Тёмный

ጸርፊ ባህልና ’ዶ ኣይኮነን፧ 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 90 тыс.
50% 1

#ጸርፊ መወዳእታ ዘይብሉ ናይ ቋንቋ መልክዕ ኮይኑ ክነወግዶ ወይ ክነጥፍኦ ዝከኣል ኣይኮነን፣ እቲ ምንታይ
ጸርፍታት ኣብ መዓልታዊ ሂወትና ንነገራት ብልክዕን ቀሊልን ኣገባብ ዝገልጹልና ኣካል ቋንቋና ስለ ዝኾኑ። ከም ሕብረተሰብ ክንውንኖ ዝግበኣና ናይ ጸርፊ መዐቀኒታት ግን ንዓሌት፣ መልክዕ፣ ጾታ፣ ዕድመን ካልኦት ተፈጥሮኣውያን ህያባትና ዝዕይር ክኸውን ኣይግባእን፣ ስለዚ ጸርፊ ዘይኮነ ክነወግድ ዘለና ዓሌት ገዲፍና ሕመቕ ኢና ክንጸርፍ ዝግበኣና።
ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧
/ 467838700828733
Produced by Mahder Production
Subscribe here - / mahderprodu. .
Follow on Facebook - / mahderproduc. .
@ዳኒ ወዲ-መምህር profile.php?...
#ጸርፊ #ባህሊ #ህየሳ #ስነጥበብ

Опубликовано:

 

9 апр 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,1 тыс.   
@mginspire
@mginspire 4 года назад
ዳኒ ኮርዒዳ፣ ግሩም ኣስተንትኖ። ናሆም ንሱ'ዩ ክኽሰስ ዘለዎ። ፈለማ ስነ-ጥበብ እንታይ ምዃኑ ዘንጊዑን ዘይምፍላጡን። ቀጺሉ ፍርያት ስነ-ጥበብ፡ድሕሪ ምዝግርሑ ናይ ህዝቢ ምዃኑ ኣይተሰቈሮን ዘሎ....ካልእን። ኣብታ ክሊቡ'ውን ኣብ ሕብረተሰብና ከም ሓደ ውጕዝ ነገር ዝርአ ክንሱ፡ ከም ቅቡልን ህሉውን ገይሩ ብምቕራብ ክብርታት ሕብረተሰብና ዝግሃሰ'ዩ። ነቕፌታን ህየሳን ኣብ ስነ-ጥቡብ ኮስኳሲ ኣፍራዛ'ዩ። ብኸመይ ትነቅፍን ትህይስ ድማ ነቱ ሕጊ ኣለዎ። ህየሳን ንቕፌታ ብዘይምህላው'ዩ፡ ጥዕና ዘለዎ ጥበብ ክውለድ ዘይተኻእለ ዘሎ። ናሆም ጸላዕላዕ ክብለካ የብሉን። ኣብ ክንድኡስ ከተመስግኖ'ዩ ዝግብኣካ። Dani! Dude I'm quite sure you will make a difference and great impact in our perception.
@user-ii3il5rh2n
@user-ii3il5rh2n 4 года назад
ዳኒ ዋውው ሓወልቲ ናይ መንሰያት ትሕቲ 30 ። እስከ ትሕቲ 30 ዘለኹም ላይክብሃብኒ መኽንያቱ እዚ ግዜ ናትና ኢዩ ንህና ኢና ንቕይሮ ፡ዓለም ኣስካላ ኣስካላ ኢያ እቲ ሓደ ይድይብ እቲ ሓደ ይወርድ ስለዚ እቶ ኣበይቲ ይወርዱ ኣለዉ ንህና ድማ ታራና ስለዝኾነ ክንድይብ ግዴታና ኢዩ።
@user-mf6wc5vm4v
@user-mf6wc5vm4v 4 года назад
ሳላሳ,ሲ ፈሪሕናያ,ምበር ሓሊፍናያ,ኮ ምሃለና ግን ሳላሳ ክሰምዕ ከለኹ ኣነ እታ ድሕሪኣ ዘላ,ያ ትርኣየኒ kkk
@simontsige7361
@simontsige7361 4 года назад
31 zikona ke habibi?
@user-gn2uj7ri8n
@user-gn2uj7ri8n 4 года назад
@@user-mf6wc5vm4v kkkk absherka zarkey
@begemdr502
@begemdr502 4 года назад
ዕስራታት ጢዒምናሎ ግደፍ ሰላሳ ከይትሰምዓና ኣብኡ ትጽናሓልና
@weiniberihu225
@weiniberihu225 4 года назад
@@begemdr502 kkkkkkkkk haqka entay salasu elka zerba ke kk
@mulugeta1238
@mulugeta1238 4 года назад
ንዳኒ ዝፈቱ like ከይገበርኩም ከይትሓልፉ እዞም ተንብቡ ኮመንት በጃኩም እዚ ዘሎ ሕማም ከኣ ይሰውረልና ፈጣሪ ሩሑስ ቅንያት ፋስካ ከኣ ይግበረልና ንኩሉና ኣመንቲ ኦርተደክስ ኣሜን(3)
@michaelyemane2063
@michaelyemane2063 4 года назад
ነዚ መደብ ከተዳሉ እተካይዶ መፅናእቲ ኮነ ምድላው ዝንኣድዩ:: ህጊ እንዳባ ዝኣክል ምቅራብካ ኣድኒቀካ ዘይፈልጦ ከማን ኣፍሊጥካኒ ዳሃን እቶ
@tekilamichael3997
@tekilamichael3997 4 года назад
ካዓ መፀ መፀ ኣንበሳ 'መስል ካብ ትግርኛ ዝወፀ!😃 well come ሃብሮም!
