Тёмный
No video :(

ቅኑዕ ፍርዲ ንፍረድ ! ኣምላኽ ዘተስኦም ሰባት ነኽብር ! ነብይ የማነ ሓቀኛ ነብይ እዩ ሼር 

Maranatha Tv / Mogos Nguse
Подписаться 37 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

14 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 84   
@WediEndayGobez4222
@WediEndayGobez4222 5 месяцев назад
I'm orthodox, brother your message was pure and clear alot respect for you.
@sabaharel3542
@sabaharel3542 5 месяцев назад
You are very true brother. May God bless you. More grace
@henoketesfahun5024
@henoketesfahun5024 5 месяцев назад
Thank you brother, I saw you for the first time I heard something the song, but you report is true, Thank you for you service to the lord.
@RahwaBeyene-yq2eh
@RahwaBeyene-yq2eh 5 месяцев назад
Prophet Yemane Nay Amlak seb xegau memelisu ybzhalka jigna nay Amlak seb Eyu መንፈሳዊ ዓለም ዘይተገለጸሉ ኣዒንቱ ዘይተኸፈተ ሰብ ነቲ ዝምህሮ ኸስተውዕሎ ኣይኽእልን ።ተባረኽ ሞጌ
@welduteklzgi5382
@welduteklzgi5382 5 месяцев назад
Haki Haki Tebarek
@Godisgood-yd7xv
@Godisgood-yd7xv 5 месяцев назад
May God bless you 🙏 Your Tigraweyti sister
@fevenasgodom4425
@fevenasgodom4425 5 месяцев назад
Prophet Of God...prophet yemane....geta hoy ke kebak indezy kebagnnnn....getahoy tsegaka abizihelu..
@tsehayteweldebrhangede9205
@tsehayteweldebrhangede9205 5 месяцев назад
amen
@haregutseggai4916
@haregutseggai4916 5 месяцев назад
Mogos brother ajoka Amlake mesana eyu Aytegedeselom ❤ Love your Enemi ❤
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 5 месяцев назад
ዘመንካ ይባርካ ዮናስ ሓውና
@fetsumkidanne9679
@fetsumkidanne9679 5 месяцев назад
ቡሩኽ ኢኻ ብሃቂ😮
@tsehayteweldebrhangede9205
@tsehayteweldebrhangede9205 5 месяцев назад
god bless you mogose heway True.
@a.b8120
@a.b8120 5 месяцев назад
Jesus goita yebarikum tikekil eu yemane mikeniyatu dimise amilak kisemie kelo eu
@yonasabrha1223
@yonasabrha1223 5 месяцев назад
