Тёмный

ስለምንታይ ናይ ቀደም ደርፍታት ‘ዝያዳ’ ንፈቱ፧ 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 114 тыс.
50% 1

ኣፍቀርቲ ሙዚቃ ብዛዕባ ሙዚቃ እንታይ ኢና ነፍቅር፧ ስለምንታይ’ከ ደርፍታት ቀደም ዝያዳ ንፈቱ፧
Subscribe
/ mahderproduction
Follow on Facebook
/ mahderproduction
Instagram
/ mahder_production
@ዳኒ ወዲ-መምህር
www.facebook.c...

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@hansgojel5327
@hansgojel5327 4 года назад
To wrap up, he said :---- classical song's lyrics win/catch your attention, and are philosophically thought provoking classical song's lyrics are artistic and yet consciously descriptive. classical song's lyrics reveal and make you see the beauty of our language . classical song's melodies are simple, gentle and catchy. classical song's melodies show brand new works of beat, flavor and flow from the creative - minds of the artists who obviously were listeners/admirers of any - kind of music from all over the world. classical song's melodies have well structured flow. all in all old/classical songs are, (not because we associate them with old memories), a work of art who are enjoyable with undying fame and beauty. today's songs are bat shit under shoe, (this one is mine).
@zerbabieltesfamichael9202
@zerbabieltesfamichael9202 4 года назад
Well put and well summarized! Music emanates from nature and it is all over around us and what we all need to do is to open up all our mighty senses and enjoy the sound of nature in solitude and tranquility. The innate ability of us, human beings to mimic nature and be able to produce such a beautiful and mind blowing musical sounds with our vocal chords is amazingly! And I think the indiscriminate use of drum machine and saxophone is also disturbing the harmony of our contemporary music! Thanks!
@Entertainment-ri3be
@Entertainment-ri3be 4 года назад
*ምስዚ ናይ ቀደም ደርፍታት ናይ ቶማስ ደርፊ ዘይምምጻኻ ብጣዕሚ ቂር ኢሉኒ። ብወገነይ ናይ ቶማስ ok እሞ ካብ ናይ የማነ እሞ ይብለጾ ካብ ናይ ኣብራሃም ደርፍታት ከምዘይ ሓምቕ ግን ኣነ ዝኣምነሉ መንገዲ እዩ። ጠጥዑሙ ንዓኻ*
@mikele.yemane
@mikele.yemane 4 года назад
@@Entertainment-ri3be xbuk aleka nay tomas sle zeyestemakero eu
@a.k.dfamilie6401
@a.k.dfamilie6401 4 года назад
@@Entertainment-ri3be etom amxiwom zelo kem abnet elu u Weys nukhulom bebihade kemxalka delikha! Ab fere nay ti zereba wey melekhtu te tegedesna zihashe koynu yisimaani.
@sdet3008
@sdet3008 4 года назад
@@Entertainment-ri3be በጃካ ኢልካ እስከ ቶማስ ምስ ኣብረሃም ከተወዳድሮ ደፋር ኣብረሃም ይበልጽ ወላ ካብ ባርያ
@user-le8et5or5e
@user-le8et5or5e 4 года назад
ቀዳማይ ይጽሕፍ ኣለኩ : ን ዳኒ ዝፈቱ ካብ ዳኒ ቡዙሕ ተማሂረ ዝብል እስከ ኣግርጩው ኣብሉ :: ኪዳነ ምህረት ትሓልኩም ደቂ እዛ ሓላል መሬት ::❤️❤️❤️
@Zeben-fp7uq9gp5j
@Zeben-fp7uq9gp5j 4 года назад
ካልእ ይትረፍ ደፍረ ሓስበይ ምግላጽ ተማሂረ ብንጽነት ማለተይ አ
@bini3022
@bini3022 4 года назад
Agachuw yebluka halay
@Hopeisvisson
@Hopeisvisson 4 года назад
ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-oPPl2f3MJBU.html subscribe aythmeku beteseb
@saraande9591
@saraande9591 4 года назад
Wwww btami mahari Thanks dani hawey
@user-ts5dq1my5e
@user-ts5dq1my5e 4 года назад