@kubromfutuwi301
@kubromfutuwi301 4 года назад
kakakakaka
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 3 года назад
ትግርኛ ትዝረብ ደኣ'ምበር ኣይትፈርን። ልሳነ-ትግርኛ ምባል እዩ እቲ ቅኑዕ። ብግጉይ ርድኢት ዝተኣታተወ ኣጠቓቕማ ሳዕሪሩ። መንእሰያት እሞ ከኣ ሓቅኹም፡ ምስ ተጸየቐት ኢኹም ተወሊድኩም።
@volapmedia
@volapmedia 4 года назад
ዝድነቅ ኣቀራርባ ብሓቂ ንፉዕ መንእሰይ: ብፍላይ እታ ንቆልዓ ብኸመይ ተረድኦ ትብል ሜላ ዋውውው👌👌👌 ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና::
@wedihazot338
@wedihazot338 4 года назад
Ata nezi wedi kemey gere #1000 #Like kgebrelu ye I'm proud of u bro❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🌍🌍🌍🌍🌍💪💪💪💪💪👍👍👍.
@Tekle319
@Tekle319 4 года назад
ዳኒ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ተስፋ ደለኪ መንእሰይ ኣጀካ ቀጽሎ ሎሚ ሰብ ብዓለትን ዓድን ኣውርራጃን ክጻረፍ ይውዕል ኢሎ ሓቅካ ኣይተጋገካን ኩላትና እስከ ንቀየር ካብዚ ሕማቅ ኣታሓሳስባ ኣብነታውያን ንኩን ከም ዳኒ ❤️👍🏻
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 года назад
ጸርፊ ባህልና"ዶ ኣይኮነን ፧ መልሲ ፥ ኣይኮነን!!! ንቅፌታ ግን ባህልና እዩ ዓይነት ጸርፊ ከኣ ይፈላለ እዩ ኣድኒቀካ ግን DANI BOY
@fishmesfun823
@fishmesfun823 4 года назад
ok ቆጽሎ ኣጆካ ነቀፍታ ጽብቕ ኢዩ ዓሌተውነት ግን ሕማቅ ኢዩ።
@lemlemwoldu519
@lemlemwoldu519 4 года назад
እሞ እታ ንሱ ዝበላ ኮ ደጊምካያ ክክክክ
@cdc2391
@cdc2391 4 года назад
ጸርፊ ባህልና'ዩ።ከመይ ንዝብል ግን ኣጸቢቕካ ሕሰብ
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 года назад
@@cdc2391 bkemey dea Hawey natey
@cdc2391
@cdc2391 4 года назад
@@yonaskinfe6164 "ስሓቕካን ዕላልካን ስቕ ኢሉ ይብርሃኒ ቀትርን ለይትን ወት'ዛ" ተጀምረንስ ኣለኻ ትብል ደርፊ ናይ ሩታ ኣብርሃም ኣብርሃም እንተሰሚዕካያ(ወድ'ዛ)ኢላቶ ኣላ።እዚ ድማ ኣብ ገለ ገለ ኣጋጣሚ ሰባት ከነድንቕ ከለና ካብ ምሒር ተምሳጥ እንጥቀመሎም ኣበሃህላ ኣለዉና።ንዝያዳ ምስትምቓር ነታ ደርፊ ደጊምካ ስምዓያ።
@angesommekseb67
@angesommekseb67 4 года назад
ናሆም ኣብ ረሳሕ ማይ ምሕንባስ ግድፋ 👌
@tesfa7382
@tesfa7382 4 года назад
Ata kndey thasm 😃
@user-nr7ev1ow6e
@user-nr7ev1ow6e 4 года назад
ክክክክክክክ
@angesommekseb67
@angesommekseb67 4 года назад
@@tesfa7382 ምስማዕ ኣቢና ኣሎ ሓግዘና እስከ
@tesfa7382
@tesfa7382 4 года назад
@@angesommekseb67 Neqefeta kqbel zeykl dea xemam eyu neay wn aysemann eyu.
