Тёмный

ስኣን እኹል ሕክምና ኣዶ 8 ዕሸላት ብሞት ዝሰኣኑ መምህር ሃይለማርያም 

Wushatena Media
Подписаться 118 тыс.
Просмотров 13 тыс.
50% 1

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
ስኣን እኹል ሕክምና ኣዶ 8 ዕሸላት ብሞት ዝሰኣኑ መምህር ሃይለማርያም

Опубликовано:

 

8 сен 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 184   
@abrehettadese3137
@abrehettadese3137 Год назад
ኦ አምላኽ አቦና ፀላኢና ይፈለ ግን ልኹሉ ግዜ አሎዎ እዩሞ አጀና ምህረይ አምላኽ ቅዱሳን ዝተአኻኸብሉ መዓልቲ ይሃቦም ንአቦና 😭
@selam801
@selam801 Год назад
እንኳእ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ አቦ ውጽዓት እግዚአብሔር ምሕረቱ ከውርደና እሰከ ኹላትና ብጾሎት ንበርትዕ😥
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Год назад
Amlak selam
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Год назад
🙏🙏🙏🙏
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 Год назад
lbka zsebr 😭
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 Год назад
edmen teina yehabka memhr mulu🙏🏽
@umhassan1732
@umhassan1732 Год назад
اسلام عليكم
@user-mm5bc7qy8v
@user-mm5bc7qy8v Год назад
ደቀይ መዓረይ ኣምላክ ብጥበቡ የዕብኩም ኣምላክ ይሓግዞም ክቡር ወላዲ ፈጣሪ ካሕሳ ይሃቦም
@musieasefa9159
@musieasefa9159 Год назад
መምህር ሙሉ ንዓኻ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ብቻ ግን እግዚኣብሄር ይሓልኻ ሙሉእ ጥዕናን ሰላምን ይሃብካ።
@deradubai1754
@deradubai1754 2 месяца назад
ውይ ኣዶ ብርሃን ገዛ ከብድካ ይበልዑ ቶም ቆልዑ መምህር ሙሉ መግለጺ ቃላት ይሓጽረና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@user-dn7uo2by4q
@user-dn7uo2by4q Год назад
ኣቦ ዉፁዓት መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ ህዝበይ ፈጣሪ ሰላም የዉርደልካ ዋይ ህዝበይ 💔💔💔💔😭😭😭😭
@user-kd7lt2cu5r
@user-kd7lt2cu5r Год назад
እፍፍፍፍፍ ወይ ብዘይ አዶስ ወላ ትብርሃን እንሃለዉስ ይፅልምተካ ወይ ምክባዱ😢😢😢ኣ ኣምላኬ እስራኤል አቦይ ምሕረትካ ሰደደልና
@zekointertainment8312
@zekointertainment8312 Год назад
እንኳዕ ደሓን መፃካ መ/ረይ ምሕረት የውርደልኪ ዓደይ 🙏🏻 ከብድካ ዝበልዕ ከይፈተካ ምፍልላይ 🥲
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 Год назад
እዋይ ብጣዕሚ ዘሕዝን እግዚኣብሄ ኣምላኽና ነዞም ህጻውንቲ ክትብል ጠምተና ድንግል ማርያም ጽላል ትኹንካ ብጣዕሚየ ሓዚነ
@aziebabraha2947
@aziebabraha2947 Год назад
Amlak kulu gzie msakum ykun 🙏🙏🙏🙏. N kbrti balti bietokum Ms weda ka Amlak ab genetu ykebela.
