Тёмный
No video :(

ቀስ ብቐስ ምስጢር ይወጽእ ኣሎ ንኺድ ጥራይ ! ሼር ሼር 

Maranatha Tv / Mogos Nguse
Подписаться 38 тыс.
Просмотров 3,5 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 49   
@fioriselihom6506
@fioriselihom6506 Год назад
AMEN AMEN Eseyyyyyy Kibri neamlak Selitan hawena memlesu ayene lebonaka yebirehayo ,Mogos hawey jegna Goyta hayelikan waletakan eue ❤🙏
@Baldi654
@Baldi654 Год назад
Amen yeseberelu ,be sem Eysus mewxe yekuneu
@user-si1sr8ud4d
@user-si1sr8ud4d Год назад
Beyesus sime mikiri aganiniti yefres goyta yebarika mogos hawey 🙏
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Год назад
Mark 16 (ትግ) - ማርቆስ 15: በሎም ድማ፥ ናብ ኵላ ዓለም ኪዱ፡ ንብዘሎ ፍጥረት ከኣ ወንጌል ስበኹሉ’። 16: ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ። 17: ነቶም ዚኣምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡ፡ ብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡ፡
@mussieghebrebrhan6712
@mussieghebrebrhan6712 Год назад
Moge hawey tebarek
@Infinityhairandbeautyhome
@Infinityhairandbeautyhome Год назад
Mogos hawei bhaki mogos bruk btaemi eie zfetweka nay Yesus kubur hawei God bless you I’m really impressed by your work glory be to God. ❤❤❤
@kibraamare6511
@kibraamare6511 Год назад
ግብሪ ሃዋርያት 19 6፤ ጳውሎስ ኢዱ ምስ ኣንበረሎም ከኣ፡ መንፈስ ቅዱስ ናባታቶም ወረደ። ሽዑ ብቛንቋታት ተዛረቡን ተነበዩን።
@DV-yc7nd
@DV-yc7nd Год назад
1ይ ቆረንቶስ 14 26፤ ኣሕዋተየ፡ እንታይ ደኣ እዩ፧ ክትእከቡ ኸሎኹም፡ ነፍሲ ወከፍኩም መዝሙር ኣለዎ፡ ምህሮ ኣለዎ፡ ራእይ ኣለዎ፡ ቋንቋ ኣለዎ፡ ትርጉም ኣለዎ፡ ኲሉ ንምህናጽ ይገበር። 27፤ ብቛንቋ ዚዛረብ እንተሎ፡ ክልተ፡ እንተ በዝሑ ኸኣ ሰለስተ ይኹኑ እሞ በብተራ ይዛረቡ፡ ሓደ ኸኣ ይተርጒሞ። 28፤ ተርጓሚ እንተ ዜልቦ ግና፡ እቲ ብቛንቋ ዚዛረብ ኣብታ ማሕበር ስቕ ይበል፡ ንርእሱን ንኣምላኽን ግና ይዛረብ ደኣ።
@berhanekidane2711
@berhanekidane2711 Год назад
1 Corinthians 14 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ 2: እቲ ብቛንቋ ዚዛረብ ምስጢራት ብመንፈስ ይዛረብ ኣሎ፡ ሓደ እኳ ኣየስተውዕሎን እዩ እሞ፡ ንኣምላኽ እምበር፡ ንሰብ ኣይኰነን ዚዛረብ ዘሎ።
@senaitsenaityehdego120
@senaitsenaityehdego120 Год назад
Goyta ybarka moge hawey
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Год назад
