Тёмный

ምስ ሰባት ክንዛራረብ ኮለና ከነተግብረን ዘለና 6 ኣገደስቲ ነጥብታት (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation)  

Lbona media
Подписаться 11 тыс.
Просмотров 15 тыс.
50% 1

ምስ ሰባት ክትዛራረብ ኮለኻ ከተትግብሮም ዘለካ 6 ኣገደስቲ ነጥብታት /6 Habits of good listeners (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) #lbonamedia
ብቐዳምነት ግና ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ።
እዛ ቭድዮ ማለት ምስ ሰባት ክትዛራረብ ኮለኻ ከተትግብሮም ዘለካ 6 ኣገደስቲ ነጥብታት /6 Habits of good listeners (Tigrigna motivation ) ኣብ ህይወትኩም ገለ ኣበርክቶ ክህልዋ ድማ ተስፋ ይገብር።
ልቦና መድያ (lbona media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣናቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ክቕይሩሉ ዝኽእሉ ዕድላት ምፍጣርን ምሕጋዝን እዩ። መቸም ኩላትና ዘዘለናዮ ገጻት ህይወት ውጽእት ኣብ ልዕሊ ገዛእ ርእስና፡ነገራትን ሰባትን ዘለና ኣመላኻኽታ እዩ። እንተዳኣ ኣብ ገዛእ ርእስና፡ ሰባትን ነገራት ኣወንታዊ ኣመላኻኽታ ኣማዕብልና ነቲ ንሓልሞን እንምነዮን ክንረኽቦ ቀረባ እዩ። ቁኑዕ ኣታሓሳስባ እንተ ወንና ዓወትን፡ሓጎስን ጥዕናን ድማ ባዕላቶም ናብ ህይወትና ክሳሓቡ እዮም። እንተዳኣ ብኣልታዊ ኣታሓሳስባ ተዓብልልና ግና ውድቀት፣ ሕማም፣ ተስፋ ምቑራጽ፣ ድኽነት፣ ኮታስ ሐሕማቕ ጥራሕ እዩ ኣብ ህይወትና ዘጋጥመና።
ሰለዚ ልቦና መዲያ(lbona) ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር እዩ። ኣነ እምነተይ ናይ ሓባር ዕብየት፣ ናይ ሓባር ዓወት ፣ ናይ ሓባር ሓጎስ እዩ ። ሰለዚ ተታሓሕዝና ክንዓቢ ፣ክንሕጎስ፣ ክንዕወት እዩ ድልየተይ እሞ ኩላትና ተማላልእና ንቕድምት ንጓዓዝ። ኣነ ብወገነይ ናይ በይነይ ሓጎስ ሙሉእ ሓጎስ ኣይኮነን፣ ናይበይነይ ዓወት፣ ሙሉእ ዓወት ኣይኮነን፣ ናይ በይነይ ዕብየት፣ ሙሉእ ዕብየይ ኣይኮነን ዝብል ርድእት እዩ ዘለኒ። ሰለዚ ዕላማይን ድልየተይን በቲ ዘለኒ ዓቕሚ ንየሕዋተይን ሕብረተሰበይን ገለ ኣበርክቶ ክገብር ኣለኒ ዝብል እምነት እዩ ነዛ ቻነል ክጅምራ ዝደረኸኒ። ከም ሰብ ኣብ ስርሐይ ገለ ገለ ጌጋታት ክፍጽም ይኽእል እየ እሞ ክትርድእሎይ ኣቐድመ ክሕብረኩም ይፈቱ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)

Опубликовано:

 

9 авг 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 84   
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ንኹልኹም ሳብስክራይብ ዝገበርኩምን ብቐጻሊ ተባራትዑኒ ዘለኹም ተኻታተልተይ ካብ ልቢ እንዳኣመስገንኩ፡እግዝኣብሄር ኣብ ህይወትኩም ሰሰናዩ ክህበኩም ካብ ልቢ ይምነ። ክብረት ይሃበለይ። I would like to thank you all my supporters and subscribers and I wish you all the best in the name of God. ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹
@staycool.3476
@staycool.3476 Год назад
ትምህርትኻ ጽቡቕ ድምጽኻ ንኽትሰምዖ ደስ ዝብል
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
የቐንየለይ ክብረት ይሃብካ ፡ስለተገዳስነትካን ሃናጺ ርእቶኻን ደግመ የመስግን❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏
@hgf6568
@hgf6568 Год назад
ብሓቂ ፅብቅ ትምህርቲ ክብር ሓውይ
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@brhanetekle7659
@brhanetekle7659 Год назад
የቀንየልና
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
You are welcome my dear
@user-ln9qf5ph1c
@user-ln9qf5ph1c Месяц назад
Thank you so Much kubur haw
@lbonamedia
@lbonamedia Месяц назад
ክብረት ይሃበለይ ሰመረ ሓወይ❤❤❤
@TirhesNegasiHaileab
