Тёмный

ሰበር፡ ጉጅለ ተቓሊዑ | ጉባኤ ዝፈርሕ ተፈሊጡ | ብለይቲ ህወሓት ንምፍራስ ይስራሕ ኣሎ! 

DAAMAT SHOW ደኣማት
Подписаться 69 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

23 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 78   
@zanaizanaii4821
@zanaizanaii4821 2 месяца назад
ጅጋኑ ደቂ ህዝቢ አጆኹም ህዝቢ ትግራይ አብ ጎንኩም ኢና ዘለና 💛❤💛❤💛❤💊💊💊✊✊✊
@gebrelibanoswrufael
@gebrelibanoswrufael 2 месяца назад
Zerukum yebarek!!!anabs!!
@TheMan-sq8zf
@TheMan-sq8zf 2 месяца назад
አቱም ሰባት አብዚ ዘመን ዚሲ አሞኻዓ እዝኹሉ ዕሸላት ብሕማቅ አመራርሐ ተወዲኦምስ አንደገና ካድረታ ህወሕት እትድኽመትና ንምንታይ ህዝቢ ፈለጦ ኢልኻስ ዐጀውጀው ጌጋእዩ ብሱሩውን ዘተፈለየ አተሐሳስባ ብኻልኦት ክቀርብ ከሎ ንምንታይ ጉጅለ'ባንዳ 'ብለፅግና ይባሃል እዚ ጌጋእዩ ።እቲዝነበረ አካይዳ አውዲቅና ኢዩ ወይብሐድሽ አተሐሳስባ ተኩኡ
@HTT6892
@HTT6892 2 месяца назад
አየንኡ እዪ ሓዱሽ ኣተሓሳስባ?
@HTT6892
@HTT6892 2 месяца назад
ምስ ኣብይ ኣሕመድ ምሹርሟጥ ዲያ?
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 2 месяца назад
❤❤❤መድሓኒት እዋይ እካዕ ተወለድኹም ሰብ ኣለና ባሓቂ ተስፋ ኣለና 🎉🎉🎉🎉
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 2 месяца назад
ኣየኹም ናይና ኣየኹም ጀጋኑና🎉🎉🎉
@kunama1170
@kunama1170 2 месяца назад
ንዞም ደቂ ህዝቢ ካድረታትን መራሕትን በርትዑ በልዎም።
@user-AGG
@user-AGG 2 месяца назад
ህዝቢ ሰላም እምበር ብዛዕባ ህወሓት ጉባኤ ዘልዕሎ ነገር የለን::
@user-AGG
@user-AGG 2 месяца назад
ክልተ ጉጅለ እዮም ዘለዉ:: ሓደ ኣብ ህወሓት ቤ/ፅሕፈት ካልኣይ ኣብ ግምት::
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 2 месяца назад
ፈጣሪ ይሓልኹም ኣሜን ጥንቃቄ ግበሩ ሃየ
@isurafelkif
@isurafelkif 2 месяца назад
አ አበባ መቀለ ዝሳፈፍ ዘሎ ብኦሆዴድ ብቢሊዮን ፈንድ ተገይርሉ ዝሰር ማኣድናትን አፂን ወዲ ሐፂን ዝሰርቅ TDF ታይ ይገብር ብእፃ ህዝቢ ሰለዝቃርብ ማአድናት ሐፂን አ አበባ መቀለ ብኦሆዴድ ዝልአአክ ዘሎ አሰሩ ላብ ሕጊ የቅርበልና
@kudurkudur-m3y
@kudurkudur-m3y 2 месяца назад
ሕዋሓት ንጥፋኣት ንህልቅት ንስደት መንእሰይ ንብረት ህዚብ ዘዉዱሙ ጉጂለ ገብረ ፅዮን ኣለም ገረዋህዲ ገታቸዉ ኣሰፋ ሞጆሩኖ መገዲ ጥፋኣት እዩ ኣታጉሩዕ ሰራቅት
@GetahunGadaGetahunGada
@GetahunGadaGetahunGada 2 месяца назад
ኣቀዲምና ህወሓት ክነፍርስ ተፀበዩና ይብሉ ኣለው እቶም ዝበስበሱ ፅግዕተኛታት፡፡
@getachewdesta1433
