Тёмный

ድርብርብ ሸኽሚ እኖ ኣብ ዕድመ ዘይፀገበ ዕሽል ወዲቑ!!! 

Wushatena Media
Подписаться 118 тыс.
Просмотров 119 тыс.
50% 1

ነዞም ስድራ ክትረኽብዎም እንተደሊኹም -- ብ251902019820 ኪነ ሰለሞን ኢልኩም ርኸብዎም።
ንጋዘጠኛ ሙሉ ሃይለስላሴ ድማ -- ብ251914722907 ክትረኽብዎ ትኽእሉ።

Опубликовано:

 

15 май 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 412   
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
እይ እዚ ዓለም ጎደሎ እፍፍፍ ሓወይ ማዓረይ እግዚአብሔር ምሕረት ያውረድለካ😭🙏😭🙏😢🙏 መምህር ሙሉዬ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እቦ ናይ ውፃዓት ኢካም እግዚአብሔር ወለታካ ያሃብካ
@user-sr7iu6cj3w
@user-sr7iu6cj3w 5 лет назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜ ብጣዕሚ እየ ተረቢሸ😥😥😥😥😥😥
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 лет назад
እይይይ ዓለም ንገሊኡ ብርሃን ንገሊኡ ፀልማት ዝካነት ዓለም ንእግዚኣቢሄር ዝሳኣኖ ነገር የለን እሞ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ማዓረይ
@jamelajh6987
@jamelajh6987 5 лет назад
😭😭😭
@gjoi996
@gjoi996 5 лет назад
ምሕረት የዉረድልካ ፈጣሪ
@user-lw6vw7eq9g
@user-lw6vw7eq9g 3 года назад
😭😭😭😭
@elsajefter5596
@elsajefter5596 5 лет назад
ሙሉ ሓዉና ኡፍፍፍፍ ክንደይ ከብድኻ ይበልዕ በጃኻ ቴለፎኑ ጻሓፈልና ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ንዑኡ ድማ ምሕረት የዉርደሉ ሓፍትኻ ካብ ኤሪ።
@mbraktesfu9774
@mbraktesfu9774 5 лет назад
amlak yehagizka hawey natey
@mbraktesfu9774
@mbraktesfu9774 5 лет назад
ajeko amlak alo misaka
@sebkbur
@sebkbur 5 лет назад
Selam zhaftey bezi ktrekbyom tkeli eiki 00251902019820.
@elsajefter5596
@elsajefter5596 5 лет назад
የቐንየለይ ሓወይ ናተይ ክረኽቦ ተስፋ ይገብር።
@sebkbur
@sebkbur 5 лет назад
@@elsajefter5596 bhayli egzabiher amlak ktrekbyom beal mlue tesfa eye egzabiher amlak ydegfki.
@user-fh7mf1ef7g
@user-fh7mf1ef7g 5 лет назад
እውይይይይይ😭😭 ዓለም ጎዶሎ ምሕረት የውርደልካ እግዚአብሔር ኣምላክ መ/ር መሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💒💒💒
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ነዞም ስድራ ክትረኽብዎም እንተደሊኹም -- ብ251902019820 ኪነ ሰለሞን ኢልኩም ርኸብዎም። ንጋዘጠኛ ሙሉ ሃይለስላሴ ድማ -- ብ251914722907 ክትረኽብዎ ትኽእሉ።
@erena2150
@erena2150 5 лет назад
Natom slki alo diyu
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