@sesinatey150
@sesinatey150 4 года назад
Kkkkkkkkkkk....ktregmm
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 3 года назад
እቲ ዝሕጉሰኒ ነገር 1ይ ደፊርካ ኢኻ ትዛረብ 2ይ ብርዲኢት ኢኻ ትዛረብ 3ይ ስሚዒታዊ ኣይኮንካን 4ይ ኣጋላልጻኻ 100% ኑጹር እዩ 5ይ ስነ ጥበብን ባህልን ንኻዓቢ ዘለካ ድሌት ኣዝዩ ዓይቢ እዩ ኣጆኻ ቀጽሎ
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 года назад
እንታዲኡ ኮይኑ ነቀፌታ ዘይቅበል ናሆም? ካብ ድሕሪ ሕጂ ኣብ ርእሱ ኣለኹ ብ እዝንና ዝተላገጾ ይኣክል
@Tube-uf1di
@Tube-uf1di 4 года назад
haha
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp 4 года назад
ክ ክ ክ ሞይተኮ 😂😂
@selamiyezmne6820
@selamiyezmne6820 4 года назад
Kkkkkkkkk
@manchesterunitedreddevils3843
@manchesterunitedreddevils3843 4 года назад
👌🏽
@hawistevengerrard4620
@hawistevengerrard4620 4 года назад
Nohom yohans Eti sebay adyam dyu bekay 🤣
@anbesatv8655
@anbesatv8655 4 года назад
ርእሲ ብዙሓት ሰማዕቲ ሙዚቃ ሓኪምካ ኣለኻ በዚ ኣጋጣሚ እዚ ኣድናቂኻ ኢየ ንፉዕ ቀጽሎ።
@user-lo7nj1df9f
@user-lo7nj1df9f 4 года назад
ናይ ናሆም ሲ ብጣዕሚ ሓዚነሉ፡ ትርጉም ስነጥበብ ዝፈልጥን ዝርዶን ኣይኮነን ማለት እካዩ፡ ድምጻዊ ከም ስነጥበበኛ ክትቅበሎ ከምዘይብልና ሎሚ ተረዲኤ፡ keep up ዳኒ ሓውና
@filmontesfaslase6402
@filmontesfaslase6402 4 года назад
👍
@filmontesfaslase6402
@filmontesfaslase6402 4 года назад
Thinks bror
@dawitdeve1572
@dawitdeve1572 4 года назад
ልዕሊ ኩሉ መልእኽትካ ንጹር መጽናዕቲ ዝተሓወሶ ምኻኑ ድማ ቀጽል #ንናሆም# ክኣ #ሰነፍ# ኢለዮ ኣለኹ ተተረዲኣቶ። ከም መንእሰይ ካብቶም ዘድንቆም ውሑዳት ሓደ ኢኻ ልቦናኻ ዝደሊ መዘናኻ እየ ኣጆኻ።
@hiermongebru2651
@hiermongebru2651 4 года назад
ናሆም የውሃንስ ኣይትጋገ ነቐፌታኻ ተቀበል እንተዘይ ኮይኑ ኣብ ጎኒ ዳኒ እዩ ኩሉ ህዝቢ ብጌጋኻ ታኣሪምካ ጥዑይ ዝኾነ ስራሕ ሒዝካ ክትመጽእ ተስፋ ይገብር እንተ ዘይኮይኑ ጌጋኻ ኣሚንካ ስቕ በል ፈንጠርጠር ትብል ተኾንካ ግን ዕጫካ ጽቡቕ ኣይክኸውንን እዩ
@kaib5735
@kaib5735 4 года назад
medakeri zkone hzbi..mes zleflefe tedakiru...
@hiermongebru2651
@hiermongebru2651 4 года назад
@@kaib5735 nska ika medakeri shmka xhifka msae nqdem
@kaib5735
@kaib5735 4 года назад
@@hiermongebru2651 fgara shmey dea ab gnbarka kxiehfeleka eye...hasewti
@hiermongebru2651
@hiermongebru2651 4 года назад
@@kaib5735 klae anjal
@habtomgebrehiwet3697
@habtomgebrehiwet3697 4 года назад
@@kaib5735 ygermeka u ane zgermeni bzuh ztezarebe kulu lebam zkone ymeslo
@tekia8416
@tekia8416 4 года назад
ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ ፡ብዝኮነ ከምዚ ዝብለ ስራሕ ኣብ ባህልና ልሙድ ኣይኮነን ፡ንክንያቱ ናይ ምንቅቃፍ ልምዲ ኣየጸንሓናን ። ብዝኮነ ኖሆምን ከምኡ ሰባትን ኣብ ረሳሕ ማይ ምሕንባስ ግደፉ!!!!!
@habtemariamyemane3674
@habtemariamyemane3674 4 года назад
ናይ ብሃቂ ወዲ መምሂር ቀጺሎ አዝ አዮ ዘድሊየና ዘሎ ።
@yonasgebremariam4857
@yonasgebremariam4857 4 года назад
ተስፋ ይገብር ሓደ ማዓልቲ ብዛዕባ ሕጊ እንዳባ ጹብቅ ገርካ ተቅርበላ፡ ብዝኮነ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሎ።
@dahlak7181
@dahlak7181 4 года назад
ብርግጽ ጽረፊ ባህልና ኣይኮነን እንተ ናይ ሕጂ ግን እንቃዕ እቲ እዞም ወነንቲ ትካላት ማስመድያ ዝፍልጥዎ ኣይክኑ በጃኩም ኣሓውት ካብ ጸርፊ ንቆጠብ ኣምላክ ካብዚ ሕማም ኮሮና ይሓልወና
@deltaforce3308
@deltaforce3308 4 года назад
መትኒ ናይ ሓንጎል ኢኻ ብሓቂ 4 ሳዓት እንተትዛረብ ከም 4 ደቂቅ ምራእኽወን።ቡልጽ!!!!