Revelation 22 (ትግ) - ራእይ 18: ኣነ ቓላት ትንቢት እዚ መጽሓፍ እዚ ንዚሰምዑ ዅሎም እምስክረሎም አሎኹ፡ ሓደ እኳ ናብዚ እንተ ወሰኸ፡ ኣምላኽ ከኣ ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ተጽሒፉ ዘሎ መዓት ኪውስኸሉ እዩ። 19: ሓደ ሰብ ከኣ ካብ ቃላት እዚ ትንቢት እዚ እንተ ኣጕደለ፡ ኣምላኽ ካብተን ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ተጽሒፈን ዘለዋ ኦም ህይወትን እታ ቕድስቲ ኽተማን ግዲኡ ኼጕድለሉ እዩ። መጽሓፍ ቁዱስ ኢኮ ካብዚ ከይትዉስኹ ከይተጉድሉ ኢዩ ዝብል ምስማዕ ኣቢና ኢምበር ክብሪ ናምላኽ ተባረኽ
@ghenettesfalem269
@ghenettesfalem269 Год назад
Xubuqi aleka megos hawey nafirotestanitke Shalamalala tibuliko Nigerena.lisan tibluwe meliseley
@ghenettesfalem269
@ghenettesfalem269 Год назад
abelo amexaley shalalala Malala zible xiqisey amexalay
@berhanekidane2711
@berhanekidane2711 Год назад
Mark 16 (ትግ) - ማርቆስ 16: ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ። 17: ነቶም ዚኣምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡ፡ ብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡ፡ 18: ኣትማን ኪሕዙ እዮም፡ ዚቐትል እንተ ሰተዩ ኸኣ፡ ከቶ ኣይኪጐድኦምን እዩ፡ ኣእዳዎም ኣብ ሕሙማት ኬንብሩ ንሳቶምውን ኪሐውዩ እዮም።
@habtomteklay9803
@habtomteklay9803 Год назад
ናይ ኦርቶዶክስ መጻሕፍቲ ዳርጋ ብምልኡ ምስ ኢሉሚናቲ ሕብረት ኣለዎ ኣቃልዕዎ ጥራይ ፎርሳ ናይዞም መናፍቓን ጉድ ክቃልዕ ኣለዎ ሞጌ ብሩኽ
@angesomgenremichael3282
@angesomgenremichael3282 Год назад
ማጎል
@kibraamare6511
@kibraamare6511 Год назад
1ይ ቆረንቶስ 12 10፤ ንሓደ ኸኣ ግብሪ ሓይሊ ንምግባር፡ ንሓደ ትንቢት፡ ንሓደ ምልላይ መናፍስቲ፡ ንሓደ በብዓይነቱ ዘሎ ቛንቋታት፡ ነቲ ሓደ ኸኣ ምትርጓም ቋንቋታት ይውሃቦ።
@kibraamare6511
@kibraamare6511 Год назад
1ይ ቆረንቶስ 14 22፤ ስለዚ ቛንቋታት ነቶም ዘይኣምኑ ምልክት እዩ እምበር፡ ነቶም ዚኣምኑ ኣይኰነን። ትንቢት ግና ነቶም ዚኣምኑ ምልክት እዩ እምበር፡ ነቶም ዘይኣምኑ ኣይኰነን።
@kibraamare6511
@kibraamare6511 Год назад
1ይ ቆረንቶስ 14 2፤ እቲ ብቛንቋ ዚዛረብ ምስጢራት ብመንፈስ ይዛረብ ኣሎ፡ ሓደ እኳ ኣየስተውዕሎን እዩ እሞ፡ ንኣምላኽ እምበር፡ ንሰብ ኣይኰነን ዚዛረብ ዘሎ።
@mikalbrhane5757
@mikalbrhane5757 Год назад
Goyta ybarkka mogie hawey
@akbbbbbhhb
@akbbbbbhhb Год назад
ቤንጠ ኣነ ናይ ቤንጠ ደስ ትብለኒ ኣብ cherch ከኣ ጥራይ ነብሶም ኮይኖም ኢዩም ድዋዕዋዕ ዝብሃሉ ክክክክክክክክክክ አሳ ጽቡኽ ኣላቱኩም ኢንበር ካልአሲ የብልኩምን ናትኩም ን ንፍይ ዳዊት ኢዮብ ኮሜዲ ኢዪ ዝመስለኒ ክክክክ
@akbbbbbhhb
@akbbbbbhhb Год назад
ሽዑ ይሕሊሙኒ ኢንዳበሉ ንንሕድዶም ይራባበጡ ሰይጣን የሕሊሙኒ ዘይቲብሉ ካብ የሱስ ቲብሉ ደኪ ተካል መንፈሶም ድሁላት
@fevenxegat4997
@fevenxegat4997 Год назад
Eti tzaeebuwo kanqa ke nay amlak dika tblo, eri charamara tblwo aye nskatkum
@mussiemengsteab8512
@mussiemengsteab8512 Год назад
መጀመርያ ኣብ ዓይንኹም ዘሎ ጉንዲ እለዩ ድሕሪኡ ኣብ ብጻይኩም ዘሎ በሰር ክትርእዩ ኢኹም!
