Тёмный

ስለምንታይ ኢና ካብ ሃገርና ተሰድድና ? tigrigna motivation  

Lbona media
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 1,2 тыс.
50% 1

ስለምንታይ ኢና ካብ ሃገርና ተሰድድና ?
ብኸመይ ከ ኣብ ረብሓና ነውዕሎ? new eritrean motivational speach
እዛ ቭድዮ ጠንቂ፡ሰዓብየን ከምኡ'ውን ብኸመይ ንስደት ናብ ረብሓና ንቕይሮ? ዝብል ትምህርቲ ዝሓቆፈት እያ።
#tigrignamotivation
#eritreanMotivation
#tigrignamusic
#eritreamovie
ስደት ኣብ ህይወትና ኣሉታውን ኢወንታውን ጽልዋ ከምዘለዎ ኩላትና ንራዳዳኣሉ ሓቂ እዩ። ስለዚ ኣብዛ ቭድዮ 3 ኣገደስቲ ነጥብታት ኣልዕለ ክዛረብ እየ።
1 ጠንቂ ስደትና እንታይ እዩ?
2 ስደት ኣብ ህይወትና ዘሕድሮ ዘሎ ኣሉታዊ ተጽዕኖ
3 ብኸመይ ንስደት ናብ ረብሓና ንልውጦ?
© Copyright: Lbona Media
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 10   
@Gezana621
@Gezana621 7 месяцев назад
Xbuq tmhrti qexlo hawey ብፍላይ ናይ ውልቃዊ ዕቤታት ኣብ ነብስካ ምዕባይ ብትምህርቲ ደስ ዝብል ሓሳብ እዩ ናብ ፖሎቲካ ውሽጥ ከይኣተካ እንተ ሚሂርካ ዝበለጸ እዚ ግና ናተይ ሪኢቶ እዩ ምክንያቱ ሰብ ብ ዓሌትን ኣውራጃን ተመቃቂሉ ኣብ ሰላም ክበሃለሉ ዘይክእል ደረጃ በጺሑ
@lbonamedia
@lbonamedia 7 месяцев назад
ክብረት ይሃበለይ ሓወይ ናተይ ንርእቶኻ የኽብሮን ይቕበሎን ይኹን እምበር እዚ ፖለትካ ዘይኮነ ኣብ ማሕበራዊ ህይወትና ዘጋጥመና ዘሎ ኩነታት እየ ገልጸ እዚ ከኣ ክፋል ሰብኣዊ ዕብየት እዩ። ብውልቂ ተለውጥካን ዓብኻን ኣብ ንበጽሖ የብልናን ።ክንወድቕን ክንዕወትን ኣብ ነንሕድሕድና ክንጻላሎ ግድን እዩ ሓወይ ናተይ። ስክፍታኻ ሓሳባትካን ግን ተረድእኒ እዩ ኣጆኻ ቅሰን። ጉዳይ ሃገርና ንብዙሕ ሰብ ኣስልችውዎ እዩ ግን ክልወጥ እዩ ዘይልወጥ ነገር የለን። ሰሰናዩ
@Wedibahta-p1n
@Wedibahta-p1n 7 месяцев назад
Yess nay behaki kubur hawna ygerm eyu
@Sebeysebey-ru9xi
@Sebeysebey-ru9xi 7 месяцев назад
Qexlo ❤❤❤
@NiceNice-ff3fb
@NiceNice-ff3fb 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@PetrosOkbay-pf4oo
@PetrosOkbay-pf4oo 7 месяцев назад
Please tegdiska melsely ane xegm alni ezi xegm kea abzi 3 amet eye amxeiyo emo please eti sheger kea seb keri koloko ferhi yesmani rehaxe nrehaxe ykowen
@lbonamedia
@lbonamedia 7 месяцев назад
ሰላም ጰጥሮስ ሓወይ ንሕቶኻ ኣቐድመ መልሰያ እየ እሞ ኣንብባ ተወሳኺ እንተደልኻ ግን ክትረኽበኒ ትኽእል እኻ ኣገዳሲ ሰብ ኣይትሕመቕ።
@merhawiyemane4797
@merhawiyemane4797 4 месяца назад
Nay bhaki
@merihsolomon9958
@merihsolomon9958 7 месяцев назад
❤️❤️❤️👌👌🙏
@LuwamRezene-c6l
@LuwamRezene-c6l 7 месяцев назад
❤❤
Далее
Свадьба Раяна Асланбекова ❤️
00:12
I Took An iPhone 16 From A POSTER! 😱📱 #shorts
00:18
▼ КАПИТАН НАШЁЛ НЕФТЬ В 🍑
33:40
Просмотров 485 тыс.
እንታይ ከም ንጽበ
26:21
Просмотров 4,1 тыс.
ሓይሊ እምነት
50:18
Просмотров 441
Свадьба Раяна Асланбекова ❤️
00:12