@@erena2150 251902019820 ናይ ኪነ ሰለሞን እዩ። ኣብቲ ከባቢ ናይ ኔትዎርክ ፀገም ግን ስለዝህሊ ደጋጊምኩም ሞኩሩ።
@MunaMuna-kq2fj
@MunaMuna-kq2fj 4 года назад
Mhret ywurdelka mearey nwuladka ewun e/er yhalwom
@Filmontesfa
@Filmontesfa 4 года назад
@@WushatenaMedia ከብድኻ ዝበልዕ እዩ። ሊንክ የብልካን online ወላ 10 ትኹን ምሓገዝኩ።
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 года назад
@@Filmontesfa ንሰብኣዊ ሓልየትካ/ኪ ክብረት ይሃበልና ነመስግን። ንግዚኡ የብልናን።
@nardosnardos4332
@nardosnardos4332 5 лет назад
ምሕረት የውርደልካ እቲ ኩሉ ዘይስኣኖ ፈጣሪ መ/ር ሙሉ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልካ
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny Год назад
እግዝብሔር ይምሓርኽ ፆሎት ቅድሳን ኣይፈለይክ ክብረተይ😭😭
@shushayhaftu2840
@shushayhaftu2840 2 года назад
ኣየ ናይ ዓለም ነገር ዝርዝርካ ዘይወዳእ ኩሉ ወዮ ሙሉእ ጥዕና ሕዝና አውን ነማርር ንውዓል ካብ ጥዕና ዝዓቢ ሃፍትስ እንታይ ኣሎ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ክብር ሓውና ነደና እውን መንግሰተ ሰማያት የዋርሰን ንዕሸላት አሕዋተይ እውን እግዚኣብሔር ብጥበብ የዕብዮም 😭😭😭🙏🙏🙏
@hhb98ndndn58
@hhb98ndndn58 5 лет назад
ምሕረት የውርደልካ ሐወይ መ ምህር ሙሉእ ካአ ዕድመ ይሀብካ
@nanougebremedhn8473
@nanougebremedhn8473 5 лет назад
ኣሕ ዓለም ጎደሎ እያሞ ምሕረት ኣምላኽ ኣይፈለኹም 😭😭😭ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን
@halefomberhe214
@halefomberhe214 5 лет назад
አየ አነ ምስ ክሉ ነገረይ የማርር አየ ዓለም ስለ ምንታይ ግን ከምዚ ገይራ ፈጥራትና
@wjiwiijdjeke9760
@wjiwiijdjeke9760 5 лет назад
ወይ መዓረይ ምሕረት የውርድ
@fghyfghy6175
@fghyfghy6175 5 лет назад
እፍፍፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ እዮም ኣብክዮምኒ ከሕዝኑካ እመቤቴ ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን
@user-fe1xo9ru2f
@user-fe1xo9ru2f 5 лет назад
እዋይ ዓለም ጎደሎ ንሓውና። ምሕረት የውርደሉ መ/ር ሙሉ ኣምላክ ዕድመንጥዕና ይሃብካ
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Год назад
እፍፍፍፍ ዓለም ታይ አለዋ አጆካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ 😢❤
@user-ck1yj9hk5c
@user-ck1yj9hk5c 5 лет назад
ኡፍፍፍፍፍ እየ ከንደይ እባ እንኤ አብዛ ዓለም ንሕና እውን ዓይነ ብርኪ ሕዝና ክነማር እግዝአብሔር ምሕረት የውርደልካ ንብዓልቲ ቤትካ ድማ መንግስተ ስማያት ያዋርሳ ።አጀካ ዝሓወይ እግዝአብሔር ሕያዊ እዩ እሞ ምእንቲ እቶም ዕሽላት ህፃውንቲ ምሕረቱ ይአዝዘልካ መሉ እመብርሀን ትጠብቅህ!!!