@getachewdesta1433 2 месяца назад
Getachew bada bltsegna hashker arbiy
@isurafelkif
@isurafelkif 2 месяца назад
ብትክክል ልጌታቸው ረዳን ጉጁሉኡን በኦሆዴድ ብቢሊዮን ተውሒብዋ ትግራይ አብ 3 ክልል ክኻፍል ዝሰርህ ዘሎ በረቂን በአንሽትን ተሸይጣ አላ ህዝበይ አሰተውእል
@GslaseKebedee
@GslaseKebedee 2 месяца назад
ዕላማኹም ተረዲኡና እዩ ውዱብ ነድሕንበር ህዝቢ ነድሕን አይኮነን ካድረን መሻርኹቱን ከይጠፍእዶ ህዝቢ ትግራይ ክጠፍእ ህዝቢማ ክቲጠፍኡሉ የፃልትሎ።
@WerkleulNegash
@WerkleulNegash 2 месяца назад
ሕቶ ኣለኒ ኻድረ ማለት እንታይ ማለት እዩ ?
@kingjo7100
@kingjo7100 2 месяца назад
ባርያ ማለት እዩ
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 2 месяца назад
Neta widib tegediso ( zidigifa) meglezsi zihib 💛🙋🏽‍♀️♥️
@yeheyesteklu4652
@yeheyesteklu4652 2 месяца назад
ህወሓት ኣኼባታት ጉባኤታት ይገብሩ ንህዝቢ ትግራይ እንታይ ኣምጺኦምሉ ???? ብኔትዎርክ ተኣሳሲርኩም ህዝቢ ኣሳቒኹምዎ በስቢስና ስትራተጂካዊ መሪሕነት የብልናን እናበልኩምስ ኣብ ስልጣን ክሳብ ሐዚ እኒአኹም።ንህዝቢ ዕድል ሃብዎ እሞ ዘማሓድሮ ባዕሉ ይምረጽ ኣፈ ጨለ ምዄን ይኣክል
@KledatKedatKedat
@KledatKedatKedat 2 месяца назад
ካብ እንዳ ሕውሓት ለውጢ ክመፅእ ዘይሕሰብ እዩ እዚኣቶሞ ስለ ውዱብ ተጨኒቆሞ ስለ እቲ ከርተት ዝብል ዘሎ ህዝብና ጉዳዮሞ አይኮነን
@HailekirosAssefa-k8e
@HailekirosAssefa-k8e 2 месяца назад
ካድረ ኣይኮነን ዶ ህዝብና ናብ . ሓዊ ዘእተወ መንከ እዩ ካድረ ናይውድብ አምበር ናይህዝቢ ወኪል ዝገበሮ... ኣድረ ድ አ ንኸብዱ እምበር ንህዝቡን ንዳድንዶ ይጭንቖ እዩ.... ባሉ ቨስ በላዕለዕ ፀላዕላዕ በሉ
@kingjo7100
@kingjo7100 2 месяца назад
ካሕዳማት መረፃ መረፃ ኢልኩም ብደምን መስዋእትን ህዝብናን ኣሕዋትናን ሸቂጥቁም እቲ ዝጠፍአ ህዝብን ዝወረደ መከራን ስለዘየርከዐኩም ተመሊስኩም ጉባኤ ዶ መንደፍዶ ትብሉ ኣለኩም ቁሩብ ካ ትሓፍሩዶ እቲ ጨካንን ከሓድን ነዉራምን መንገድኩም ንምቅፃል ን እቲ ተሪፉ ዘሎ ህዝብና ንምዉዳእን ተመሊስኹም ላዕልን ታሕትን ምባል ጀሚርኩም ....ተጌርኩማ ህዝብና ክጉዳእ እዩ እንበር ሞትኩም ሞት ከልቢ እዩ ክከዉን☝️
@GebreslasieGebretsadik-e6f
@GebreslasieGebretsadik-e6f 2 месяца назад
@SolomonGidey-p1v
@SolomonGidey-p1v 2 месяца назад
ውድብ ምድሃን ድዩ ወንበር ምድሃን
@tesfa20052
@tesfa20052 2 месяца назад
ቀደም ቀደምስ ዕሉል ባንዳ ይባሃል ነይሩ ሎሚለ ዕሉል ካድረ መፅኡና ናይ ኣለም ገ/ዋሂድ ውፅኢት እዩ
@BerhaneWeldegebrial
@BerhaneWeldegebrial 2 месяца назад
ኣብ ትግራይ ማዓዝ እዩ ናይ ባዕልኹም ሓሳብ ክትዛረቡ?
