Тёмный

ስድራ ስዉኣት #1 💔 - ሓሙሽተ ደቆም ኣጋዲሎም ኣርባዕተ ደቆም ምእንተ ትግራይ ዝተሰውኡዎም ወላዲ ...እቲ ሓምሻይ ድማ ....... 

Wushatena Media
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 54 тыс.
50% 1

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
TDF #34 - 💔 ሓሙሽተ ደቆም ኣጋዲሎም ኣርባዕተ ደቆም ምእንተ ትግራይ ዝተሰውኡዎም ወላዲ ...እቲ ሓምሻይ ድማ .......
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፆ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 458   
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 11 месяцев назад
ብርኽቲ ሓፍትና ብዝወፀ ይተክኣልኪ ኽፉእ አይትርከቢ አብ ሂወትኪ ፅንዓት ይሃብኩም ናይ መወዳእታ ሓዘን ይግበሮ ጀጋኑ ደቅና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😭😭😭😭💔💔💔💔
@qanb773
@qanb773 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ንመላእ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤😭😭😭😭💔💔💔💔🖤🖤🖤
@teferigezahagn5189
@teferigezahagn5189 11 месяцев назад
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእት ሃገረ ትግራይ!
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 11 месяцев назад
እፍፍፍፍፍፍ እዋይ ህዝበይ እንታይ ቃርዩካ 😢😢😢መምህር ሙሉ ኣቦ ዉፁዓት ፈጣሪ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ሓፍተይ እዉን ብዝወፀ ይተካኣልኪ ተባረኪ ❤
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን 11 месяцев назад
አቤት ህዝበይ ፅንዓትካን ሓቦኻን 😭 ፈጣሪ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንኹሉ ህዝቢ ትግራይ ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ ሓፍትና ብዝወፀ ይተክአልኪ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኹም ኹሉኹም ስድራ ስውዓት ህዝብና እህህህ ❤❤❤😢😢😢😢
@binyam1578
@binyam1578 11 месяцев назад
በሉ ከኣልዎ እቲ ዘይክኣል ነቲ ዝተረፈ ምሕረት የዉርደሉ 🕊🧸🥰☔️💔😭😭👏
@ghereruessom4568
@ghereruessom4568 11 месяцев назад
ጽንዓት ይህብኩም ንኩልኩም ወለዲ ስዉኣት መንግስተሰማይ ነቶም ንዓዶምን ንህዝቦምን ኢሎም ሂወቶም ዝገበሩ መንኢሰያት ትግራይ
@user-bz7fj1fk2m
@user-bz7fj1fk2m 11 месяцев назад
ደቂ ለያቡ ካድረን ጉሒላ ነጋዳይን underground ተሓቢኦም ገርህታት ደቅና ግና ተወዲኦም። ትግራይ ፍረዲ። ክልተ ሞት።
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb 11 месяцев назад
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ፅንዓት ይሃብኹም ወለደይ አሕዋተይ ምእንቲ ዓድኹም ዝተሰዋእኹም ጀጋኑ ስዋኣትና እግዚአብሔር አብ ሑቑፎ ቑዱሳን የንብርኹም 💔😭😭😭😭😭😭
@ንግስቲ-ጠ1ዠ
@ንግስቲ-ጠ1ዠ 11 месяцев назад
