Тёмный

ቀጥታ፡ Live Event፡ ድምፃዊ ግርማይ ኣብ ጉባኤ ህወሓት |ኣመራርሓ ትግራይ ናብ ስምዒት ዘእተወ ምርኢት ሙዚቃ 

DAAMAT SHOW ደኣማት
Подписаться 66 тыс.
Просмотров 32 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 127   
@zufanbeshir4098
@zufanbeshir4098 27 дней назад
ተመስገንካ🙏ካብዞም ጀጋኑ በዓል ፅኑዕ ዕላማ ጀጋኑ ዝፈጠርካኒ❤❤ዓወት ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ጉባኤ❤❤🎉🎉 ኣያታትና ከይተሕፍሩና ትግራዋይ ለውጢ ይደልይ እዩ ህወሓት ጠንኪሩ ክወፅእ ተስፋ ንገብር❤❤❤❤❤❤ክብርን ሞጎስን ናይ ቀደምን ጀጋኑ ሰማእታትና🙏🙏💊💊💊❤❤❤❤
@besure6320
@besure6320 27 дней назад
መራሕቲ ሕ ወ ሓ ት ከም ወርቂ ብሓዊ ልተፈተኑ : ከምቶም ካልኦት ከብዳማት ጠለምቲ : ንኸብዶም ሌይግዝኡ ::መድህን ህዝቢ ትግራይ ምኴኖም ምቕናይ ጽቡቕ : ግዘ ባዕላ መስኪራ ❤️❤️❤️💪💪💪
@fengebi9715
@fengebi9715 27 дней назад
TIKIKILLLL
@erimetera4208
@erimetera4208 27 дней назад
How ? because they killed 1.5 million tegaru
@efrem7433
@efrem7433 27 дней назад
ይሕመቅ ይፀበቅ አብ መትከልካ ምፅናዕ አብ ዝአመንካሉ ዕላማ ምስዋእ ዝበለፀ ንሻን ኢዩ!!!
@fengebi9715
@fengebi9715 27 дней назад
HAKIIIII
@user-jy5zw1vs9u
@user-jy5zw1vs9u 27 дней назад
ዓወትን ድምቀትን ንመበል 14 ውድባዊ ጉባኤ ህወሓት። ትግራይ ትስዕር!!
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 27 дней назад
ጂግና ኢካ ምነጊዜም ዉዱብካ ዘይከሐዲካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 27 дней назад
ክብሪ ንክቡር ውድብና ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ💪💖💪 ክብሪን መግሶን ንጅግና ሰራዊትና💪💖💪 ሞት ንባንዳታት ፀላእቲ ትግራይ!!
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 26 дней назад
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 27 дней назад
❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እዮእምበይ ኣጀኩም ጅጋኑ ኢኩም
@AmanuAkalu-gs2xp
@AmanuAkalu-gs2xp 27 дней назад
እምበርከ ወድ ህዝብ ዓወት ንጉባኤና
@foziaosman9120
@foziaosman9120 27 дней назад
ከምር ጀግኖች ናቹ ተጋሩ ስወዳቹ ❤️💪በርቱ ጀግኖቼ ኦሮሞ እህታቹ ❤️💚
@fengebi9715
@fengebi9715 27 дней назад
Geletomi
@NahomHadera-cx4dk
@NahomHadera-cx4dk 23 дня назад
ክብር ይስጥልን የአባገዳ ልጅ እህታችን
@FjfjRjrj-ox7bg
@FjfjRjrj-ox7bg 27 дней назад
ወያናይ በሎም ሰይይይ
@BahreEmbye
@BahreEmbye 27 дней назад
ኣጀኹም ኮሪዕና ብኣኹም❤❤❤
@SenaitYifter-wx8mb
@SenaitYifter-wx8mb 27 дней назад
ፅንአቱኩም በጥአሚ ይገርም ❤❤❤❤❤
@user-qu9oc6xp9b
@user-qu9oc6xp9b 27 дней назад
ህወሓት ንቕድሚት !!
@user-kd9qk6sd5m
@user-kd9qk6sd5m 27 дней назад
ወያናይ ጅግና!