ብመሰረቱ አግዚኣብሄር ንህዝቡ አዩ ዝንበ አምበር ብዝዕባ መንግስቲ ዓለም ኣይዛረብን አዩ። መንግስታት ክዕረቁ አዮም ወይ ክዋግ ኡ አዮም ኣይብልን አዩ ንህዝቡአንተዘይተነሲሕካ ሕሱም መንግስቲ ከተስእልካ አየ ኢሉ ክንበ ይኽ አል አዩ። ወይውን አንተተነሲኻ ጥዑይ መንግስቲ ከምጻልካ አየ ይብሎ ካብዚ ሓሊፉ ግን ብዝዕባ ነገስታት ምድሪ ክዛረብ ኣብ መጽእፍ ቅዱስ ኣይንረኽቦን ካብ ናትካ ሰናይ ድሌት ተበጊስካ ክትንበ ትኽ አል አዩ አግዚኣብሀር ኢሉኒ ኢልካ ግን ስም አግዛቢሀር ተን ኣአስ ዘሎኻ ጥራይ ዘይኮነ ዘይፍጸም ተዛሪብካ ሰባት ትሃሲ ኣሎኻ። ሓደ ነገር ግን ሩጉጽ ኣሎ ኑጉስ ካብ ኣምላኽ አዩ ኣምላኽ ንዝደለዮ ዕላም የተሶኦ ግድን ኣይኮነአ ጥዑይ ንጉስ ከተስ ኣልካ። ኣምላኽ ኡኮ አንተደልዩ ኤርትራን ኢኦፕያን ብሓደ ኑጉስ ክምርሓ ክገብር ይኽ አል አዩ ወላ ኣፍሪቃ ምሉአ። ኣምላኽ ህዝብታት ዓለም ዝመርሓሉ መንገዲ ኣለዉ ንደቁ ድማ ብጸጋ ኑጉስና ክርስቶስ ይመርሖም ኣብ ምድሪ ክሳብ ዘአና ድማ በቲ ናይ ምድሪ ኑጉስ ሕግታት ክንግዛ አ ይግብ ኣና ኣንጻር ጎይታና መድሓኒና ዝኾነ ሕጊ አንተውጽ ኦም ጥራይ ኢና ዘይን አዘዞ። ኣመንቲ ኾይኖም ደጋፊ ን ተቃዋሚን ዝብሉ ይገርመኒ ብፍላ ዝቃወሙ ነቲ ኣምላኽ ዘቆሞ ስልጣን ናይታ ምድሪ ምቅዋም ከቢድ ሓጥያት አዩ ፍልጠትና ሪ ኡ ጸጉ ኡ ኣይምንጥለናን አዩ አምበር ምፈረደና ኔሩ ን ህዝብና ካብ ዚ ሽግር ኣናግፎ ኢልካ ክትጽሊ ጥራይ ዘሎካ አምበርን ኑጉስ ክንፈርድ ዓመጸኛታት ይገብረና።
@user-dl1cr2cw9l
@user-dl1cr2cw9l 5 месяцев назад
nateka zeytegber
@teskidane8464
@teskidane8464 5 месяцев назад
ሞጎስ ሃዲእካ ዘይትዓርፍ! በዚ ኩሉ ሰሙን ሙሉእ ዝገበርካዮ ነኣነይቲ ነፍሲ ሃኒጽካ ወይ ኣድሕንካ? ኣብ ጥቅሚ ኣልቦ ደጋፍን ተቃዋምን ኣይትኩን::
@tseheyneshfaniel9066
@tseheyneshfaniel9066 5 месяцев назад
ተባረክ ነቢ የማን ነይ ኣምላክ ሰብ አዩ::
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 месяцев назад
ኣምላኽ ንጥፍኣት ኣይምነን እዩ ኤርትራ ክትጠፍእ ኢያ ዝበለ እዩ። ክትውረር ኢያ ኤርትራ ዝበለ ቡዳ ሰብ
@tsehayteweldebrhangede9205
@tsehayteweldebrhangede9205 5 месяцев назад
god bless you yemane heway
@user-iu6gh8ko4g
@user-iu6gh8ko4g 5 месяцев назад
ተሳዒሮም ዕጥቂ ፈቲሖም እምበር ባዕሎም ንሰላም ኣይጸውዑን። ህዝቢ ትግራይ ግን ንዕጥቂ ምፍታሕ ኣይተቀበሎን። እዛ ደብረጼን ክይተሓዝ ጽኑዓት ጋርዲ ግበርሉ ዝተባህለኸ እንታይ ይብሃል? ዕጥቂ ምፍታሕ ስዕረት እኮ እዩ። ንወራሪ ጋርድ ግበርሉ ምባል ጥብቅነት ፖለቲካ እዩ። ጥፍኣት ኤርትራ ምምናይከ ጽልኢ ድዩ ሕነ ምፍዳይ፧
@herenaabraham7769
@herenaabraham7769 5 месяцев назад
Anta hawey menfes amlak zelewo tiray deu zinbe. Bejakum ske nezi kudus amlak abzeyito aytetwuwo
@senaitokubaldet4897