@ForoIngal
@ForoIngal 2 месяца назад
አብ ትግራይ ህዝቢ ዘደናግራ ትግርኛ ዝዛረባ ኢሳት ተፈጥረን አለዋ
@abrahatsadik652
@abrahatsadik652 2 месяца назад
ህወሓት 27 ዓመት ስልጣን ሕዙ እንታይ ጠቂሙና እዩ? መሊሱ ናብ ስልጣን ዘይሕሰብ እዩ. እዚ ገበነኛ ዓልየታው ጉጅለ ክብተን ጥራሕ እዩ ዘለዎ.
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 2 месяца назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@FjvVbh
@FjvVbh 2 месяца назад
❤❤❤❤❤🌹🥰💞
@mekonenkidanemariam7374
@mekonenkidanemariam7374 2 месяца назад
Long Life TPLF ❤❤❤
@welayAregawi
@welayAregawi 2 месяца назад
ቱሉቱላት ኩሉ ንድርጅትን ለይባን ካብ ትትልቱሉ ስለ ቱ ውፁዕ ትግራዋይ ድምፂ ኩኑ!!!
@azebeawete4680
@azebeawete4680 2 месяца назад
ንህዝብማ 30 ዓመት እንደበደልክምዎ ናብፅንተት ኣብፅሂኹኩምዎ::ህጅዉን ንህዝቢ ገዲስኩም ከይኮነ ንስልጣን ኢኹኩም ትባልኡ ዘለኹም ::ንትህዝቢ ግደፍዎ ካብርእሱ ተፀረጉ ::ኩሉኹኩም ሓደ ::ንህዝቢ ከምድሃን ዉድብና ምድሃን ይቕድም ዝብልዎ ቢሂል ::ዝፀራርግ ነገር ያምፀኧልኩም ::ህዝቢ ትግራይ ድህሪ ህጅ ንኣኹኩም ኢሉ ዝሞተሉ ነገር ብጭራሽ የለን::
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg 2 месяца назад
Tom mewatsee afom tserfi zikonu menentom fulutat eyom emo ayetehasasivin
@ZerayZeray-i6s
@ZerayZeray-i6s 2 месяца назад
ወረአይተብዝሑ ሐሶት ሪፖርትአይተቅርቡ
@yeheyesteklu4652
@yeheyesteklu4652 2 месяца назад
ዝበስበሰ ድዃዒ ጥራሕ እዩ ክኸውን ዝኽእል ካልኦት ኢሊታት ትግራይ ዕድል ይርከቡ ርስቲ ኣይኮነን ምምራሕ
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg 2 месяца назад
According to the press release given by the approached by DWI, it is clear that who want to reform TPLF are coming to the front. Therefore, those who gave themselves to the people's cause at their early stages of age must think twice before they hand to their all-time enemy. Especially those whom people expect a better outcome, they have to be very careful before they submit (surrender) to the enemy of Tigrai and Tegaru. Watch out, this situation will be the most horrible in history.