@TirhesNegasiHaileab 26 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hddg6801
@hddg6801 5 месяцев назад
ናይ ባሓቂ ደሰ ዝብል ቲ /ት ❤❤🎉🎉🎉
@siemmedia
@siemmedia Год назад
ጎበዝ
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you very much Siem
@samuelhagos2945
@samuelhagos2945 Год назад
ዋውው ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣብ ልብና የሕድሮ
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ኣሜን ሳምኤል ሓወይ። ክብረት ይሃበለይ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹
@user-el4sw7ho9d
@user-el4sw7ho9d 3 месяца назад
Nayss
@kidanenwatu598
@kidanenwatu598 Месяц назад
Nice ❤
@HienokFiseha
@HienokFiseha 2 месяца назад
Thanks brother
@merihsolomon9958
@merihsolomon9958 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z 7 месяцев назад
ቃለህወት ያስመዐልና🎉❤
@loriskristo4635
@loriskristo4635 10 месяцев назад
በሓቂ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ
@usren7
@usren7 9 месяцев назад
❤❤❤
@lbonamedia
@lbonamedia 9 месяцев назад
Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️
@neguGebre-dg1nx
@neguGebre-dg1nx 7 месяцев назад
💕💕💕💕
@akberetyobel7383
@akberetyobel7383 Год назад
Keberte yehabena
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ኣነ ውን ኣዝየ የመስግን
@kisanetokube6796
@kisanetokube6796 Год назад
Tanks
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
You are welcome my dear sister. I appreciate your comments. ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹
@NatuTemie-wm9sc
@NatuTemie-wm9sc 8 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና ሓውና
@user-pm2ul5pg1r
@user-pm2ul5pg1r Год назад
ብሓቂ ደስ ዝብል ምክሪ ክብረት ይሃበልና❤🥰
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ክብረት ይሃበለይ ሓፍተይ ናተይ ❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 8 месяцев назад
Nemesgnka Egzabher yhabel 💙💚💛💜💙💚💛💜💙💚💛💜💙💚💛💜💙💚💛
@lbonamedia
@lbonamedia 8 месяцев назад
Amen Thank you so much ❤️❤️❤️❤️❤️
@awetmussa8347
@awetmussa8347 Год назад
btami teqami mkri eyu qexlo bro
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you Awet ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@simonweldit
@simonweldit 7 месяцев назад
Bteami bluts tmhrti
@meriheylslse4791
@meriheylslse4791 Год назад
ብልቢ እየ ዘመስግን ዝሓወይ ናትካ ቭድዮ ክሰምዕ ከለኩ ኣእምሮይ ይህደስየቀንየና ኣምላክ ፀጋበረከቱ የብዝሐልካ
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi Год назад
👌👌👌
@user-pl1rc7qz3h
@user-pl1rc7qz3h Год назад
ናይ ብሓቂ ዝድነቅ ትምህርትን ሓሳብን እዩ ሞ ኣምላኽ ይባርካ ኩቡር ሓውና
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️
@naod7542
@naod7542 Год назад
Thanks me
@zaidmossa7109
@zaidmossa7109 Год назад
ብጣዕም ጥዑምን ሓቅን እዩ ዘሓወይ። ክንተግብሮ የኽእለና። አምላክ ይባርካ!