@TigluBekele
@TigluBekele 27 дней назад
ሁለም አንድቀን ተለይቼ አላቅም ከትግራይ ህዝብ።ፅናታቸው ይገርመኛል።ኃይማኖታቸው ይነሽጠኛል።እኔ ከደቡብ ከጋሞ ነኝ ግን ትግራዋይ ለእኔ የጽናት ምሳሌ ናቸው።በአዲስ አስተሳሰብ ከተቀናጀን ለኢትዮጵያ ፍቱን መድኃኒት እንሆናለን።የትግራይ እናቶች ሁለም ከአጥንቴ ውስጥ ከመቅንዬ ውስጥ ይሰማኛል ።አንድቀን እንባቸውን እጠርጋለው።በጣም ስለራቀብኝ እንጅ የአቅመን ያክል ብረዳቸው እንደት ደስ ባለኝ።እንባቸው ሁለም ከህልናዬ ነው።ያለቀሱት ለቅሶ ለብልጽግና ይፈርዳል።
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 27 дней назад
ወያነ፡ትግራይ፡ብዝጎደለ፡እናተታኸአ፡ዝኸይድ፡እምበረ፡እናተጠፋፍአ፡ሕድረ፡ኣቦታቱ።እናተቀበለ፡ዝማሓየሸ፡ምሰቲ፡ኹነታትን፡ግዝየን፡ዘተዓፃፀፍ፡ዝኸይድ፡ወያነ፡ትግራይ።እዩ። ቀደማይ፡ወያነ፡2፡3፡4ይ፡እናተኻኸአ፡ትግራይ፡ናበ፡ዝመ፣ማዕበለትን፡ዓባይን፡ዘብፅሕ።እዩ።❤❤❤
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay 27 дней назад
ወደር አልቦ ጅግንነት ህዝቢ ትግራይ ። በርትዕ ፅናዕ ከም ቀደምካ ዕሰል ምስጋና ውድብካ።ብከብዶም ዝሐስቡ ከዳዓት ገፅ ከይህቦም።
@medinaahmed4866
@medinaahmed4866 27 дней назад
ጀግና፡ ጀግናው ወያነ የአማራ ህዝብ ከጎናችሁ ነው።❤❤❤❤❤❤❤❤
@sarratimnit8534
@sarratimnit8534 27 дней назад
ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 27 дней назад
ኢዚአ እንዲያ እተቃጺለም ጸላእትና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@martawoldyohannes888
@martawoldyohannes888 27 дней назад
My best wishes for Tigray
@ተላሶን
@ተላሶን 27 дней назад
ይህንን ጀግንነት ሳያደንቁ መሔድ ሐጢያት ነው
@JonDoee-qn5cm
@JonDoee-qn5cm 27 дней назад
Bravo ደፂ
@foziaosman9120
@foziaosman9120 27 дней назад
ትግርኛ ባልችልም ደስ ብሎኛል 💚❤️💪
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 27 дней назад
ሃል ሃል ዝብል ትግራዋይነት
@AmanuAkalu-gs2xp
@AmanuAkalu-gs2xp 27 дней назад
ኻብኻ ኽበልዕ ፣፣፣፣ ዓወት ንጉባኤ 14
@TeklayGebreyohanes
@TeklayGebreyohanes 27 дней назад
እዞም እንዳጫትን መስተን ከመይ አለኹም በሉለይ ። በዓል መስመር ወያናይ ይስዕር።
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 26 дней назад
ዓወት ህወሓት, ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ዕንወት ሞት ንጸላእቲናን ጠላማት ከዳዓት ባንዳታትን
@user-jv6hj9hu4l
@user-jv6hj9hu4l 27 дней назад
TPLF FOR LIFE GOD BLESS TIGRAIANS MOTHER'S FOREVER ❤️ 🙏 💖 ♥️
@medinaahmed4866
@medinaahmed4866 27 дней назад
ጀግና፡ ጀግናው ወያነ የአማራ ህዝብ ከጎናችሁ ነው።
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 27 дней назад
እሰይ 💪💪💪👏👏👏❤️💛❤️💛🙏
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 27 дней назад
ህዝቢ ትግራይ ምስ ህ.ወ.ሓ.ት. ንቅድሚት! ትግራይ ትዕወት! God bless. Thank you.
