ሚንስትር ምክልካል ኢትዮጵያን ምክትል ኣቦ መንበር ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ኦሮሞ ኣቶ ለማ መገርሳ ምድማር ንዝብል ፍልስፍናን ውህደት ፓርቲታትን ከምዘይስማምዑሉ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም ።
ካልእ ወገን ቤት ጽሕፈት ናይ ብልጽግና ፓርቲ ክልል ኦሮምያ ኣቶ ለማ መገርሳ ኣብ ኣሰራርሓ ውድብ ዘልዓልዎ ፍልልይ ዲሞክራሲያዊን ሓሳቡ ተወዲኡ ዘይተዓጸወ ብምዃኑ ሕጂ'ውን ንልዝብ ክፉት ምዃኑ ኣፍሊጡ'ሎ።
4 окт 2024