Тёмный

ጎይታ የሱስ ካብ ማርያም ደምን ስጋን ተኻፊሉ እዩ ! ቃል ፓስተር ዳንኤል 

Maranatha Tv / Mogos Nguse
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

13 янв 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 85   
@MaranataTv
@MaranataTv Год назад
ሰላም ኣሕዋት ኣነ ኣይወሰደን ኢለ ኢየ ዝኣምን ናይ ፓስተር ዳንኤል ኣቕርበልና ስለ ዝበሉኒ ኢየ ኣቕሪበዮ ተባረኹ
@efremkibreab
@efremkibreab Год назад
መጀመርያ እቲ cover ተጠቂምካሉ ዘለኻ ፡ነቲ ኣርእስቲ ኣይውክልን እዩ፡ ክብረት ናይ ኣቦታት ይሃልኻ። ኣብቲ ኣልዒልካዮ ዘለኻ ውን የሱስ ክርስቶስ ደም ተዘይወስድ ካብ ማርያም ደኣ ከመይ ኢሉ ከም ዕሸል ኮይኑ ዓብዩ፡ተወሊዱ።ኣብ ማህጸን ኮይኑ እንታይ ይምገብ ነይሩ ደኣ፡ ምስተወልደ ውን ልክዕ ከም ኩሉ ህጻን ጸባ ጡብ ማርያም ተመጊቡ ።መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቅ ጌርካ ኣጽንዓዮ። ፊሊጲ 2 - 7 መልክዕ ባርያ ወሲዱ ርእሱ ኣሕሰረ፡ ሰብውን መሰለ፡ ብንብረቱ ኸም ሰብ ኰይኑ ተረኸበ።
@user-ri4qk9dj9c
@user-ri4qk9dj9c Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@peaceandlove8007
@peaceandlove8007 Год назад
ቃለ ሂወት የስምዐልን ግሩም ትምህርቲ ተዋህዶ ሀይማኖት ይክበር ይመስገን
@tsegaaraya3974
@tsegaaraya3974 Год назад
Eway halewlew
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h Год назад
ሞጌ ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ መቲ ዝበጽሓናዮ ንወስዶ ኢልካ ኖ ነቲ ቃል ኣምላኽ ኢና ንወስዶ የሱስ ከኣ ካብ ማርያም ደም ኮነ ስጋ ኣይወሰደን ንማርያም መሕደሪ ኢዩ ተጠቂምላ ልክዕ ኢዩ በቲ ዝበጽሓናዮ ንማላለስ እቲ ንወስዶ ግን ቃል ኣምላኽ ኢዩ ኣምላኽ ይባርካ ሞጌ ሓወይ
@yordanosberhane6444
@yordanosberhane6444 Год назад
ብሰም የሱሰ ኣብ መጠረሽታ ክርስታናት ንምንታይ ንህውትት እቲ ቁዱስ ቃል እንታይ ይብል ናብኡ ንመለስ ኣይ ነጉድል ኣይ ንወሰኸ ክብሪ ሰብ ደሊና ብቃል ኣምላኸ ኣይ ንጣላዕ ነቲ ሓቂ ድኣ ንገገር
@senaitkahsai9127
@senaitkahsai9127 Год назад
Egzabhar ybarka pastr Daniel.
@mercyyosief6249
@mercyyosief6249 Год назад
Yes bless u pastor Daniel
@freweynibulajehad9031
@freweynibulajehad9031 Год назад
Yes praise God goyta abzihu yibarkum
@eritreatiktok5547
@eritreatiktok5547 Год назад
Yes
@amanueltesfamaryam7940
@amanueltesfamaryam7940 Год назад
Moga thanks xga zteflaleye sele Kone nay memharan xga zelewom kem Baal pastor Daniel. Tmhrti ketekrb ygbaka dyou. Dahar hzbi amlak Menfes amlak sle zlewo baeli eti ztekmo kwosd eye tebarek selti tekrbo zleka n Hzbna
@ebenezer3755
@ebenezer3755 Год назад
i totally agree
@almazyohannes7653
@almazyohannes7653 Год назад
ዋዉ ኣቦታትና፡ ፓስቶር ዳንኤል እግዝኣብሄር ኣብዚሑን የዒዚዙን ይባርኽኩም። ብዕሙቀትን ብርድኤትን ብዝተናጻጽረ ትምህሩ ሰለዘለኩም መመሊሱ ቃሉ ይውሕዘልኩም ጸግኡ ድማ የብዝሓልኩም፡ በረኸትና ኢኹም። ፍቑራት ኣሕዋተይ ኣዚ ቆሪርጾም ዝምጽእልኩም የእምሮኩም ከይንዋጽ ኣብ RU-vid ኣለኩም። ወይ ኣብ Selam Show ብምሉኡ ተኻታትልዎ። መስረት ክትሕዙ ብሕልፊ እዚኦም ኣቦታትና ጥልቅ ኢሎም እዮም ዝምህሩ ዘለው። ኣብዚ እዋን ከምትርእዮዎ ዘለኩም ዘበና ናይቲ ኣማኒ ዘይኮነ ዝግድሶም ሳዓብቲ ንምብዛሕ ዘይግበር ነገር የለን። ብሩኻት ኣሕዋተይ ክስብ እቲ በጽሕዎ ህድእ ኢሊኩም ተማህሩ መንፈስ ቅዱስ ክገልጸልኩም ድማ ጽለዩ። መስረት እንተሒዝካ ነይው ነጅዉ ኣይትብል ኢኻ።
@freweinisolomon9145
@freweinisolomon9145 Год назад
You are smart god blesse you
@habtomtesfu8201
@habtomtesfu8201 Год назад
ጽቡቅ እዩ ሓፈሻዊ ፍልጠቱ
@habtomhagos2778
@habtomhagos2778 Год назад