@gebremeskelteka8134
@gebremeskelteka8134 26 дней назад
ህብና ኣጆኹም አጆና ብሰናይ ሰላም ክዛዘም እዩ
@rona7755
@rona7755 27 дней назад
እቶም ሕጂ ኣብዚ ጉባኤ ኣይናኣቱን ዝበሉ ሰበስልጣን፡ ናብታ ስልጣን ዝመፁ በዞም ኣብዛ ኣዳራሽ ዘለውን ዝተሰውኡ ብፆቶምን ቃልሲ እዮም ደይቦማ። ሕጂ ስልጣን ምስሓዝካ ነቶም ተሸኪሞም ናብ ታ ስልጣን ዘምፁኻ ተቓለስቲ ምንሻውን ምፅራፍን፡ ህፃን ኣብ ዝባን ኣዲኡ ኣብ ሕዝሎ ሎይኑ ነዲኡ ኣነ ካባኺ እነውሕ ከም ምባል እዩ ዝሕሰብ።
@user-ys4yc5dt7w
@user-ys4yc5dt7w 24 дня назад
ጀጋኑ
@NaodTadess-rs1qz
@NaodTadess-rs1qz 23 дня назад
ጀግናወች
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 27 дней назад
God bless TDF/TPLF for life ❤❤❤
@user-tt3py7nq2f
@user-tt3py7nq2f 25 дней назад
ንበሩ ጀጋኑ
@hailemariamtareke9474
@hailemariamtareke9474 27 дней назад
ኣቱም ሰባት እናጎየልኻ ምጥፋእን ክንዲ ዝሰሓቕኻዩ ልክዕ ምብካይን ነዚ ፀዋር ህዝቢ እዙይ ናብ ሓደጋ ምስጣሕንስ ክሳብ ማዓዝ እዩ
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 27 дней назад
❤ህዝቢ ትግራይ ኣብ ታሪኩ, ዋጋ ብዙሓት ደቁ ሂቡ ንመንነቱ ዘተቃለስ ክሳብ ዝኩነ ግድን ክዕወት ኣለዎ ንኩሉ ዝምልስ ህዝባውነቱ ኣይክድፈርን ኢይይ
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 27 дней назад
Ayokhum Tegaruwani, beyzakhum kulina nistem nigogud. 💖💖💖
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 27 дней назад
tewlidi keyregmena bi hakinet bi hadinet nisrah Hewahit zelealem tinber .👌💪👍
@BerhaneSelemun
@BerhaneSelemun 27 дней назад
Byy HWT ,bezia ysenabet alo hiwhat Kab tigray
@user-mo3zw3lb3j
@user-mo3zw3lb3j 27 дней назад
መስዋእቲ ቀልዲ ገይሮሞ። ዋይዘን ዓለልቲ ካድረታት
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 27 дней назад
ተጋሩ ታንሪክ ሓደ ሚልዮን ኣብ ሓደ ዓመት ።ኣጀኩም ጀጋኑ ኢኩም እወ ስርቂ ብዓመጽ ነሕዋትኩም ክሳብ ባዕለን ወጽየን ንዓለም ዝነግራልኩም።ፍሉጣት በሓቂ ፍሉጣት።ድሕሪ ኣኸባ ክትሽለም ኢካ ኣጆካ ትደርፍ ዘለካ።
@hgfana6731
@hgfana6731 27 дней назад
@@LaganaEritrea ለጃይ ንፁሀን ምግሳስን ምቅታልን ጀግንነት ቆፂርካዮ ድዩ? እቶም ጀገኑ tdf ደኣ ሬሳታት አሕዋትካ መዳበርያ መሬት ትግራይ እንድዮም ገይረምዎ
@LaganaEritrea
@LaganaEritrea 27 дней назад
@@hgfana6731 ካብ ምልማን መዳበርያ ትድሕኑ።ኣመሪካ ከኣ ሕደ ጎኒ መዕረፈት ክብ ልመና።ግን ህዝባዊ ግንባር ከም ሕወሓት ኣይኮነን መርየቱን ውጉኡን ስዉን ገዲፉ ዝከይድ ።ሻዕቢያ ኣብ ደስ ዝበሎ ስዓት ስርሑ ዛዚሙ መሰስ ዝብል።
@AmsaluChalie
@AmsaluChalie 27 дней назад
ክንደይ ህፃዉንቲ በሊዕኹምስ ስስዕስዒት ኣጋንንት ኢኹም ናይብሓቂ
@user-mo3zw3lb3j
@user-mo3zw3lb3j 27 дней назад
እዞም ሌያቡ ሓሰዉቲ ምኻናም ንምፍላጥ ንእሽተይ ነገር ንምዕዛብ ቀሊል እዩ። ዕድመኦም ምሕሳዎም ኣብ ኩሉ ሓሰውቲ ምዃኖም ምርዳእ ይከኣል እዩ።
@user-mj3dv1oy2x
@user-mj3dv1oy2x 25 дней назад
ማሕበር ሰረቕቲ ህዝበ ንምድሓን ዘይኮነ እዚ ጉባኤ ሰረቕቲ ረድኤት ካብ ትሓታትነት ንምድሓን ዝተገበረ ናይ ሽጣራ እዩ
@RahelGmariamRahel
@RahelGmariamRahel 27 дней назад
እሰይ እሰይ ዕልልልልል
@user-ys4yc5dt7w
@user-ys4yc5dt7w 24 дня назад
❤yees
@user-kc1um7ep8r
@user-kc1um7ep8r 27 дней назад
❤❤❤
@user-oh1tj6yv6v
@user-oh1tj6yv6v 26 дней назад
@brhanu1214
@brhanu1214 27 дней назад
Kebdamat shekato
@user-gj2qd5cx1u
@user-gj2qd5cx1u 27 дней назад
❤❤❤❤❤
@almazgiday9935
@almazgiday9935 27 дней назад
ጀጋኑ አያታትና ኢድን ጋትን ክንከውን አለና ከምኡ እተ ኮይና ማንመም አይደፍረናን ትግራይ ክንሐብር ከለና እዩ ዘፀበቀልና ከምታ ናመጀመርያ ደቂ ሐደ ልቢ ክንከውን አለና አነውን ሕውሐት እየ ብዘይ ብኦኦም መስዩ አይውጋሕ ወያነ ሂወተይ እዩ ።
@rufael0796
@rufael0796 26 дней назад
1.2 ሚሊይዮነ ዕልቂት ተጠያቂዎች ናችሁ ።የጊዜ ጉዳይ ነው
@user-tt3py7nq2f
@user-tt3py7nq2f 25 дней назад
እምበር ወዲ ህዝቢ ንበርርርርርርር ግርምሸይ!!!!
@halefomkahassaye7401
@halefomkahassaye7401 27 дней назад
አየ ጀግንነት ይበል
@user-oi7ce4zo6t
@user-oi7ce4zo6t 27 дней назад
ሳራይ ኢኻ ህዝበይ አወግዶ ነዚ ኻሓዲ በንዳ ልኡኹ ብልጽግና ያዕ በሎ ዝኸብዳም አራዊት
@danielbihon9082
@danielbihon9082 27 дней назад
Long live TPLf!
@Mham-h1h
@Mham-h1h 27 дней назад
Esle mahayimat
@amhabereket9147
@amhabereket9147 27 дней назад
ባዶ ቤት እና ሽማግሌዎች
@MeronM-ut8bk
@MeronM-ut8bk 21 день назад
❤💛❤💛❤💛❤💛❤💪💪💪
@user-dl7dw2gh9q
@user-dl7dw2gh9q 21 день назад
እንታይ ዳኣ ጉዱ እቲ ናይ አመራርሓ ቦታ መብዛሕትኡ ጥርሑ? እዛ ጉባኤ ብዘይ ኣመራርሓ ድያ ትካየድ ዘላ?!
@wenshettamerate642
@wenshettamerate642 27 дней назад
Tegaru and tplf BRAVO ❤❤❤❤
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia 27 дней назад
ሓንካሰ ያ መራሒተንስ ኩለን ደዉላፃት.