@user-cd9mq1ul7o
@user-cd9mq1ul7o 5 лет назад
እፍፍፍፍፍፍ ናይ ዓለም ነገር ጭንቂ ኣምላኬ ሆይ ምሕረት ኣውርደ መምህር ሙሉይ ሓወይ ብእውነት ኣምላክ ጥዕና ይሃብካ እምበር
@berhngebrutigrai1581
@berhngebrutigrai1581 3 года назад
አግዚአብሔር ምሕረት የውርድካ መዓረይ
@molymolymolly2693
@molymolymolly2693 5 лет назад
ፈጣር ኣምላክ ምሕረት ይለኣኸልኻ እፊ ኣይ ህወት
@eden9876
@eden9876 5 лет назад
😔 ኡፍ ከሕዝኑ ልዑል እግዚአብሔር ምሕረቱ ይላኣኸልኻ ዝሓወይ መዓረይ
@ZafuTgraweyti
@ZafuTgraweyti 2 года назад
እግዛቢሄረሰ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ኣየ ዓለም😭💔💔💔💔
@user-hb6bc2pm7u
@user-hb6bc2pm7u 5 лет назад
እፍፍፍፍፍፍፍ ኣይ ናይ ዓለም ነገር 😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭እፍፍፍፍፍፍ መምህር ሙሉየ እግዚአብሄር ካብ ክፉእ ኩሉ ይሓልውካ ድሓመመ ሓውና እግዚአብሄር ምሕረቱ የውርደሉ
@fgrgxybf5852
@fgrgxybf5852 5 лет назад
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉረደሎም ሓዉና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@kokobzerzgi4597
@kokobzerzgi4597 4 года назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ
@user-vs6tj6kp7d
@user-vs6tj6kp7d 5 лет назад
ኡፍፍፍፍ እወ ልዕሊ ጥዕና ዋላሓደ ሃፍቲ የለን ሓወይ ናተይ እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልካ ንደቅኻ ክዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ኣጆኻ ብሓይሊ ኣምላኽ ጥዕናኻ ረኺብካ እቲ ጸገም ሓሊፉ ሓደ ማዓልቲ ክትዛረበሉ ኢኻ ሙሉ ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
እሜን እሜን እሜን ሩታዬ ናይ ስላም ደዩ ጠፉኡኪ እኮ ማሓዛይይይ
@user-vt1qh7ym9t
@user-vt1qh7ym9t 5 лет назад
እውይይይ😭😭😭😭😭😭 ዓለም ከምኣ እያ እዚ ሓወይ ማዓረይ ምሕረት የውርደልካ ንባዓልቲ ቤትካ አብ ገነት የንብራ ።
@lemlemlemlem9503
@lemlemlemlem9503 5 лет назад
እወ አታ መምህረይ አወ ዛጥዒና ጥዒና ልእሊ ኩሉ ምህረት የውርደልካ አምላክ ልኩሉ አይሳነይ እሞ
@user-mj4vn7xh9m
@user-mj4vn7xh9m 5 лет назад
አይ አደ ትክእሎ ዓለም ጎዶሎ አይዞ ካ ሓወይ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይወረደልካ መምህር ሙሉ ሓወይ አነ ናዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ
@genettamrat5655
@genettamrat5655 5 лет назад
እግዚአብሄር ምሕረት የዉርደልካ ክቡር ሐወይ ንመምህር ሙሉ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-js1gz1kw1z
@user-js1gz1kw1z 3 года назад
ምሕረት የውልደልካ ሓወይ ማዓረይ
@samimebratu6389
@samimebratu6389 5 лет назад
አዋይ ሐወይ እዝግብሐር ምሐርት ይውርደልክ ጣዕም ክድደይ በልዕን
@sebleyohans6707
@sebleyohans6707 5 лет назад
ኦ ኣምላክ ንዝሓመመ ሓውና ምሕረት ኣውርደሉ ብሂወት ንዘየላ ሓፍትና ነብሳ ብላዕላይ ኣንብራ ንደቃም ሓልወላ ሓብሕብላ ኣይ ሂወት
@mehari2596
@mehari2596 5 лет назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ማዓረይ እዙ ኩሉ ዝልውጥ ፈጣሪ ክልውጠልካ እዩ ተስፋ አይትቁረፅ
@user-ho6px5lg4v
@user-ho6px5lg4v 4 года назад
ኣቤት ኣምላክ ንዝሓመሙ ምሕረት፣ንዝጠመዩ ኣፅግቦም 😢
@samuelweldu3107
@samuelweldu3107 Год назад