@senaitokubaldet4897 5 месяцев назад
Moge hawey nska jigna ika
@FiliBrhane-pn9df
@FiliBrhane-pn9df 5 месяцев назад
ብዝከውን ተዛሪብካ ምኮን ምስ ኣበየካ ሲ ንመን ከተጸግዖ ትደሊ ኣለካ
@tsehayteweldebrhangede9205
@tsehayteweldebrhangede9205 5 месяцев назад
propht yemne nay goyta sebe yeu
@zaidteklay67
@zaidteklay67 5 месяцев назад
Tebarek
@yesusgoytaeu4037
@yesusgoytaeu4037 5 месяцев назад
Mogie hawey nska buruk eka qexlo bahafesh gn kzarebeka deliye zeleku wengiel nay Goyta amlak a yesus krstos abzhayo kale kbleka deliye zeleku ezia pastor yonas zbahal knsah alewo
@user-fn9ti1ow6g
@user-fn9ti1ow6g 26 дней назад
ሐውና የማነ ሐቁ እዩ ነቭይ አፍ አምላክ ደአምበር ካብ ባዕሉ አይኮነን ዝዛረብ አቲ ዝበሎ አብግዚኡ ይፍፀም አግዚአብሔር ፅብቅ ኮነ ሕማቅ ካብኡ እዮ ሰለዚ ንሰብ ዝጥዕሞ አይገብርን
@mtslalewmichael707
@mtslalewmichael707 5 месяцев назад
Bejaka suk bel natka ygeded kabti naytom hasewti nebyat
@selinateklesion9398
@selinateklesion9398 5 месяцев назад
Bhaki
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd 5 месяцев назад
ዮናስ ቁሩብ ተዓገስ ኣምላክ procesd
@zaidtiquabo7584
@zaidtiquabo7584 5 месяцев назад
Diemiei ü, yehwat. Paster yemane zibelo Likiei Eiyu / Eizi zibelo..nieteli Eilu.Texeli Kea. Teteliyu / teseru teweki, ü Temesgen eilina. Eizi tibit nay setan mesrih Teseru. Eizi sebiay Likiei Alo
@yohannesberaki4015
@yohannesberaki4015 5 месяцев назад
ሰብ ትንቢት ክጋገ ይክእል እዩ ።ንትምህርቱ ኢና ንቃወም ዘለና ።
@selamselam8822
@selamselam8822 5 месяцев назад
Moge tebarek niay keman aberabirkani
@hgmeskel6597
@hgmeskel6597 5 месяцев назад
Egiziabher zeyikone Sheyitan eye zitiqemelu
@fisehahmariam6307
@fisehahmariam6307 5 месяцев назад
Every video mention about Yemane, what's going on.
@RutaWeldeyohannes
@RutaWeldeyohannes 5 месяцев назад
ጌጋ ክንደይ ጌጋ ተዛሪብካ ኢካ ኣቢይ ንኢሰያስ ከህምቖ እዩ ኢልካ ንዓዱ ዘየድሓነ ንኤርትራ መጽዩ ክስዕሮ ዓዱ የድሕን መጀመርታ ኣቢይ መንፈስ ኣምላኽ ኣብ ልዕልዩ እዩ ኢልካ ባቃ ዘይከውን ናይዚ ትምቢት ኣይቅበሎን እየ ዘይከውን