ኣክክክ ፅናዓት ይሃብካ ህዝበይ ልብና ደሙዩ እዩ ኣምላክ የፅነዐኩም 😥😥😥🖤🖤
@letayfiseha6227
@letayfiseha6227 11 месяцев назад
የህዋተይ ብጣዐሚ በኺና ሓዚና ኢናም መንግስተሰማይ የዋርሶ ወለዲ ፅናዐት ያሀብኩም
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 11 месяцев назад
ኑኣሚ ሓፍተይ ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኪ ዛሓፍተይ። ንኣቦኺ ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ነብሶም ብሰላም ትዕረፍ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 11 месяцев назад
ሰላም ሙሉ ሓወይ ቁፅሪ ስልኪ ናይዞም ስድራ ስወኣት ኣብ comment ወይ ኣብዚ ቪድዮ ተትእትወሉ ፅቡቕ እዩ። ነዚ youtube ዝረኣየ ሰብ እውን ደዊሉ ክሕግዞም ንቐፃሊ። የቐንየለይ። እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲ ጀጋኑ 🙏
@ትግራዎይነትክቡርማንነት
@ትግራዎይነትክቡርማንነት 11 месяцев назад
ሓፍተይ አብ ቭዶዮ አሎ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 11 месяцев назад
እቲ ሓሳብ ፅቡቕ እዩ። ሓድጉ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 11 месяцев назад
@@WushatenaMedia thank you ሓድጉ ሓወይ። ኣብ ቀፃሊ ትሰርሕዎም ቪድዮ ናይ ስድራ ስውኣት ቁፅሪ ስልኪ ኣገዳሲ እዩ።
@__-wj7zq
@__-wj7zq 11 месяцев назад
_ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😭😭💔_
@saramm8772
@saramm8772 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ ተጋሩዋይ ብፍላይ ኣብሰ ስደት ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣጆና ይሕዋተይ😢😢😢
@woldeabwoldaygoitom2812
@woldeabwoldaygoitom2812 11 месяцев назад
መንግተ ሰማይ የዋርስ ለብም ህዝበይ ፅንተት ብህውሓት ከም ዝመፀ ኣስተውዕል
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 11 месяцев назад
Hizbi Tigray Adetatina Tigrayna Siniat yihabena jeganuna Siwiatina ab Mengiste Semayat yewariselna amen 🌺🌹💖💐💖❤️🌷🌺💐🌺🌷🌹💐🌺
@ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ
ፅንዓት ይሃብካ ፈጣሪ ኣንታ ለዋህን ዉፁዑን ህዝበይ🤲🤲🤲❤💛💔💔💔💔💔😥😥😪😪😪😪
@flfu5333
@flfu5333 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኩም ክብራት ውልድይ ኣህህህ😢😢😢😢😢
@rahelra865
@rahelra865 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ዝወፍረ እምበር ዝተመልስ የለን ብጣዕሚ ልብካ ዝስብር እሕሕሕ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@wxdkb1734
@wxdkb1734 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኩም ህዝበይ 😢😢😢
@zuryash7966
@zuryash7966 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኩም ሓፍትና ድማ ዘይውዳእ ሃፍትን ጥዕናን ይሃብኪ ሓፋተየ::