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ኣሜን ስለተገዳስነትክን ሃናጺ ርእቶኽን ካብ ልቢ የመስግነኪ ክብረት ይሃበለይ። ኣምላኽ ይባርኪ ዛይድ ሓፍተይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Год назад
Thank you Tebarek👍
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ኣሜን ገነት ሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@jeromehatake745
@jeromehatake745 Год назад
Well dane brther Amilke you bareka God bless 🙌
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Amen thank you very much brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍
@senaitmebrahtom961
@senaitmebrahtom961 Год назад
Thanks you so mach tesfiye hawuna 👍💪💪💪💪
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
You are welcome my dear sister Senait ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 Год назад
ጽቡቕ ምኽሪ
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you very much my lovely brother Habtom❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍
@selamdawit8323
@selamdawit8323 Год назад
Thanks bro
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
You are welcome my dear sister ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@Akberet12
@Akberet12 Год назад
Thank you simple and clear
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@tekestemlisha6474
@tekestemlisha6474 Год назад
የቀንየልና ሓውና መምሃራይን ሃናፃይን ንዝኾነ ትምህርትኻ የቀንየልና
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓው
@abadittesfamichael
@abadittesfamichael Месяц назад
bhaki xubuq tmrtiy Tesfu abi hawey😊
@lbonamedia
@lbonamedia Месяц назад
ክብረት ይሃበለይ ኣባድት ሓፍተይ ❤❤❤
@asmawitmehari2100
@asmawitmehari2100 Год назад
Very Interesting, thank you my dear 👍
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you very much. I appreciate your encouragement ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@davidyared7857
@davidyared7857 Год назад
Waaw yekenyelna subcribe gere aleku
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you David ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@onlyposetive7488
@onlyposetive7488 Год назад
Wetru kab megbi🥞🥗 temeraxi "Qalat "👍🙏Tesfie haweyyy. Thanks more my Lovleyyy Brother L.G Mehari💕🖐😊
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
Thank you very much Mehari ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍
@onlyposetive7488
@onlyposetive7488 Год назад
You are welcome Tesfie💞
@genigebre2752
@genigebre2752 Год назад
ከምቲ ልሙድ ናይ ሎሚ እውን ኣገዳሲ ዝኮነ ምክር እዩ
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ስለ ተገደስነትክን ሃናጺ ርእቶኽን ካብ ልቢ የመስግን ክብረት ይሃበለይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍
@user-kk6rj3oy4e
@user-kk6rj3oy4e Год назад
ከም ኩሉ ግዜ ቡሉፁን ፅፉፉን ሓሳብ 👌❤ ከምዝይ ዓይነት ትምህርቲ ብተመስጦ ደስ እናበለኒ የዳምፆ ኣዳሚፀ ምስ ወዳእኩ ታይ ከም ዝተብሃለ ኩሉ ይርስዖ በቃ 💔😥ይሰምዕ እምበር ኣይሕዝን ረሳዒት እየ
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ዝኸበርኪ ለምለም ጓል ትግራይ ብቐዳምነት ሰላምን ዝጥዕናን ይምነየልኪ ብምቕጻል ሓንቲ ነገር ከተወግድያ ዘለኪ ክሕብረኪ ። ኣነ ረሳዕት እየ፡ኣነ ሕማቕ እየ።ኣነ ክልወጥ ኣይክእልን እየ፡ኣነ ክዕወት ኣይክእልን እየ ወዘተ ዝብሉ ሕሳባት ፈጽምኪ ኣይትጠቐምሎም፡ከምኡ ምባል መልስኪ እኺ ናብ ዝኸፈኤ ኣንፈት ከተምርሒ። ኣነ ንፍዕቲ እየ፡ ናይ ምዝካር ዓቕመይ ጽቡቕ እዩ፡ ኣነ ክዕወት እየ ወዘት እንዳበልኪ ምስ ነብስክን ሰባትን ብቐጻሊ ተዛረቢ እሞ ኣደናቒ ለውጢ ኣን ህይወትኪ ክትዕዘቢ እኺ።
@user-kk6rj3oy4e
@user-kk6rj3oy4e Год назад
@@lbonamedia ሰለቲ ፅቡቅ ምክርካ ካብ ልቢ የመስግን ንክተግብሮ ድማ ኣምላክ ይሓግዚኒ
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ሰላም ለምለም፣ ቋንቛ እንግልዝ ትኽእሊ እንተኾንኪ መጽሓፍ ምዕዳግ ኣይድልየክን እዩ። pdf download ክትገብርዮ ትኽእሊ እኺ።
@user-kk6rj3oy4e
@user-kk6rj3oy4e Год назад
@@lbonamedia ኢንግሊዝ ኣይክእል ትምህቲ 7ይ ክፍሊ እየ ኣቋሪፀ ትግርኛ ወይ ኣምሓርኛ ዝወርድ ተዝረክብ ደስ ምበለኒ ካብ ልቢ እናመስገንኩ እየ ❤🙏
@semerearaya7302
@semerearaya7302 Год назад
Merhaba Wedi Knfe
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ሰላም ሰላም ሰመረ ብርሃን ገጹ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍
@akberetzeray1702
@akberetzeray1702 Год назад
Go a head my king.yekenyelna fetari ab lbna yehidro.