ወደምን ስጋን ወሲዱ ዝብል ኣብ መጽሓፍ ቁዱይ ካብ ዘየለ ከመይሉ ደፋሩ ክምህር ይክእል ባስተር እዚ ድፍረት ወይ ካብ ዘይምፍላጥ ዩ ኩከዉን ዘለዋ ወዲ ዳዊት ዝብል ቃል # ናይ ተስፈ ቃል እምበር እምበር ኩዉን ቃል ኣይኮነን ወንጌል ማቴዎስ 22 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ⁴² ብዛዕባ ክርስቶስ እንታይ ይመስለኩም፧ ወዲ መንከ እዩ፧ ኢሉ ሐተቶም። ንሳቶም ወዲ ዳዊት፡ በልዎ። ⁴³-⁴⁴ ንሱ ኸኣ፡ ዳዊት ደኣ፡ ጐይታ ንጐይታይ፡ ንጸላእትኻ ኣብ ትሕቲ እግርኻ ኽሳዕ ዘድርሶም፡ ኣብ የማነይ ተቐመጥ፡ በሎ፡ እናበለ፡ ብመንፈስ ከመይ ኢሉ ጐይታይ ይብሎ፧ ⁴⁵ እምብኣርሲ ዳዊት ጐይታይ ካብ ዚብሎ፡ ከመይ ኢሉ ደኣ ወዱ ይኸውን፧ በሎም። ⁴⁶ ሓደ እኳ ቓል ኪመልሰሉ ኣይከኣለን። ካብታ መዓልቲ እቲኣ ከኣ ሓደ እኳ ኺሐቶ ደፊሩ ብሕም ዝበለ የልቦን። ካብ ማርያም ስጋ ኮነ ደም እነተወሲዱ የሱስ ከድሕነና ኣይክእልን ዩ ከመይ ካብ ኣደም ሓጥያት ስለዝላበስ *ስጋ ካብ ማርያም እነተወሲዱስ ናይ ማርያም ናይ የሱስ ኢልና ዲና ኽነመወስዳ በየሱስ ስም እዚ ምህሮ ኣጋንንቲ ዩ አ
@yordanostekeste3903
@yordanostekeste3903 Год назад
Kale yiu siga zikone
@danielaraya8646
@danielaraya8646 Год назад
ሻሎም ሻሎም ጻድቃናት ኣሕዋት ናይ ፓ/ስ ዳንኤል ትምህርቲ ፡ ካብ ዘረብኡ ኣይወስደትን እዩ ፡ ምርድኡ ምክንያቱ ባዕሉ መሊስዋ እዩ ፡ የሱስ ካብ ማርያም ስጋ ብዘይ ሓጢኣት ወሲዱ ስለ ዘበለ ፡ ብኣንጻሩ ኣይወስድን ማለቱ እዩ ፡ ዝገርም እዩ ፡ ወሲዱ እዩ ክብሉ ይጸንሑ ደሓር ንቲ ጥቅሲ ቃል ምስ ጠቀሱ ባዕሉ ፡ እቲ ቃል ሓቂ መልሲ እዩ ፡ እሞ ኣይወስደን እዩ ፡ ዝብል እቲ ቃል ሓቂ ፡
@bassimeles7379
@bassimeles7379 Год назад
Haw mogos , teqribo hasabatn video tatn xbuq eko ente kone , qurub gn mihwak alatka koynu yreayeni, bzkone nabzi aqribkayo zeleka ms nmexie kea pastor daniel ywesd eyu elu aymhrin eyu , beakal ab natu tmhrti beakal sle ztekafelku eye zinegreka zeleku , tebarek
@teklomhaben746
@teklomhaben746 Год назад
Part 2 gberelna
@salinaandom7178
@salinaandom7178 Год назад
Ane kabzi kblo zxenhe welhanti ayu zeyteredani bhlfi ata weladit Amlak zbela bzkone mogi hawey Amlak ybarkka
@zeritkibrom905
@zeritkibrom905 Год назад
እታ ስጋን ደምን ወሲዱ ትብል ዘረባ መጽሓፍ ቅዱሳዊት ኣይኮነን። ዘርኢ እምበር ስጋን ደምን ኣይውሰድን እዩ። ዘርኢ ኣብርሃም እዩ ወሲዱ። እብ 2፥14-16 ዘርኢ ዳዊት (ሮሜ 1፥3) ዘርኢ ኣብራሃም(ገላ 3፥16) ዘርኢ ሰበይቲ(ዘፍ 3፥15) ስለዚ የሱስ ካብ ማርያም ዘርኢ ተኻፊሉ እምበር ስጋ ተኻፊሉ ኣይበሃልን እዩ።
@eritreanman6922
@eritreanman6922 Год назад
ሰላም ሰሳም ክርስትያን ኣሕዋተይ ርኣይዎሞ ሓውና ዳኒኤል ባዕሉ ብዝመሰሎ ይትንትኖ ሞጎስ ናቱ ኣስመረት ናታ ሱልጣን ብናቱ ቀሺ ገብረምንካኤል ብናቱ ኩሉ ዘዝመስሎ የቋማስሎ ብመሰረቱ ግን ጳውሎስ ኢዱ ኣይስኣን ነቲ የሱስ ዝማሃሮ ገዲፉ ብሓሳበይ እምበር ካብ ፈጣሪ ትእዛዝ የብለይ እንዳበለ ኢዩ ጽሒፍዎ ዘዘርከበ ከኣ ይጻወተልኩም ኣሎ ሕጂ ሓንቲ ንጽርቲ ክብለኩም ፈጣሪ ኣይርአ ኣይተሓዝ ኣይረም ኣይጋፋዕ ኣይስቀል ፈጣሪ ከድሕነና እንተደልዩ ኣብ ኢዱ ኢዩ ምምጻእ ኣየድልዮ ወላ ኣብ ማህፀን ምእታው so ብዛዕባ ኮሚኒቲ ብዛዕባ ደቅኹም ስድራኹም ምሕሳብ ገዲፍኩም እስልምና ተቐበሉ ሃይማኖት ሙሴ,ኣብርሃም,ያዕቆብን ይስሓቕን ጳውሎስ ንእሽተይ ተባሂሉ ብኢዱ መጽሓፍ ስለ ዝጸሓፈ ኣብ መስቀል ዝስቀል ከኣ ርጉምዩ እግዝኣብሄር ብኸመይ ርጉም ክትብሎ imagine
@mewael7834
@mewael7834 Год назад
Woyy ዓዘውዞው ይብላ ዓባየይ ብርዙ ናትኩም
@kevenkeven8792
@kevenkeven8792 Год назад
ብትኽክል ጎይታ ይባርካ ፓስተር ዳኒኤል መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ (ተሰግዎ) #ስጋ የሱስ ካበይ ንዝብል፡ መጽሓፍቲ ብሉይ ክንርኢ ከለና መሲሕ ካብ ካብ #ዘሪኢ #ሰበይቲ ከም ዝመጽእ ። ኣብ ዘፍ 3:15 “ኣብ መንጎኻን ኣብ መንጎ እዛ ሰበይትን፡ *ኣብ መንጎ ዘርእኻን ኣብ መንጎ ዘርኣን* ከኣ ጽልኢ እተክል አሎኹ። ንሱ ርእስኻ ኪጭፍልቕ እዩ፡ ንስኻ ድማ ሸዀናኡ ኽትነክስ ኢኻ፡ በሎ።” - ኦሪት ዘፍጥረት 3፥15 ካብዚ ጀሚሩ ዘይብተኽ ጽልኢ ተኸሲቱ ኣሎ ኣብ ሞንጎ ዘሪኢ ሰብን ዘሪኢ ናይቲ ገበልን። እቲ ምኽንያት ከኣ ካብዚ ዘሪኢ ሰብ ክርስቶስ ስለ ዝወጽእ ኢዩ። ከምኡ ውን ንኣብርሃም ኮነ ንይስሓቅ ንይእቆብ እ/ር ኣህዛብ ብዘርእኻ ክባረኩ ኢዮም በሎ። “ቃለይ ስለ ዝሰማዕካ ድማ ህዝብታት ኵላ ምድሪ #ብዘርእኻ #ኪባረኹ እዮም፡ በሎ።” - ኦሪት ዘፍጥረት 22፥18 ጳውሎስ ክርስቶስ ዘሪኢ ኣብርሃም ከም ዝኾነ ነዛ ጥቅሲ ክትርጉማ ከሎ ከኣ: በቲ ዘሪኢ ኣብርሃም ዝኾነ ክርስቶስ ከም ዝተባረኽና(መንፈሳዊ በረኸት) ይነግረና። “እቲ ንኣብርሃምን ንዘርኡን እተነግረ ተስፋ ድማ ንሓደ ኸም ዚብሃል፡ #ንዘርእኻ፡ #ንሱ ኸኣ #ክርስቶስ እዩ እምበር፡ ንብዙሓት ከም ዚብሃል፡ ነዝርእቲ፡ ኣይብልን እዩ።” - ገላትያ 3፥16 ክርስቶስ ድማ ዘሪኢ ኣብርሃም ኢዩ ። ማለት ካብቲ ዘርኢ እቲ ዝመንጨወ ዝፈልፈለ ዝወጸ ኢዩ። ማርያም ድማ ዘሪኢ ኣብርሃም ኢያ። ስለዚ ክርስቶስ ካብ ማርያም ዘርኢ ኣብርሃም ተኻፋሉ ኢና ንብል ዘሎና። #ሓጢኣተኛ #ባህሪ ዘይኮነስ፡ እቲ ሰብ ከብሎ ዝኽእል #ሰብኣዊ #ባህሪ ማለት #ዘሪኢ #ኣብርሃም ተኻፊሉ በዚ ከኣ ከማና ሰብ ኮነ ማለት ኢዩ። ዘሪኢ ኣብርሃም ኩሎም ምስ ኣብርሃም ብደም ብስጋን ብምክፋል /ብምውሳድ ምስ ኣብርሃም ሕብረት ኣለዎም። ካብ ሓደ ዘሪኢ ማለት ደም/ስጋን ኢዮም ዝተኻፈሉ። መፈጸምታ ትንቢት ብሉይ ኪዳን ናብ ሰብ ሮሜ 1 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ² ኣቐዲሙ ብነብያቱ ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት ዘተስፈዎ፡ ³ ብዛዕባ ወዱ፡ #ብስጋ ኻብ #ዘርኢ #ዳዊት #እተወልደ፡* “ኣቦታት ከኣ ናታቶም እዮም፡ #ክርስቶስውን #ብስጋ #ኻባታቶም እዩ፡* ንሱ ንዘለኣለም ብሩኽ ኣምላኽ፡ ልዕሊ ዂሉ እዩ። ኣሜን።” - ናብ ሰብ ሮሜ 9፥5 ክርስቶስ ካብ ዘሪኢ ኣብርሃም ኢዩ። ብስጋ ካብኦም ኢዩ። ስለዚ እቲ human nature ናይ ጎይታ ምትሕሓዝ ዘለዎ ምስ ዘሪኢ ኣብርሃም ኢዩ። ክርስቶስ ዘሪኢ ኣብርሃም ክንብል ከሎና ፡ እቲ ንኣብርሃም ሰብ ከብሎ ዝኽእል ባህሪ ኩሉ ተኻፊሉ ማለት ኢዩ። “ #መልክዕ #ባርያ #ወሲዱ ርእሱ ኣሕሰረ፡ ሰብውን መሰለ፡ ብንብረቱ ኸም ሰብ ኰይኑ ተረኸበ።” - ፊልጲ 2፥7 መልክዕ ባርያ *ወሲዱ* ሰብኣዊ ባህሪ ጎይታ ዝወሰዶ ካብ ዘሪኢ ኣብርሃም ኮይኑ ብመገዲ ማርያም ኢዩ፡ ተኻፊልዎ ። ማርያም ዘሪኢ ኣብርሃም ኢያ። ክርስቶስ ድማ ነዚ ዘሪኢ እዚ ተኻፊሎ /ወሰዶ ኣልዓሎ። “ማለት፡ እቲ #ዚቕድስን እቶም #ዚቕደሱን #ኵላቶም ካብ #ሓደ እዮም።* በዚ ምኽንያት እዚ ኸኣ፡ ስምካ ነሕዋተይ ክነግሮም፡ ኣብ ማእከል ማሕበርውን ክዝምረልካ እየ፡ ኢሉ *ኣሕዋተይ* ንምባሎም ኣይሐፍርን እዩ።” - እብራውያን 2፥11-12 ካብ ሓደ ኢዮም ማለት ጎይታ ክቅድሰና ከሎስ ከማና ካብ ሓደ ስጋ ኢዩ። ምእንቲ ኽቅድሰና ነቲ ሓደ ስጋ ኩላትና ተኻፈልቱ ዝኾና ንእኡ ኣልዓሎ፡ተኻፈሎ ነዘሪኢ ኣብርሃም /ዘሪኢ ኣዳም ኣልዓሎ። እብራውያን 2:16 ባህሪ ናይ ማልኣኽቲ ኣይወሰደን። እብራውያን 2:17 ባህሪ ናይ ሰብ ዘሪኢ ኣብርሃም ደምን/ስጋን ክውለድ ከሎ ካብ ማርያም ወሰደ። እብራውያን ካብ መልኣኽቲ ባህሪ ኣይወሰን ክብል ከሎ፡ እቲ ባህሪ ሰብ ዝለበሰሉ መገዲ ካብ ዘሪኢ ኣብርሃም ብምውሳድ ኢዩ። ወሉድ ብደም ስጋን ከም ዝሓብሩ/ዝወስዱ፡ ከምኡ ውን ክርስቶስ ምስ ማርያም ሕብረት ዘሎዎ ፡ ስጋን/ደምን human nature ካብኣ ብምውሳድ/ብምክፋል ፍጹም ሰብ ኮነ። “ስለዚ ነቲ ሓጢኣት ህዝቢ ምእንቲ ኼተዓርቕ፡ ብናይ ኣምላኽ ዘበለ ደንጋጽን እሙንን ሊቀ ኻህናት ምእንቲ ኪኸውን #ብዅሉ ነቶም ኣሕዋቱ ኺመስሎም ተገብኦ።” - እብራውያን 2፥17 ብኩሉ *ንባህሪ ሰብ* ዘበለ ሓቢሩ ኢዩ። እታ ሓንቲ ካባና እትፈልዮ ነታ ሓጢኣተኛ ባህሪ ኣብኡ ብዘይምህላው ኢዩ። ከመይ ኢሉ እዚ ክኸውን ይከኣል፡ ሓጢኣት ኣይሓልፎን ዶ ንዝብል ድማ፡ ዕማም መንፈስ ቅዱስ ምእንቲ እዚ ኢዩ ዝነበረ ። “ማርያም ድማ ነቲ መልኣኽ፥ እዚኸ፡ ሰብኣይ ከይፈለጥኩስ፡ ከመይ ኢሉ ኪኸውን እዩ፡ በለቶ።” - ወንጌል ሉቃስ 1፥34 ³⁵ እቲ መልኣኽ ከኣ መሊሱ፡ መንፈስ ቅዱስ ኪወርደኪ ሓይሊ ልዑልውን ኬጽልለኪ እዩ። ስለዚኸኣ *እቲ ዚውለድ ቅዱስ፡* ወዲ ኣምላኽ ኪብሃል እዩ። ስለዚ የሱስ ብግብሪ መንፈስ ቅዱስ ብምጽላል ሓይሊ እቲ ልዑል፡ ከማና ሓቀኛ ሰብ ክኸውን ከሎ፡ ካብ ማርያም ስጋ፡ እቲ ሰብ ዘብሎ ኩሉ፡ ብዘይካ ሓጢኣት ወሲዱ ኢዩ።
@habtomtekle9100
@habtomtekle9100 Год назад
ብሓቂ መንፈስ ቅዱስ እዩ ገሊጽልካ::
@safisafi9067
@safisafi9067 Год назад
Amlac semay yebareka ezi Eiu Eti Haki
@ebenezer3755
@ebenezer3755 Год назад
i totally agree
@yosiefberhane5726
@yosiefberhane5726 Год назад
እቲ ቃል ስጋ ኮነ ዝብል ቃል እኹል እዩ ካብ ዳኒኤል ከምዚ ምስመዓይ የሕዝን
@jesusislordrishan6595
@jesusislordrishan6595 Год назад
ወላ ኣነ ገሪሙኒ ናምላኽ ዶ ዝጨንቆ ኣለዎ ዩ ኣቲ ቃል ስጋኮነ በለ ኮነ ከእ ደም ወሲዱ ስጋ ወሲዱ ሃጠውቀጠው ናም ን ኣምላኽ ዝጨንቆ ነገር ዶ ኣለዎ ዩ ሕጂ ንዓኹም ዝጨንቀኩም ዘሎ ካልኩላሽን ትገብርሉ ቃል ብቃሉክንዲ ምቕባል ናምላኽ ከተመዓራርይሉ ሞኽ ኢልኩም
@romatesfaghzi6628
@romatesfaghzi6628 Год назад
Ane baeley ayweseden ye zbl Sgan demen mengsti amlak aywersn uuuu
@user-rx2px9rv8k
@user-rx2px9rv8k Год назад
እሞ ደም ካብ ማርያም ተውሲዱ ካብ ሄዋን ዝመጸ ሓጥያይት ከ ወስዱ ድዩ ዝኸውውን ዘሎ? ምኽንያቱ ማርያም ዘርኢ ሰብ እያ ሰለ ዝኾነት ድማ ሓጥያት ናይ ጥንቲ ኣለዋ ።
@HelenTimes
@HelenTimes Год назад
ኖ ማርያም ጥንተ ተኣብሶ የብላን እግዚእብዜ ንክጥቀመላ መርጻ ብብጽና ከ ኣንቢርዋ። ኣርያማዊ ቦት ግን ኣይትሕዝን ።
@user-rx2px9rv8k