@binyam1578
@binyam1578 11 месяцев назад
እዋይ ብጃምላ ሙሉየ እንታይ ክንብል ጦፉኡና እዋይ ዘመተ ጽንዓት 🕊😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔🧸🕊👏💙💒
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 11 месяцев назад
ዘለኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ፅንዓት ንወለድና
@Vcinlv23
@Vcinlv23 11 месяцев назад
Ahhhhhh hzbey tsinat yhabkum 😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@መቅዲትግራወይቲ
@መቅዲትግራወይቲ 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ ኣቱም ወሃብቲ ናሃብኩም ንበሩ💔
@አክሱምኪንግደም
@አክሱምኪንግደም 11 месяцев назад
ቤዛካ ዛሓወይ ሓደራ ብሰማይ ምድሪ ምእንተ ስዋአት እናዘርካ እቶም ዝተበደ ወለድና ዝጀመርካያ ናብ ዲያስፖራ አብፀሐልና ብናትካ ይተሓገዙ ምክንያቱ እቶም ሌባቡ ንባዕላቶም ክበልዕዎ እዮም።
@NihnaNewegena
@NihnaNewegena 11 месяцев назад
ፂናዓት ይሃቡኹም ኣየ ዓዲና ሰላምኽ ይመልሰለና ፈጣሪ ብጣዕሚ ያሕዝን😢😢😢😢😢
@ኣርሴማጓልእንደርታ
@ኣርሴማጓልእንደርታ 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ ኣሕሕሕ ዝኹሉ ትፅቢት መጨረሻ መርድእ😢😢😢😢😢😢😢😢
@medhini7477
@medhini7477 11 месяцев назад
ብዝወፀ የተካኣልኪ ክብርቲ ሓፍተይ❤❤
@titigezaei138
@titigezaei138 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኮም ህዝበይ ክብርን ሙጎስን ንሰማእታት ኣሕዋትና🎉🎉🎉❤❤❤
@AlbasGkidan
@AlbasGkidan 11 месяцев назад
ፅንዐት ንሙሉእ ሕዝቢ ትግራይን ነታፍልይቲ መፍረይት ጀጋኑ መረት ትግራይ እሕ እሕ እሕ ኢላ አይተረፈት ትግራይ ደቃ በጃኾይኖምላ ኽብርን ሞገስን ንስውአትና ነታሐፍትና ፈጣሪ ብወርቂ መዝገቡ ይፅሐፈላ
@nebugal70enderta
@nebugal70enderta 11 месяцев назад
Fetari balu tsnhat ehabkum💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@marym9462
@marym9462 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ህዝበይ ትግራይ እግዚአብሔር ኣምላኽ አብ ገነት ያንብሩኹም ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑ ኣሕናተና 😭😭😭💔💔
@ምድረቡርዓደይ
@ምድረቡርዓደይ 11 месяцев назад
መምህር ምሉእ ጅግና ትግራዋይ ኢኻ ካብ ቅድም ጀሚርካ ኢኻ ሓድሽ ኣይኮንካን እሞ ኣምላክ መፈጸምታኻ የጽብቀልካ ነቲ ህዝቢ ውን ኣምላክ ኢዱ የንብረሉ
@blisskitchen5527
@blisskitchen5527 29 дней назад
አምላኽ ጽንአት ይሰጥዎ ለእርሶና ለቤተሰቦ ኦ አምላኽ ኢዮብን ያጽናናዎ ተተኺ ልጆች ይሰጦ የእግዚአብሄም ደሰታ ተእርሶና በቤተሰቡ ይፍሰሰ🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@AA-kt5zj
@AA-kt5zj 11 месяцев назад
ዋይዋይ አታ ታእዩ ወራወር ታይ መፀና ሎሚ💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭
@ghfugtuf7153
@ghfugtuf7153 11 месяцев назад