@user-ms9gi5ye3k
@user-ms9gi5ye3k Год назад
ዋይይይ ህዝቢይ እፍፍፍፍ ዘይሃስስ በሰላ አምላኻ ኣቦይ ሰላምኻ እንዶ ኣዉርደልናን💔😭😭🙏
@sweetheart4917
@sweetheart4917 Год назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ንግስቲየ መዓረይ 😢😢😢 መምህረይ ጽንዓት ይሃብኩም መምህር ሙሉ ክዓ ኣቦ ኩሉ ውጽዕ ኢካ ኢሞ ኣምላክ ይሓልውካ
@SalamSalo
@SalamSalo Год назад
ኡፍፍፍ ማርያምን ኣይካኣልኩን ብስሩ 😭😭😭 ፎትዮም ኣይኮኑን ደቆም ዝስዱ ዘለዉ ፀጊምዎም እንበር ዉላድካ ካብ ቅድሚ ዓይንካ ክትፈልዮም ከቢድ እዩ ግን ምስ ኣቦኦም ኮይኖም ክሕግዝዎም ይግባእ 😭እቶም ኣቦ ኣይክእልዎን ናፍቆት ደቆም ደሞ ሰለስቲኦም እእ😭😭😭😭ብፈጣሪ 😭
@konjosultan4086
@konjosultan4086 Год назад
ኣይ ኣነ ኣየዋ ጉድ ረክብካ መዳሃን ኣለም ይሓግዝክም 😭😭😭😭ማርያምን ኣየዋይ ሓድመይ በለዐን
@Axumawit844
@Axumawit844 Год назад
ኦ ጎይታይ መድኃኒኣለም ንህዝብካ ኣድሕኖ ንተኣካከበሉ ግዜ ኣምፀአልና ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ ህዝብና ሓደራ🙏😭😭
@Hope-kr2di
@Hope-kr2di Год назад
እዋይ መምህረይ ማዓረይ ኣጆኩም መምህር ሙሉ ኣቦና ሓወና ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ያሃብካ ።
@shushayhaftu2840
@shushayhaftu2840 Год назад
እንኮዓ ብድሓን መፃካ መምህረይ ኣቦ ድካታት
@selamyirganayyesus.9116
@selamyirganayyesus.9116 Год назад
ብጣዕሚ ነቢዐ ኣጆካ ክወግሕ ኢዩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር ሙሉ ተባረክ
@tiemtinguse5107
@tiemtinguse5107 Год назад
እህህህህህ ሀህዝበይ ልረኸብካዮ ፀለኣና ይፈለ ዋ ኣጁኩም ክወግሕ እዩ
@biniyamwolday2974
@biniyamwolday2974 Год назад
Etay emo knzare egziabiher yeqillo zebenu 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@KingMan-km7ig
@KingMan-km7ig Год назад
እቃዕ ሙለይ ጅግና
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr Год назад
ዕድመን ጥእናን ይሀብኩም አቦይ አጆኩም ክወግሕ እዩ
@miracletube8838
@miracletube8838 Год назад
አጆኻ መምህረይ ንሰኻ ዋላ ብዕድመ ገና እንተኾንካ አቦ ኩሉ ትግራዋይ ኢኻ ታሪኽ ትሰርሕ አለኻ፡፡
@user-oe1sh4ih9t
@user-oe1sh4ih9t Год назад
ኣሕሕሕ ፀላኢና ይፈለ 😭😭😭😭
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e Год назад
ኣቦዎይ ማዓረይ ኣምላክ ይሓግዝኩም ኣምላክ ለቶም ህፃውንቲ ቆልዑ ኢልካ ይቅረ በለና
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i Год назад
እፍፍፍ ኣብዮ ኣህመድ ፈጣሪ ናኢድካ ይሃብካ ኣንሕና ንብሎ የብልናይ ዋ 😭😭😭ኣይዋ ማዓረይ ዛልቦም ደው ኢላቶም ሓመድ ይብለዐኒ መምህር ሙሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ሙሉእ ሰድራቤትካ ዓድና ሰላም ኮይኑ ሓቲ ማዓልቲ ክረክበካ 🙏ተስፋ ይገብር !❤❤❤👏👏👏👏
@shiwethagos8714
@shiwethagos8714 Год назад
Thanks so much 🙏 brother Mule 🙏
@SalamSalam-jw5sf
@SalamSalam-jw5sf Год назад
ተመስገን
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t Год назад