@user-rx2px9rv8k Год назад
@@HelenTimes ጥንቲ ኣብሶ የብላን ዝብል ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ የለን መርያም ግን ሰብ ምዃና ሓረግ ትውልዳ ተጻሒፉ ስሎ። ኩሉ ግዜ ሓረግ ትውልዱ ተተጻሒፉ ሰብ እዩ። ንኣብነት መልኣከ ጸድቕ ዝበሃል ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ኣሎ ሓረግ ትውሉዱ የብሉን ።ሰብ ኣይኮነን ሰብ ተኸይኑ ድማ ይቀበሎ ኣይቀበሎ ካብ ኣዳምን ሄዋንን ዝውሮስ ሓጥያት ድለአኦ።
@HelenTimes
@HelenTimes Год назад
@@user-rx2px9rv8k እሞ ወንጌላውን ኣብ ያተ ክርስትያ ስጋብ 5 ጉባኤ ካብ ሰመራ በየናይ መንግዲ ኢካ ኣቲ ኣብዚ ጉባኤ ዝተቀበልኦ ክትነጽጎ ሐራይ ከም መወከሲ ክኮነካ ነቲ ብሓው ኣማኔል እልያስ (ታሪክ ቤተክርስትያን ) 2 ድማ ብሓው ቀሺ ዶችተር ተክለኣብ ዝተጻሕፈት ወንጌል ጡዑም ዜና ትብል መጽሓፍ ኣንብቦ ።በዚ ንስካ ትብሎ ዘለካ ሓሳብ ግን ኣይወሰደን ተልጃ በየናይ መንገዲ ጎይታ ክጸምእ ክጠምን ክሳቀን ክኢሉ ንዝብል መልሲ እንታይ ትበሉ ብየናይ መንገዲ ከ ከማና ተዘይኮይኑ ክድንግጸልና ይኪል ብከመይ ገርና ከ ምሉእ ሰብ ምሉሽ ኣምላክ ንብሎ።
@jesusistheonlywaytoheaven2440
Ewayyyy xnh elna gele knsem ena emo adey maryam hatyat yeblan malet u
@temesgenisaak5308
@temesgenisaak5308 Год назад
ናይ እዚ ፓስተር ትምህርቲ ወለሓደ ኣይርዳካን እዩ ብናቱ ትርጋመ እዩ ዝዛረብ ዘሎ
@yordanostekeste3903
@yordanostekeste3903 Год назад
Auyyyy zigermm
@teameisac5210
@teameisac5210 Год назад
ሞጌ ሓወይ ስብ ከከም ዝበጽሖ ኢዩ ዝርዳእ ከምዝበልካ ጹቡቅ። ፓስተር ዳኒኤል ግን ፍጹም ሰብን ኮይኑ ከም ተወልደ ንምሕባር ኢዩ፡ ስለዚ ከኣ ካብ ዝኾነ ሓጥያት ናጻ ኢዩ ምስ ናይ ዝኾነ ምጽንባር ናይ ሰብ የብሉን ። ፓስተር ኣነ ብወገነይ ምስ ናይ ማርያም ስጋ ምጽንባር ኣለዎ ኢለ ይኣምን ኢዩ ኣይብልን ።ስለዚ ኣይትተሃወኽ ናብ መድያ ።
@Relaxingblog123
@Relaxingblog123 Год назад
1 John 4 (ትግ) - 1ይ ዮሃንስ 2: ንመንፈስ ኣምላኽ በዚ ኢኹም እትፈልጥዎ፡ የሱስ ክርስቶስ ብስጋ ኸም ዝመጸ ዚእመን ዘበለ ዅሉ መንፈስ ካብ ኣምላኽ እዩ፡ 3: የሱስ ክርስቶስ ብስጋ ኸም ዝመጸ ዘይእመን ዘበለ ዅሉ መንፈስ ድማ ካብ ኣምላኽ ኣይኰነን። እዚ ኸኣ እቲ ኸም ዚመጽእ ሰሚዕኩምዎ ዘሎኹም ናይ ጸረ ክርስቶስ መንፈስ እዩ፡ ሕጂውን ድሮ ኣብ ዓለም አሎ እብራውያን 2 14-16: እምብኣርሲ ብሓቂ ንዘርኢ ኣብርሃም ኣልዓሎ እምበር፡ ንመላእኽትስ ኣየልዓሎምን እሞ፡ እቶም ውሉድ ብደምን ስጋን ካብ ዚሐብሩስ፡ ብሞቱ ነቲ ሓይሊ ሞት ኣብ ኢዱ ዝሐዘ ምእንቲ ኺስዓር፡ ንሱውን ድያብሎስ እዩ፡ ነቶም ብፍርሃት ሞት ብዘሎ ዘመኖም ብባርነት ተታሒዞም ዝነበሩ ዅላቶም ሓራ ምእንቲ ኼውጽኦም ኢሉ፡ ንሱውን ብእኡ ሐበሮም። 17: ስለዚ ነቲ ሓጢኣት ህዝቢ ምእንቲ ኼተዓርቕ፡ ብናይ ኣምላኽ ዘበለ ደንጋጽን እሙንን ሊቀ ኻህናት ምእንቲ ኪኸውን ብዅሉ ነቶም ኣሕዋቱ ኺመስሎም ተገብኦ።
@Relaxingblog123
@Relaxingblog123 Год назад
1ይ ዮሃንስ 4 2: ንመንፈስ ኣምላኽ በዚ ኢኹም እትፈልጥዎ፡ የሱስ ክርስቶስ ብስጋ ኸም ዝመጸ ዚእመን ዘበለ ዅሉ መንፈስ ካብ ኣምላኽ እዩ፡ 3: የሱስ ክርስቶስ ብስጋ ኸም ዝመጸ ዘይእመን ዘበለ ዅሉ መንፈስ ድማ ካብ ኣምላኽ ኣይኰነን። እዚ ኸኣ እቲ ኸም ዚመጽእ ሰሚዕኩምዎ ዘሎኹም ናይ ጸረ ክርስቶስ መንፈስ እዩ፡ ሕጂውን ድሮ ኣብ ዓለም አሎ።
@googleplayy8389
@googleplayy8389 Год назад
Hmum echa nska ab zey mogog mogos
@user-rr3uf8nw1s
@user-rr3uf8nw1s Месяц назад
እቲ ቃል ስጋ ኮነ ድአሉ ዝብል እምበር ስጋ ወሰደ አይብልን እዩ።
@haddaswelde3892
@haddaswelde3892 3 месяца назад
ሓደራኻ ብሩኽ ሓወይ ጥልቅ ኢልካ ዘየስዘየጽናእካዮ ትምህርቲ ነቲ ብመንፈስ ዘይበሰለ ምእመን ናብ ምድንጋርን ፍርድን ኣይተእትዎ::ካብቲ ኣቅርብካዮ ዘሎካ ስእሊ ፓስቶር ዳንኤል ጀሚሩ ጌጋ ከምዝገበርካ ይሕብረካ ብዝተረፈ ክትዓብስ ኣብ ትሕቲ መምሃራንካ ኮፍ ክትብል ብትሕትና ይምዕደካ::
@edenbokre3979
@edenbokre3979 Год назад
ቅኑዕ ኣሎ ፓስተር ዳኒኤል ብዘይ ሓጢኣት ካብ ማርያም ስጋ ወሲዱ ነዚ ክግበር ድማ ንሱ ኣምላኽ ሰለዝኮነ ይኽእል እዩ እዚ ግን ሚስጠረ ስጋዊ ይብሃል ኣዝዩ ዓሙቅ ከም ሱሙ ድማ ሚስጢር ዩ ፤፥ ነዚ ዓቅባቶ ዘሎ ጥንታዊት ቅድሰቲ ቢተክርስያን ኦርተዶክስ ተውህዶ ኤርትራ ያ ፤፥ ስርዓተ እምነታ ዶክትርና ጥንታውን ኑጹርን ጉልጹንምስ ግዜ ድማ ዝይቅያየር ዩ
@selamawitweldemichael1109
@selamawitweldemichael1109 Год назад
Selam megos eska sgan demn wesidu elu elka, Pastor gn sga wesidu eyu elu ember sgan demn aybelen.