@YoresYores
@YoresYores Месяц назад
አዥዩ, እገዳሲ ትምህርቲ፡ እዩ፡ ቀጽሎ
@akberetyobel7383
@akberetyobel7383 Год назад
በቲ እተምጽኣልና ስነ ሓሳብ ብጣዕሚ ዘመስግነካ ኣነ ክሓተካ ደልያ ዝለኩ እንታይ ዓይነት መሕፋ ትውከስ ውይ ትንብብቦ መጽሕፍቲ ንገኒ ናይ ውልቃዊ ዕበት ክፍደንስ
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ሰላም ናዓኺ ይኹን ዝኸበርኪ ኣኽበረት ብመጀመርታ ኣብ ህይወትኪ ሰሰናዩ እንዳተመነኹ ስለ ተገዳስነትክን ምትብባዕኽን ካየመስገንኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን። ናብቲ ዘልዓልክዮ ኣገዳሲ ሕቶኺ ክምለስ። ኣነ ዝውከሰሎምን ዘንብቦም ዝተፈላለዩ መጽሓፍቲ ብቋንቛን እንግልዝ ኮይኖም ንኣብነት you can win,the magic of thinking big,success through positive mental attiude,think and growth rich,bibel ከምኡ ውን ካልኦት መጽሓፍቲ። ንሕቶኺ መልሰያ ክኸውን ተስፋ ይገብር።❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@akberetyobel7383
@akberetyobel7383 Год назад
ናታካ ኣግልግለት 100% ሰርቪስ ናይ ሓቂ ጽፍፍን ሉኡም ኢዮም ካብ ልቢ ከምስግንካ ይፈቱ ሓውይ እዚኤን ዝበልካን መጽሕፍ ክድን ክግዝነ ኤየ።
@lbonamedia
@lbonamedia Год назад
ሰላም ኣኽበረት፣ ቋንቛ እንግልዝ ትኽእሊ እንተኾንኪ መጽሓፍ ምዕዳግ ኣይድልየክን እዩ። pdf download ክትገብርዮ ትኽእሊ እኺ።
@akberetyobel7383
@akberetyobel7383 Год назад
@@lbonamedia ቖንቆን እንግሊዝ ይክእል ኢየ እሞ ኣብ ጎጉል ፕድኤፍ ዳውልሎ ክግብሮ ስለ'ቲ ትግድስካ መልስ ዝስካለይ ካብ ብልቢ ይመስግነካ (እንዳወስ'ካ ንበር ዝሓውይ ።
@inevergiveup9428
@inevergiveup9428 11 месяцев назад
Bruk eka emo berket yeselka, kendey temhire kabak kibur seb
@lbonamedia
@lbonamedia 10 месяцев назад
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ
Далее
Сколько метров чернил в ручке?
16:35
Ручка из шланга, лайфхак
00:11
Просмотров 16 тыс.
ካብ ኢሎን ማስክ እንታይ ንመሃር?
24:28
ያኣኪላ -- ንኣአምሮና
14:47
Просмотров 71 тыс.
7 ባህርያት ዕውታት ሰባት
13:19
Просмотров 90 тыс.
Сколько метров чернил в ручке?
16:35