@nahomokubamichal874
@nahomokubamichal874 4 года назад
ውላድ ጥበብ ሰሎምን ተበልኩኻስ ይውሕደካ ዶ' ይኸውን? ጥበብካ ይሰስን ወዲ መምህር ነብሲ።
@tesfiesamuel1469
@tesfiesamuel1469 4 года назад
ብታሚ ደስ ዚብል ኣገላልጻ bro keep going l can’t wait to see you next
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 года назад
Well come Dani boy እንቃዕ ብደሓን መጻእካ ዳኒ ሓወይ ከም ኩሉ ግዜ ንዓካ ዝከውን መግለጺ የብለይን። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣተሓሳስባ መንእሰያት ክትልውጥ ትገብሮ ዘለካ ጻዕሪ ክትምስገን እዩ ዝግብኣካ።
@ebitm8530
@ebitm8530 4 года назад
Eske temeharu antum tisarefu, from this young and intelligent guy❤️🙏
@abitii
@abitii 4 года назад
ናይ Nahom ይገርም'ዩ ነዛ ሓንቲ ከም ሓሙስ ንመንእሰየት ኣብ ስነ ጥበብን ካልእን ኣጠማምትኦም ንምዕባይ ትገብሮ ዘላ ዓቢ ስራሕ ክቆርጽ ሓሲቡ ኣነ ይጠቀም እምበር ህዝብስ ባዕሉ ይፈልጥ ጌርዋ 99% ከም መሓሪት እዩ ተቀቢልዋ ሰብ ነዛ Channel plz ንቀፌታ ኣይትጽላእ Nahom ናይ ህዝቢ ስራሕ ናተይ'ዩ እናበልካ ደኣ ትም ኢሉ ክሪኤካ ደሊካ
@micheallove7895
@micheallove7895 4 года назад
ኣታ ተስፋ መንእሰይ ኣጆኻ እስከ ህየሳ ኣብ ኩሎም "ስነ-ጥበባውያን" ሃገርና ግበር ምኽንያቱ ናይ ሓደ ሕብረተሰብን ባህልን ልምድን ኣርኣያ ስለ ዝኾኑ፡ናይ ሕጂ ዘለዉ ግን ንንቅፌታ ዘይምቅባሎም ጥራሕ እዩ ኣበይ ኩነታት ከም ዘለዉ ዝሕብረካ,so i'm proud of you continue.
@dawittrussom7986
@dawittrussom7986 4 года назад
Dani keep it up brother, am so glad that u start to represent our youth, try to develope our dignity and understanding of our youth, great great !!!!!
@lunalove6470
@lunalove6470 4 года назад
Daney you're smart we love you so much 💚💚💚💚💚💚💚🇪🇷
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo 4 года назад
ዳኒ መግቢ ኣእምሮ፡ መግለጺ የብለይን ንብልሕኻን፡ ንመንፍዓትካን ዝኸውን። ኣይትዶንጉየና ጥራሕ። ከማኻ ኢና ስኢንና ጸኒሕና።
@dawitbirhane8238
@dawitbirhane8238 4 года назад
good idea dani bro
@y7prime934
@y7prime934 3 года назад
ኣነኮ ብጣዕሚ አየ ፈትየዩ ኩሉ ትዛረቦ ትኸከል ኢካ ዝሓወይ ኣደነቂትካ ጎል ዓጋመ
@gnnmntay4938
@gnnmntay4938 4 года назад
ዳኒ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ ካብ ኩሉ ሕጊ እንዳ ባ ኣምጺካ ከም ኣብነት ምሃብካ ከምኡ ውን ግዜካ ሰዊእካ ትገብሮ ጻዕርታት ከመስግነካ ይደሊ።
@natannatan5345
@natannatan5345 4 года назад
ኣብዘበነይ ሓደ ተስፋ ዘለዎ ኤርትራዊ ይበርቕ ኣሎ ቀጽሎ ሓቢቢ
@rezenegilay4760
@rezenegilay4760 4 года назад
ደፋርን ንፉዕን ኢኻ ቀጽሎ ዳኒ
@kalMHe
@kalMHe 4 года назад
I admire you. You made me see things from a different perspective!
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 4 года назад
ናይ ብሓቂ ዳኒ ኩሉ ንስካ ትዛረቦን ትትንትኖን ካብ ሓቂ ዝራሓቐ ድልይ ውዒሎም ይኹን ወሪሖም ሓንቲ ክረኽቡልካ ኣይክእሉን ኢዮም ።ደቂ ሰባት ግን ንሓቂ ክንቀብር ክንሓብእ ሒኽ ኢና ንብል ።ብዘይ ንቔፈታን ህየሳን ክኣ ዝኮነ ኢትገብሮ ይኹን ትሰርሖ ዕውትን ምሃርን ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ ።ሰለዚ ቀጽሎ ከማኻ ለማማትን መስተውዓልትን ይብዙሑ ወለዶናን ባህልናን ክኽበር።
@finang4777
@finang4777 4 года назад
Tay Kemzedleyo Zyfelet Hezbi. Were/ Himeta Nay Neshnesh Tv 200k viws Kumneger Zelewo Ezi Demma 27k viws ATA Hezbi Lebem.