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Год назад
Revelation 22 (ትግ) - ራእይ 18: ኣነ ቓላት ትንቢት እዚ መጽሓፍ እዚ ንዚሰምዑ ዅሎም እምስክረሎም አሎኹ፡ ሓደ እኳ ናብዚ እንተ ወሰኸ፡ ኣምላኽ ከኣ ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ተጽሒፉ ዘሎ መዓት ኪውስኸሉ እዩ። 19: ሓደ ሰብ ከኣ ካብ ቃላት እዚ ትንቢት እዚ እንተ ኣጕደለ፡ ኣምላኽ ካብተን ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ተጽሒፈን ዘለዋ ኦም ህይወትን እታ ቕድስቲ ኽተማን ግዲኡ ኼጕድለሉ እዩ። ክቡር ሓወይ / ሓፍተይ ናትኩም ናህና ዝብሃል የለን እታ መጽሓፍ ኩዱስ ሓንቲ ኢያ ጥራይ ዝፈላልዩ ኣንቢብካ ኣብ ግብሪ ምፍጻም ጥራይ ኢያ ትፈልያ ሕጂ ኣብምንታይ ተጋግዩ ገጋ ዝተዛረበ ብዘየገድስ ክንገር ኣለዎ ብ መጽሓፍ ኩዱስ መሰረት እንታይ ድዩ ኢቲ ሓቂ ኣብ መጽሓፍ ኩዱስ ኣሎ
@God-db9vp
@God-db9vp Год назад
ኣየ ሞጎስ፡ እቲ ሻምፓራራ ቋንቋ መናፍቓን ከ ኣበይ ገዲፍካዮ፧ እዚ ከኣ ናይ ኦርቶዶክስ ኣይኮነን ኢዩ ዝብል ዘሎ።
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Год назад
Mark 16 (ትግ) - ማርቆስ 18: ኣትማን ኪሕዙ እዮም፡ ዚቐትል እንተ ሰተዩ ኸኣ፡ ከቶ ኣይኪጐድኦምን እዩ፡ ኣእዳዎም ኣብ ሕሙማት ኬንብሩ ንሳቶምውን ኪሐውዩ እዮም።
@semharina272
@semharina272 Год назад
Ortodox si mncha kab eluminati keykone ayterfin eya amlak mhret ygber
@God-db9vp
@God-db9vp Год назад
ጭብጢ ኣምጽኢ፡ ንከባበር ከኣ
@akbbbbbhhb
@akbbbbbhhb Год назад
ቤንጠ ቡንጡት ኣፍካ መሊ አካ ትጻረፍ ኣለካ ወደይ ካራ ዘኢትወልካ ዶ ስ ኢንካ ወዲ ተካሊት
@semharina272
@semharina272 Год назад
@@akbbbbbhhb eski degimka ambbo eti xhifkaio zeleka haki nmen yemesasleka ngoyta yesus weys nseytan baelka fred emo tenasihka goyta tekebel
@semharina272
@semharina272 Год назад
@@akbbbbbhhb ወንጌል ዮሃንስ 1 12፤ ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።
@semharina272
@semharina272 Год назад
@@God-db9vp ajoki naaki aykonkun eti tmhrti mnchi kabey eyu mexyu kulu mo astewllu ane nay hzbey mdhan eye zdeli
@mussiemengsteab8512
@mussiemengsteab8512 Год назад
ሓቂ ተሊካ ብዛዕባ እምነትካ ስበኽ ብናይ ኦርቶዶክስ ሽፋን ክትገብር ኣይትፈትን እቲ ንሓሶት ኣቦኣ ኣባኻ ይሰርሕ ኣሎ ብፕሮቲስታንት ክትፍቶ ኢልካ ዘየለ ኣይትዛረብ ባዕልኹም ጺሂፍኩም ናብ ኦርቶዶክስ ተእትዉ መሊስኩም ኻኣ ትኸስዋ ልክዕ ከም እሾኽ ትኾንዋ ሓቂ ዘለዋ ኦርቶዶክስ እያ መጀመርያ ኣብ ዓይንካ ዘሎ ሰርወ ከይኣለኻስ ናይ ሰብ ጉንዲ ተዘያለኹ ኢልካ ወጠጥ ትብል መጀመርያ ኣብ ቸርችኻ ዘሎ ዘጸይፍ ነገራት ዘሎ እለ ፡፡ ደሓር ድማ መጽሓፍ ቅዱስ ትሽምድድዎ እንበር ትርጉሙ ኣይትፈልጥዎን ኢኩም ምእማን ጥራይ ኣኻሊ ኣይኮነም ግብሪ የብልኩምን ን መጽሓፍ ቅዱስ ኣይትነብርሉን ኢኹም ዓይነ ልቦናኹም ይኽፈተልኩም !