@newgenerationchanel9585
@newgenerationchanel9585 Год назад
Nay apostel henesihim temerety des zebeleka hewase zeybelu xeba xebq giru eu zegelexo zelo qale be qale wesidu tekoinu dea emo kemey giru goyta kedehenea zekele ezi. Guguy mehero eu
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 Год назад
Paster Daniel, ኣብቲ ማህጸን ዶ ነይርኩም ኢኹም፡ እቲ ምስጢር ዓቢ እንተደኣ ኮይኑ ሞ ስጋ ወሲዱ ዝብል መግለጺ ሂብኩም እቲ ትእምርቲ ካብ ናይ ኣዳም ኣፈጣጥራ እንታይ ይፈልዮ፡
@AbcdAbcd-sy5om
@AbcdAbcd-sy5om Год назад
በጣሚ አብይ ጌጋ ካማርያም የሱስ ክርሰቶስ ስጋ አይወሰደን :: ማርያም ንባእላ ናይ ዘርኢ መርገም አለዋ ምክንያቱ ሰብ እያ አደን አቦን አለዋ ደማ ጸርይ እተዘከውን ንሳ ዘይተድህነና የሱስ ንምንታይ ምወላድ አደለዮ ? ንሳ ንበእላ ብአምለከይን መድሓንይ ኢላ አላ ንባእላ ከማን መድሓኒ ሰለዘድልያ እያ መድሓንየይ ዝበለት በድንግልና እያ ወለደቶ ዝብል ንባእሉ ሕቶ ይፈጥረልካ ጸቡቅ መረዳእታ ከማን ይህበሉን ናይ የሱስ ክርሰቶስ ደም ጽሩይን ጽሩይን ምስ ወላ ሓደ አይተሐወሰን እዚ ከሊእ ወንጌል እዩ
@okibayato6900
@okibayato6900 Год назад
Amlak entay yesano yebl metshaf kedus,yesus kerstos futsum sab futsum amlak eu, melkotun fetari mukanun kab mejmeru eu eti segan demn gen kab maryam wesedu ,maryam ka kab kedem sele zhareya bzey nay adam atyat geru feterwa selezi amlaknetu keygdefe bmelekot sab koynu ka klu sab zebtsho temyet,tsemei,sekay ferhi ,.....klu rekbu selezi eysus futsum amlak futsum sab eu::
@ksanethaile2624
@ksanethaile2624 Год назад
ጌጋ ትምህርቲ ብግብእ ከማን ከረድእ ኣይከኣለን እዚ ክብሎ ዝጸንሐ ካብ ናይ ኦርቶደክስ ትምህርቲ ኢዩ ኣምጺዩ ክዛረብ ጸኒሑ ። ማርያም ሓጢያት ዘይብሉ ስጋ ክትህብ ትክእል ተኮይና የሱስ ክርስቶስ ምውላድ እንታይ ኣድለየ ? የሱስ ክርስቶስ ክውለድ ዝተደልየሉ ኩሉ ፍጡር ሓጢያተኛ ስጋ ስለ ዝሓዘ መስዋእቲ ሓጢያት ዝበቅዕ ሰብ ይኩን ካልእ ፍጡር ስለ ዘየለ ኢዩ የሱስ ክውለድ ተደልዩ ። ናይ ሃዋርያ ሕነሽም ኣዚዩ ዓቢ ምግላጽ ሰብ ደጊሙ ናይ ሃዋርያ ሕነሽም ክሰምዖ ይምሕጸን ምክንያቱ ነጥቢ ብነጥቢ ኩሉ ገሊጽዎ ኣሎ እዚ ሓውና ፖስተር ክዛረቦ ዝጸንሐ ሃዋርያ ሕነሽም ከምዚ ዝብሉ ኣለው ኢሉ መልሲ ሂብሉ ኣሎ ኣብ ናይ ሃዋርያ ሕነሽም ምስማዕ የሰከኣልዩ ። ሓውና ማርያም ኣደ ኣምላኽ እያ ኢልካ ኣምላክ ክውለድ ይከኣልድዩ ኣምላክ ዝውለድ ተኮይኑ መዋቲ ድማ ኢዩ ማለት ኢዩ ? ካብ ማርያም ስጋ ወሲዱ ትብል ተለካ ስጋ ማርያም ንመስዋእቲ ስለምንታይ ዘይቀረበ የሱስ ክርስቶስ ምውላድ ንምንታይ ኣድለየ ? ስጋ ወሲዱ ትብል ተለካ ናይ ማርያም ስጋ ብከመይ ሓጢያት ዘይብሉ ኮይኑ ምክንያቱ ኩሉ ፍጡር ሓጢያተኛ ስጋ ዶ ኣይኮነን ዘለዎ ይትረፍዶ ማርያም መላእክቲ ኮነ ጸሓይን ወርሕን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኣበር ኣለዎም ዝብል ቃሉ ? ካብዚ ጌጋ ትምህርትካ ክትምለስ ይደሊ ወላውን ዝተዛረብካየን ነጥብታት ብግብእ መረዳእታ ኣየቅረብካለንን ሃይማኖታዊያን ዝምህርወን ትምህርቲ ኢካ ደጊምካየን ብዘይ ምግላጽ ። መንፈስ ቅዱስ ሓቂ ዝበለ ይምስክረልና ኢዩ ኣነ ናይ ሃዋርያ ሕነሽም ምሉእ ብምሉእ ተቀቢለዮ ኣለኩ ሓውና ደጋጊምካ መጽሓፍ ቅዱስ ከተንብቦ ኣምላክ ምግላጹ ክህበካ ክትጽሊ ኣለካ ብጣዕሚ ይፈትወካየ ካልእ ትምህሮ ትምህርታት ኣሎካ ጽብቅ ዝቅበሎ ኣብዚ ተጋጊካ ኢለ የናኣእሰካ ወይ ጸልኤካ ማለት ኣይኮንኩን ይፈትወካ የክብረካየ ካልእ ትምህርትካ ዝቅበሎ ኣለኒ ኣብዚኣ ግን በፍጹም ክቅበሎ ዘይክእል ትምህርቲ ኢዩ ። ሞጎስ ሓውና ድማ ተባረክ ።
@salinaandom7178
@salinaandom7178 Год назад
Amlak yabrkka btami xbuq abehahla
@amenrahel962
@amenrahel962 Год назад
Eziatom tehadiso orthodox iyom Hneshem subuk gelisiwo alo
@newgenerationchanel9585
@newgenerationchanel9585 Год назад