ወልፊ ደርፊ ቀደም ዘለካ ኣግርጭው👍😊
@alexandermeasho2838
@alexandermeasho2838 4 года назад
Kkkkk ane keman kemaka eye ezi nay hgi cherbahbah endaalu🤣🙆‍♂️
@user-ts5dq1my5e
@user-ts5dq1my5e 4 года назад
alexander measho መብዛሕቱኡ ናይ ሎሚ ደርፊ ከይቅየሙለይ ርእይ ኣቢለ ኢየ ዝሓልፎ😃
@adhanomferejay657
@adhanomferejay657 4 года назад
እሾክ ብበላሓ ትፍጠር ዳኒ ወዲ መምህር ምሳይ ትሰማምዑ like ርገጹ
@Bibi12-m8k
@Bibi12-m8k 4 года назад
kemzi qola ms rkebu eyom kemu elom.😍👌 He is really smart 🤴❤😍
@selamnaybzih1373
@selamnaybzih1373 4 года назад
@@Bibi12-m8kኢዋይ ኣነስ ኪፈትዎ
@MebrahtuGebretinsae
@MebrahtuGebretinsae 4 года назад
ብስም ዳኒ ወዲ መምህር እስከ like ኣግርጭው
@missymusa6443
@missymusa6443 4 года назад
Semiekum fkadenatekonkum share subscribe bmgbar atebabueni ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-R0-0IR9BcSY.html
@Hopeisvisson
@Hopeisvisson 4 года назад
Ok subscribe giberni ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-oPPl2f3MJBU.html
@MebrahtuGebretinsae
@MebrahtuGebretinsae 4 года назад
erey United: bro ሕኸኸኒ ክሓከካ ዶ ጊርካያ እዛ ጉዳይ 😂😂😂 ግን ድሓን ኣብሽር ርኸብ ኣይትስኣን እዚ ቐሊል
@MebrahtuGebretinsae
@MebrahtuGebretinsae 4 года назад
missy musa ጠዋሊ
@lifestyle6534
@lifestyle6534 4 года назад
ከምዚ ናትካ ጌሩ ንነገራት ዝፍትፍቶም ሰብ የለን። ቀጽሎ ብሩኸይ
@Bibi12-m8k
@Bibi12-m8k 4 года назад
Eritrean Film ናይ በሓቂ ካብ ኩሉ ጭብቢ ኣለዎ 🤴🇪🇷❤️
@lifestyle6534
@lifestyle6534 4 года назад
@@Bibi12-m8k ብርግጽ ጭብጢ ኣለዎ። ህዱእ ኣዘራርብኡ ፡ኣገላልጽኡ ውን ደስ ዘብልዩ።
@gnnmntay4938
@gnnmntay4938 4 года назад
ጽን ኢለ ክሰምዕ ጸኒሐ ብጣዕሚ ንፉዕ ዳኒ "ሎሚ ግን ትስዕስዕ ዲካ ዘልካ ተዕገርግር ፍሉጥ ኣይኮነን" ካብ ደስ ዝበለትኒ ኢያ።
@Sharon.91
@Sharon.91 4 года назад
ዳኒ ሓወይ በየናይ ቃላት እሞ ክግለጽ'ዩ ናትካ ጥበብ፡ ንዓቐን ምስትውዓልካ ሚዛን'የ ዝስእነሉ እንካ ቃለይ ኩሉ ግዜ ናብቲ ልዑል ኣምላኽ ጸሎት ክገብረልካ'የ ዕድመ ን ጥዕና ክህበካ ፡ ሓደ መዓልቲ ከኣ ኣብታ ምጭውቲ ዓድና ንራኸብ ንኸውን።
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 4 года назад
ኣነ ደኣ 2016 ንድየ መጠራ መምህር ወሊዳ ኢለ። ኣምበሳ። የቐንየልና ዳናሚኖ ጥበብ ሃገርና ዕርቃኑ ይወጽእ ኣሎ፡እጃም ኩልኹም ሃየስቲ ክመልኦ ተኽእሎ ኣሎ ዩ፡ኣጆኹም።
@habentemie5875
@habentemie5875 4 года назад
እንታይ እዩ ጌሩ ኣብ 2016 ክቡር ሓው?
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 года назад
እስከ ኣሕዋት ነተባብዓዮ፡ እምበር ከኣ ክሳብ ሕጂ 36.700 Subscribe ጥራይ እዩ ዘለዎ፡ እቶም ነዛ channel ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ግበርሉ፡ እዚ ኩሉ ፍልጠቱ እና ኣካፈለና ንሕና ከኣ ክንሕግዞ ኣለና። Like, Share and Subscribe
@abibajo2396
@abibajo2396 4 года назад
ኣንታ ዛ ወዲ መዓስ ያ ከዚናቶ እዚ ኩሉ ርእሲ ቀጽሎ ዳኒ መምህር
@rezene7448
@rezene7448 3 года назад
📖 📖 🗞
@tesfalemabraham3797
@tesfalemabraham3797 4 года назад
ዋው ዳኒ ንስካ ኢካ ውዱእ ስነጥበባዊ ንመጀመርያ ግዜ ሳብስክራይብ ሂበካ ምክንያቱ ኩሉ ትሕዝቶታትካ ብሉጽ ናይ ብሉጽ እዩ ተባረክ!!!
@robeltekle6839
@robeltekle6839 3 года назад
ዋኣውው ዝድነቅ ተውህቦ አዩ ናይ በሓቂ ኑፉዕ አካ ቀጽሎ ናይስ ወዲ መምህር
@almlalkalmlkl6140
@almlalkalmlkl6140 4 года назад
ብናትካ አተሐስሰባ ኩሉ ሰብ ተዝሓስብ ምድሪ ገነት ምኳነት ናይ በሐቂ
@7venirahem645
@7venirahem645 4 года назад