@biniyamwolday2974
@biniyamwolday2974 Год назад
Mogos hawey eta gal habesha diya ab Ethiopian dyu ke melsi yxibe aleku
@MaranataTv
@MaranataTv Год назад
Yes ethiopiawit iya ab ethio iu bzuh document iu zeloni nayzom illuminati
@biniyamwolday2974
@biniyamwolday2974 Год назад
@@MaranataTv ok ab eda seytan malet eyu 🤔 bhgi fuqud dyu ab Ethiopian 666 etom nay egziabiher sebat zeyetwxiwom kabta hager
@biniyamwolday2974
@biniyamwolday2974 Год назад
Maletey netom nay seytan mabher kab Ethiopian zeyetwxiwom kabta hager Ethiopian
@God-db9vp
@God-db9vp Год назад
@@biniyamwolday2974ዶክተር ኣቢይ ተቀቢልዎም
@biniyamwolday2974
@biniyamwolday2974 Год назад
@@God-db9vp do ykidenena
@ghenettesfalem269
@ghenettesfalem269 Год назад
Simando.ane.nigoyta.yifelixoye.gine.orthodokisiye
@alemessey5371
@alemessey5371 Год назад
ንስካ ንኦርቶዶክስ ጉድ ኣለዋ ኢልካ ካብ ትዛረብ ናትካ እንታይ እዩ ዝግበር ዘሎ ኢልካ እንተትዛረብ ኣይምሓሸካን ጉድ ናትኩም ትፈልጦዶ ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ እኮ ንውዲ ሰብ ክጸሊ ከሎ ወይ ሕሙማት ክፍውስ ከሎ እኮ ብጸሎት ድኣ ምበር ብበኩስ ክምዚ ናትክም እንዳሃረምካ ኣይኮነ ሰብ ዝምሓር ወይ ሽራምባራም እንዳበልካ ኣይኮነን ሰብ ዝፍወስ ግደፍ ብሃይማኖት ኦርቶዶክስ ኣይትዛረብ ናትካ ኣጸርዮ እሞ ካብኡ ናብ ካልእ ሃይማኖት ትንታነ ክትህብ ዝሓወይ ናተይ
@roxyjones8335
@roxyjones8335 Год назад
👍👍👍✅✅✅✅💯💯💯💯
@angesomgenremichael3282
@angesomgenremichael3282 Год назад
ጋህታፍ ናይ ኦርቶዶክስ ኣይትበል ኣፍካ መሊእካ
@ghenettesfalem269
@ghenettesfalem269 Год назад
Mistiy Lisan.tiblewen Dirsane kamintay yifle
@MK-rg1og
@MK-rg1og Год назад
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቂ መንግዲ እምበር ናይ ሓሶት መንገዲ ኮይና ኣይትፈልጥን ። ከምዚ ከማኻ ግን ዓያሹ ውሽጣ ከይበርበሩ ሓሶት ዝዛረቡ ቡዙሓት ኢዩ። ካብ ስርናይ ክርዳድ ከምዝርከብ ካብ ጽሩይ እኽሊ ውን ጉላል ከምዝርከብ ልክዕ ኣብ ኣመንቲ ውን ሓደ ኢና እንዳበሉ ሸቃጦ ንኸብዶም ዝነብሩ ከምዚከማኻ ብዙሓት ዮም። ስለዚ ካብ ሓሶት ምስካር ብዛዕባ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቂ ትምህርቲ ክትወስድ ወሲድካ ክትዛረብ ይምዕደካ ። ካብ ዩቱብ ገንዘብ ክትኣሪ ኢልካ ሓሶት ከም ድራር እለትካ ኣይትግበሮ መናፍቃን ሓወይ ካብቲ ዘለኻዮ እምነት ናብ ሓቂ እምነት ተመለስ ። ሱር ገንዘብ ኩሉ ክፍኣት ኢዩ ሓቂ ተዛሪብካ ጽዒርካ ብላዕ ከምዚ እንተቐጺልካ ግን ብሓሶትካ ብፍርዲ ክትቅበል ምዃንካ ቃሉወንጌሉ ኣይሕሱን ። Proverbs 19 (ትግ) - ምሳሌ 9: ሓሳዊ ምስክር ከይተቐጽዔ ኣይተርፍን፡ ሓሶት ዜውስእ ከኣ ይጠፍእ።
Далее
ብሱል ሓሳብ ካብ ብሱል ሰብ
12:18
Просмотров 2 тыс.
СЛАДКОЕЖКИ ПОЙМУТ😁@andrey.grechka
00:11
Never Troll Shelly🫡 | Brawl Stars
00:10
Просмотров 1,3 млн
СЛАДКОЕЖКИ ПОЙМУТ😁@andrey.grechka
00:11