ፅንዓት ንሙሉእ ህዝብ ትግራይ 😭😭😭
@shewit3442
@shewit3442 11 месяцев назад
💔😭😭😭😭ሓርርና እኮ ፅንዓት ንመላእ ህዝብና😭😭
@loveghe
@loveghe 11 месяцев назад
እዚ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ !!! እግዚአብሔር ባዕሉ ጽንዓት ይሃብኩም:: መራሕቲ ትግራይ ናይ ህልኽ ምርጫ ከተተግብሩ ኢልኩም መንእሰያት ወዲእክሞም::😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@mulugetateka9308
@mulugetateka9308 11 месяцев назад
💔😭💔😭💔😭ናዛዜ ህዙናን መንፈስቅዱስ ይናዝዘና ልኹለና ተጋሩ ልስዉኣትናለ መንግስቱ የውርሰልና💔😭💔😭💔😭
@ትግራዎይነትክቡርማንነት
@ትግራዎይነትክቡርማንነት 11 месяцев назад
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም እፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 11 месяцев назад
ንሓፍትና ብዝወፀ ይተክአልኪ ንወለድና እግዚአብሔር ኣምላክ ንኣቦና እዮብ ዘፅንዐ የፅንዐልና
@Hareg675
@Hareg675 11 месяцев назад
ኣየ ህዝበይ ረኻቢ መኸራ እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኹም😥🙏 ንዝተረፉ ክዓ ምሕረት ይልኣከልኹም🙏
@genetatsibha
@genetatsibha 11 месяцев назад
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብ ንኹሉ ስድራ ስዉእ ጀጋኑና ኣብ ገነት ይንብሮም 🎉
@አስራተድንግል
@አስራተድንግል 11 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላክ ፅንዓት ይሃብኹም ወለድና እፍፍፍፍፍፍ ንጀጋኑ ኣሕዋትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😭😭😭💔😭😭😭
@hageretgray5820
@hageretgray5820 11 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላክ አካእሎ ይሃብኩም ክቡራት ወለዲ ብሠላም ዕረፉ ጀጋኑና😢
@jghghh63
@jghghh63 11 месяцев назад
ኣክእሎ ይሃበና ይሃብኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ልዋምጋልኣፅቢ
@ልዋምጋልኣፅቢ 11 месяцев назад
እህህህ ሓደ ዝወለደ ብሓድኡ ሓሙሽተ ዝወለደ ብሓሚሽቲኦም😢😢😢😢 ዘይወለደ ዶ ክሐሽ ይኾን😢😢😢
@ወለተጊዮርጊስ-ኸ4ቀ
@ወለተጊዮርጊስ-ኸ4ቀ 11 месяцев назад
😭
@ክንዳሓፍቲጋልትግራይ
@ክንዳሓፍቲጋልትግራይ 11 месяцев назад
ብዝወፀ ይተክኣልኪ ዝሓፍተይ🙏
@ጋልማርያምኪሓ
@ጋልማርያምኪሓ 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኪ ወላድ ትግራይ 😢😢😢😢
@SgSh-u4o
@SgSh-u4o 7 месяцев назад
እፉፉ ህዝበይ ፅናዓት ያሃብኩም ንስዋኣትለ መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ዘሐዝንእዩ 😢😢😢😢
@ZEUSAPOLLO
@ZEUSAPOLLO 11 месяцев назад
ለትግራይ ህዝብ መልካም እመኛለሁ መፅናናትን ይስጣችሁ የትግራይ ህዝብ ለምን ትዋጋላችሁ? ጠላታችሁ ማነው? ለምን ለትግራይ መሬት ደም ትገብራላችሁ ? ለምን የኢትዮጵያን ህዝብ ትጠላላችሁ ? 🤔🤔🤔🤔🤔? ትግሬዎች ልንገራችሁ እናንተ በቅርቡ እግዚአብሔር ሰማይንና ምድር የፈጠረ አምላክ ፍርዳችሁን ታገኛላችሁ ትግሬዎች ልንገራችሁ መልካም ትመስሉኝ ነበር ግን ሠይጣኖች ናችሁ ህዝባችሁን አልጠቀማችሁ ሀገረ አልጠቀማችሁ ትውልድ አልጠቀማችሁ ለሀገሩ ሰላም አልሰጣችሁ 😭😭😭😭ዘረኝነት ጥላቻ ንቀት ቆሻሻ ትውልድ ቆሻሻ አስተሳሰብ አስረክባችሁ የደሃውን ልጅ አስጨርሳችሁ ይሄው አየናችሁ🤔🤔 አዝናለሁ 🤔🤔🤔