@Russomfstokecoine
@Russomfstokecoine 5 месяцев назад
እቶም ኣብቲ ቁዱስ መጽሓፍ ዘለው ናይ መላእኽቲ ሰእሊ ብጸሊም ነይሩ ስለምንታይ ካብቲ ጸሊም ሕብሪ ናብ ፤ ህብሪ ዊ ሰእሊ ቀይሮም እንታይ ፉሉይ ስለ ዘለካ ደኣ እስኻ ንነብስካዚ ፉሉይ ሰብ ግምታውን ሳይኮሎጂካዊ ግምት ከም ምስ እዝጊሄር ር ኽብ ዘለካን ተገምጢልካ ካብቲ ዘይነቢ ነቢ ኮንካ ምቅራብ ነቶም ቡዙሓት ሰብ ጽቡቅ ትምኒት መዝሚዝካ ከም መማእረሪ እንጀራ ዝግበርን ነቶም ስሉባት ኣንስትን ሰቡኡት ካብጁባኦም መንጢልካ ዳይመንድን ዝኸበረ መኪናን ገዛን ብዋርድያ ከይሰራሕኻ ከይሃጽካን ሽፍትነት እዩ እዞም መንግስተ ሰማያት መጺያ እያ እሞ ሃብትኹም ኣረኩቡ ኢሎ ናብ ኢትዮጵያ ከድኩም ን ዓለም ተፋነውዋ ኢሎም ስድራቤትን ቆሉዑት ፈሕፋሕ ዝበልዎም ካብ ናትካ ብምንታይ ይፍለ እቲ ዘገርም ናጀርይ ናይ ፐትሮ ደላር ምስረኸበት መራብውያን ደሞኽራስን ግብረ-ሰዶም ኣተኣታትዉ ኢሎም ነታ ዓዲ ኣብዚ ሕጂ ሓዲሽ ኮይኑ ዝይተፈተነ ዝይተባላሸውን ሃብቱ ዝይተመንጠለን ሓዳሩ ፋፋሕ ዝብለ መንግስተ ኣምላክ መጽያ እናበልኩም እቲ ትማሊ መጽሓፍ ቁዱስ ዝጸሓፉ እቶም ኣብቲ ቁዱስ መጽሓፍ ዘለው ናይ መላእኽቲ ሰእሊ ብጸሊም ነይሩ ስለምንታይ ካብቲ ጸሊም ሕብሪ ናብ ህብሪ ዊ ሰእሊ ቀይሮም ነቲ ናይ መጀመርታ ጸሓፍቲ ንሓንቲ ዓዲስ ሽማ ዘይነበረ ኣብቲ ናይ መጀመርታ መጽሓፍ ቕዱስ እቲ ንጉስ ናይታ ህገር ኣነ ካብ ነገደ ኣይሁድ እየ ሽም ናይዛ ህገር ክሳብ ኑጉስ ሰሎሙን መውስቦን ንግድን ምስክርነት እዩ ኣብ ኣፍሪቃ ድማ ወኪል ክርስትያን ከም መካ (ሳውዲ ኣረብ) መበገሲት ዓረብ እስኹም ኤውሮጳያ ኣሜርካ ዋሕስና ኩኑ ዝብሉ ጠንቆልቲ ካባካትኩም ቃላት ኣላጊብካ ፖለቲካል ሳይንስ መርጥፊ ዓለም ዘበን ዘምጾ ፋሽን ዝኮነሉ ዓለም ተማኪርካ መስክረሉ ነቲ ደፋር ነቢ ኢሉ ር እሱ ሓፍ ኣቢሉ ዝጽወዕ ካብ ካድር ደርጊ መኣስ ኢኻ ጸሪኻ እቲ ጽብቅ ስነ ምግባር ረኣየለይ ዝየድልዮ ኩሉ ሂወታዊ ንሕድሕዱ ኩጋዳእ ስለ ዘየፍቅድ ወዲ ሰብ ቀደም ነዚ ቁዱስ መጽሓፍ ኽጽሕፉ በላሕትን ሰባኣውነት ንኹሉ ሂወታውያን መድሕን ልጋም ክኾኖ እዚ ዝጸሓፉ መላኣኽ ኣይ ይኩኑ ኣርሒቆም ወዲ ሰብ ሕጋዊ መንፈሳዊ ልጋም ጺሒፎም ዝሓለፉ እቲ ኣብቫቲካንን ኣብ ጥንታውያን ኤውሮጳን ገዳማትን ደብርታት እነሆ ሎሚ ወጽዩ ኩፏኣት 6666 ሱስዓት ሓዲሽ ሃይማኖት 100% መክሰባዊ ናይ መግዛእቲ መገዲ ጸራጊ ኮይኑ ሕዝብን ሃገራትን ጥንታዊ ሃይማኖቱ ወሲዶም ናይ ክርስትያን ሽም ተዋሂብዎ ወራር ገይሮሞ ጰንጠ ዝይተቀበለ ሃገር መሰል ሃይማኖትን ደሞክራሲ ሰብ ኣዊ መስል ኣይተፍቅድን ተባሂለን በዚን ናይ ሳንቲም ምድያ ኪናትን ድክነትን እገዳን ወግ ዓዊ ኮይኑ ንሕና ብዲሞክራሲ ብሰባኣዊ መሰል ሃይማኖት ንበል ንገንዘብና ምኸዕባት እምበር ንሕና ከበር እምነት ሃይማኖት ኣይግድሰናን እናበለኒ ከምዚ ከማኩም ተማሂርካ 1/4 ሚልዮን ገንዘብ ንምግባር ቡሩኹ ወይ ካቡኡ ንላዕሊ ጥራይ ይክን እምበር 6ተ ዓመት ት/ህርቲ ብጹእ እዩ ብስም ሓይማኖት ምልማን ሞት እዩ ኣይህብን እዩ እዚ ሃገር
@user-qm2uz2mp3s
@user-qm2uz2mp3s 5 месяцев назад
Ezi nebi hakechna eyu........