ደስ ዘብል ን ንኑኡስ ዎሎዶ ድማ ብጣዓሚ ዝናቃቅሕን ስርሓ ኢካ ትስርሕ ዘለካ ዳኒ ሓውና ቡኡ መጠን ድማ ብጣዕሚ ከመስግነካ ይፈቱ ። ኣብዛ ቭድዮ አምባር ሓንቲ ኣገዳሲት ዝብልኩዋ ነገር ሰሚዐልካ ነሳ ክኣ ቓንቓ አያ ።ኣብዚ ሕጂ አዋን አዞም ናኣሽቱ ወሎዶ ንጥቀምሉ ቃላት ካብ ቃንቃ ትግርኛስ ናብ ሕብራዊ ቃንቃ ኣቢሉ ዝምዕብል ዝሎ ኮይኑ ይስማዓኒ አዚ ክብል ከለኩ ኣክንዲ ቃላትና ብትግርኛ ንግልጾም ካብ ቃንቃ ዓርብን ካልን ኣምጺና ነደባልቆም ከምዚ አኩል ውይ ክኣ ንዑኡ ዝግልጽ ብ ቃንቃ ትግሪንኛ ከም ዝተሳኣነ አዚ ድማ ኣነ ምስ ምምዕባል ዝይኮነስ ምስ ጥፍኣት አየ ዝቆጽሮ ፣ ብምቅጻል ኣብዚ ነገር አዚ ድማ ድርፊ ጥራይ ዝይኮነስ ኮላይ ፊልምታትን ኮምዲን ሃግርና ዓቢ ጾታ ኣለዎ ከም ናተይ ረዲኢት ማሌት ዩ። አዚ ከብል ከለኩ ን ኣብነት ሓንቲ ፍልሚ ውይ ድማ ኮሜዲ ሓደ ሰብ ካብ ሓደ ዓዲ ናብ ከተማ ይከይድ አዚ ካብ ዓዲ ዝመጸ ባህሉ ዝኽብር ኣዝራርቡኡን ኣካዳድኑኡን ምሌት ዩ ሕጂ አቲ ወዲ ከትማ ረአዮ አዚ ፋራ ኢሉ ይሕጭጭሉ ፋራ አንታይ ማሌት አዩ ኢሉ አንተ ሓቲትዎ ክኣ ከምዚ ከማካ ጃና ኢሉ ይምልስሉ ከምዚ ኢሉ ክምልስሉ አንኮሎ ካኣ ይስተናዕቆ ኣሎ ማሌት ዩ ንቲ ሰብ ኣብቲ ፊልሚ ምንዓቅ ከም ምስሓቅ ኮይኑ ክቀርብ የከል አዩ አቶም ንቲ ፊልሚ ንሪኢ ዎሎዶ ከኣ ክንናዓቅ ስለ ዝይንደሊ ንቲ ኣብቲ ፊልሚ ሓሪፍ /ዝንዕቅ ዞሎ ካርክተር ክንመስል ንይፍትን አዚ ማሌት ከ ስረካ ታሓቲ ምዓጣቅ ጭጉርካ ምጥዋይ ቃንቃካ ምድብላቅ ማልት ዩ ። ቡኡ ምጠን ክኣ ውሎዶ ምሉኡ ካብ ባህሉ ርሒቁ ቃንቁኡ ኣጥፊኡ ክሳብ ምስ ስድራብቱ ከማን ዘይረዳዳኣ ይኮውን/ ይዓኑ ኣብ ክንዲ ባህሉ ክዕቢ ዝፍትን ክኣ ነጽሉኡን ብትሩን ድርብዩ ብህሊ ናይ አንዳ ማቱ ዮቃምት ምልት ዩ። ብዝትረፈ ኣጋላልጽካን አቲ ትምርጾ ዛዓብን ብጣዕሚ ዝድንቅ አዩ ቀጽሎ።
@user-ui4oi2hh1w
@user-ui4oi2hh1w 4 года назад
ዳኒ ሓወይ, ,,,,,ማዓስ ኢዩ ዝመጻና ኢልና ኩሉ ግዜ ኢና ንጽበየካ ። ኩሉ መንአሰይ ድማ ምሳኻ ተወዲቡ ከም ዘሎ ድማ ከበስረካ ይደሊ።
@eriboy3963
@eriboy3963 4 года назад
ዳኒ ወዲ ብጣዕሚ ትድንቅ መንእሰይ ኢኻ መደባትካ ኩሉ ብጣዕሚ መሃሪን ጠቃምን ኢዩ ስልዚ ኣብ ቀጻሊ ነዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ይጠቅም'ዩ እትብሎ መደባት ኣብ ሰሙን ሓንቲ መዓልቲ እንተ ተቅርበልና ብጣዕሚ ጽቡቅ ነይሩ ። ናይ ብሓቂ ኣብዚ ግዜ እዚ ከምዚ ንስትካ እትውንኖ ብልሒ፡ ልቦና፡ ፍልጠት፡ ክብረት ኣበሃህላን ኣመሃህራን ዝፍልጥ ምሉእ ጥበበ ዝውንኑ ብቁጽሪ ውሑዳት ኢዮም ።ንስኻ ድማ ፍልጠትካን ጥበብካን ከተካፍለና ምብጋስካ ክብሪ ይሃብካ የቀንየልና ።
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 года назад
እዞም ንዓኻ ዝሓሚዩ እቶም ጽላት ነብሲ ዘለዎም ኢዮም ኣሞ ኣይ ትሓዘሎም ዓቅሞም ንሳ ኢያ ዳኒ ጅግና ኩሉ ግዝየ ከኣ ድሰርሕ ኢዩ ዝጋገን ዝሕመን ኣሞ መበርቲዕኻ ኢዩ
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 4 года назад
ኣበይ ኢዩ ተጋግዩን ተሓምዩን? ነዚ ሪኢቶታት ተደኣ ኮይኑ፡ንቡር ኢዩ ኩሉ ክቕበሎ ኣይኮነን፡
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 года назад
@@bereketweldu2870 ብሮ ኣብ ዝሓለፈ መደቡ ብዝሓት ክጻረፍ ከለዉ ኣንቢበ ሶ ኣዚ ናተይ መሰጅ ውን ንዖኦም ኢዩ
@merihtsegay2776
@merihtsegay2776 4 года назад
ዓለም ገዛ ክራይ ኤሩ ዓደይ ሓወይ ግድን ድዩ ኩሉ ሰብ ምስኡ ክሰማማዕ
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 4 года назад
@@binyamsamsomsamsombinyam112 ቡቡቕ ኣለኻ ማዕረ ኣብ fb ሽር ኢሎሞ እዮም ክንደይ ውን ጸሪፎሞን ኣዋሪዶሞን ስለምንታይ እዮም ዝጸርፍዎ? ሓቂ መራር ስለ ዝኾነትን ሓቂ ስለ ዘይፎቱዉን።
@selamawitokbay4914
@selamawitokbay4914 4 года назад
Telfanka sedadel eba krakbak dulk alok
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 4 года назад
እንዳ ጠፋእካ እንበር መደብካ ጽቡቅ ኢዩ ብዝኾነ ንፉዓት ስነ ጥበባዊያን ዉን ኣለዉ ንኣብነት (ግርማይ ዓንዶም) ከምኡ ዉን (ተድሮስ ኤርምያስ) እንተ ኾነ ግን ካብቶም ዘጸብቁ ዘበላሽዉ ይበዝሑ ኣለዉ
@lenapfeiffer5726
@lenapfeiffer5726 4 года назад
fxum beraki demsikayo bro
@fnanatobrhan3350
@fnanatobrhan3350 4 года назад
Kiflom ke aynfaun u malet du ewa seb eqa kes bks u zmabel
@user-yh9qr4rw8s
@user-yh9qr4rw8s 4 года назад
ፍጹም በራኪ
@atchanel6181
@atchanel6181 4 года назад
Yes really You are smart 💯 Eritrea 🇪🇷
@user-bx7nb7ri9q
@user-bx7nb7ri9q 4 года назад
ዳኒ ብልሕኻን ተምጽኦም፡ሓሳባትን ብሉጻት ዮም። 😢 ንታይ ሞ ኣፍቃሪተይ ኣግዲዓትኒ ካብ ምድናቕ ሓሊፋ ናብ ምፍቃርካ ጸርያ።🙏🏾 ሓደራ ገለ በላ ናይ ጀርመን'ያ።
@msgnnateweldebrhan3321
@msgnnateweldebrhan3321 4 года назад
There is nothing more attractive than confidence, once you see your own beauty, so will everyone else. You are unique and Genius !
