Тёмный

ስለምንታይ እያ እዛ ኣንድነታዊት ስርዓት ኢሰያስ ኣፎርቂ ብ'ምኽንያት ዓወት ቢንያም ግርማይ ማሕበራዊ ቅልውላው ሃገርና ክትሸፋፍኖ ደልያ ፧ 

Agaiazian.tv
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 928
50% 1

ስለምንታይ እያ እዛ ኣንድነታዊት ስርዓት ኢሰያስ ኣፎርቂ ብ'ምኽንያት ዓወት ቢንያም ግርማይ ማሕበራዊ ቅልውላው ሃገርና ክትሸፋፍኖ ደልያ ፧

Опубликовано:

 

19 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 7   
@solomoneyasu6003
@solomoneyasu6003 Месяц назад
👍❤❤❤👍
@weredelugano1015
@weredelugano1015 Месяц назад
❤❤
@BerhaneTesfaldet-oz1pg
@BerhaneTesfaldet-oz1pg Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@sritezer6854
@sritezer6854 Месяц назад
❤❤❤❤
@emmahigh4644
@emmahigh4644 Месяц назад
ጽቡቅ ኣለኹም ንቢናም ናይ ስድራቤቱን ናይ ጋንቱኡን ጻዕሪ የዐዊትዎ።ኣብዘለናዮ ሃገር ወዲ ሰለስተ ዓመት ቆልዓ ብሽግለታ ሒዙ ምስድርኡ ይገዓዝ።ወዲ 15ዓመት አልካ ግን ኣይግድን አታ ብርኽቲ ሃገርና ጡዑይ መራሒ ጥራይ ይፍጠረላ እምበር ዝገርም እዩ።
@tesfalemfrezgi3169
@tesfalemfrezgi3169 Месяц назад
እዚ ኤርትራዊነት መንነትኻ ክትሓፍር ብዘይ መንነት ወይ መለለይ ዘትርፍ ሰነሓሳብ እዮ።ኣነ ይዝከረኒ ኣብ ክዑሾ እግሪ ናይ ዓለም ኣብ ምድብ ጸወታ ምዕራብ ጀርመን ምስ አልጀሪያ ተጋጢመን ።አልጀሪያ ን ምዕራብ ጀርመን 2ብ 1ሲኢራ ከም ሕጂ ንብንያም ጸሊም አፍሪካዊ ሲኢሩ እንዳበሉ ምስ ረበሽዎም ናይ አልጄሪያ መንግስት ኣፍሪካዊያን ኣይኾናን ።አልጀሪያ ዓረብ ኢና።ውክልናና ንዓረብ እዩ ኢሉ መግለጺ ኣውጺኡ ።ነዚያ ዝቃወም ብውድቡ ኣይነበረን ምክንያቱ ቋንቆኦም ዓረብ ሰለዝኾነ ኩላ ትም ኢላ።ሕጂ መንግስት ሰለዘይብና ነቲ ዓወትና መንጢሎም ከይንፍለጥ ይግበር ኣሎ።ዋላ ነታ ኤርትራ ትብል ሽም ብጸሊም ኣፍሪኻ ሽም ምድብዛዝ ከምዘይትፍለጥ ምግባር እዩ። ሃገራዊ ሓማሴን መንእሰይ ነዚ ጉዳይ ንቀሓሉ ።ንሕና ኣፍሪካዊ ኣይኾና።ኣብ ኣፍሪኻ ኣህጉር ጻዕዳ ኣሎ፣ ዓረብ ኣሎ፣ ህንዲ ኣሎ፣ ጸሊም ኣሎ፣ተፈላለየ ሕብሪ ቆርበት ኣሎ ።ከሙኡን ልዕሊ 10 ሸሕ ዝኸውን ቋንቋታት ኣሎ።ተፈላለይ ባህሊ ኣሎ ነዚ ተረዳአ። I AM NOT AFRICAN I AM NOT BLACK I AM TIGRINYA /HAMASSEN
@melahersamuel6880
@melahersamuel6880 27 дней назад
😂😂😂😂😂😂 ሓማሴን 😂😂😂
Далее
7 Days Stranded In A Cave
17:59
Просмотров 73 млн