱስን አይፈለየና ተመስገን ስል ኩሉ ነገር✝️📚🙏🙏🙏
@nunichbins8346
@nunichbins8346 2 года назад
Amen qal hiwet yesmealna nabotatna bereketn xegan nay aba Zewengel ms kulatna ykun.
@temesgenamlakey7998
@temesgenamlakey7998 2 года назад
Bereket nay ab zewengel ayfeleyena 🤲🤲🤲 amen.
@user-pu9tx8vy7x
@user-pu9tx8vy7x 2 года назад
ነይ ፀደቅ ኣቦና ዜወንጌል ብርክቶም ይሕድርን🤲🤲🤲 ተመስገን
@kbromhabtemariam5426
@kbromhabtemariam5426 2 года назад
Amien amien amien 🙏🏼kale hiwet yesmealna 🙏🏼kuburat abotatna bereketom amaladnetom ayfeleyena luel egizabhier ykber ymesgen
@senaittesfaye6461
@senaittesfaye6461 8 месяцев назад
ቃላህዉትን ያስማልን አባ ኤፈርም❤
@user-yi7vn7kt3u
@user-yi7vn7kt3u 2 года назад
በረከትን ፀጋን ናይ ኣቦታትና ኣይፈለየና🙏🙏🙏
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 Год назад
አዋይይይ ቅድስና ጸሎይኩም ኣቦታተይ ይርድኣኒ ኣቦየ በረከትኩም ኣይፈለየና 🙏🙏🙏
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 2 года назад
Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak agelglot zemenkum yibark, ayne libonana yikfetelna, selam yewrdelna, Amen.
@yordanostukuabo4542
@yordanostukuabo4542 2 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna bereketom yehidirelna xolot kudusan ayfeleyena
@maazamahray4407
@maazamahray4407 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌹
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 2 года назад
እንቋዕ ድሓን መጻእካ ካሳሁን ሃውና ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏⛪✝️❤️
@brhane90
@brhane90 2 года назад
እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ይመስገን፡ነዚ ምስክርነት ክንሰምዕ ዘብቃዓና ኣሜን(3)፡መምህር ካሳሁን ሓውና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካን ይሃበናን ኣሜን(3)
@user-jf3ri3nn8s
@user-jf3ri3nn8s 2 года назад
በረኸትኩምን ረድኣትኩምን ናይ ኩቡራት ኣቦታትና ይሕደረና 👏
@wintam8319
@wintam8319 2 года назад
ቃለ ህወት የስዐልና በረከት ኣባ ዜወንጌል ይሕደረልና 🙏🙏🙏
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 года назад
አሜን እግዚአብሔር አሞለኽና ይክበር ይመስገን በረከት ናይ ቅዱስ አቦና ዘወንጌልን ፡ናይ አቦታትና ምስ ኩላትና ህዝብ ክርስቲያን ይሕደረና ፡ ናይ ክብርትኢ ሓብትና አጸደ እግዚአብሔር አሞለኽና ዕድመን ጥዕናን ይሃበኪ ፡አብ ጸሎትኪ ዘኪርኒ ዝሓብተይ ፡ ፍቅርን ስላምን ይውርድልና አምላኽ እስራኤል ፡ ክብር ሓውናኣ ናይ አገሊግሎት ዘመንካ እግዚአብሔ ይባርኽ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ እግዚአብሔር አሞለኽ ይባርካአ 💒✝️🙏🏾💞🕊️
@tesfagaberande9878
@tesfagaberande9878 2 года назад
ብጸሎቶም ይደግፍና ኣባ ዘወንጀል ብረኮቶም ኣይ ፈለየና
@user-kg8dw3ut4x
@user-kg8dw3ut4x 2 года назад
እንኳዕ በሰላም ምፅኩም 👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲😍😍😍😍💝💝ሰላም ል ትግራይ ዓደይ 🤲🤲🤲🤲👏👏👏😍😍💝💝
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 2 года назад
ሠላም ንኹሉ ዓለም
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 2 года назад
ሰላም መምህረይ ከምኡ እውን ተከታተልቲ እቲ ልዑል እግዚአብሔር ሰላም የውርደልና ፈጣሪ ፀሎትን በለከትን ናይ አቦና አባዘወንጌልን ናይ ቅዱሳንን ጻድቃንን በረከት ናይ አዴና አፀደም ምስ ኹልና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን አሜን አሜን አሜን ✝️🙏👏🕊
@samibrhanes7
@samibrhanes7 2 года назад
Amen (🙏) egzabiher amlak xegue yebzhu 💙!!Bereketom ayfeleyena!💙
@mabrhitberhe7846
@mabrhitberhe7846 2 года назад
ኣቲ ማማ ኣፀደየ ኣበይ እየ ዝረኽበኪ ባርኽኒ እንዶ ሓጥያተይ በዚሑ ከቢዱኒ
@thomasteklit6911
@thomasteklit6911 2 года назад
Wela neqya bejaki
@hermonmuhamedsuraj9729
@hermonmuhamedsuraj9729 2 года назад
አግዚኣብሄር ናይ ኣቦና ኣባ ዘወንጌል በረኸት የሕድረልና
@selamgotiom4300
@selamgotiom4300 2 года назад
በረክት ኣበታትና ኣይፈለያና ጸላትኩም ኣያፍለየና 🙏🙏🙏
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 2 года назад
Kemeyi egzabiher adilikum eyou. Egzabiher mssakatkum yikun hizbitat Tigrayn Eritrean. Kibur gigna geganu wedi meninetna tsega egzabiher zimelaka Kassahun. Egzabiher miss kullatna yikun amen
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዕልና በረከት ናይ ኣበና ኣባ ዘወንጀል ይሕደረና
@user-rb1vu9bb8b
@user-rb1vu9bb8b 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ቅዱሳን ኣቦታትናን በረከቶም ይሕደረና
@user-dx7tu1vc1g
@user-dx7tu1vc1g 10 месяцев назад
ምህረቱ የውርደልናኣምላክ ያኪል በረከቶም ኣይፈለየና 50:08 50:18 50:19 ❤❤❤❤❤❤
@mesi8065
@mesi8065 2 года назад
በአውነት በረከታቸው ይደረብን አህታችን ረጅም ዕድሜ ጤና ይሰጥልን
Далее
La Tierra Robó El Anillo De Saturno #planetballs
00:14