@MahletGrmay
@MahletGrmay 11 месяцев назад
ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ንኣቶም እዉን ኣብገነት የንብሮም ብየማን ኢዱ ይቃበሎም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@TDF16
@TDF16 11 месяцев назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ዓኽኽኽኽ ህዝቢ ትግራይ😢😢 ስድራ ስውኣት ረኺብኩሞ ዘለኹምመዓት 😢😢😢ወለድታት ኸመይ ኢና ኽነምስግነኩም 😢😢😢 ደበስ ኽንእስ መቸም ታይ ይገበር እንበር 😢😢 ተጋሩ ትምሕጋዝ ዕቅሚ ዘለኩም ዋላ ንእሽተይ ይኹን ደብስዎም ሳላ ደቆም ኢና ብርሃን ሪኢና 🙏🙏🙏🙏
@smirhss4421
@smirhss4421 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ እግዚአብሔር ኣምላክ መፅናዐንዒ መንፈስ ይላእከልና😢😢😢😢
@zewdichannel27
@zewdichannel27 11 месяцев назад
😢😢😢😢😢ፅንዓት ይሃቡኩም ክቡር አቦና ነቦና እዮብ ዘፅናዐእግዛቢሄር የፅናዕኩም እግዛቢሄር ይህብ ይወስድ እዮሞ 😢😢
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኩም ህዝበይን ዓደይን ኣደይን
@ዓዲኣላትኒ
@ዓዲኣላትኒ 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኻ ህዝብይ💔😭ኣጆኩም ወላዲና ኣኽእሎ ይሃብኹም ፈጣሪ 💔🙏
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 11 месяцев назад
Nkulatkum sdrabiet hzbi Tigray xinaat yhabkum 😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔
@ስላምየማርያምልጅ
@ስላምየማርያምልጅ 11 месяцев назад
ፅዓት የሃበካ ህዝበይ 😢ንመላእ ህዝበይ እግዚአብሔር አምላክ መፃናኒዕ የሃበካ ለክቡራት ሰዋአት ንጀጋኑና ክብርን ሞጎስን የበፅሕዮም አብ ሕቁፋ ቅዱሳን የንብሮም😢😢
@Fanatigray
@Fanatigray 11 месяцев назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Eri-kj1bg
@Eri-kj1bg 11 месяцев назад
Xnat yhabkum entay ybehal koynu halefti Africa si mesta yewrdelom 🙏
@TimetoSafe
@TimetoSafe 11 месяцев назад
መ/ር ሙሉ፣ ጎበዝ ነህ፣ ድምፃቸውን/ ብሶታቸው ለታፈኑ ድምፅ መሆን መታደል ነው። በርታ ወንድሜ የትግራይ እናቶችን፣ ደካሞችን ማፅናናት መባረክ ነው። እግዚአብሔር ለሁሉም ኢትዮጵያዊ ብርታትን መፅናናትን ያድልልን። የትግራይ እናቶች በዚህ ልክ በአብይ አህመድ ፋሽስት ወታደር በሚዘገንን ሁኔታ ግፍ ተፈፅሞባቸዋል። አሁንም በአማራ ህዝብና እናቶች እየደገመው ነው። ግን ሁሉም በጊዜው ዋጋውን ያገኛል። ፈጣሪ የሁሉንም ኢትዮጵያውያን እንባ ያብሳል በዚህም አምናለሁ። ግፈኞችን በጋራ ለፍርድ እናቀርባቸዋለን። ከ፣፣፣፣፣
@jaguarb6307
@jaguarb6307 11 месяцев назад
Mingste semay yewarsom xnat yehabkum. Gn ntigray atibelo nhiwat belu entay koyna nera kidm hiji tigray tell me.