@user-iu6gh8ko4g
@user-iu6gh8ko4g 5 месяцев назад
ተሳዒሮም ዕጥቂ ፈቲሖም እምበር ባዕሎም ንሰላም ኣይጸውዑን። ህዝቢ ትግራይ ግን ንዕጥቂ ምፍታሕ ኣይተቀበሎን። እዛ ደብረጼን ክይተሓዝ ጽኑዓት ጋርዲ ግበርሉ ዝተባህለኸ እንታይ ይብሃል? ዕጥቂ ምፍታሕ ስዕረት እኮ እዩ። ንወራሪ ጋርድ ግበርሉ ምባል ጥብቅነት ፖለቲካ እዩ። ጥፍኣት ኤርትራ ምምናይከ ጽልኢ ድዩ ሕነ ምፍዳይ፧
@elenigizaw1091
@elenigizaw1091 5 месяцев назад
😂
@temesgenissac2131
@temesgenissac2131 5 месяцев назад
ሞጌ ብሩኽ ነዚ ሚዛኑ ዚሓለወ ርእይቶኻ ወይ ሓሳብካ ምግላጽ ንባዕሉ ካብ ጽንጽያ ደለይቲ ሓኸለ ዚደልዩ መሊኡሎ። እዚ ዚሕብረና መናፍስቲ ምልላይ ብመንፈስ ምኻኑ ዘንጊዖም ምህላዎምዩ። ንስኻ ግና "ጀነራላይዝ' አይትግበሮ ንኹሉ ኤርትራዊ አብ ሓደ ስጉርፎ አይንወትፎ ።
@TsgeredaMesgna
@TsgeredaMesgna 5 месяцев назад
ህጆውን ንትግራይ ስላም ያብላ ንመንግስታ እዯም ጽብቅ ዘለክም እንበር
@Mordecaighebregziabher7517
@Mordecaighebregziabher7517 5 месяцев назад
2፥ተራፊም ከንቱነትን ተናግረዋልና፡ምዋርተኞች ውሸትን ኣይተዋልና፡ህልምንም የሚያዩ በሓሰት ተናግረዋል፡በከንቱም ያጽናናሉ፡ስለዚህ ህዝቡ እንደ በጎች ተቅበዘበዙ፡እረኛ በማጣትም ተጨነቁ፡ 3፥ቁጣየ በእረኞች ላይ ነዶኣል፡መሪዎችንም እቀጣለሁ፡እግዘኣብሀር ጸባኦት ለመንጋው ለይሁዳ(ለኤርትራ ህዝብ)ይጠነቀቃልና፡በጦርነትም ግዜ እንደ ክብሩ ፈረስ ያደርጋቸዋል።
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 5 месяцев назад
ናይ ዘበና ነጋዲያን ኣመንቲ 😢😢😢😢😢😢
@elsagebrezghi1724
@elsagebrezghi1724 5 месяцев назад
ፕሮፌት የማነ ብሐቂ ናይ እግዚአብሔር ሰብ
@tsehayteweldebrhangede9205
@tsehayteweldebrhangede9205 5 месяцев назад
ellllllllle llllll ellllllll
@debrezionbeyene8044
@debrezionbeyene8044 5 месяцев назад
ንስካ ዘትፈልጦ ኣትዛረብ እዚይ ቅድሚህጂ ኣብ ኣርትራ ሃሶት ትንቢት ዝተዛረቦ ናይ ጥፋኣት ኣነ ነግረዮ በት ኣምላክ ዝበለኒ።እዚ ሃሳዊ ነብይ እዩ ተራ ኣማኒ እዩ ምሳሌ ንስካ ኣብ ኣድካ ኮሎካ መጺጽ ጨቆምጠ ፍረ ኣም ዝበልካዮ የማነ ከማኡ እዩ።ንስካ ካብዝ ውጻእ የማነ ብዋሽጡ ክልተ ሃሳብ እዩ ደለዎ ።1/ኣፍቃርይ ናይ ኣርትራ ዘየፍቅሩ ንካልእ መንግስት ንሃገሮ የህሊፎም ዝህቡ ደጋፍይ እዩ።2/ናይ ገንዘብ ሰብ እዩ ናይ ኣለም መንፈስ ደለዎ እዩ ።እዝ ኩሉ ኣምላክ ዝበሎ እዮ ።
@edenkidane1625
@edenkidane1625 5 месяцев назад
ትንቢት ሰብ ክመዉት ዝትንበ ሃገሩ ክትዉረር አረአናን ግን ትጽልይ እንበር። ሃገሩ ክትዉረር እዚ ሐሳዊ እዩ ሞጎስ ከአ ከምኡ ዕላጅ ሰብ አተሕርሩ😂
@eyobgezai243
@eyobgezai243 5 месяцев назад
Kid hasawi
@hermonKidane-gk1ti
@hermonKidane-gk1ti 26 дней назад
Amlak yibarika profite yeman miqibal malet amlak ziredio seb eu profit yemane really nay amlak seb eu christ yehiwatu zeyiteqebelow nprofit ayikiqibeliwon eyom
@visionhomeschoolingfamily
@visionhomeschoolingfamily 5 месяцев назад
ሞጎስ ወንገል ዘይትሰብክ ከም ወዲ መዝሙር የሱስ ፡ዶስ ወዲ መዝሙር የማነ ኢካ ክትከውን ደሊካ ፡ብኣቓራጭ ምህፍታም ዲካ ደሊካ እንታይ ትኸውን ኣሎካ፡ ደው ኢልካ ሕሰብ
@mikael3245
@mikael3245 5 месяцев назад
መጎስ ብዛዕባ የማነ አነ ውን ናይ አምላኽ ሰብዩ ኢለ ይአምንየ፣ ግን ሕቶ ዝኾነኒ ግን አሎ፣ ማለተይ ብፍላይ ናይ ትግራይ ብፍላይ ንደብረጼን ካይቀትልዎ ሓለውቲ ግበሩሉ ገለ ዝብልከ ከመይ ትርእዮ?