@shket12
@shket12 27 дней назад
ካብ ብውስኪ ምሕፃብ ብህዝብኻ ምሕፃብ ዩእ ታሐቂ
@haftamumengistu8436
@haftamumengistu8436 27 дней назад
In 21 century leadership by practical show
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 27 дней назад
ልትመተሉ
@GahgBffy
@GahgBffy 27 дней назад
❤️❤️❤️❤️🤝🤝🤝
@user-dl7dw2gh9q
@user-dl7dw2gh9q 21 день назад
እናተፈረፉ ዝስዕስዑ ዘለወ ተረዲእዎም ድዩ ወይስ ኣፍ ኣውፂኦም ክዛረብዎ ዘይኻኣሉ ብጥበብ ስለዝገለፁሎም ተሓጒሶም?!
@MikiyasAregawi-f2g
@MikiyasAregawi-f2g 26 дней назад
gech yeaser. rayyyyyyyyyyyyy
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 27 дней назад
ናይ ጌታቸው ዊስኪ ፈኸራ ናይ አብይ ገንዘብ ዘይሳዓረኩም መራሕቲ ህወሓት ክብሪ ይግባአኩም ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ባዕሉ ክግምግማን ክወቕሳይ እምበር ብካሊእ ወገን ንዝመፅእ ሽርሒ ግን አበደን አሕሊፉ አይህብን ጌታቸው ዊስኪ ምስ ፀገምካ ህወሓት ኮይንካ ፈቲናካ እምበር ሕጂ ትድረብ ግዲ ከዳዕ
@KbGg-mg9go
@KbGg-mg9go 27 дней назад
🥰🥰🥰🥰🥰TPLF🥰🥰🥰🥰🥰
@user-tt3py7nq2f
@user-tt3py7nq2f 25 дней назад
ቅብብል ካብዙይ ይጅምር !!! ወዲ ሓዊ ሓሞኹሽቲ ዘይኮነስ ወዲ ሓዊ ረመፅ ኩን መንእሰይ !!!!
@user-jv6hj9hu4l
@user-jv6hj9hu4l 27 дней назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💙💙💙💙💙💙💙🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛Tigraians are Tigraians forever
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 27 дней назад
❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉
@KdusYosef
@KdusYosef 27 дней назад
ጦርነት ጀምሩ መጥፊኢኩም ክከውን ተሎ ክንገላገል ናይ ወያነ መራሕቲ ዝበሃሉ እንተጠፊኦሙልና ደቅና ዳርጋ ዘይተሰውኡ ኢና ንቆፅሮም
@GahgBffy
@GahgBffy 27 дней назад
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@EritreaEritrea-t6t
@EritreaEritrea-t6t 27 дней назад
1.5 ድካ ህዝቢ ኣጥፋእካስ ክንድ ዚ ሳሲዕት
@user-xw8lu3kx1k
@user-xw8lu3kx1k 27 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-xc4ji3ix9n
@user-xc4ji3ix9n 27 дней назад
ህውሓት ናይ ከዳዓትን ጉሓልትን ሰብሰብ እዩ ብዓሌት መውሰቦ ዝተደራጀወ ራኢ ወይብሉ ከም ሓሰማ ዝበሰበሰ ውድብ እዩ ።ሓሰማ ራሳሕ ከም ዝምቸዎ ልክዕ ህዉሓት ውን ከመኡ እዩ
@GiGi-xo3kk
@GiGi-xo3kk 27 дней назад
Girmay, how much will you paid for singing in front of this evils.