@imissmama3978
@imissmama3978 4 года назад
ሓሳብካ የድንቖ ,የ ግን ብጸርፍን /ብዝንጠላን/ ክኽውን የብሉን ርኢቶ ግን ናይ ግድን ,ዩ ኣብ ኩሉ ፍቕሪ ይቐድም።
@tsegayabraham4678
@tsegayabraham4678 4 года назад
I appreciate u bro keep it up Confidence 100% I wonder how u expelling everything you are super smart bro i wish everyone will be like u. ...
@user-pd3zb3ug9q
@user-pd3zb3ug9q 4 года назад
ናይ ብሓቂ ብዝገርም መልክዑ ክትትንትን ብቅዓት ዘለካ መንእሰይ ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ መጻኢ መራሒ ሃገርና ከም ትኸውን ከኣ ርግጸኛ እየ
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 4 года назад
ዳኒ ደንጊኻ ኢለ ሸር ክብለካ ሓሲበ ኔረ እንቃዕ መጻኻ ብሉጸይ።
@eseyawet6246
@eseyawet6246 4 года назад
ስቅ ዶ ክብል ሎምስ ቐሺ ክክክክክክክ ናይ በሓቂ ከምዚ ከማይ ተረኪብካ
@nahomnahom5330
@nahomnahom5330 4 года назад
Sharp
@user-ld6lh4gc8l
@user-ld6lh4gc8l 4 года назад
ዳኒ ኣታ ኣምበሳ !!!!!! ግና ሐደ ነገር ክነግረካ ድደሊ ቀዳማይ ነገር ከም መንእሰይ ኣበርቲዕካ ብትምህርቲ ክትዓቢ ምኽንያቱ ከምዚ ድሪኤካ ደለኹ በሊሕ እንዲኻ ትምህርቲ ተወሲካሉ ውጺኢቱ ፉሉጥዩ ውጺኢቱ ፡ክላልኣይ ድማ ሓንቲ ኢድ ስለ ደይተጣቕዕ ከማኻ በላሕትን መናእሰያት እንተወዲብካ ኣብ ሓጺር ግዜ ዓቢ ለውጢ ከተምጽኡ ይብል ኣነስ ዳኒኸ እንታይ ትብል።
@barihadhanom4527
@barihadhanom4527 4 года назад
ዳኒኤል ንኡሰይ ብሓቂ ንፉዕን ተባዕን መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ፡ኣጀኻ በርትዕ።
@meharitteame5436
@meharitteame5436 4 года назад
You are smart Dani, proud of you, we need more video of you and you are a teacher for this generation
@anesinglawi7950
@anesinglawi7950 4 года назад
ንኣኻ subscribe ዝገበርኩላ መዓልትስ ከመይ ብርክቲ መዓልቲ ያ በጃኻ ግን ኣይትትፋእ
@matiwostumzghi9770
@matiwostumzghi9770 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ።ነቶም ዘይርድኦም ነዚ ናትካ ሓሳብ ተቀቢሎም ኣብ ግብሪ ከውዕልዎ
@yohannesberhe7696
@yohannesberhe7696 4 года назад
Dani hawey really brilliant nay mzrab mesel kkelaka zkil manm yelen kemzi zbelkayo nekifkayo ember mesel derasi aygehaskan serika ayshetkan ayebazahkan ajoka meglexika nxuratn evidences zelewomn understandable and to the point I love that keep going
@elnatanayel6813
@elnatanayel6813 4 года назад
Very impressive & deep topic👌i leaned a lot from you on most of ur pages,thank you & God bless you🙏 very matured young man.
@yohannesabai9332
@yohannesabai9332 4 года назад
ሰላም ዳኒ ንስካ ንዓይ ብዘይ ቀልዐለም እዋናዊ መምህረይ ኢካ እዚ ክብል ከለኩ ንስካ ከምቲ ኣቦታትና ዝብልዎ ካብ ብሱል ጥረ ኣብዚ ግዜካ ከማካ ዝኣመሰሉ መንእሰያት ንምርካብ ኣዝዩ እዩ ከቢድ ንስካ መንግድካ ካብ ብምቅጻል ምንቅስቓስ ኣይትበል ኣምላክ ውን ምሳካ ይኩን ግድ ሓቂ ካኣ ናትካ you tube ዘይኮነ. ክዕጾ ዝግብኦ ናቱ ናይቲ ዝከሰካ ዘሎ እዩ ክዕጾ ዝግባእ
@auntieyoutube5375
@auntieyoutube5375 3 года назад
GOD blessing & protecting for ever ,Danie !!!
@robieriboy8023
@robieriboy8023 4 года назад
Dani haweyy habrom!!ybel abyet lbona nzrdeo btaemi eka gelixkayo, bravo continues bro!!!
@waterfull2907
@waterfull2907 4 года назад
I'm Tigraway & eri-Zega (wedi-Kebesa) so proud of myself 😎 Well done Daniel hawei !!
@tekilamichael3997
@tekilamichael3997 4 года назад
water full 🤙
@27Robel
@27Robel 2 года назад
😉💛❤👍
@nzmfamily
@nzmfamily 4 года назад
✅::
@tginfotech8376
@tginfotech8376 4 года назад
Btami des zbl Dani hawey. keep going mate I really like your videos and I find them extremely useful.