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc 2 месяца назад
If TPLF old guards trying to disturb the transitional government it will be the end of the party. This type of cadre politics is poisoning the people of Tigray. With the old ideology TPLF will not exist and I don’t think it will get certificate to exist as a political party.
@HTT6892
@HTT6892 2 месяца назад
It is with this so called ''old idea'' it is taking the attention of all in east Africa.It is with this stategy that pretoria aggreement is signed.
@mekonenyemane4034
@mekonenyemane4034 2 месяца назад
ድሕሪ ሕጂ ንህወሓት ተባሂሉ ዝኽፈል መስዋእቲ የለን። ኣብዪ ዝበለካ ሰሚዕኻዮ ኢኻ
@KirosHadish
@KirosHadish 2 месяца назад
ንምንታ ኢካ እሳቶም ሰረቅቲ እዩም ክሳብ ሐደ ማሚልዪን ሰረቅቲ እዩም ካድረ ሰራቂ እዩ
@BerhaneKidane-lx7fh
@BerhaneKidane-lx7fh 2 месяца назад
Kindzi dya setah ela Hewehat ezrbeli akleki chaw
@SaraHuluf
@SaraHuluf 2 месяца назад
ንምንታይ እዩ ትግራይ ቲቪ ን ድወትን ዘይቅርቡዎም ጉባኤ ንዝቃዎሙ ጥራሕ ዘቅርቡ ማዕረ አቅርቡ ህዝቢ ይመሚ ተዘየለ ካሊእ እዪ ዝመስል
@haddiswoldegebriel2419
@haddiswoldegebriel2419 2 месяца назад
ተላላኪ፣ ኸልቢ..,
@getachewdesta1433
@getachewdesta1433 2 месяца назад
ጌታቸዉ እና ፃድቃን ቀደኛታት ናይ አብይ አሻክር እዬም እዞም ባንዳታት ሰለዚ አዉግድዋም እዞም ከዳዓት::
@mekonenyemane4034
@mekonenyemane4034 2 месяца назад
ጉባኤ ህወሓት ክካየድ ዘለዎ ምስ ኣብዪ ናብ ጦርነት ብዘየእትው ክኸውን ኣለዎ።
@SolomonGidey-p1v
@SolomonGidey-p1v 2 месяца назад
እዚኦም ኔትዎርክ ስርኢት `ም ሀሳዊ ንሕዝቢ ዝዘተየ የለን
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 2 месяца назад
ኣታ ሓሻዊ ኣዳላዊት ኮሚቴ ኢድ ኣእታዊነት በዚሑና ስርሑና የኻኣሉይ ኢሎም ዓርሶም ሃምላግለሉኸ ለይትገልፃ ኣንታ ዓሌታዊ ሰራቆ ትግራይ ብጆኖሳይድ ክትፈልስ ልገበርኹም ለይባዘቡ ደናቁር ኸዚ ምሁር ትውልዲ ልሓዘት ትግራይ ይኣ ድንሃ ትግራይ ናህወሓት ርስቲ ጭጥራሕ የኾነትይ ናኹሉ ትግራዋይ ልውስነላ ይኣ ልትኾን እዝይ የንገብርይ ትብሉ ተኾይንኹም ኣሕናለ የንግዛእይ እቲ መስዋእቲ ካ ስረኹም ልንእስ ሱረ የነበርናይ የህልወናይለ ሃተፍተፍ የትበል።
@habteabtekest7412
@habteabtekest7412 2 месяца назад
ህወሓት ልነክእ መሪሕነት ተልዩ አወግድዎ። አምሐራይ ጥራሕ እዩ ህወሓት ክፈርስ ዝደሊ። ንሱ ውነሰ ናይ አሸናፊ አርማ ተጋሩ ስለልኾነ።