@amanasmerom4162
@amanasmerom4162 4 года назад
Wawwwww bravo
@tedroshagos9880
@tedroshagos9880 4 года назад
ብጣዕሚ በሊሕ ዳኒኤል ኣቦታትና ክምስሉስ እሾኽ ብበልሓ ትፍጠር ይብሉ። ራኢ ዘለካ መንእሰይ ኣብቲ ዘለኻ ዓቕሚ ኣምላኽ ይብዝሓልካ።ጽቡቕ ጌርካ ተንቲንካዮ።
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 года назад
ዳኒ ጅግና ጠፊእካና ቀኒኻ ብፍላይ ንዓይ ኣዚኺ ደንጊኻ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ኣጆኻ ብርትዕ እቲ ሸር like ናባና ግደፎ
@bereketezra9207
@bereketezra9207 4 года назад
ናይ ባሓቂ ቡሱል መንእሰይ ፡ ተስፋ ከም ዘለና ተስንቅ !!! ገለ ካብቲ ናይ ቀደም ፡ ኣብ ክንዲ ኣጥባታ ትብል ፡ ኣብ ደረት ልባ ዩ ዝባሃል ኢሎም ይእርምዋ ነይሮም ብከምዚ እታት እዮም ነቲ ስነ ጥበብ ምቁርን ዘይመዉትን ዘሎ!!!
@user-xv5bn3go4b
@user-xv5bn3go4b 4 года назад
Black diamond ' you make me waked up Appriciate you Wedi serha xada ,
@abieltekle3103
@abieltekle3103 3 года назад
ዳኒ ሓወይ ናይ ባሓቂ ብሉጽ ሃያሲ ኢኻ ኣነ ዘድንቆም ደረፍቲ ከኣ ወዲ ትካቦ ግርማይ ዓንዶም ኢልሃም ኤደን ከሰተ ብሉጻት ኢዮም
@teclezionmusie8186
@teclezionmusie8186 4 года назад
ዳኒ ጅግና ሓደ ካብቶም ቡዛሓት ማሕበር የሕዋት ኣጋእዚያን ዘፍረዮቶም መንእሰይ እዩ ኣጁኩም በርቲዑ። መንእሰያት ተረከብቲ ሕድሪ ባህሊ ትግሪኛ!!!
@tsaedatslalot4412
@tsaedatslalot4412 4 года назад
Agaeziyan intay yu
@weyniyaredbrhane4467
@weyniyaredbrhane4467 4 года назад
Chid wedeza azan
@tsaedatslalot4412
@tsaedatslalot4412 4 года назад
No blbi iye zhatit zeleku . agaeziyan intay yu.
@freecollege5883
@freecollege5883 4 года назад
ጽዮን ኣእላፍ ሊቃውንቲ ኣፍርያ'ያ፡ ገና ውን ከተፍሪ ኢያ🌠 ዮሃና ግንቦት 24👍🏽
@missymusa6443
@missymusa6443 4 года назад
Semiekum fkadenatekonkum share subscribe bmgbar atebabueni ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-R0-0IR9BcSY.html
@obiedsemere5202
@obiedsemere5202 3 года назад
ዳኒ ልዕሊ ኣእምሮን ልዕሊ ዕድሚኡን ኣብነታዊ መንእሰይ ኢኻ! ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ።
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 4 года назад
you are so smart young man,may God bless you!
@weditesfay5985
@weditesfay5985 4 года назад
ዳኒ አንበሳ አጆኻ እስከ ቡዙሕ እንዳ ፈለጥና ኢና ሞ አይትደንጉየና ከአ ከማኻ ይብዝሑ
@yonastsehaye9800
@yonastsehaye9800 4 года назад
አሾኪ ቢበለሃ ትፍጥሪ ዳኒ ኣበሳ ናይ በሃቂ ቀላልዕ
@hamdanali2927
@hamdanali2927 4 года назад
ዳኒ ሓወይ ትምህርትኻን ኣገዳሲ ሓሳባትካን ይድንጉዩና ኣለው፡ ግዜ ድዩ ዘይብልካ ኮይኑ sorry ኣብ ውልቃሂ ሂወትካ ኣትየ ከይከውን ግን፡ ማለተህ ህንጡይነት ኣለና ክብል የ
@alatventertainment5527
@alatventertainment5527 4 года назад
Wedi mamhir mara eya zadanqaka kulu gizea nay lomi giza darafi betami eyou yatahasasebanin yakatanin neru thanks habibi
@youtobe5439
@youtobe5439 4 года назад
ሓወይ ናተይ ኣብኣ ርገፅ ኢካ እቲ ትዛረቦ ዘለካ ሓቂ እዩ ብፍላይ ሳዕሲዕት ስዲ እዩ ኮይኑ ዘሉ ግን ትግርኛ ስዲ ኣይኮነን ናይ ባዓሉ ስርዓት ኣለዎ👌👏👏👏👏👏
@ROTES1991
@ROTES1991 4 года назад
ናይ ብሓቂ ንኡድን በሊሕ መንእሰይ ቀጽሎ ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 4 года назад
ዳኒ ንፍዕ ሙዜቃ ትግርኛ ንክዕቢ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ብጣዕሚ ዝንኣድ እዩ። ኣብ ድራማ ኮሜዲ ኻ ድህሰሳ ጀሚር ሰበይ።
@marrylee6746
@marrylee6746 3 года назад
You are a gift 🙏♥️🇪🇷. I hope you will teach all those singer's out there .you are absolutely right. God bless you the great job. 🙏. Please keep up. 🇪🇷
@user-ui4oi2hh1w
@user-ui4oi2hh1w 4 года назад
አዞም ትድንጉየና ኣለኻ ትብሉ ዘለኹም ፡ ስለ ምንታይ ይመስለኩም፡ ነቲ ስራሕ ሓሲቡ መርሚሩ ግዜ ሂቡ ዓቲቡ ስለ ዝሰርሖ ኢዩ ኩላህና ክንስዕቦ ዝገበረና ፡ስለዚ ንሕና ብሉጽ ስራሕ ኢና ንደሊ፡ ስለዚ ቀጽሎ ኢኻ ወዲ መምህር ፡ ኣብ 2 ሰሙን ሓንቲ ቪድዮ አኹል ኢዩ ።