Mhret yewered fetarei amen amen amen
@tesfaxbah6851
@tesfaxbah6851 5 лет назад
እዋይ ሓወይ ኣምላክ ምህረቱ ይልኣከልካ ሓዊካ ጸግዒ ደቅካ ክትከውን ኣምላክ ምሳካ ይኩን , ኣብ ዓለም ምሉእ ጥዕና እዩ እቲ ዝበለጸ ሃፍቲ ስለዚ ኣምላክ ምሉእ ጥዕና ክህበካ ይምነየልካ ምስ ደቅካ ።ኣጆካ ከኣ።
@zendozeray4267
@zendozeray4267 Год назад
እግዚኣቢሄር ሰላም የውርደልካ ምሕረቱ ወን ይልኣከልካ ኣቦና እፍፍ🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@user-mm5bc7qy8v
@user-mm5bc7qy8v 3 года назад
ዓለም ጎደሎ እፍፍፍፍፍፍፍ ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልካ
@zewdigebregziabhere1848
@zewdigebregziabhere1848 5 лет назад
ሐወይ መዓረይ ምሕረት የውርደልካ አግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምትካ
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 2 года назад
አይ ከአልኩን አነስ💔😭😭😭😭ንሞዋቲት መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንሓወና ከዓ ምሕረት የውርደልካ❤️😥💔
@wiz8133
@wiz8133 3 года назад
ፈጣሪ ይማሓርካ ሓወይ ፈጣሪ ንዝፈትዎ ሰብ እዩ ፈተነ ዝፈትን አጀካ ክትሐዊ ኢካ
@user-bv9qm3no5c
@user-bv9qm3no5c 5 лет назад
ዋይ፡ህዝበይ መዓረይ እቲ ፈታዊ ህዝቡ ዝኮነ ኣምላክ በቃ፡ይበልካ ዓደይን፡ህዝበይን ካሊእ ቃል ኣይብልናን ሙሉ ሓወና ሰብስ፡ግዝያዊ እዩ ዋ፡ብኣምላክ ርከቦ፡ተባረክ
@asteraster1838
@asteraster1838 3 года назад
አምላክ ምሕረት የዌርደልካ ሓወይ
@user-ir7zn4nr8i
@user-ir7zn4nr8i 5 лет назад
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይሰደደልካ አሰይይይይይ ደሞ ንደቅካ ድንግል ማርያም ታሓልዎም ሓወይ ማዓረይ አየካ ንሓውካ ከትገድፊ ናይ ወልደትኩም ዓድመ ፈጣሪ ይስደደልኩም
@user-ir7zn4nr8i
@user-ir7zn4nr8i 5 лет назад
ይቅርታ ግን ዋይይይይይይይ ክብል አሰይይይይይ እለ ብሓቂ ይቅርታ ግበረለይ 😭🙆‍♂️🙆‍♀️😭 አብ ጌጋይ የተአረመለይ 🙏😂🙏
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
እቲ ድምር ፍረ ሓሳቡ ግልፂ ስለዝኾነስ ብዙሕ ኣይትሰከፊ ሓፍትና።
@user-ir7zn4nr8i
@user-ir7zn4nr8i 5 лет назад
እሽኒ የቀነየንይ ክብራት አሕዋትይ ደሞ ሓበራታኩም አይፈለየና 🇻🇳
@user-qi7de1hp2h
@user-qi7de1hp2h 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልካ የኔ አባት😢😢😢😢😢
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f 3 года назад
ኣይ ዓለም ንገብኡ ዓቀበት ንገብኡ ሜዳ እያ ፈጣሪ ይሓግዝኩም
@user-fs8pm6en2g
@user-fs8pm6en2g 5 лет назад
ምሕረት የውርደርካ ሓውና እ/ር አይስኣኖይ እሞ ሙሉ ሓወና እውን ባዕሉ የሓግዝካ
@mohammedahmed9142
@mohammedahmed9142 4 года назад
እግዚአብሔር ጥዕና የውርደልካ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 3 года назад
ምሉእ ምሕረት የውርደሉ እግዛቢሄር እታይ ይሳአኖ ።
@user-cf5ps3pw4m
@user-cf5ps3pw4m 4 года назад
እግዛአብሔር መሊኡ ይምሓርካ
@brhinabera4916
@brhinabera4916 Год назад
ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ሓወይ ምስ ደቅኻ ምሕረት የውርድ ፈጣሪ
@gebrezigabhergebretsadkan6113
@gebrezigabhergebretsadkan6113 5 лет назад
እውይይይይይ😭😭 ዓለም ጎዶሎ ምሕረት የውርደልካ እግዚአብሔር ኣምላክ መ/ር መሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💒💒💒ምሕረት የውርደልካ ሐወይ መ ምህር ሙሉእ ካአ ዕድመ ይሀብካ