@abelhadera1979
@abelhadera1979 2 месяца назад
ስኽ በሉ ሑልኩሳት
@samibeyene2590
@samibeyene2590 2 месяца назад
ሐሳዊ ወጠጤ
@azebeawete4680
@azebeawete4680 2 месяца назад
ፀማማት ንስኹኩም በቃ የኣክል ኣይንዴሌኩምን ኣርባኣተ ነጥቢ ሊያቡ
@kirosteklehaimanotsinke4259
@kirosteklehaimanotsinke4259 2 месяца назад
ኩሉኹም ስካዕ ዝቆሰልኩም ኩሉኹም ኣይተድልዩን፤ ንህዝቢ ኣይተታልሉ ውድብ ህወሓት ናታትኩም ናይ ውልቀሰባት እያ። ስለ ህዝቢ ተጨኒቅኩም ዘይኮነስ ህዝቢ ብኔትዎርክ ወዲብኩም ናብ ጉባኤ ክተእትው ስለ ዝደለኹም ኢኹም። ኩሉኹም ንስልጣን ኢኹም ትቃለሱ ዘለኹም። መሕፈርቲ ኢኹም።
@Alemgodolo123
@Alemgodolo123 2 месяца назад
ሕወሓት ሻሕ በሉ ይኣኽለኩም ክፈርስ ኣለዎ
@OkbayAbrha
@OkbayAbrha 2 месяца назад
ብዕሪይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፍ ኣጽንዕ እዩሞ ንዞም ካሕዳማት ከይት ለቅዎም በርትዑ ኣጀኩም💪💪💪
@TiblalaHager
@TiblalaHager 2 месяца назад
ሓቀኛ ተግባር በር በሊሕ ተወርዋሪ መልሓስ ናብ ዓወት ስለዘየብፅሕ ብዝኾነ መለክዒ ጉብኤ ክናዋሕ ኣይግባእን
@fisshadesta
@fisshadesta 2 месяца назад
ብጣዕሚ ሕማቕ ሓሳብ ኢዮም ሂቦም።
@SolomonGidey-p1v
@SolomonGidey-p1v 2 месяца назад
TPLF ሽኻል ፖሊስ ትግራይ የብላን ካብሱራ ትነቀል
@عوضاحمد-ج1ح
@عوضاحمد-ج1ح 2 месяца назад
ትፍረስ ሑኮት ፍሕ ትበል
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 месяца назад
ገልባዳት ግብርኹም ሃም መልክዕኹም ርኹሳት
@Erifuturedreams
@Erifuturedreams 2 месяца назад
ቀደም ለፍሊፍናሉ እዚ ንወያኔ. ድሕሪ ፕሪቶርያ ብሂወት ካብተረፈ ተጋሩ ኣየደቅሱናን ኢዮም ወለዶኹም ክዓርፍ ኢልኪም ከይትሓስቡ ብምባል ሕጂ ውን . ንወያኔ ፣ ብዘይ ኲናት ክንበልዓ ኢና ተባሂሉ ኣብ ኣስመራ ብኻድራት ክንደይ ኣኼባታት ብአሰያስ ምስ ኣቢይ ተሰሪሑ ኣብቲ ሽዑ ዝተቓወሙ ሓለፍትን ኣባላት ሰራዊትን ኤርትራ ኣብ ጉድጓድ ኣትዮም ኢዮም
@GebreslasieGebretsadik-e6f
@GebreslasieGebretsadik-e6f 2 месяца назад
Gerezgiher meresa
@haddiswoldegebriel2419
@haddiswoldegebriel2419 2 месяца назад
ጨናዊ TPLF
@redashanko5547
@redashanko5547 2 месяца назад
ክንደይ ግዜ ኢኹም ክትብስብሱ እንተበስቡስኩም በቃ ዝበስበሰ መራሒ ኣየድልየናይ ስልጣንኩም ኣረክቡ
@abelhadera1979
@abelhadera1979 2 месяца назад
ለቅለቅቲ ኢኩም ደቂ መአምን ተነቂሕኹም እዩ ውዱብ ገሀነብ ትእቶ ሓተላታት
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 2 месяца назад
ሓሰውቲ ኢኹም ነየናይ ህዝቢ ኢኹም ትሕለቁ ንባዕልኹም ንምድሓን ኢኹም?????