@yohannes9891
@yohannes9891 26 дней назад
ሕጂ ቀየሐ መይሕ ተከዲንክን ሰብኣኪብክን ትዘላን ትምድራን ኣለክን ጽባሕ ዉግእ ሕድሕድ ዘይተርፍዩ ደሓር ዓለም ረሲዓትና ሃገራት ተኣኪበን ዘርየናን ክትብላ ኢክን መልቀስቲ ነዚህዝቢ ዘይትምሕርዎ ካልእ ሽግሩ ዘይኣክሎ ዕድሚኡ ሙልእ ካብመከራ ናብመከራ ክተሳጋግርዎ ክትነብሩ
@user-xc8jj7hq6v
@user-xc8jj7hq6v 26 дней назад
ትርዉዕ እወ ትግራዋይ ብመስዋእቱ እዩ ልኣላዉነቱን ህዝቡን ዘድሕን
@user-nn3mv9bl5i
@user-nn3mv9bl5i 27 дней назад
Aseyyyy Aseyyyy wudibna nikidmit
@fgdfddtdft7942
@fgdfddtdft7942 27 дней назад
❤❤❤💖💊💊💊💐💐💝💊💖💪
@okellobusha1351
@okellobusha1351 26 дней назад
እዚ ጉባኤ ህወሓት ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዘሎ ኣኼባ፡ ኣኼባ mass murderers, mass criminals and mass looters እዩ። ዝምራሕን ዝውነንን ድማ ብዝተወሰኑ ቁሸታውያንን፡ ናይ ሓደ ከባቢ ልዕልና ሓለውቲን መረሕቲን ምዃኑ ብጋህዲ ዝተጋለጸሉ ኣኬባ ኮይኑ ይራኣይ ኣሎ። ብተወሳኺ ኩለይ እዞም ኩሉ መሓውር ኣብ ቁጽጽሮም ኣእትዮም መረሕቲ ህወሓት ኢና ዝብሉ ዘለዉ እኒ ደብረጽየን ገ/ሚ ደብረብረብርሰት፡ ፈትለ ገ/እ ጉዲት፡ ሓሻኽሮም በኣፎም ተጋሩ ብልቦምን ተግባሮምን ግና ወላድ ኤርትራ ዝኾኑ ናይ ውሽጢ ከሓድቲን መጥፈእቲን (Fifth Columnists); ግዙኣን ቁጹራትን (Mercenaries) ምዃኖም ክፍለጥን ክስመረሉን ኣልዎ። ባዓል ደብረጽየን/ደብረብርሰት 1,000,000 ህዝቢ ትግራይ ክጸንት ገይሮም፥ ሓላፍነትን ተጠያቕነትን ወሲዶም ንተሪፉ ዘሎ ህዝብና ይቅርታ ከይሓተቱ፥ ዘይህጋዊን ዘይተማለአን ጉባኤ “ውድብና ነድሕን፡ ህይወትና ንሓልው” ዝብል ኣረመኔያዊ ጭርሖ ብምሕንጻጽ የካይዱ ኣለዉ። ን50 ዓመት ዘዕበይዎምን ዘብጽሕዎምን ኣባጊዕን፡ ሓሰማታትን፡ ኣዛብእን ሰብኣይ/ሰበይቲ ካድሬታት ካብ ገጠርን ከተማታትን ትግራይ ኣኻኺቦም “ስሩዕ” ኣክኼባ ገይራና መረጻ ኣካይድና ውሳነታት ኣወሲና ኢሎም ሕሶት ንህዝቢ ትግራይ ንምእዋጅ እዩ እኩይ ጻዕሮም። ይኹን እምበር ከይዲን ዕላምን ጉባኤኦም ዜሮ፥ ውጽኢቱ ዜሮ፥ ኣብ ህዝቢ ተቐባልነቱ ድማ ዓቢይ ዜሮ ከምዝኸውን ገና ብጋንኡ ተፈሊጡ ኣሎ። ናይ ደብረጽየን/ደብረብርሰት “መኽፈቲ ጉባኤ” ቀቢጸ ተስፋ ሃተፍተፍ መጥፊኢኦም ሓዊ ኮይኑ ክተርፍ እዩ።እዙይ ጠንቂ ህዝቢ ትግራይን ማዓትን ሞትን ዕንወትን መምጽኢ ግፉፍ ኣሳሲኖን ተሓባበርቱን ሓሻኽሩን ዘየድሊ ኩይናት ክውላዕ ገይሮም ናይ 1,000,000 ንጹሃን ደም ክፈስስ ብምግባሮም ካብ ዝተሓበእሉ ከም ናዚያውያንን ፋሺስታትን ተሃዲኖም ዝግበኦም ፍርዲ ካብ ምርካብ ኣይተርፉን። “ውድብና ነድሕን = ነብስና ነድሕን” ጉባኤኦም ንወሰን ዘይብሉ ተሓታትነቶምን ገበኖምን (Extra-ordinary High Treason) ኣይሓብሎምን፡ ኣይድምስሰልምን፡ ኣየትርፈሎምን።