ፈጣሪ ሰላም ኣውረደልኔ
@aster3809
@aster3809 Год назад
ኡፍፍፍ በስመኣብ ንመን ኢና ሞ ክንነግር😥💔ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ❤🙏
@zufanamera8795
@zufanamera8795 Год назад
ኡፍፍፍፍ እስኪ ፅንዓት ይሃቦም ኣታ ጎይታይ ይኣክልንዶ በለና
@gualzalembesa3984
@gualzalembesa3984 Год назад
ኣህህህህህህህህህህህ ከብድካ ዝበልዕ ነገር
@senusenu9424
@senusenu9424 Год назад
memher muluway edementsenan yihabeka adena selam yewuredelena
@tirhaseqar1820
@tirhaseqar1820 Год назад
ዋይ ኣቦይ ማዓረይ የክእሉኩም ካብ ውላድካ ምፍላይ ከቢድ እዩ ኣቦይ ማዓረይ የሐዝን
@wsddqwe6158
@wsddqwe6158 Год назад
ሓመድ ተበለዕኒ ዲቅኒይ ማዕረይ 🙏💔💔😢😢
@user-zm4ww6oq6h
@user-zm4ww6oq6h Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃካ ክቡር መምህር ሙሉ ሓውና
@MmMm-wk6my
@MmMm-wk6my Год назад
ወላዲ ዉላዱ ከምዘይ ኸብዶ ኩለና እይንስሕቶን ግን ግዜ ሕሱም😥😥😥
@user-kj5mt3ie7q
@user-kj5mt3ie7q Год назад
እፍፍፍ እግዚአብሔር ኣቦይ ምሕረትካ ፈኑወልና💔💔💔😢😢😢
@wedhagostesfay1346
@wedhagostesfay1346 Год назад
Amlak edmen tienan yhabka memhr mulue
@lixmony2172
@lixmony2172 Год назад
እፍፍፍ ኣይ ዓደይ ዝብሎ እኮ ጠፊእኒ ኸዝስ ሓመድ ተብለዐኒ ላኣየይ ዓደይ ወጋሕታኺ የርእየኒ
@sgry8020
@sgry8020 Год назад
ኣሕሕ ህዝበይ❤❤❤💊😭😭😭
@selam801
@selam801 Год назад
እህህህ ንብዓተይ እኾ ምቁጽጻር አብይኒ አሕሕሕ ብዘይ አዶሰ ጸልማት😥😥😥
@titichannel8465
@titichannel8465 Год назад
😢😢😢😢 ዋላ ኣነ ጋለይ 😢😢😢
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረትካባ ልኣኸልና አየዋይ ማዓሮ አይዘኹም ፀልማቱ ቃንጥጡ ብርሃኑ የምፀአልና እህህህህ
@ghhg1825
@ghhg1825 Год назад
እፍፍፍፍፍፍ ህዝበይይ 😭😭😭😭😭😭😭😭🤲🤲🤲🤲
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
አሕሕሕሕሕ ሓመድ ተብለዐኒ ዋይይ አታ 😭😭😭
@user-fh6wj8ln3c
@user-fh6wj8ln3c Год назад
እንዃዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ ሰላም ህዝቢን ኣሕ 😭😭😭
@tsgabteklay277
@tsgabteklay277 Год назад
ኡፍፍፍፍ😥😥😥 ኣታ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኩሉ ትክእል ንስካ ኢካሞ ንህዝብና ካብዚ ረኪብዎ ዘሎ መዓት ኣውፅኣና🙏🙏🙏😥😥😥
@misganagebreselasie7023
@misganagebreselasie7023 Год назад
Ewayyy anta medhanalem aboy hzebika adhin😭😭😭😭😭
@user-gw1ur3qd2l
@user-gw1ur3qd2l Год назад
ሓመድ ይብለዐኒ አሕዋተይ 😭😭😭😭😭😭😭 አያዋይ አጀኩም
@titichannel8465
@titichannel8465 Год назад
ኣይይይይ ህዝብይ 😢😢😢😢🤲🤲🤲
@user-dn7uo2by4q
@user-dn7uo2by4q Год назад
ዋይ ህዝበይ 💔💔💔😭😭
@user-ib5ek2xz5o
@user-ib5ek2xz5o Год назад
ሓመድ ትብለዐኒ ኣቦዋይ ኡዙይዶ ምተገበኣካ ኣይ ግዜ ዘራይ 😭😭😭😭😭😭ዓስብካ ብኣምላክ ርከቦ መምህረ ሙሉ ኣቦ ውፅዓት 🙏🙏
@habtomwelday7995