@user-pv6bg3ve5j
@user-pv6bg3ve5j 4 года назад
እዝጊ ኣዛረበካ፡ ኣጆኻ ዳኒ ሓውና ቐጽሎ👍🏾❤🇪🇷
@MsNatuu
@MsNatuu 4 года назад
ወዲ መምህር ቐጽሎ ጥራይ ግን ሓደ ነገር ክነግረካ ። ክሳብ ክንደየናይ ናሆም ከሙኡ ክገብር በየናይ ዓቅሚ ቖርጫጭ ሙኻኑ ኣጸቢቀ ከራጋግጽ እፈቱ ምኽኒኣቱ። ቡዙሕ ግዜ backgraund music ናይ ቡዙሓት ሰባት አገብር የ። ናይ ቆርጫጭ ክገብር እንከሎኹ ኪሲ ኮፒ ራይት ይምጸኒ ፡ ጹቡቆም ደሊና ሃንቀው ክንብል ዘይረቢሕ ምስ ሰርሑ ጻርጻር ክብሉ ገጋ ዩ ። ኣብ መወዳእታ ዝመሰለካ ሞ ግበር ብዛዕባ ኮፒ ራይት የዳክሙኻ እምበር ንስኻ ከምትዕወት ርግጸኛ የ ቀጽሎ።
@jhonmosse7761
@jhonmosse7761 4 года назад
Nayzi wedi zereba bzey mslchaw leytn mealtn msemaekwo nere. ARKKA BA GBERENI BEJAKA
@binimela
@binimela 4 года назад
YOU are very smart person 👍 I like u & admire your work. Kemaqa yebzhayom. God Bless you bro 🙏
@positive_Energy_inside_me
@positive_Energy_inside_me 4 года назад
Wawwww amazing !!!! keep going you are role model ajuka ajuka ab gonka alena I wish u success
@eritiv8371
@eritiv8371 4 года назад
ብኖት እዚ ወዲ ኣብ ኤርትራዊያን ገለ ለውጢ ከምጺእ ዩ።ኣጆኻ እስከ ቀጽሎ ነዓይ ኮ ቀይርካኒ ኣለኻ።
@drarbrhane8318
@drarbrhane8318 4 года назад
ኣብ ክንዲ የቀንየለይ ምባሉ ዱዩ ዋይ ጉድ
@lemlemberhe6316
@lemlemberhe6316 4 года назад
ናይ ብሓቂ ብሱል ኣተሓሳስባን ኣብነታዊን መንእሰይ ኢኻ :: ቀጽሎ እግዚኣቢሄር ኽኣ ጥበብን ምስትውዓልን ይወስኽኻ :: GBU.
@tedihayelom9066
@tedihayelom9066 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ዳኒተይ
@mikado5545
@mikado5545 4 года назад
ደጊምካ ደጋጊምካ ዘይፅገብ ኩቡር ብሱል ዝለዐለ ደረጃ ትምርቲ! ክንዲ ሽሕ ኩነልና:: መናእሰይና በጃኹም ስምዑዎ Thank you
@tumuzghigebrelibanos455
@tumuzghigebrelibanos455 4 года назад
ብጣዕሚ ትንሳኤ ናይዚ ህዝቢ ኢኻ ነዓና ካኣ ሎሚ ምንቋሕ ንጽባሕ ካኣ ምድማቅ,ዩ።
@fak358
@fak358 4 года назад
Grymt jobbat bror och snälla fortsätt med det :-)
@Thz12
@Thz12 4 года назад
Abnetawi mensey bzuh kab habieretaka temahiren kmeharn eye yekenyeley good job keep it🥂👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
@mihreteabfesshaye908
@mihreteabfesshaye908 4 года назад
What a niece description, really I appreciate you mate. But let me tell you some thing about the people of Eritrea specially at this season. They do not like smart people like you.
@merhawitecle6574
@merhawitecle6574 4 года назад
ወይ ናሆም ዬሃንስ ጌግኡ ከይቅበልሲ ክኸሰካ ከኣ? ኣይሓፍርን ድዩኸ? ነቀፌታ ሂቦምኒ ኢልካ ምብካይ ናይ ዘይስነጥበባዊ ባህሪ እንድዩ ንስኹም ግን ብቀደምኩም ውን ስነጥበባውያን ኣይኮንኩምን: ካብ ዲክታተር ደኣ ታይ ይፈልየኩም?? ከይትነቅፋኒ ኢልካ ሎ ዘረባ??
@aronmeron4753
@aronmeron4753 4 года назад
ja Nay Behkiy
@hadishhabtemichael5567
@hadishhabtemichael5567 4 года назад
I really admire the thing you mention about our fathers and forefathers beauty. This is what I expect from all the People on the media. Our young generation can be more confident if we could told the internal beauty our ancestors had. We will never push forward by the modern education only. I like your program because of all those positive things. I really hope you would do more in this aspect. Please go and introduce more from the beautiful old times of our parents. And try to be a role in every thing you do even your hair style. Every things we do and we have is a lesson. I know you will understand my point. peace...