@MamunKsa-d7o
@MamunKsa-d7o 11 месяцев назад
ህዝበይ የክእልካ እፍፍፍፍ😭💔😭💔😭😭😭😭😭ኣየ ዕሸላተይ💔😭ገነት እስከ ንበሩልና😭😭😭😭😭🙏
@እመብርሃንፀግዒናይህወተይ
እህህህህ ኣታ ለዋህ እዝበይ ፅንዓት ይሃብኳ ንጀጋኑ ስውኣትና ድማ መንግስተሰማያት የዋርሶም ብሰላም ዕረፉ
@AdhanomAdhanom-qc5ty
@AdhanomAdhanom-qc5ty 11 месяцев назад
ካብ ዘመነ አክሱማውያን ንደሓር ምስትኽኻል ዝአበየት ትግራይ፡ዝፈጠሮ ሓዘን ስለዝኾነ ፡ጽንዓት ይሃብኩም፡ናይመጨረሻ ሞት ይግበሮ። ትግሪኛ ተናጋሪ ዝስተኻኸለሉ ግዜ ይምጸአልና። ናመጨረሻ ሓዘን ይግበረልና ልዑል ፈጣሪ።
@fhwfd5492
@fhwfd5492 Месяц назад
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ 🙏🙏😭በለወፅ ይትክኣልካ ሓፈተይ ተበረካ🙏🙏❤
@sawsanaraya
@sawsanaraya 11 месяцев назад
ዋይ ህዝበይ ዋይ ህዝበይ ንክትዛረቦ ከቢድ እወ አህ አህ ትግራዋይ ጎይታ ይክሀስኩም እወ እዳ አለና
@ማሚየዓለመይሰመረሓወይሂወ
ህዝበይ እንታይ ዝብል ቃል የፀናነዐካ ይኮን ኣምላክ ባዕሉ የፅንዕካ😢😢😢😢😢😢😢መ/ር ሙሉ ኣምላክ ሓይልካ ሓይሊ ሓፂን ይግበሮ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ዉፁዓት❤
@TDF16
@TDF16 11 месяцев назад
ኣታ ዝሕዝቢ ዶ ኸምዚ መዓት ይርከብ አይኾነን ሓደ ግዜ ምኢቲ ሻህ ምስዋእ ኻኣንሶ 💔💔💔 ደቁ አስዊኡስ 😢😢 ደቅና አይተሸውኡን ኽብሉስ ልብኻ ይሕርን ። ጀጋኑ ማዓረይ ነፍስሔር ዞም ኣሕዋተይ ማዓረይ😢😢😢
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 11 месяцев назад
Tsniat yihabkum tekalat weledi. Amlak aboy baelika tsniatin hailin habom hazenom kikielu. 😭😭😭😭😭🇪🇷
@mebrihat5349
@mebrihat5349 11 месяцев назад
መምህር ሙሉ ኣቦና ሓውና ብምንታይ ኢናሞ ንገልፀካ ደኪምኒ ሰልችይኒ ከበልካ ላብ ኩሉ ማኣዝን ትጋዓዝ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ብዕድመ ብጢዒና ያሓልወና ❤
@mohammrragnf5771
@mohammrragnf5771 11 месяцев назад
ብዝወፀ ይተከአልኪ ዝሓፍተይ ፅንዓት ይሃብኩም ኩለኩም ስድራ ስዉኣት 😢😢
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF 11 месяцев назад
እህህህ ኣያዋይ ማዓረይ ንዓኣቶም ክተዕቢ ሕብርካ ለዊጥካስ ኣብ ኣጋ ዕረፍትኩም ሓዘን ዋይ ሕራሮት ፅንዓት ይሃብኩም ልኣሕዋተይ ለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኹም ስድራ ስውኣት 😢😢😢💔🙏ንእዮብ ዝደበሰ አምላክ ይደብስኹም 🙏
@sadddhaxft9819
@sadddhaxft9819 11 месяцев назад
ሐመድ ትብለዕኒ ናዕይ ትንፍሶም ሂቦም ትንፋሶም ዝሰአኑ ጀጋኑ ሰማእታትና ክብርን መጎሰን ንዕኩም ይኩን
@Mebrahti
@Mebrahti 11 месяцев назад
ኡፍፍ ውሽጥና ተረቢሹ💔 ወለድና ኣምላኽ የክእልኹም!😭 ጽንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ክብርን ሞጎስን ንስለና ዝሓለፉ ስውኣትና
@woldeabwoldaygoitom2812
@woldeabwoldaygoitom2812 11 месяцев назад
ስለምንታይ ኢልኩም ሕሰቡዓሕሕሕሕ ህዝቢ ኣታሊልኩም ኣፅኒትኩሞ ኢድኩም ኣይትስኣኑ
@Fre-gi2hy
@Fre-gi2hy 11 месяцев назад
Macham whayan meskenay hezby wadekumo Amlke xenat yehbkum Walday
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 11 месяцев назад
መምህር አብይ ህድሪ አለና ንባዕሉ ዝነብር ትግራዎይ የለን ህዚ ህድሪ ስዋአት ከይንርስዕ ኢድ ንኢድ ኢልና ስድራ ስዋአት ንሀግዝ 🙏🙏