ኣምላክ ይባርካ ጽብቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ኣፖስትል ሕነሺም ጽብቅ ጌሩ አዩ ገሊጽዎ ኣሎ ቃል ብቃል አዞም ቴኦሎጂይ ዝተምሃሩ ክሎም ወሲዳ አዮም ዝኣምኑ
@habtombizen2006
@habtombizen2006 Год назад
እሞ እቶም ወሲዱ ዝብሉስ ገለ ምድሓኖም ኣይረጋገጹን ወይ መጽሓፈ ሃተውቶው የንቡቡ ከይህሉ ሞ መማህራን ሽካ ሹካ ምካን እዩ
@job3404
@job3404 Год назад
Ecclesiastes 11 (ትግ) - መክብብ 5: ከምቲ ንመገዲ ንፋስ ዘይትፈልጦ፡ ከምቲ ኣዕጽምቲ ኣብ ከርሲ ጥንስቲ ኸመይ ኢሉ ኸም ዚውጠን ዘይትፈልጦ፡ ከምኡውን ንግብሪ እቲ ኹሉ ዝገበረ ኣምላኽ ኣይትፈልጦን ኢኻ።
@asliruessom3573
@asliruessom3573 23 дня назад
ቢመንፈስ፡ሐዱሩ፡ቢጋ፡ተወሊዱ፡ደምን፡ሲጓ፡የቡሉን፡፡ጒጐኢዩ፡አብሉቃስ፡ዚነና፡ከሚዝኢዩ፡፡አይኒታለሊን፡፡፡እትቃል፡ሐቂ፡እተጻሒፈ፡እዩ፡አንታለን፡ማኒም፡አኒታለን፡ምጎስ፡ወደይ፡ጎይታይባሪካ፡መሲሐቲ፡እዮም፡፡❤😂
@queenesther6744
@queenesther6744 Год назад
ካብ ማርያም ስጋን ደምን ክወስድ ኣይክእልን እዩ። ካብ ማርያም ስጋን ደምን እንተወሲዱ ማርያም ሰብ እያ ካብ አዳምን ሄዋንን ዝወረሰቶ ሓጢያት አለዋ።
@amanueltesfamichael1782
@amanueltesfamichael1782 Год назад
ኣነ ምስ Pastor ዝሰማማዕ ምርዳእ እዩ ዘለኒ፡፡ ሓጢኣት ኣብ ስጋን ደምን እዩ ዘሎ ዝብል ምርዳእኺ/ኻ እንተተብርህለይ ጽቡቅ ኔሩ ኣነ ውን ናተይ ሓሳብ ክህበኪ እየ፡፡
@fnanbruk
@fnanbruk Год назад
ትጋገ ኣለኻ ሞጌ ሓወይ ,,,,ቅድሚ ምዝርጋሕካ እዚ video በጃኻ ደዊልካ ከተዘራርቦ ፈትን ኣብ ,,,ንሱ ዝብለካ ዘሎ ነቲ መጠቕለሊ ስጋ እምበር :ነቲ ባህሪ ስጋ ኣይበለካን ,,, ጡብ ክጠቡ ከሎ እኮ የሱስ : ካብ ስጋኣ ዶ ኣይኮነን ዝጠቡ ዝነበረ :ወይስ መንፈስቅዱስ ድዩ ጥጦ ዘምጸኣሉ ካብ ሰማይ,,,,, እቲ ተፈራዳይ ባህሪ ካብ ኣዳም ኢዩ ዘይወሰደ :እምበር ስጋ ደኣ ወሲዱ እምበር,,,,
@siyetesfay1732
@siyetesfay1732 Год назад
Nska keman siga aywesedkan cab adeka.entrfo egg or chromosom calie aywsdinn eyu wela blood.
@almazyohannes7653
@almazyohannes7653 Год назад
ሓቂ በልካ Fnan ኣዚ ቀሊል ትምህርቲ ኣይኮነን። ሞጌ ሓውይ እዚ ቁርጽ ኣብሊካ ምምጽእ ተቃዳዲምካ ምዝርጋሕ ዓቢ ጊጋ እዩ። ንዓኻ ዘይትርድእካ ወይ ዘይበጽሕክዮ ናብዚ ምምጽእክስ እንታይ እዩ ትርጉሙ። ንዘይትርዳኦም ምምቕቃል ዶ ኣይኮነን። ምስ ብዙሕ ይቅረታ።
@eritrea3560
@eritrea3560 Год назад
ኣንቱም ይሕዋተይ ብዛ ንእሽተይ ኣእምሮና ናኣምላኽ ክንምርምሮ ኣይንኽእልን
@eritrea3560
@eritrea3560 Год назад
@amanueltesfamichael1782
@amanueltesfamichael1782 Год назад
ስጋ ወሲዱ ዝበሃል ዘሎ ኮ ኒቲ phisical body ዶ ኣይኮነን ? ስጋን ደምን ተባሂሉ ዝዝረብ ዘሎ እኮ እቲ ዝጭበጥ ዝርምሰስ ምድራዊ ኣካል ማለት እዩ ከም ዝመስለኒ ? ኣነ ውን ምስ pastor ዝሰማማዕ ሓሳብ እዩ ዘለኒ ፡፡
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 Год назад
እቲ ቓል ስጋ ኮነ ኢዩ ዝብል ጽሑፍ ፡ ወሲዱ ካበይ ኣምጺኹሞ? & ናብነት እግዛብሄር ካብ ዘፍጥረት 2 ፥7 እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ ንሰብ ካብ ሓመድ ምድሪ ገበሮ፡ ኣብ ኣፍንጫኡ ድማ ትንፋስ ህይወት ኡፍ በለሉ እሞ እቲ ሰብ ህያው ነፍሲ ዀነ። ካበይ ከም ዝገበሮ ብኑጹር ጽሒፉ ፡ ሞ እዚ ቅርጺ ሰብ ክግበር ከሎ ወሲዱ ኣሎ ሓመድ ካብ ስለ ዝብል ዘሎ ገበረ ይብል ከኣ፡ ን ኣዳም ክፈጥሮ ከሎ & ንሄዋን ሰበይቲ ገይሩ ክሰርሓ ከሎ ካብ መሰንገለ ኣዳም ዓጽሚ ወሲዱ ሰበይቲ ገበራ ይብል ንጹር ፡ ዘፍጥረት 2 - 22 እግዚኣብሄር ኣምላኽ ድማ ነታ ኻብ ሰብኣይ ዝወሰዳ መሰንገለ፡ ሰበይቲ ገይሩ፡ ሰርሓ እሞ ናብቲ ሰብኣይ ኣምጽኣ። ሰበይቲ ገበራ ሞ ኣሰራርሐኡ ከመይ ገይርና formula ነውጻሉ ዘይነበርና ምሱኡ? ፡ ናይ የሱስ ግን ዓቢ በእምሮ ኣይብጻሕን ኢዩ ፡ሰብ ኮነ ኢሉ ፡ ብድምድምታ። ሞ እቲ ምስጢር ልዕሊ ኣእምሮ ኢዩ ኢልኩም ዘይትሓልፍዎ! ሰብ ኮነ ኢሉ ብኸመይ ኣይንፈልጥን ፡ ናይተኣምራት ኣምላኽ ኣሰራርሐኡ ኮይኑ ንበል።
@ermijesus4493
@ermijesus4493 Год назад
ናይ ኣስላማይ ክዳን ምክዳንካ ገን ኣይትረዳንን?