ናይ 1,000,000 ንጹሃን ደም ክፈስስ ገይሮምስ ብነቔፌታን ኣርሰ ነቔፌታን ኩሉ ዓጺናዮ ኢና፥ ህዝቢ ረስዒዎ እዩ ኣይጥይቓናን ኢልካ “ባዕልኻ ገበነኛ ባዕልኻ ዳኛ” ኮይንካ፥ ባዕልኻ ንባዕልኻ ኣጠቓላሊ ይቅርታ (General Amnesty) ምሃብ፥ ኣብ ዓለም ታሪኽ ባዓል ደብረብርሰት መረሕቲ ህወሓት ናይ መጀመርታ እዮም እንተተባሃለ ጌጋ ኣይኮነን። ባዓል ኢትለር፡ ሙሰሊኒ፡ ስታሊን፡ ፖልፖት ወዘተ ኣርመኔ መረሕቲ ነዚ ዝካየድ ዘሎ ናይ ህወሓት ዓይነት “ውድባዊ ጉባኤ” ብዝብል ጉልባብ ወሰን ዘይብሉ ገበን ናይ ምሕባእ ድራማ ኣይተጻወቱን።
@yow2063
@yow2063 27 дней назад
ደም ህዝቢ ትግራይ ማፀይቲ ጭራቃት አብ ቀረባ እዋን ሞትኩም ከርአያና እዩ
@hailemariamtareke9474
@hailemariamtareke9474 27 дней назад
እናዓመፅኻን ህዝቢ እናዓሸኻን እናረገፅኻንስ ሕድሪ ስዋኣትባ ህዝብባ ውድብባ እናበልኻ. ተጠሊዕኻ ጉባኤ ምክያድ ዳርጋ ንቐፃላይ ቕሉዕ ዓርሰ ቕትለት ካውኡ ሓሊፉ ህዝቢ ተመላሊእኻ ናይ ሙሟት ታሪኻዊ ጌጋ እዩ
@filimonbrhane131
@filimonbrhane131 27 дней назад
ደብረ ጽንተት
@user-bj8wl2bp5i
@user-bj8wl2bp5i 27 дней назад
ነውራማት ህዝቢ ካብ መረበቱ አፈናቃልኩም ብጥምየት በቁሪ እንዳሞተ ንስኩም ትእንድሩ ከም አሚ አይመስሐኩም አብይ እተመፅኡ አንጠልጢልና ኢና ነረክበኩም ካህዳማት
@Samuel-vk6kl
@Samuel-vk6kl 27 дней назад
ማሕበረ ሙታን።
@sarratimnit8534
@sarratimnit8534 27 дней назад
ቅማላም ፎጣ ለባሽ
@user-hv1ry5pi6u
@user-hv1ry5pi6u 27 дней назад
እዋይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ኣቱም ጊናያትትትትትት ሓሽክር ኣለም ናበይ ኣዴኩም ከም እትኣትውዋ እስኪ ክንርእየኩም ኢና
@Mham-h1h
@Mham-h1h 27 дней назад
Obsolete people
@rosapark736
@rosapark736 27 дней назад
ይህን የአራጋቢ ባንድራ እንደሞጨጨ ማለፉ ነው ትህነግ??የታሪክ አተላ።በእንናተ የተነሳ ባለ ታሪኳ ትግራይ ዲንኪ ሆነች።
@fisehahalefom7952
@fisehahalefom7952 27 дней назад
negusaw seletan aketseleti
@fisehahalefom7952
@fisehahalefom7952 27 дней назад
murkat ewun esatefu deyom
@letishgebru1619
@letishgebru1619 27 дней назад
❤✊✊✊⛱✊⛱✊⛱✊⛱✊⛱⛱🧢💙
@user-mq7sp9jt6b
@user-mq7sp9jt6b 27 дней назад
አክላባት
@fengebi9715
@fengebi9715 27 дней назад
AKILABAT TINEBIHU ALEKUM GIMELAT MESIMEREN HIZEN YIKEDALEWA!!!
@sabaterfeneh3151
@sabaterfeneh3151 27 дней назад
Yes you are
@nomoret.2017
@nomoret.2017 27 дней назад
ጆኖሳይድ እናበልካ ምቁዛም ዘይተርፍ ትመስል ኣላ። ህወሓት ኣባ ጥረግ!
Далее
гендер пати🩷🩵
00:21
Просмотров 100 тыс.