Тёмный

ሰብ ዘጸለለት ጓል ኣስመራ ምስ ሜሮን 

MERON SAT ሜሮን ሳት
Подписаться 40 тыс.
Просмотров 220 тыс.
50% 1

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Опубликовано:

 

24 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,6 тыс.   
@Jaki-1989-Azmarino
ደቂ ኣስመራ ሺኮሪናታት respect full ሲነስርዓት full ጥበብ full ብኩሉ ፡ ካብዘን 1000 መብዛሕትአን ደቂ ጋሽባርካ ናይ ስዲነት ክዕሊላ ረሳሕ ዝኮነ ዘረባ ክዛረባ ዘይሓፍራ ምስ ጸለምቲ ዶ ገለ ዶ ኣይሓፍራ ገጸን ትርሓቅ ፡ ሓንቲ እዚኣ ጋል ኣስመራ ትሓይሽ ።
@user-sf1wp3xx1k
መልኣኽ ዘለዋ ቆልዓ ኣሰይ ምስ ከምዚኤን ዲሲቢሊን ዘለወን ጥራይ ውዓል
@dyykejtkj
ኣሰይይ ጅብዕተይ መልክዓ & ድምፃ & ሰነ ስርዓታ ኩሉ መሊኡ ሂብዋ ፈጣሪ 🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@kem6470
መን ከም ጋለስመራ ፍቕሪ ድራራ ❤🎉🎉🎉🎉
@eriboy62833
ኣዝማሪኖ ጻዕዳ ልቡ 💟 ኩሉ ድሕሪ ኣስመራ ናይ ብሓቂ ።
@komiewediGedesha-vq2pe
Wedi xorona endie gn kem deqi hagerey maara zefetwin awaled deqi asmera eyin
@fatimasiraj5727
ሐባይቢ እዚ ንጹህ ልቢ ክይተበከነ እንከሎ ብሰላም ንሃገርና ይምለሰና ሽኮሪናታት ካብኩፍአት ሰብ የድሕንክን ሐሳድ ይሐዘልክን ካብዞም አለምቲ ክፍአት ጸላእትና የርሕቅከን አጆኽን ጽንዕበላ ክምቀደምክን ኩሉግዜ ዕውታት ጽናዓት ኤረትራዊነት ኩቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@eritrawialemdar6125
ፖው ኣዝማሪኖ ማለት ትርጉሙ እዞም ክልተ ኢዩም። ዶናት ኢልክና ስምኪ ምሽ ናይ ብሓቂ ዶናት፡ ብሓቂ ይብከኪ ኣከኹ ንብዓት መጺኡኒ፡ ከምዚ ዓይነት ሙድ ኢዩ ዘድልየና ዘሎ ስሓቅ, ወኻዕኻዕ, ንፍዕቲ ሽኮሪና ኣምብሬላ። ሜሪ ጣውላ ከምዚኣን ኣምጽኣልና ካብ ኣልገፊፍ ተምጽኣልና ኣታ ፋራ።😂😅😊😊
@ak4ever818
She is really Asmarina, her confidence, her manner etc God bless Asmara and all Eritrea 🇪🇷.
@issupetros2337
ሂወትካ ትቅይረሉ ማዕጾ ምዓስ ከምዝኽፈትን በየን ኣጋጣሚ ከምዝፍጠርን ኣይትፈልጦን ኢኻ ።
@weiniahferom4880
ዋው ንፍዕቲ ዛጋለይ ሕጂ ውን አብታ ምጭዉቲ ዐድኪ አስራመራ ኬድኪ ኩዕሶ ክትደርፌ አብ ዝደለክዬ ስዐት ሐንጎፋ ኢሎም ክቅበሉኪ እዬም❤
@RUTACom-un4zl
Azmarinotat dea ab zkednayo kedna xbuk bahryatnan wetru msana eyu zgueaz deki zebhere mayte alekum do like eski gchewuni🇪🇷💖
@abuibrahim627
ብሓቂ ጽቡቅ መደብ በጃኻ ከምዚ ዓይነት ቀጻሊ ኣምጽአ ደስ ዘበል ነዞም ኣልገፊፍ አንዳ ኣምጸካ ኣጽሊኢካና ኔራ ወድ ሹቀይ
@zeruwedigomed2767
ትሕትና100%
@biirat9443
ዋውው ጋል ገዛውተይ ሹኮር ዕድመን ጥዕናን:ካብ ኩሉ ዝፈተክዎ ኮንፍደንስ 100% ሓንቲ እባ ድረፊ ጠዋሊ እንድያሞ ዋውውው ናይብሓቂ ፈውሲ መሮና 👍👍👍👍👑👑👑
@tyamche7716
Wow Amazing voice..she is very beautiful..❤❤❤❤HAMBLE and polite she Represent all Eritrean girl. ❤❤
@sahlawit__media8385
ኣነ ንሜሪ እቛዕ ሓጎሰካ ክብል ኢየ መጽየ ኣዝማሪኖታት ከምዚ ምዃኖም ስለ ንፈልጥ ኢና ነቃናዝወዋ ኔርና" ሜረት ብፋራታት ሊስትሮታት ተወሪራ ኔራ ሎሚ ተሓሪራ ኣላ ብዶናት ኣዝማሪኖ❤❤❤
@robeltesfay3260
ናናናናና ኣስማሪና
@awettekle5542
ኣነስ የሕዋተይ ከምዚ እልኩም ክሪኤኩም'ዩ ደስ ዝብለኒ
@user-ri4cw7rq5s
ደቂ ኣስመራ ጻዕዳ እደመን ጥዕናን ይሃብክን ፒሳ ገልደን ፎርክ ኣዚዙልክን ኣለኹ እዛ ብርኽቲ ኣስመራ እካ ኣዘኪርክናና ፍቅሪ ን ትሕትናን ዝመሃረትና ታኣኪብካ ጻውታን ሳሓቅን ዘለዋ
Далее
Learn HTML5 and CSS3 For Beginners - Crash Course
3:54:03
ድራር ምስ መንእሰያት
36:44
Просмотров 4,5 тыс.
28 April 2024
18:15
Просмотров 1,2 тыс.
ሜሮን ምስ ደቂ ሳሕልን ናቅፋን
34:49
መድሃኒት ዝኮነ ድምጺ ዘለዋ ጓል
18:16