@gashbarka9535
@gashbarka9535 4 года назад
ዳኒ መደብካ ኣዚዩ ዝብለኒ ብስለትካን ኣረዳድኣኻን ተስፋ ዝህብዩ ኣይትጥፋእ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ♥♥♥
@missymusa6443
@missymusa6443 4 года назад
Daney enkae bdehan metsaka. I hoop kemaka belah kkewn btaemi eye zfetweka ❤❤
@abieltekle3103
@abieltekle3103 3 года назад
Ajoki ketekoni eki
@rahiwaberhane446
@rahiwaberhane446 4 года назад
Ane ❤ ezi dani bro🥰 zerebae gele kulu des kiblen $ ziken mikri khib kelo tesfa nay hiwetey eyu zfetireleyy $ God bless you bro 🙏🙏🙏
@user-fh6vh1wx5u
@user-fh6vh1wx5u 4 года назад
Wellcome ዳኒ መታዓቢቲ ከም ውትሩ ብሉጽ ሓሳብ ን ዳኒ ዝፈቱ like እስከ ኣጋራጭው ኣብልኩም ሕለፉ።
@jhontesfayjhoni8772
@jhontesfayjhoni8772 4 года назад
Smart boy kexlo zearkey
@Bibi12-m8k
@Bibi12-m8k 4 года назад
ህዝቢና ይኽበር Metabitka ente koynu da kem natu risi aleka do bro 🙈😱❤️
@user-fh6vh1wx5u
@user-fh6vh1wx5u 4 года назад
@@Bibi12-m8k ካላ ስቕ በል ናትና ርኢስስ ጥራይ ምብልዓ እዩ ናይ ዳኒ ግን እሾኽ እዩ ርኢሱ ካብ ህጻኑ ኣብ class ኣቅደሕና ክንብሎ ኢና ንውዕል ኔርና ክክክክ።።
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 4 года назад
@@user-fh6vh1wx5u እንታይ ትብል ወድይ። ይቅደሓካ ነሩ ዶ ወላ ይኽላካ ነሩ።
@user-fh6vh1wx5u
@user-fh6vh1wx5u 4 года назад
@@fthawibrhane7053 ደሓን እዩ ይቅድሕና ኔሩ ።
@redaefisehatsion3803
@redaefisehatsion3803 4 года назад
አታ ጅግና ቆልዓ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ምስ አብነቱ ቀጽሎ ንፉዕ አደንቀካ !
@natsnetnatsnet5139
@natsnetnatsnet5139 4 года назад
Dani Nay lbey, kemaka kikonu eye zmine ezom nay lomi Menieseyat 💫💫💫🥰🥰🥰 !!!Amlak ybarka!!
@missymusa6443
@missymusa6443 4 года назад
Semiekum fkadenatekonkum share subscribe bmgbar atebabueni ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-R0-0IR9BcSY.html
@haylabyemane1502
@haylabyemane1502 4 года назад
ክክክክክ ተዕገርግር እወ ቀጽል ኣንበሳ
@user-ki8gj2ys6h
@user-ki8gj2ys6h 4 года назад
ወዲ መምህር ናይ ባሓቂ በልሕ ቀጽሎ ወዲ ኤረይ ምዓረይ ❤️❤️❤️❤️🇪🇷💯
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 4 года назад
I am z old fan music. Thanks for doing that video. Even yesterday i was listening to a song that sung by Alex Kahsay #Amarire and long live legend Yemane Teklay #aFreweyni and #Selamwit but my friends asked me how many times i rejected from girls that i loved. I am still very young boy but i am old fan music while i am a new generation.
@gebrhiwetshila2741
@gebrhiwetshila2741 4 года назад
እሾክ ብበላሓ ትፍጠር ክብልወ ሓቂ ዳኒ ከኣ ብበላሓ ተፈጢርካ ማራ ኣድናቀካ ዳኒ ኣይ ትጥፋኣና
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 года назад
Well come dani hawey ዳኒ ሓወይ መቸም ንዓካ ዝሃበ ሓንጎል ፍሉይ እዩ፡ ንስካ ንዘይርአ ኩርናዕ ሪኢካ እተመሚ ፍሉይ መንእሰይ ኢካ። ኣነ ውን ንመዳ ማራ እየ ዘድንቆ፡ ብጣዕሚ ንፉዕ እዩ። ን Dasna extra ኣነ ውን ነቂፈዮ ኔረ፡ እምበር ከስ እንታይ ንሰምዕ ኣለና ንሕና ስለ ንፈልጥ ኢና። ኩሉ ዝተዛረብካዮ 100% ሓቂ እዩ። ብፍላይ ናይ ወዲ ትካቦ ደርፊ #ምዕራፍ ንዓይ ብዙሕ የሕሲባትኒ እያ እታ ደርፊ እምበር ከኣ ኣብኣ ዘሎ ግጥሚ ፍሉይ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዳኒ ኣንበሳ። ኣብዛ ናይ መንእሰያት ዋዕላ እንተ ትሳተፍ ኔርካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔሩ።
@Eokbay
@Eokbay 4 года назад
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ትምህርቲ! ዳኒ I am really proud of you.