@AmarechLema-f7t
@AmarechLema-f7t 11 месяцев назад
Be strong mother tigray and father sister brother tigray all family tigray keep going I know it not easy but we have to keep going god bless tigray Amarech from North America
@tesfayekidane-b1p
@tesfayekidane-b1p 11 месяцев назад
ሀይ ማጊ ሓወይ ፖለቲካ ኣነን ንስካን ከምንሓስቦን ኣይኾነን ሓንቲ ነገር ንምምላስ ሓንቲ ኣነግን ከማካ ኣተሐሳስባ ኔርኒ ግን ሰላም ክመፅእ ተኮኑ ኩሉ ክከውን እዩ ንስካግን ካብ ??? ውፃ በተረፈ በጣም አድናቄህ ነኝ በረታ
@brllabay3842
@brllabay3842 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኩም ንኩልኩም ስድራ ስውኣት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ😢😢❤ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና😢😢😢❤
@genetfantu2109
@genetfantu2109 11 месяцев назад
እግዚኣብሄር መሊኡ የጽንዕኹም. ዳርችኡ ይግበሮ. 😭🙏🕯️
@ድንግለይዋሕሲልበይ
@ድንግለይዋሕሲልበይ 11 месяцев назад
እግብሔር ወስኹ ይሃብኺ ክብርቲ ሓፍቲና ፅንዓት ይሃብኹም ክቡራት ወለድና😢😢😢
@mazahmazah4343
@mazahmazah4343 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ህዝብይ 🙏😢
@sameramohamed1571
@sameramohamed1571 11 месяцев назад
ኣይይይ የዋህ ህዝበይ ዝክሉ ስቃይካ ርኡ ኣምለካ ምሕረት የወርድና ፅንዓት ይሃብኪ ውፅዕ ህዝበይ😭💔
@samiramir6719
@samiramir6719 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኪም ወለድና
@bsrathadera3381
@bsrathadera3381 11 месяцев назад
ኣቦታትና ኣዶታና ኣሕዋት ኣሓት ፅንዓት ያሓቡኩም ከቢድ እዩ ስዉኣትና ጀጋኑና እዮምሞ ኣጆኹም
@Me-gq1jj
@Me-gq1jj 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ስብ አይተረፍን ካብ ሓደ ገዛ 4 አታ ክንደይ ልብካ ይስብር አሕሕሕሕሕሕሕሕሕ
@azmeraamen6989
@azmeraamen6989 11 месяцев назад
ንዝሞቱ መንግስት ስማይ ያዋርሶም ንበተስብ እውን ፅንዓት ያሃብኩም😢
@biltek2030
@biltek2030 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ ። አየ ጅግንነት አየ ፅንዓት። እስቲ በዚ ይአክለካ ይበለና።
@mekdeshagos5888
@mekdeshagos5888 11 месяцев назад
We are with you family of Martyers. Your children will always be in our minds & hearts. Don't cry we are with you. ❤❤❤
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie 11 месяцев назад
ሰላም መምህር ሙሉ እተቅርቦ ኩሉ ነገር ብጣሚ ፅብቅ እዩ ኣምላክ ብዝከድካዮ ይከተልካ
@kudusanmehari3052
@kudusanmehari3052 11 месяцев назад
Mengest semay yewaresom abo 5 Koleu kemeu kea nekulom weldi hayeli yehabom.
@NgstiBerhe-rm8ro
@NgstiBerhe-rm8ro 11 месяцев назад
ኣየ ዓደይ😭😭😭 ኣካእሎ ይሃብኩም መሪር እዩ ህዝበይ ዝረከቦ😭😭😭
@ዕባይባርካዓድስብሓ
@ዕባይባርካዓድስብሓ 11 месяцев назад
ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና ኣካእሎ ይስደደልና ፈጣሪ
Далее
Почему?
00:22
Просмотров 344 тыс.