@zebibadhanom3677
@zebibadhanom3677 4 года назад
ናይ ብሐቂ ጽቡቅ ስራሕ ዳንኤል👍👌 ዋውው
@luliyhusaby3039
@luliyhusaby3039 4 года назад
Smart smart smart::
@josimeksen4993
@josimeksen4993 4 года назад
Ah kndzi thasbu kelekum bereka sefirkum azom gawenu ymerhuna alewu 😭😭😭😭😭😭
@weldeabjerjo3788
@weldeabjerjo3788 4 года назад
ዋውው ጅግና ከማካ ዝበሉ ሰባት ዊሒዶሙና ኣለዉ ቀጽሎ
@musiearegay765
@musiearegay765 4 года назад
Abesa tntaneka azye eye dednkeka, mknyatu mknyatawi sledkone qexilo GBU bro ❤❤❤❤
@user-vy3jp8sm1d
@user-vy3jp8sm1d 4 года назад
መርሓባ መርሓባ ዳን ወዲ መምህር ኢንቆዒ ደሓንን መጺኣካ ኣሻቂሊካና ቀንካ ህዚብ ኣብ ጎኖካ ኣሎ ኣጀካ ጊን ኣጆካ ኢኮ ኣየተደሊን ኢካ።
@user-mf6wc5vm4v
@user-mf6wc5vm4v 4 года назад
መጀመርያ እንቛዕ ብድሓን መጻእካ ዳኒ፡ቀጺለ ሕጂ ውን ነዚ ለዋህ ህዝቢ ኤርትራ,ዩ፡ንሱ ድማ ብዛዕባ ናሆም ገለ ከምዝብሉ ኣይስሕቶን,የ,ማለት፡ኣብዚ ዳንኤል ዘቅርቦ ዘሎ ትሕዝቶ ናይዚኣ ቪድዮ ገና ውሽጣን ደጊኣን ኣዕሙቅ ኣቢልና ከይተረዳኣና፡ .እዚ ወዲ ንናሆም ካብ ዝባኑ ምውራድ ኣብዩ፡ .ውልቃዊ ጽልኢ ኣለዎ .ቀጻሊ ይጸርፎ ቀኒኡሉ....ወዘተ ዝብሉ ሓሳባት ኣብ ርእስና ከምዝመጹና/ከምንብሎ ዳርጋ 65% ርግጸኛ,የ ምበልኩ።ነገር ግን እዚ ኩሉ ከብለና ዝኽእል፡ናይ ኣጽቢብካ ምሕሳብን,ምርዳእን, ባህሪ ዓብሊሉና ስለዘሎ,ዩ,ሞ ሓደራ ንኹሉ ኣማዛዚና ነዚ ዳኒ ሓውና ዝገብሮ ዘሎ ዓቢ ዓቢ ዓቢ ዝኾነ ዕማም ምስጋናን ምትብባዕን ክንገብረሉ ስለ ሓቅን፡ቅንዕናን ክብለኩም ይፈቱ። ዳኒ ኣጆኻ በርትዕ ክብለካ ይደሊ √√√ ቅድሚ ምርዳእናን ምምባሉ ግን ኣቐዲመ
@Elias-vr9vz
@Elias-vr9vz 4 года назад
Perfect presentation and good resources keep it up my young brother.
@danted3836
@danted3836 4 года назад
Egziabiher Amlak Hasab Lbka Yesmrelka. Kemaka Ybzhu 👍🏽👍🏽👍🏽
@iseyasmsgna1406
@iseyasmsgna1406 4 года назад
Bro anes neake kneqf mdeleku teqrbo arsti ysemamealu indye brgx gn kemti neti hmaq srah ilka tneqfo xbuq srah kea zferi brgx alo so neti xbuq srehat kea keteqrbelna mare mariu ytsfo yeqeneley.
@Wedimamaa
@Wedimamaa 4 года назад
ዳኒ Boy ሓሳባትካ ፡ ቃላትካ ፡ ትንታኔኻ ከም መሎኽያ ከየኾምሳዕካዮ ብዘይ ማይ ሰተት ኢሉ ዝወርደልካ ። So ኮርዒዳ ኢለካ ኣለኹ ።
@shishaygebreselasee8335
@shishaygebreselasee8335 4 года назад
I love it Dani hawey bedme nieshtey kneska azyu agedasn hanaxn zkone tntena kthb keleka I'm proud of you brother kexlo ms atehasasbay kea much tgebr seb eka I hope one day bakal krekbeka
@michealwoldu549
@michealwoldu549 4 года назад
Btaemi xbuq tintena hawey kexlo perfect 🔝🔝🔝.
@hamdanali2927
@hamdanali2927 4 года назад
ክክክክክ ርእስ ርእሱ ሂብካዮ ዳኒ መቕሰን ኣምበሳ፡ ኣጆኻ ልክዕ ልክዖም ሃቦም ዳኣ
@wwicxxcx805
@wwicxxcx805 4 года назад
Welcom dani hero
@samuelnegassi1972
@samuelnegassi1972 4 года назад
Dani smartbuy thank you so much for information so it keep going.👉❤
@danielhabte5499
@danielhabte5499 4 года назад
Danitey nay bi haki hayal seb I am sorry to hear about what Nehom did to you,however,you are smart enough to handle the situation. Remember this generation need you man and never give up❤️🙏
@adyt9488
@adyt9488 4 года назад
ዚያዳ ቀምዘድንቀካ ኣብ ዝሓለፈ ነጊረካ ነይረ ሕጂ ውን ቀጽል ብናህሪ እካዳኣ ትድንጉየና ኣለካኢ ይብለካ ፡ ኖሆም ግን ስዕረት መራር ስለዝኮነት ኢያ ምቅባላ መሪራቶ! ኣይተረደኦን እንበር ሕመቅ ኢዩ ወሲኩ ምክንያቱ ጌጋካ ምእማን ዝዓበየ ብልጫ ኢዩ ነይሩ።
@hagosmkem5468
@hagosmkem5468 4 года назад
yqenyeley wegeney kabaka bizuh ymahar aleku, qexilo"
@merhawigebremedhin6341
@merhawigebremedhin6341 4 года назад
You are very smart man Keep it and continue!!