@tedihayelom9066
@tedihayelom9066 4 года назад
ኣታ ዳኒ ሓወይ እታ ናይ ኤፍሬም ኣማረስ ብሳሓቅ ኣፍሊሓትኒ ቅቅቅቅ፡ ዳሓር ካኣስ ኮመንት እንዳ ቀደሙኒ ካብ ልብያ ግዲ ኮይነ ምስቲ ዘሎ ርሕቀት ክክክክ ብዝኾነ ኣድኑቀይ ወሰን የንሉን ። እታ ናይ ህየሳ ክሊፕ ጽብቅቲ ነይራ ቀጽላ ፕሊስ
@joegr5323
@joegr5323 4 года назад
Great and deep analysis Dani gdus you are doing revolution of our Tigrinya art and culture. 90 ,,,,,% of the viewers are learning
@filimonembrza5376
@filimonembrza5376 4 года назад
Qedamay lomi welcome hero
@user-mf2nn9zs6u
@user-mf2nn9zs6u 4 года назад
ዘከበርካ ዳኒ ሓውና ጸቡቅ ዘኮነ ሓሳብ ኢካ አምጺካ ደርፊ ቀደም ዘክሪ አለዎ ሓይሊ አለዎ ገለጽቲ ቃላት ከይሓልፈካ ዘይዳ ትኩረት ዘሓቱ ወጋን ጊዚ ዘወሰደ ሰራሓት እዮም
@arsematesfalem9035
@arsematesfalem9035 4 года назад
I just wanna say thank u🙏🏽and GBU
@millionneguse6568
@millionneguse6568 4 года назад
Dani ayeny ata niska da kamey dika natey ajoki tarh kasb hji xbuk alka nay bahik kulu tazrob hakiy eiu amlak tarh edimen tenan ka yahbak arkey maryy ❤❤❤👈👈👈
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 года назад
መድሃነ ገብረመድህን ን ኡስ መእሰይ ተስፋ ዘልዎ በዚ ኣጋጣሚ ኣጂካ በርትዕ ይብለካ ኮኮብ ናይ ጽባሕ ኢካ ከም ኡ ውን ዳኒ ንፉዕ ጽቡቅ ኣገላልጻ Keep it up Brovo
@mmcc3028
@mmcc3028 4 года назад
ቡሱል መንሰይ ዳኒ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆኻ ቀጽሎ
@nahomh2692
@nahomh2692 4 года назад
Welcome wedi memhir jegna tetfeana aleka gen
@user-fn4on4ys1n
@user-fn4on4ys1n 4 года назад
ናይ ዘመንና መእምር ተስፋ ኣባኻ ቡዙሕ ተስፋ ኣለኒ ዳኒ ዓርከይ ኣጆኻ
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 4 года назад
ናይ ቀደም ሰብን ናይ ቀደም ደርፍን ኣይርከብን እዩም። የማነ ባርያ፡ኣብራሃም ኣፍዎርቂ ፡ፍሉይ ተዘክሮታት ገዲፎም ሓሊፉ። (ምእንቲ ጽባሕ ካሓይሽ ካብ ሎሚ!!!) ናተይ መፈክር እያ። ጽቡቅን ውሕሉሉን ኣጋላልጻ ኣቀራርባን ክቡር መንእሰይ ክብረት ያሃብካ።
@missymusa6443
@missymusa6443 4 года назад
Semiekum fkadenatekonkum share subscribe bmgbar atebabueni ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-R0-0IR9BcSY.html
@kokobteklay6192
@kokobteklay6192 4 года назад
Tezekro nikkewn aqedimu tbeb kikewn alewo........ Abet riesi dani am soooo proud of you 👌👌👌👌👌💖💖💖💖
@kibreababraham8879
@kibreababraham8879 4 года назад
ብራቮ ብሱል መንእሰይ ወለዶ ናይ ዕማመይ።
@johntewlede2554
@johntewlede2554 4 года назад
Waw ኩላ በል በዝቢዝካ ኣውጺኢካያ ከም ዎረጦ ቀጽል በል ኣጆኻ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ንፍዕ
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 года назад
ኣነ ኸኣ ካብዞም ደለዉ ሰነ ጥበቤኛታት ናይ ወዲ ትካቦን ቶማስ ኣላዛር ኣድናቂ ኢየ
@user-wv2dr1tf3j
@user-wv2dr1tf3j 4 года назад
Me too bro
@rahaserase6425
@rahaserase6425 4 года назад
Ane kia n wedi tikabo ❤
@saimongebreberhan5231
@saimongebreberhan5231 4 года назад
well dani wedi memhier u so brilliant ma men your critics is really had depth and breadth . well even though lack of access in Eritrea . alot youngsters follows u bt if its possible you may build a connection with Eri sat gele inorder to get an access to all eri people cz your shows is teaching alot things and its one piece of milestone to upgrade our arts status because Artis should develope through corrective critics. To finalize you have to share our great eritrean artist and Arts. keep it up dani boy.....
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 4 года назад
እዛ ሃገር ካብዞም ናኣሽቱ እዩ ተስፋኣ፡ እምበር ካብዞም ዓበይቲ የሕዋትናን ካሎኦትን'ሲ ክንዲየናይ
@malhabib357
@malhabib357 4 года назад
Ja, Nay Behaki
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 4 года назад
ዓበይቲ ደአ ነጻነት አምጺኦሙልና እኮ'ዮም ናቶም አሰር ዝኽተል ኢዩ ተሳኢኑ ምበር ንኤርትራ ነጻ ዘውጽእዋ ካብ 17-26 ዝኸውን ዕድሚኦም ካብ 75-78 ዓ. ም ዝተሰለፉ ኢዮም
@samuelmussie6860
@samuelmussie6860 4 года назад
Dani anbesa ade welida tmken pew eska anbesa eka btaimi xbuk tmhrti eka tmhrena zeleka so btaimi ena nemsgn keep it up
@robelrobi605
@robelrobi605 4 года назад
Ana kesab hje nay kedem eya ዝሰምዕ ከምዚ ኸማይ ረኺበ ዳኒ ዓርከይ ካኣ ጽቡቅ መግለጺ ቀጽሎ
@rezene7448
@rezene7448 3 года назад
ዝበዛሕና ከምኡ ኢና
@rahelhabte9476
@rahelhabte9476 4 года назад
በሓቂ ንደርፊ ቀደም ዝወዳደር የለን. ኣነ ምሳኻ ኣለኹ ኩቡር ሓወይ 🙏♥️🙏
@awetseyoum2827
@awetseyoum2827 4 года назад
Hello ዳኒኤል ሰላም ክትህሉ በዓል ምሉእ ተስፋ"የ።ከም ሓበሬታ"ዩ እታ ብየማናይ ጎንኻ ዘላ ጽላሎት፥ንኸተልግሳ ወይ ንኸተህስሳ፥በዚዝስዕብ ኣገባብ ፈትን፥1-ነታ ቅድሜኻ ዘላ light ንዓኻ ንየማንካ ኣዝራ ከምኡ ውን ነቲ ናይ light ትቦ ወይ stand ንላዕሊ ኣንዊሕካ 2-ካብቲ ድሕሬኻ ዘሎ መንደቕ ናይ ሓደ ሜትሮ ከምትፍንተት ጌርካ ፈትኖ ።ካልእ ኩሉ ኔትገብሮ ዘለኻ ህየሳ መሊስካ ወስኹሉ።ሰሰናዩ በርትዕ ሓውኻ ዓወት ስዩም
@eruasmera6176
@eruasmera6176 3 года назад
Ooowww nager sealay wadi seyum
@debishgrimay683
@debishgrimay683 4 года назад
Bravo xubuk aleka wedi eri enbebaa gobeze ajoka nefu eka enta nay lomi da derfi aygeden .