@mihret-hh7ny
@mihret-hh7ny 5 месяцев назад
ዘይተአዘዞ አይተዛረበን አለ ይአምን ብወገነይ
@eyobgezai243
@eyobgezai243 5 месяцев назад
Kid kezab kemia ata kolia yelen kulkum hasewti
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 5 месяцев назад
ክክክክክ ምስ መራሓቲ ትራኸብ እሞ ክንዕረቅ ኢና ምበልኻ ከም ትንቢት ጌርካ ተምጽኦ እሞ ኤርትራ ክትጠፍእያ ኢልና ደጉተር ኣቢ ኻኣ ባሕባሕሪ ኢሉ ሰለዚ ነዚ እዝቢ ግደፍዎ ጥንቆላ እዩ ምስ ደጉተር ኣቢ ትራኽ ከም ዘኢ ቡ ተባሃሉ ይኣይ ከም ተተንባይ ኮይኑ ይቀርብ ክክክ ጉድ ኢዩ እኮ ሎሚ ዘበን እም ፖስተራት ኩሎም ንኣቢ ኣሕመድ ዝኽተልዎ እዮም ፈቲኹም ጸሊኢኹም ንሱ ኢዩ መልእኽቲ ዝህቦም ንመራሓቲ ንኤርትራ ሞት ይምነየሎም ንባዓል ደብሬጼን ካኣ ይመቱ ንጸልየሎም ወይ ንምንታይ ከመይ ኢሉ እዩ ነቲ ሓደ ሞት ሓላል ነቲ ነውሪ ዝኾነ ንኹሎም ንጸልየሎም ዘይበለ ዝተጋጋየ ክእረምን ክዕረቁን ዘይምነ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ኮይና ሓንቲ ሓያል ሃገር ክትወራ ኢያ ዝብል ሰጣናዊ ሓሳብ ዝዛረብ እዩ እኮ እዚ ሩኹስ ፖስተር
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd 5 месяцев назад
ዮማስ ተዓገስ ገና ዘይበጽእካዮ ከምዘሎ ፍለጥ ክፋእ ንዮው በሎ የማነ ዝበጽሖ ምስበጻሕካ ምሕታት ይሕሽካ
@GAGHI-7
@GAGHI-7 5 месяцев назад
Anta hawey megos wae entay tkewn aleka, kulu seb adenxiwo , kem kedemka suk elka wengel aytsebkn, suk elka mezmurka aytzmrn, ,nbzuhat nbereket konka nerka, loms Ahzab keman teazibomukum eza emnet afkuskumo abyet abyet egziabher aboy ykre belelna offfff bshm eyesus
@haregutseggai4916
@haregutseggai4916 5 месяцев назад
Elelelelel nehagrna Amlake Zetenso nay Amlake Seb Prophet Yemane fetina Amen yeqenyelana kebri nAmlak hallelujah bebel
@Mordecaighebregziabher7517
@Mordecaighebregziabher7517 5 месяцев назад
እኔ ምክያስ ኤርትራዊ ነኝ። የእግዚኣብሀር ሰራዊት፡የኣክኣብ ሰራዊት 400 ነብያት ኣይደለሁም።ስለዚህ ማንም ሟርተኛ የበልኣም ልጅ ተነስቶ 1ለኤርትራ መንግስት 2ለኤርትራ ህዝብ 3ለኤርትራ ሰራዊት 4 ለኤርትራ ምድር የሟርት ቃል፡የመርገም ቃል እንዲያወጣ ኣልፈቅድም።እኔ ለኤርትራ መንግስት፡ህዝብ፡ ሰራዊት፡ምድር፡ሙሴ ነኝ፡ኣንተ ሟርተኛ የበልኣም ልጅ፡ምንም ኣታመጣም፡ ለምን ካልክ እግዚኣብሀር ወዶናል፡እርግማናቹሁን፡ወደ በረከት ቀይሮልናል። ተ ፈ ጸ መ
@user-rr3uf8nw1s
@user-rr3uf8nw1s 5 месяцев назад
ሰላም አብ ዘይብሉ ሰላም ክኸውን እዩ ኢልካ ምንባይ ንህዝቢ አምላኽ ስለ ሰላም ንኸይ ጽልይ ምዝንጋዕ ስለ ዝኾነ ካብ አምላኽ አይኮነን። ሕሰብ ልዕሊ 2 ሚልዮን ሰብ እዩ ጠፉኡ ገና ኽአ ናይ ውግእ ድምጺ እዩ ዘሎ። ጠበቃ ናይ ሐደ ምቑሉልን ትሑትን መደናገሪ ካብ ሙዃን ንህዝቢ አምላኽ ንጸሎት እንተተነቓቖሕ አምላኽ ብአኻ ባህ ምስ በሎ ነይሩ።
@user-rr3uf8nw1s
@user-rr3uf8nw1s 5 месяцев назад
እዚ ንልዕሊ 2 ሚልዮን ዝኾኑ ነፍሳት ድሕሪ ምቕዛፉ ገና ኽአ አብ ካልእ ናይ ኩናት ምትፍናን ዘለው ስርዓታት ሰላም ክገብሩ ድአ ክንጽልይ አሎና እምበር። ንዝተጋገየ አብ ጌግኡ ክጸንዕ ምድጋፍካ አይግድን።