@user-pf3tw3wd8z
@user-pf3tw3wd8z 4 года назад
ብጣዕሚ ንፉዕ መግለጺ ሲኢነልካ 💯
@user-rh9so1cv6b
@user-rh9so1cv6b 4 года назад
I miss you ዳኒ boy
@eritiktokfunnycomedy7242
@eritiktokfunnycomedy7242 4 года назад
well done my bro ኣጆካ ዳንየ ኣብ ጎንካ ኣለና ናሆም መስተ ደኣ ሰበይቱ ዘይኣከበ ዶ እንዳማት ቻነል ክእክብ ለዛይ ዝኮነ ሰብ
@semurasemura1176
@semurasemura1176 4 года назад
ህጊ እንዳባ ትጥሕስ ኣለካ
@wedikeyhbahri4497
@wedikeyhbahri4497 4 года назад
ሓቅኻ ኣለኻ ሕጊ እንዳባ ይጥሕስ ኣሎ ኣሽቡር ጌርካ ምጽራፍ ተቅጽዕ ያ
@rlbj5558
@rlbj5558 4 года назад
ኣብ private ናይ ውልቁ ጉዳይ ማንም ሰብ ኣይምልከቶን ኣፍና መትሓዚ ንግበረሉ ተደልዩ ይኣክባ ዋላ ይግደፋ ነዓና ዝምልከተና ነገራት ንፍለጥ ኣብ ኣፍንጫና ዘሎ ንፋጥ ንቐደም ነጽሪ
@meronmichael5941
@meronmichael5941 4 года назад
Rhqetka halu hawey.snetibeb eyu zezarbena Zello.ab hadaru santim aymlketenan
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 4 года назад
ዳኒ ብሉጽ ንኡስ ሓወይ ናተይ ዕድመን ይሃብካ ፈጣሪ ሰማይ ።
@amanluel323
@amanluel323 4 года назад
🇪🇷እሾክ ምስ ብልሓ ትፍጠር። ዋውውውው እንታይ እሞ መጻኢካ ዕድመን ጥዕናን ይትሓወሶ
@yacubunatey8234
@yacubunatey8234 4 года назад
ዳኒ ከተቓርጾ በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና ኣገዳሲ እንተኮይኑ ከማን ኣብ ፋይስ ቡክ ወጺና ክነቕፎ ኢና ብዘይ ህዝቢ ዜሮ ዮ
@user-sk1fr4ym4s
@user-sk1fr4ym4s 4 года назад
ብራቦ ወዲ መ/ም ወዲ'ዞም ወረጃታት ትግሪኛ
@lillaycaptain3323
@lillaycaptain3323 4 года назад
ኤእ ብዛዕባ ጽባቂኡ ደኣ ኣድንቆ ሕጂ ሕጂ ምሽ ክንመሃር ጸኒሕና ።with all do respect
@alemazeysu1156
@alemazeysu1156 4 года назад
Thank my brother qu.gowenig good job
@hanibalstar9645
@hanibalstar9645 4 года назад
ኣታ ስኻስ እውይ ኣደይ ማዓረይ ክሳብ ሕጂ ነዚ ነገራት እዚ ኣይፈልጦን የ ኔረ ከምቲ ዝበልካዮ ዋውው ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ቀጽልዮ እንዳ በልኩ የሽኮንድር ኔረ ሕጂ ግን መደባትካ ክከታተል ካልእ ብዘይ ቀይሕ ብጫ ሂበዮ ብዝኾነ ከምዚ ኢለ ክገልጸካ ኣይክእልንየ ቀጽሎ ጥራይ ሃተፍተፍ ናይ ባዓል ናሆም ኣይተድህበሉ ቡሉጽ ናይ ብሉጻት ወዲ ኤረይ ጅግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈👈👌👌👌👌👌👈👈
@msgnnateweldebrhan3321
@msgnnateweldebrhan3321 4 года назад
ክክክ ጠዊል ለካ የዋህልል እዩ ነይሩ"ኣብ ከባቢኹም ዝድረፍ ናይ ጻህያይ ደርፍታት ጽሒፍካ ኣምጻኣለይ" እኮ ይብለኒ ነይሩ ኣብ ኮለጅ ከለና ።
Далее
ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧
18:41
Просмотров 131 тыс.
ህየሳ/ትንተና ደርፊ 'ምዕራፍ' ...
23:01
ብዛዕባ ኲናት...
15:38
Просмотров 119 тыс.
ዘይተመለአ ሕቶ ብሄራውነት!
27:00
Просмотров 111 тыс.
ህየሳ ደርፊ 'ኣሸብር'
21:00
Просмотров 79 тыс.
ብዛዕባ ሃገርና ኤርትራ...
15:02
Просмотров 111 тыс.