@yafuyafu1127
@yafuyafu1127 4 года назад
እዞም ናይ ሕጂ ስነ-ጥበባዊያን ዳኣ ንገንዘቦም ክብሉ ኣንጻር ባህሊ ትግርኛ እንዲዮም ዝሰርሑ። ገጾም ትርሓቅ
@Fthi_Nhzbi
@Fthi_Nhzbi 4 года назад
Bzey gele zwehat zereba bsul seb thanks for sharing bro
@merhawiestianos3530
@merhawiestianos3530 4 года назад
ወዲ መምህር ድዮም ዝብሉኻ ? ተጋግዮም ፡ ካብ መምህር ዝተወለደ " ዳሪክተር " ክብሉኻ ኣለዎም ። ብልቢ የመስግነካ ። ዳኒ ሓውና ኣይትጥፋእ ።
@yonaskflu7712
@yonaskflu7712 4 года назад
You are the best teacher
@user-gn3gv8cv7t
@user-gn3gv8cv7t 4 года назад
ግርማይ ዓንዶም ረስዕካዮ። ወዲ መምህር ።
@berihutekletekle9143
@berihutekletekle9143 4 года назад
Nay bahaki grmayn tomasn resiaka
@user-nm8cg2sl7u
@user-nm8cg2sl7u 4 года назад
እውይ ኣይገርመካን ግርሜሶ ዝኣክል
@mulesolomon6371
@mulesolomon6371 4 года назад
እንቋዕ ብሰላም መፃካ ሕጹብ ሓንጎሉ ዳኒ ኣንበሳ ናይ ሎሚ ደሪፊ ሓቂ ዘረባ ግጥምታቱ ዝፈረስ ንክትስምዖ ይኩርከሐካ እዩ በዝኮነ ፅቡቁ ኣጋላልፃ እዩ ቀፅሎ። ሓደ ሓደ ግዜ ከዓ ብንጹር ኣብ ፖሎትካ ኣቲካ ኣንቃሓዮም ነዞም መንእሳያት።
@tomeelu
@tomeelu 4 года назад
welcome dani ✌💯
@fa9634
@fa9634 4 года назад
Well said. ምስ ኩሉ ዎልዶታት ገጥምኻ እሎኻ። ንፉዕ ዚ ወደይ ! መምህር ንኹሉ
@semere7388
@semere7388 4 года назад
ለከ እዚ እዩ እቲ ምስጢር ናይ ቀደም ደርፊ እንተ ሰሚዐ ብድሕሪኡ እዚ ናይ ሕጂ ጨርባሕባሕ ፍጹም ክርደኣኒ ዘይክእል
@amangoitom1233
@amangoitom1233 4 года назад
Dani kulu medebka xbuk yu gn xerfi gdef malet respect for everything thank you for understanding
@user-cg9gw2vf4y
@user-cg9gw2vf4y 4 года назад
እዚ ውዲ ክስተውዓል ብራቮ bro nay behaki ኣድኒቅካ ናይ ሎሚ መዚቃ 7 ገሩብ እዩ ዘጉይየካ 😎😎ኣነ ሕጂ ብ ናይ የማነ ባርያ ኣብራሃም ስለሙን ሃይለ ኪሮስ ኣልማዩ እንዳስማዕኩ የ ዝፃናንዕ እንበር ናይ ሕጂስ ኡይይይይ ዩ ዝብል
@ghebrhiwetdebesay922
@ghebrhiwetdebesay922 4 года назад
ዕድመን ጥዕናን ድኣ እሃብካ እስኻስ ካባኻ ብዙሕ ክንጽበ ኢና ንእሽቶይ እርማት አህበካ ክምብል ተስምዕ ትመስል ዘላ ክንብል ጌርካ እንተ ተድምጻ ብዝተረፈ ቀጽሎ ኣጆኻ ንፉዕ !!!
@lunalove6470
@lunalove6470 4 года назад
Daney afqireka endiye i love you my king ❤❤🇪🇷💋💋💋
@user-rh9so1cv6b
@user-rh9so1cv6b 4 года назад
tekdmki kkkk
@lunalove6470
@lunalove6470 4 года назад
@@user-rh9so1cv6b bhaqi 🤣🤣🤣
@efremsunmoonstar8146
@efremsunmoonstar8146 4 года назад
@@user-mz3py7hz1p kem gual anseyti meten defirka I love you mbal {zeykemadieta} wn ayefkdn u.
@BBGL02
@BBGL02 4 года назад
Miskineyti abey tifeltiyo
@chopinsonatas606
@chopinsonatas606 4 года назад
lusey afkireki endye i love you my queen
@senaykidanekidane2694
@senaykidanekidane2694 4 года назад
Nay bhaki des zibil agelaltsa dani bravo ajoka ketslo 👍👍👌
@tesfumiki4501
@tesfumiki4501 4 года назад
ዝዓበየ ጸገምና ኣብ ናይ ሎሚ ስነ-ጥበባውያንን ኣስተማቐርቲ ስነ-ጥበብን ሕጽረት ቋንቋ ስለዘለና ኢዩ። ናይ ቀደም ደረፍቲ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ዓሚቕ ፍልጥትን ርድኢትን ስለ ዝነበሮም ክብልዎ ዝደልዩ ነገር ብንጹር ናይ ምግላጽ ብቕዓት ኔርዎም።ሰማዕቲ ውን ብግቡእ ይርድእዎ ኔሮም። ሎሚ ቋንቋና ስለ ዝደኽመ ኢዩ ጸገም ተፈጢሩ ዘሎ። ኣብ ሃገርና እታ ቋንቋና ብግቡእ ክንፈልጠላ ዝግበኣና (ትግርኛ ሳብጀክት) ኣብ መባእታ ደረጃ ትምህርቲ ኢያ ተቋርጽ።እንተወሓደ ከም ሳብጀክት ክሳብ ላዕለዋይ ደረጃን ኮሌጃትን፡ልክዕ ከም ቋንቋ ኢንግሊሽ ክሳብ መወዳእታ ክንመሃራ ይግበኣና ኔሩ። ናይዚ ውጺት ከኣ ሎሚ እቶም ፕሮፌሰራትን ዶክተራትን፡ምስ ትግርኛ ዝዛረብ ህዝቢ ዓቤምን ኣብውሽጡ እንዳነበሩን ሓሳቦም ብትግርኛ ክገልጹ ክሽገሩ ንርኢ ኣሎና። ኣብዝኾነ ቃለ መሕትት ክገብሩ እንከለዉ ፍርቁ ቃላቶም ብኢንግሊሽ ኢዮም ዝገልጽዎ። ኣብ ቋንቋና መሰረታዊ ዕቤት እንተ ዘይ ገርና ብቋንቋና ምርድዳእ ውን ከሽግረና ኢዩ።ድሮ እኳ ኣብዚ ንኡስ ወሎዶን ኣብቶም ዓበይቲ ወለድናን ብቋንቋና ክንረዳዳእ የሸግረና ኣሎ።
@wedigere1549
@wedigere1549 4 года назад