@MaranataTv
@MaranataTv Год назад
ባዕሉ ኢዩ ፓስተር ዳንኤል ከምኡ ጌሩ ሼር ጌርዎ ካብ ናቱ ኢየ ወሲደዮ ሓወይ
@Mcf563
@Mcf563 Год назад
yesus brgex sga wesidu eyu seb koynu eyu adhinuna eti kal sga kone zbl tksi ekul eyu
@ednageb3224
@ednageb3224 Год назад
Selam Moges don’t confessed people you have to understand what he said before you post this message please !
@metkelberhe5908
@metkelberhe5908 Год назад
እዚ ፓስተር ምስጢረ ስላሴ ቅሩብ ኣምር ኣለዎ። ንፉዕ ፓስተር ቢኒ፡ድንግል ማርያም #ወላዲት ኣምላኽ ምኳና ውን ኣብሪሂካሎም ኣለካ። እቲኦም ብፍልጠት ዘይበሰልኩም ውን ካብ በዓል እዚኦም ቅሩብ ተማሃሩ ንድንግል ማርያም ሚሒር #ጽልኢ ብምህላውኩም ካብ ኢየሱስ ክርስቶስ ወጺኩም፥ኣስተውዕሉ መጽሓፍ ኣንብቡን ክቡራት የሕዋት ወድሓንኩም።
@ksanethaile2624
@ksanethaile2624 Год назад
እዚ ክዛረቦ ዝጸንሐ ናይ ኦርቶዶክስ ትምህርቲ ኢዩ ደጊምወን ። ኣምላክ ካብ መጀመርታ ዝነበረን ዘሎን ኢዩ ኣቦ ኮነ ኣደ የብሉን ኣምላክ ካብ ማርያም ተወሊዱ ትብል ተለካ ቅድሚኡ ኣምላክ ኣይነበረን ማለት ኢዩ ኖ ካብ ማርያም እምበር ከም ሰብ ኮይኑ ተወሊዱ ትብል ተለካ ድማ መዋቲ ኣምላክ ኢዩ ዘለና ማለት ኢዩ ። ጽልኢት ማርያም ኣለኩም ኣይትበል ይትረፍ ንማርያም ቅድስቲ ብርክቲ ዝተባህለት ንጸላእትኩም ኣፍቅሩ ኢዩ ዝብለና ቃሉ በየናይ ምክንያት ኢካ ማርያም ትጸልእዋ ትብል ዘለካ ። ንሕና እቲ ናይ የሱስ ክርስቶስ ትኣምራትን ትምህርትን ናብ ቅድስት ማርያም ዝቀየርዎ ኢና ዘይንቅበሎ ይትረፍ ንቅድስት ማርያም ንጸዝጸልኡና ከነፍቅር ኢና ተኣዚዝና ብዛዕባ ካልእ ትምህርቲ ትዛረበሉ ተለካ ተዛረብ
@ksanethaile2624
@ksanethaile2624 Год назад
@@jesuslord2431 Amen 🙏 blessed
@fnanbruk
@fnanbruk Год назад
ኣብዛ ሓሳብካ ይሰማማዕ እየ ዓቢ ክብሪ ኣለኒ ቅድስቲ ማርያም ,,,እንተ እቲ ስግደትን ኣምልኾን ግና ፍጥርቲ ስለዝኾነት ኣይግብኣን ኢዩ ::ቦታ ናይ ኣምላኽ እንተሒዛ ኸኣ መርገም ኢዩ ዝመጻኒ ኣብ ህይወተይ ,,
@HelenTimes
@HelenTimes Год назад
ኣብዚ ብዛዕባ ምስጢረ ስላሴ ኣይኮነን ዝዛረብ ዘሎ ብዛዕባ ምስጢረ ስጋዌ እዩ ።እዚ ትምርቲ ሓደ ካብቲ 7 ምስጢራት ቤተክሳን እዩ። ፈላሊና ንክርእዮ መታን ።
@HelenTimes
@HelenTimes Год назад
@@ksanethaile2624 እብዚ ክርደኣኪ ዘለዎ ጉዳይ ቤተክርስትያንና ስጋብ 5 ጉባኤ ኣብታት ቁኑዕ ግባኤ ኢላ ትቅበሎ ነቲ ኣብዚ ጉባኤ ኣቦታት ዝሰመርዎ ድማ ኣትሪራ ትሰምሮ መበገሲ እዚ ኩሉ ጉባኤ የሱስ መን እዩ ነሩ ኣርእስቱ ።ንኣብነት 431 ድልክ ቤተክርስትያን መሊሳ ከተነጽር ብፍላይ ኣብ ወዲ ኣምላክ ዝነበራ ከተነጽር ዝደረኻ ጉዳይ ተኸስተ። እብዚ ብነስጤሮስ ዝተላዕለ ሕቶ ክርስቶስ ኣምላኻውን ሰብኣውን ዘይራኸብ ትስብእታት እዩ ኢሉ ምስመሃረ ም። ዝመጸ ድሕረ መልሲ ሃዋርያዊት ቤተክርስትያን ከምዚ እዩ ነይሩ ። ናይዚ ጉባኤ ቀንዲ በቶም ብቄርሎስ (ሳይሪል) በዓል እ እተጋብኡ ክልተ ዚኾነ ጓሶት እዩ። ኣብኡ ድማ ኣቡን ንስጥሮስ ተወገዘ። ቄርሎስ ኣብዚ ዝለዓለ ከነብሮ ኸሎ ደገፍቲ ንስጥሮስ ዝነበሩ ድሒሮም ብምምጽኦም ነቲ ተቓወሙም። እዞም ኣስታት ሰላሳ ዚኾኑ ኣንጾክያውያን ጓሶት ከኣ ንቄርሎስ ዚውግዝ ኩነኔ ኍ ኩነኔ ኍ ድሒሩ ግና ብ433 ድልክ ነዞም ከልተ ዘሰማምዐ ሓደ እምንቶ ተገብረ። እዚ ዳሕረዋይ ንንስጥሮስ ኮይኑ ቄርሎስ ድማ እተቐበሎ ሓሳብ ኣንጾኪያውያን ነበረ። ምዕራባዊት ማሕበር ኣቐዲማ ንኣምንቶ ቄርሎስ ተቐቢላቶ ነበረት። እዚ ድማ ኣብ ስጋ ምልባስ ናይ ክርስቶስ ዝጸንዐ እምንቶ ነበረ። ከምዚ ዚብል እምንቶ እዩ እዚ፡- በዚ ድማ የሱስ እቲ ሓደ ወዲ ነፍሰ-ኣእምሮ ዘለዎ ኣምላኸን ፍጹም ሰብን ሰብን ምዃኑ። ከም ኣምላኽ ቅድሚ ኣቦ ተወልደ ኣብ መወዳእታ መዓልታት ድማ ምእንታናን ንምድሓንናን ድንግል ማርያም ሰብ ኮይኑ ኮይኑ ከም ኣምላኽ ምስ ኣቦ ሓደ ባህርይ ኣለዎ፡ ልክዕ ከማና ድማ ሓደ ትስብእት ኣᢈዎ The በዚ ምርዳእ ዘየደናግር ሓድነት፡ እቲ ቃል ዝኾነ ኣምላኽ ስጋ ብምልባሱን ሰብ ብምዃኑን ምስታ ቅድስቲ ድንግል ወላዲተ-ኣምላኸ (ቲዮቶኮስ ድማ ካብ ዝተጠንሰላ ጀሚሩ ምስቲ ካብኣ ዝወሰዶ መቕደስ ስጋኡ ሓደ ምዃኑ ንእመን። ብዛዕባ ንጎይታ ኣመልኪቱ ኣብ መልእኽታትን ንገለ ካብዚ ካብዚ ከም ንሓደ ዚርድኡዎ ድማ ድማ እዚ እዚ ንክልተ ከፊሎም ንፈልጥ ንፈልጥ እዚ ማለት እቲ ትሑት ትሑት ግና ግና ንሰብኣውነቱ እዚ ውጽኢት ናይ ጉባኤ ኤፌሶን ነቶም ክልተ ወገናት ኬሰማምዕ ተባሂሉ ዝተሰነውነው ንጊዜኡ ድማ ቤተክርስትያን ዜሰማምዓ ነጥቢ ረኸበት። እንተኾነ ንስጥሮስ ካብ እዋን ጀሚሩ ናብዚ መቓን እዚ ኪመጽእ ኣይከኣለን። ምህሮ ክርስቶሳዊ ስነመለኮት (ክሪስቶሎጂ) ስጋ ምግንዛቡ ክንደይ ዘሸግር ከምዝነበረ ካብቲ ዝነበረ ነጥብታት ነጥብታት ክንርድኦ። ቀጺልና ነዚ ነገር ንምርዳእ ነቲ ኣብ ኬልቄዶን ዝተገብረ ታሪኻዊ ጉባኤ ክንምልከት ኣገዳሲ እዩ። ነዚ ንምርዳእ ከም መወከሲ ነታ ብሓው ኣማኒኤል እልያስ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ብትግርኛ ስለዘላ ከም መወከሲ ረኣይያ ኣብዚ ጉዳይ ቤትክርስትያንና በዚ ተዘትሰማማዕ ነራ ነታ ብሓው ቀሺ ዶክተር ተክለኣብ ዝተጻሕፈት ወንጌ ጥዑም ዜና ትብል ኣብ ቤተክርስትያን ኣይ ምተሸጠትን ምክንያቱ ኣብ መቅድም ናይታ መጽሓፍ ጎይታ የሱስ ካብ ስጋ ኣዲና ድንግል ማርያም ከም ዝወሰደ ትገልጽ ።እንተ እዚ ኣይወሰደን ዝብል ትምርቲ ግን ጎይታ የሱስ ከመይ ኢሉ ጸምኤ ከመይ ኢሉ ሓመመ ከመይ ኢሉ መሮር ንዝብል ሕቶ ብከመይ መልሲ ንረክበሉ ።
@reconcilewithGod7159
@reconcilewithGod7159 Год назад
ሓውና እግዝእትነማርያም እንታይ ማለት እዩ? አረ በጃኹም ዘይትፈልጥዎ ኣይትዛረቡ።እስኪ ሕተቶ ሞጌ ሓወይ።
@selieg
@selieg Год назад
Please try to be a student first, if you want to be a teacher. Respect your elders, you should ask Paster Daniel your enquiries before you post it and humilate his teachings. Besides what is the purpose of this channel?
@MaranataTv
@MaranataTv Год назад
ናይ ፓስተር ዳንኤል ኣቕርበልና ኢሎምኒ ኣቕሪበሎም ኣለኹ ንምንታይ ናብ ካልእ ነገር ትኣቱ ? እንታይ ሕማቕ ጌረ ድየ ? ከም ዘላታ እታ ቪድዮ ኣቕሪበያ ኣሎኩ ምንም ሕማቅ ኣይተዛረብኩን ስለዚ ሕማቅ ኣይትሕሰብ ፡፡ እንታይ እዩ ጌጋይ ? ነታ ትምህርቲ እንድኣለይ ኣምጼያ
@robielsolomon9390
@robielsolomon9390 Год назад
ሞጎስ ሓወይ ንስኻ ኸ ምዓስ ኢካ ትምህር?ሰብ በብዝብልካ ካብ እትምጽእ፡ካብ ኣምልኽ ዝብልካ ኣምጺካ ዝይትምሀር?
@Caleb-jl7lt
@Caleb-jl7lt Год назад
ንነዊሕ እዋን ሐቢኦሞ ዝጸንሑ discovery አብ ውሽጢ ጉድጓድ ጎልጐታ የሱስ ዝተሰቅለሉ ንውሽጢ ዝለሐዃ ደም DNA ተመርሚሩ 24 chromosomes ጥራይ ተረኪቡ ማለት ኩሉ ፍጡር ሰብ ግና ካብ father and mother 23 + 23 chromosomes አለዎ
@habteefrem83
@habteefrem83 Год назад
አየ ሞጎስ ዕቡድ ናባል ካብዚ ኩሉ ስእልስ እንታይ ድኣ ነዛ ናይ ሳውዲ ስእሊ መሪጽካ ጠዋይ .መርኣያ ክፈኣትካ ሰብ ኣታክ እዩ ስራሕካ.ኮፈ ኢልካ ተማሃር
@MaranataTv
@MaranataTv Год назад
ክክክክክ መጀመርታ ባዕሎም እዮም ህዝቢ ናይ ፓስተር ዳንኤል ድማ ኣቕርበልና ከነመዛዝን ናይ ሕነሽም ጥራይ ኣይተምጽእ ኢሎምኒ ናይ ፓስተር ዳኒ ዘምጻኽዎ፡፡ ካልኣይ እቲ ስእሊ ድማ ባዕሉ ፓስተር ዳኒ ኢዩ ሼር ጌርዎ ባዕለይ ፍሒረ ዘምጻኽዎ ኣይኮነን ስለዚ ጸቢብ ኣይትሕሰብ፡፡ ኔጋቲቭ ኣይትሕሰብ ኣነ ንፓስተር ዳኔ ብጣዕሚ ኢየ ዘፍቅሮ ንራኸብ ውን ኢና ሕማቕ ኣይትሕሰብ ሓወይ
Далее
Спецэффекты в Симс 4
00:36
Просмотров 138 тыс.
▼ЕГО БОЯЛИСЬ МОНГОЛЫ 🍣
32:51
Просмотров 294 тыс.
Косплей на ГОЛОВОЛОМКА 2!
15:20
Просмотров 617 тыс.
Фонтанчик с черным…
01:00
Просмотров 1,7 млн
Спецэффекты в Симс 4
00:36
Просмотров 138 тыс.