@habtomwelday7995 Год назад
ኣሕሕሕሕ እዋይይ ህዝበይይ እዚ ዶ ንዓኻ ኣታ ለዋህ ህዝቢቢቢ እግዛብሄር ኣምላኽ ምሕረቱ ይላኣኸልና
@marikiros7198
@marikiros7198 Год назад
ዋይዋይህዝበይ
@kibatokqbagergis2874
@kibatokqbagergis2874 Год назад
Amlkih yihgezi abo 😭😭😭🙏🙏🙏🙏
@lityvms2269
@lityvms2269 Год назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት ይልኣክልና
@ccccf2259
@ccccf2259 Год назад
ኣይይይይይ ኣቦይ 😢😢😢😢😢😢
@user-hu9ff9om3b
@user-hu9ff9om3b Год назад
እፍፍፍ 😥😥😭መምህር እንኳዓ በሰላም መፀካ
@muludesta71
@muludesta71 Год назад
አይይይይይ ህዝበይይይይ ለግነኻዮ መከራ 😭😭😭😭💔💔💔 ክቡር መምህር ሙሉ ኋይለሥላሤ ፡ሃውና አቦ ሁሉ ሀው ሁሉ መድኋኒዓለም እድመን ጥእናን ምስ ሙሉዕ ቤተሰብኻ ይሃብኻ ለቲን ቐትርን ደኺመ ከይበልኻ ንሕዝብኻ ትግበሮ ሰናይ ተግባር፡ ኹሉ ፈጣሪ ብምደርን በሰማይን አስብኻ ይክፈልኻ🙏🙏🙏💖
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t Год назад
ኡፍፍፍፍ ሓመድ ትብለዐኒ ኣያይ😭😭😭
@user-ng2en8sc4h
@user-ng2en8sc4h Год назад
ዉይይይይ አያዋይ ቅድሞትካ ድፍእ ተብለኒ 💔😥😭
@user-iv5sb8bn3h
@user-iv5sb8bn3h Год назад
ኣይይይይ ኣነ ኣደይ ማዓረይ እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደልና እንታይ ኢና እሞ ንገብሮ
@rutahadgu5861
@rutahadgu5861 Год назад
ደቀይ ናይ ጽባሕ ተስፋ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን😢
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Год назад
ታይ ኢለ ክፅሕፍ ኸዝስ ኹሉ ነገር ኸቢዱኒ😭😭😭😥😥😥😥☝️
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 Год назад
መምህር ሙሉ ዝተኸልካዮ ይፅደቕ ዝረገፅካዮ ይለምልም ዝዘራእኻዮ ዕፅፊ ዕፅፍፃፍ ይፍረየልካ ዝሓውና ቁስሊ ልብኻ ኣምላኽ ይፈውሰልካ
@shewityoutube1655
@shewityoutube1655 Год назад
ኡፉፉፉ 💔💔💔💔💔💔💔ሊብ ተሰሩ እግዚአብሔር ሰላምካ መሊሰለና
@user-lp7ej7wr2k
@user-lp7ej7wr2k Год назад
ዋይ ኣሕዋተይ ኣሕ ኣታ እንታይ ዝበለ ሽግር ረኸብኩም ፈጣሪ ምሕረት ይልኣኸልኩም ንኣዶ ድማ ነፍሳ ይምሓር ፈጣሪ ኣጁኹም ክወግሓልኩም እዩ
@user-ux4le9cb1b
@user-ux4le9cb1b Год назад
እፍፍፍፍ ድቅነይ ኣሐዋተይ ዋይ ኣነ 😭😭😭😭😭😭🤲🤲🤲🤲
@user-up8cc6uc4x
@user-up8cc6uc4x Год назад
መምህረይ ዓኽ 💔😥
@romangalkeshi5318
@romangalkeshi5318 Год назад
እንኳዕ ሰላም መፃእካ መምህረይ ኣሕ ኣዋይ ኣያዋይ😥😥
@rahelhaileadwa6509
@rahelhaileadwa6509 Год назад
Omg ዋይ ኣያኒ ማዓረይ💔
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Год назад
እፍፍፍ ህዝበይ ዝረኸቦ😢😢😢😢💔💔
@hiwetandebrhan7624
@hiwetandebrhan7624 Год назад
Ak Way way Amlak Mearey Eske Keyra Eza gze😭😭😭
@zufanamera8795
@zufanamera8795 Год назад
ብሰንኪ ፋሽሽታዉያን 😢💔ብሰንኪ ፀገም ከይፈተዩ ኣቦ ዓይኖም እናረአዮ ደቆም ከፋንዩ ፍርቂ ድኽትምነት ሲኢኖሙዎ ብሰንኪ ኣረመኔታት መንግስታት 💔💔💔ከምዛ ቪድዮ እዚኣ ልበይ ኣይተሰበርኩን ኣታ ጎይታይ ጠፋእናዋ ይቅር በለና