ጎበዝ በሊሕ መንእሰይ ናይ ብሓቂ!! ሰውድ እስከ ጸጽባሕ ኣጆኻ።
@almazmennetey
@almazmennetey 4 года назад
መርሓባ መዲ መምህር እንካዕ ደሓን መጻእካ ክገርመካ እንዳ ዘከርኩካ መጺእኻ ብምድንጉያክ
@halamadrid7779
@halamadrid7779 4 года назад
ኣብ ወርሒ ሓንሳብ ድዩ ዚመጽእ ወደይ
@freizerlove7802
@freizerlove7802 4 года назад
ኣብ ዓለም ካብ ደስዝብለካ ዘረባን ስራሕን ጎፍ ክብለካ ኮሎስ ዳርጋ መድሃኒት ኮይኑ ይጸንሓካ ኣጆካ ከጽሎ ዳኒ proud of you mate
@hawistevengerrard4620
@hawistevengerrard4620 4 года назад
ናይ ሎሚ ደርፊ ደኣ ዓይንካ ትሓፅብ ኣሌቶ ሰለፍ ትርኢ ተወዲኣ
@robelandebrahan8446
@robelandebrahan8446 4 года назад
Haha 😂 Ja
@michaelmikiafkariyehwatu4276
@michaelmikiafkariyehwatu4276 4 года назад
😂🤣🙏
@romedansuleman8501
@romedansuleman8501 4 года назад
😂😂😂😂😂😂🤭🤭🤭🤭
@yonaszerabruk6644
@yonaszerabruk6644 4 года назад
Hahahaha
@seidomer6591
@seidomer6591 4 года назад
bemnatay awdi temeriku ezi dani 👏 betaemi nefue ✊✌
@user-fh6vh1wx5u
@user-fh6vh1wx5u 4 года назад
ካብ ብንሽተዩ እዩ በሊሕ ዳኒ ።
@seidomer6591
@seidomer6591 4 года назад
@@user-fh6vh1wx5u nay behaki megramey wedie 😮 emo kea abzi edme ezi kekxlo teray alewo
@aberateklehaimanot9804
@aberateklehaimanot9804 4 года назад
ኣለው ኣለዋና። ንሃገር ንህዝቢ ዝነድቁልና። ኣለዉ ኣለዋና ። ንባህሊ ሃገር ዝሓፍቁልና። ኣሉዉ ኣለዋና። መንነት ክብሪ ዝርዱኡልና። ኣሉዉ ኣለዋና። ንባህሎም መንነቶም ዘኽብሩልና። ኣሉዉ ኣለዋና። ጀጋኑ መንእሰያት ፈጣሪ ዝዓደለና። ኣሉዉ ኣለዋና። ጸልማት ምስወግሐት ህዝብና ክመርሑልና።
@abielabi3740
@abielabi3740 4 года назад
ብጣዕሚ ንፉዕ ብሱል ኣእምሮ ኣጆኻ በርትዕ
@merhawitecle6574
@merhawitecle6574 4 года назад
ድሕሪ ሕጂ ግጥሚ/ትሕዝቶ ደርፊ ከይሰማዕና ናብ ኮመንት ኣይንተሃወኽ::
@samuelbrhane8515
@samuelbrhane8515 4 года назад
Kkkkkkkkkkk
@yohannesberhe7696
@yohannesberhe7696 4 года назад
Dani boy gobez ane kea kabti thzto nay ti derfi wuhluln miela zmelo akerarbaka emkot tzarebom kalat bzuh eyom zmhruni your idea is to the point go ahead
@user-mm2uk9rm6o
@user-mm2uk9rm6o 4 года назад
I always take something from him
@sammeb5346
@sammeb5346 4 года назад
Wawww dani hawey btami eye zemesgneka eti ab libey zolo nhzibi ktered beti zeleka akimi sle zemahalalefika adnike aytsegbekan eye ezi kulu zbelkayu kulu haki eyu bejakum nezi hawina kenetababoa layk tray keman ywhdo abesa jigna eritrean dani hawey enka da natna konka hawey natey ajoka ketslo brabo
@brhane7225
@brhane7225 4 года назад
እዚ ወዲ ጽቡቅ ናይ ምንቃፍን ርኢይቶ ናይ ምሃብን ተክእሎ ኣለዎ ናቱ ኣበርክቶ ግን እዝጊሀር ዋንኡ ።
@eyobarsenal761
@eyobarsenal761 4 года назад
Kkkk rieto mhabn mnqafn ke wediqu diu xenihwo zenbbelka zelo 🤔 turgum aberkto entay mukuanu krub zzengaeka tmesl!
@brukmark7675
@brukmark7675 4 года назад
ኣብ ነቐፌታ ተሰቒሉ እዩ ክነውሕ ዝደሊ
@massawa1885
@massawa1885 4 года назад
ወዲ መምህር የኣኸ ኣታ ከማኻስ ኣይተፈጥረን ኣጆኻ ካብዚ ዘለኻዮ ንላዕሊ ክትብርትዕ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ንኡስ ኢኻ እሞ ኣጆኻ keep it uppppppppppp brooooo
Далее
ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧
18:41
Просмотров 131 тыс.
Аруси Точики ❤️❤️❤️
00:13
Просмотров 367 тыс.
ጸርፊ ባህልና ’ዶ  ኣይኮነን፧
19:40
sep 4/2024 ዘይተፈትሐ ጉዳይ
49:21
Просмотров 22 тыс.
ኦኣር ህየሳ ፊልም/ O.R film review
29:16
Просмотров 139 тыс.
ህየሳ ደርፊ 'ኣሞረ'
20:59
Просмотров 58 тыс.
Best of Tesfay Mengesha Music (Non-Stop) 2021
1:21:42
Просмотров 467 тыс.
ህየሳ/ትንተና ደርፊ 'ምዕራፍ' ...
23:01