@TsgeredaMesgna
@TsgeredaMesgna 5 месяцев назад
ሕጅውን ጠንቃላይ እዯ
@TsgeredaMesgna
@TsgeredaMesgna 5 месяцев назад
እዚ ሐሳዊ ንብያት ሕጂንውን ሐሳዊ እዮ ዝጦዓሟ እዩ ዝንበ ኣንጻር መንግስታ ኤረትራያ እዮ ጽልኡ
@yonasabrha1223
@yonasabrha1223 5 месяцев назад
ድሕሪ ኩናት ዕርቂ ክኸውን ኣነ ከም ትንቢት ኣይወስዶን አየ። ኖርማል አዩ ድሕሪ ኩናት ስዓሪ አንተዘየል ብዕርቂ ክውዳ አ ክትግምቶ ቀሊል አዩ ምዓልቲ ክነግር ኔርዎ ቅሩብ ናይ ነገር ግዜ ክጠቀስ ኔርዎ ኩሎም ነብያት ግዜ ይነግሩ አዮም ክንበዩ ከለዉ
@mtslalewmichael707
@mtslalewmichael707 5 месяцев назад
Kendi nay eritra xelai pente ikum mkniyatu teasirna ilkum nimerahti eritra ktxerfu kitregmu tewelu Maserati abwengel kemzalo sdet kemzelo itamnun ikum Medalewi amlak yelen netom lhzbina zexnetu ktmerku ktxlyu tihadru genzeb thgzu abalem zeytegebere 90 000 hzbna nbretu zerifom dsegogu
@mihretmihretab7765
@mihretmihretab7765 5 месяцев назад
Ewe tenikal hsawi binte kulukum hsawit nibiska ms nugs dawit riakayi niska kemni tenikali
@hgmeskel6597
@hgmeskel6597 5 месяцев назад
Hasawi nebiy behale nay Weyane liuk tsre Eritrea kab sheyutan eyu
@maranatamaranata7066
@maranatamaranata7066 5 месяцев назад
How about know, pastors yonas did you believe his massage. The Peace is done and still blaming him . Please apologize what you said .
@user-rr3uf8nw1s
@user-rr3uf8nw1s 5 месяцев назад
Where is the peace Ethiopia is still in CHAOS.
@maranatamaranata7066
@maranatamaranata7066 5 месяцев назад
@@user-rr3uf8nw1s brother they already signed for Peace in pritorea .that was the message. Not their situation. It's not a problem not accepting the prophet , but as a Christians we don't have to deny the truth.
@maranatamaranata7066
@maranatamaranata7066 5 месяцев назад
@@user-rr3uf8nw1s the peace is already signed in pritorea. Their situation is another problem. So the message was approved.
@maranatamaranata7066
@maranatamaranata7066 5 месяцев назад
Not accepting prophets is not happening at this time, it was from long time since Jesus was died. So not surprised you Christians who believe in our prophets, but we have to be identified truth and false in God's wisdoms. Thanks mogos.