@saron20
@saron20 Год назад
እዋይ መምህር ሃይለማርያም ካብ ራብዓይ ክሳብ ሻሙናይ መምህረይ ኔሮም ከምዚ ኮይኖም ብሰንኪ ዝዕፅዋ ኣምላኽ ኣቦይ ኣውግሓዮባ
@winvms2148
@winvms2148 Год назад
እህ ቃንዛ ፀላኢኩም ይፈለ ደቀዋይ😭😭😭
@asmeretgebre570
@asmeretgebre570 Год назад
Ufff way lbey 💔💔💔😢😢😢😢
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Год назад
እንኳዕ፣ብስላም፣መፃኩም፣እግዝእብሔር፣እምላክ፣፣ስላም፣ይውሪደለና፣እጆና፣😭😭😭😭
@hewmew9249
@hewmew9249 Год назад
ብጣዕሚ እዩ መሕዘኒ😭😭😭😭😭😭
@meheretmeh4299
@meheretmeh4299 Год назад
አይይ 😢
@milihabesawit8861
@milihabesawit8861 Год назад
መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ 🙏 ኣየ ህዝበይ ዝረከብካዮ ክሳብ መዓዝ እዩ ግን ከምዚ 😭😭😭💔💔
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 Год назад
May God bless you Mulu and diaspora Tegaru
@awetlove8407
@awetlove8407 Год назад
😪😪😪😪😪😪🙏🏻🙏🏻🙏🏻 ኣይይይይ ነዚ ሃሉፉስ ትህጉሱሉ ጊዘ የምጸልኩም
@merra-lc1bn
@merra-lc1bn Год назад
God bless you mule bro am from Eritrea
@user-fj3cf8yy6t
@user-fj3cf8yy6t Год назад
ኡፍፍፍፍ ህዝበይ ትረክቦ ዘለካ መከራ
@hierugaltigray3841
@hierugaltigray3841 Год назад
Uffffff hzbey zrekebkayo 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔
@jemberamen9554
@jemberamen9554 Год назад
አየይይ ህዝበይ እግዚአብሔር አምላክ ሎምስ ይአክሎኩም እንዶ በለና😭
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 5 месяцев назад
እፍፍፍፍፍፍፍ ብዘይ ኣዳሰ ከብድ እዩ😢😢
@asmirgeberyohannes2721
@asmirgeberyohannes2721 Год назад
Nay wen heday hebeni mulu heway 😭😭😭😭
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 Год назад
ዓይንካ ዘይ ኮነስ ልብካ የንብዕ እግዛብሔር ኣካእሎ ይሃበና
@hiboobi9757
@hiboobi9757 Год назад
እፍፍ ከብድካ ዝበልዕ ኣምላክ ሰላሙ የውርደልና
@Gubsa
@Gubsa Год назад
Ah ajoka memhr
@arsu352
@arsu352 Год назад
Waaaaa hizebayyyyyyy
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 Год назад
Ufffffffff ata Fetary Selma awrdelna
@MM-pp9hq
@MM-pp9hq Год назад
ብከመይ እዩ ክንሰደልካ ንክእል 😢
@user-ez4zu9uk3l
@user-ez4zu9uk3l Год назад
እፍፍፍ 😭😭😭😭😭
@ccccf2259
@ccccf2259 Год назад
ዋይይይይይ
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan Год назад
አይይይ ህዝበይ ዝረኸብካዮ 😢💔😢💔
@meheretmeh4299
@meheretmeh4299 Год назад
እፍፍፍ😢😢😢
@liyamogessara7282
@liyamogessara7282 Год назад
አየ ህዝበይ ዝወረደካ መከራ 😭
Далее
Редакция. News: 125-я неделя
48:25
Просмотров 1,4 млн
Gere emun part 185 | ገሬ እሙን ክፋል 185
38:28