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 2 месяца назад
ውድብ ምድሓን ላበልኹም የትሸቅጡ ዓሌታዊ ጉጅለኻ ቦታ ስለሰኣነ ፀላዕላዕ ኣበኩኩም 93 ልሊ ፃርቃይን ስየይ ሃም ጎምቦ እዝኒ ኣውፂእኹም ካህዝቦም ፈሊኹም ሓሳቦም ብፀለመ ክዕብለል ገይርኹም ትሳዒልኹም ነይሩ እቶም ጀጋኑና ሒዞሞ ልነበረ ቅዋም ትኽክለኛ እሊ መለስ ልሓዝዎ ግና መጥፍኢ ትግራይ ሃምልነበረ ብግብሪ ርኢናዮ እቶም ጀጋኑ ኣያታትና ህዝቦም ለይተቀየሙ ኽቦራት ህዝባዊ መንነቶም ኣርእዮም ኸዚ መንነቶም ኣመስኪሮም በይዛ ህዝቦም ተሰሊፎም ህዝቦም ላግነዮ መንከራ ያግንይለው ። ኸዚ ግና እዚ ፅግዕተኛባ ህወሓት ካፍርስባ ሲኣኤባልባሃል ጊዘኡ ልሓለፎ ፀለመ ምህታፍ የሳኻዕይ ዓርስኹም ለውጡ ፍሹል ፀለመ ደው ኣብሉ። እቲ ሓቂ ስልጣን ትግራይ ናኹሉ ትግራዋይ ክኾን ልደልይይ ለደልይይ ምስ ጊዜኡ ልስጉምይ ብዘበን ኢኒ ኢኒ ወራሲ ዙፋንይ ካቀፅል ልደልይይ ሃምተፋጠጡ ኢና ልንዕዘብለና ።
@KedirHagos-xu2zk
@KedirHagos-xu2zk 2 месяца назад
መሕፈሪ ንሱኹም ኢኹም ከድረታት
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 2 месяца назад
ጌታቸው አባርርዎ ብቁፅ ይበል ከምቲ ዘመዱ ዛዲግ አብርሃ እዚ ረሳሕ ጊዚያዊ መንግስቲ ፕሬዝዳንት ኮይኑ ከምዚ ፀባዩ ተቐይሩ ዳአ ህዝቢ ትግራይ ተትመርፆ እንታይ ምገበረ እዚ ረሳሕ ከዳዕ
@getachewdesta1433
@getachewdesta1433 2 месяца назад
Getachew and tsadkn band
@danielyigzaw5925
@danielyigzaw5925 2 месяца назад
አገንእ ኢለ አለኹ ትኽክኛን ሀቃዊ መርገፂ ዘረባ ናይዞም መራህቲ እዘዞም ጀጋኑና እዩ ዝብል እምነት አለኒ
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 месяца назад
ኣታ ረሳሕ ወድ ኢኻ ተጥፍእ ለለ
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 2 месяца назад
አጀኹም ተጋደልትና ከይትሓድግዎም እዞም ከዳዓት
@gizachewtsegay5543
@gizachewtsegay5543 2 месяца назад
እዞም ካድረታ ብመልሐስ ገንዘብን ግዕዙያት እዮም ብ21ክፍ ለዘመንዝእምነኩም የለን
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 2 месяца назад
👈👎👎👎👎
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 2 месяца назад
እዚ ረሳሕ ሰካራም ጌታቸው ብቐዳምነት አባርርዎ አብይ አህመድ ህወሓት አፍሰለይ እምበር ድሌትካ ክህበካ እየ ኢልዎ ሎ እንደውም አነ ከምዝበፅሓኒ መረጃ እዚ ሰካራም ጌታቸው አብይ ሕማቕ ቪዲዬ ከምዝሓዘሉ እርግፀኛ እየ
Далее
Как не носить с собой вещи
00:31
Never skip this muscle !! 😱😱
00:13
Просмотров 994 тыс.