@mdainahasssiii3885
@mdainahasssiii3885 5 лет назад
ብጣዕሚ እዮ ዝሕዝነካ
@freweynifetyeyo9448
@freweynifetyeyo9448 5 лет назад
ምሕረት የውርደልካ ሓወይ
@user-ux2ll7he6m
@user-ux2ll7he6m 3 года назад
ሙሉየይ ዒድመን ጥዕናን የሃብካ
@grmawit1902
@grmawit1902 5 лет назад
እግዝአብሄት ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ🙏🙏🙏
@user-cc4bd3jz5w
@user-cc4bd3jz5w 5 лет назад
ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልካ ሓወይ
@saytsayt164
@saytsayt164 5 лет назад
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ
@gdfd5905
@gdfd5905 4 года назад
አይይይዓለም. ጎዶሎ. አምላክ ምሕረት. የውርዳካ
@tupac2paclovechannelt834
@tupac2paclovechannelt834 5 лет назад
ፈጣሪ ኩሉ ይከኣሎ እዩ ሞ ምሕረት የውርደልካ
@user-kb7gu6xw5c
@user-kb7gu6xw5c 5 лет назад
እፍ ዓለም ንገልኡ ሓዘን ንገልኡ ገይፂ ትገብር እግዚብሔር ይምሓርክ
@segentube7191
@segentube7191 3 года назад
ኣየ ዓለም ንገዘ ፀልማት ንግለ ብርሃን እግዛብሄር ኣምላኽ ዝሰኣኖ ነገር የለን ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ 🙏
@fdfe8425
@fdfe8425 5 лет назад
እይ ናይ ዝዓለም ነገር ኩሉ ወዮ😢😢 እግዚአብሔር ምሕረቱ ይላኣከልካ ሓወይ
@tadelumeresu9689
@tadelumeresu9689 5 лет назад
ምሕረት ይልኣከልካ ቱህያው ፈጣሪ
@kinfeggergisgamakum1553
@kinfeggergisgamakum1553 5 лет назад
እዋይይይይ ምንባር ዘይትፅገብ እዛ ጥዕና ጥዕምቲ እ/ር ምህረቱ ይአዝዘልካ
@tekleweynitesfazg
@tekleweynitesfazg 4 года назад
btami kebdika zbelau Alem entay emo kagaber meskan Adimen tanan yfiterlom fetari Egzabher maskum ykun
@user-op6fh3py1z
@user-op6fh3py1z 5 лет назад
አይይ ኪነየይ ምሕረት የውርደልካ ዝያዳይ እፍፍፍ
@oror9028
@oror9028 3 года назад
ፈውሰ ምህረቱ ይለአክ እግዚአብሔር
@user-fu3do6jy3g
@user-fu3do6jy3g 5 лет назад
መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ዓለም ዘሎ ጽብቅ ነገር ይምነየልካ
@aill8641
@aill8641 4 года назад
ምሕረት የዉርደሉ ንሓዉና እዉን ንመህር ሙሉ እዑን ዓስብካ ብእግዛብሄር ርከቦ 💒💒
@user-lf8jq4ip2w
@user-lf8jq4ip2w 2 года назад
ኣይአነ ኦ ኣምላክ ምሕረትካ ባ ላኣክልና ኣታ ኣምላክ ስለ ኩሉ ነገር እንዶ ይቅረ በለልና ኦ እግዚአብሔር ኣምላክ የዋህ ኢካሞ ይቅረ በለልና 😭😭😭😭😭😭😭
@asternegasi7594
@asternegasi7594 4 года назад
Mulye hawey tebarek
@rkrkro5750
@rkrkro5750 5 лет назад
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልአከልካ ክቡር ሓወይ
@ertraadeyadey1030
@ertraadeyadey1030 5 лет назад
Amlak msakum yikun, Eway Eza alem ezia
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 5 лет назад
እግዚአብሄር ምሕረት የውርደልካ መር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መአርግ ድማ እዚ ፀልማት ሓሊፉ መአርግ ወለድካ ሓውካን ሃገርካን ከም እትከውን ጥርጥር የብለይን አጆካ ዝሓወይ
@selomunwelday7086
@selomunwelday7086 3 года назад
Amlak mihretu yewridelka 🙏
@habenchayina1169
@habenchayina1169 5 лет назад
Amlak msakum ykun mhret yewrdelka
@fghyfghy6175
@fghyfghy6175 5 лет назад
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ኩሉ ዝከኣሎ ሉኡል ኣምላክ
@user-yn9ge4ed8n
@user-yn9ge4ed8n 5 лет назад
ኡፍፍፍፍ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ኣየ ዘዓለም ከንቱ ንገሊኡ ብርሃን ንገሊኡ ፀልማት
@furtunatekletekle5131
@furtunatekletekle5131 3 года назад
Mhretu yewrdelka fetari hawey
@mulugaltgray7848
@mulugaltgray7848 5 лет назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውረደልካ
@user-se8ko4xq5b
@user-se8ko4xq5b 3 года назад
መድህንኣለም ይሓግዝኻ
@selamabadi1303
@selamabadi1303 5 лет назад
Aye alem godelo ajoka amlak mhretu ylakelka hawey natey
@aziebngse8197
@aziebngse8197 5 лет назад
Omg can't stop crying 😢.
@user-pw9ul8yf5o
@user-pw9ul8yf5o 5 лет назад
ኣምላክ ይሓግዝካ
@galtigray2129
@galtigray2129 3 года назад
Amlak mhert ywredleka kbre hawna
@mnbartefetinkammhar7039
@mnbartefetinkammhar7039 5 лет назад
O amlak aboy mhreteka awrdelu baelka🙏
@apaoo705
@apaoo705 5 лет назад
ምሕረት የዉረደልካ ሓወይ መዓረይ
@makihabeshawut7987
@makihabeshawut7987 5 лет назад
Aye eza alem.godolo hawey natey eike egizabeher kulu ayeseanewa miheretu yelegeseleka effffff lebe now yenekagn
@zebibzebib9765
@zebibzebib9765 5 лет назад
እፍፍፍፍ ኣይ ዛዓለም ሌላን ጉሌላን ዝመልኣ። ምሕረት የውደልካ እፍፍፍፍፍ
@selamselamey1034
@selamselamey1034 5 лет назад
ኩሉ ፍቃድ እግዚኣብሔር እዩ እሞ ናዓይ ውን ሎሚ ተዘይ ጋጠመ ንዉሉደይ ግን ጽባሕ እግዚኣብሔር ምሕረት ይሃብኩም የውርደልኩም ናይ ድንግል ማርያም ጸሎት ናይ መላእክቲ ተረዳእነት ናይ ቅዱሳን ኣማላድነት ምሳኩም ይኩን ኣሜን
@estifeyob3400
@estifeyob3400 5 лет назад
Amlak maharet yehbka hawey natey
@temsegeamlekiy1161
@temsegeamlekiy1161 5 лет назад
Amlek meskum yekun ahwetay marey
@hhcgvgh5194
@hhcgvgh5194 5 лет назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ እመቤታችን ትሓግዝኩም
@awetbereket3891
@awetbereket3891 4 года назад
Amelak mesakum yekun
@sharaa1719
@sharaa1719 5 лет назад
ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ማዓረይ
@reallyhubuitewelde562
@reallyhubuitewelde562 5 лет назад
Egzabiher amlak edmen tenan yhabka
@zafutadesse2139
@zafutadesse2139 5 лет назад
እመቤተ ማርያም ምሕረት ትኣዝዘልካ
@ksanetgoitom7826
@ksanetgoitom7826 4 года назад
Fetari mhret yewrdi
@mhretgoitom8493
@mhretgoitom8493 5 лет назад
Egzabhir amlak mhret yewirdelika hawey
@user-yb1vb6sx4n
@user-yb1vb6sx4n 5 лет назад
አይይይይይይ አብዛ ዓለም ዝኒሃ ፈተነ
@bietihubi6002
@bietihubi6002 5 лет назад
Ezgabhier amlak mhret yewrdelka.
Далее