@Mordecaighebregziabher7517
@Mordecaighebregziabher7517 5 месяцев назад
ማሕበር ብርጊድ ተጋሩ በዓል ኣደይ ኢታይ ፌቴን ሓንቲ ኢታይ ክትቅድስ ከላ ዝበለቶ ብኣማን ብሩኽ ክትብል ሲ(ብኣማን ብኹር)በለት ይበሃል።
@abrhamokubit4988
@abrhamokubit4988 5 месяцев назад
ንስኻውን ሓሳዊ ኢኻ የሕዋተይ ኣይትብለና ንስኻ ሎሚ ኢኻ ትፎልጦ ንሕና ግን ጆስዋ ኢዩ ኣም ላኽ ዝብል ስብ ቁኑዕ ኢዮ ክትብል ንስኻውን ድጋፊ ሓስውቲ ነብያት ኢኺ
@user-lo3hi4fn8z
@user-lo3hi4fn8z 5 месяцев назад
እዛ ናይ ጲንጠ ትንቢት ግን አብ ኢርትራን ኢትዮጵያን ጥራይ ድያ ትሰርሕ ኢዚ ኩሉ ውግእ አብ ዩኩረይን አፍጋንስታና ዒራቅ ሶርያ የመን ሱዳን ሰሜን ኮርያ ከ ዳኣ ሞጎስ ሓወይ ሓይሊ ፈጣሪ አብ ኩሉ ዝይኮነን ዘሎ እዚ ትነብዪ ትብሎ ስብ ከ ንውስን ቦታ ጥራይ አነብይዎ ።በጃኹም ደው ኢልካ ሕሰብ እዚ ዘመን why when where who what ዝብሉ ውርቃውያን ሕቶ ዘመንዩ ያኣክል ።ኩሉ ሰብ ፈጣሪ ማዓረ አእምሪ ዩ ሂብዎ ኩሉ ጉዑዘና ብፍቃድ ፈጣሪ ዩ ።አነ ግን ናዓና ከምዚ ከማኻን ጲንጠ ትብል ውድብ መስርትኩም ካብ ቤተሰብኩም አዝማድኩም መታዓቢትኩም ነቶም አብታ ማሓበርኩም ትፍቅሩ ትገርሙ ሰባት ኢኹም ።ኢዮሱስ ግን ንኹሉ አፍቅሩ እዮ ዘበለና ።እዛ ጲንጠን ግን ናይ ብዚነስ ድያ ንገሊኦም ምንጪ እቶቶም እያ ንገሊኦም ግን ኩላ እያ ።
@johnkjj2189
@johnkjj2189 5 месяцев назад
ናይ church prosses ክገብረልካ ደሊኻ።
@MaranataTv
@MaranataTv 5 месяцев назад
Usa እንዴ ዘለኹ ክክክ
@ezratedla7225
@ezratedla7225 5 месяцев назад
ሰላም ሓወይ ስለምንታይ አኻ ጠበቃ ናይ የማነ ኬንካ ነብይ የማነ ብዝዓባ ደብረጸን መራሒ ትግራይ ካይመውት ንጸልዩሉ ከምዝበለን ስለምንታይ ዳኣ ንማራሕቲ ኤርትራ ግን ኣይበለን ኡካዳኣ ንብረዘንቲ አሰያስ ክጥፍኣዩ ዝብል ነብይ አካዩ ስለምንታይ ድኣ ንብረዘንቲ አሰያስ ንጸልዮሉ ዘይብል አግዛብሄር ንኽሎም ኣብንስሓ ኩመጽኡ አምበር ክጠፍኡ ከምዘይደሊ መጽሓፍ ቁዱስ አነግረና
@mihret-hh7ny
@mihret-hh7ny 5 месяцев назад
መንፈስ ቅዱስ ዝበሎ ጥራይ እዩ ከመሐላልፍ ዝኽእል
@tirhashabrham2943
@tirhashabrham2943 5 месяцев назад
ሞጌ ተባረኽ እንተ ሰምዑ ኸኣ ተነስሑ በሎም ፓስተር ዮናስ ከባቢኡ ሪኡ ኣብታህዋኽ ኣብ ባይታ ዘየሎ ትነቢኻ ተጋጊኻ ይብሎ ኔሩ ነቢ የማነ ከኣ ከባቢየይ ሪኤ ዘይኮነ ኣምላኽ ዝበለኒ እየ ዝዛረብ ክብሎ ንርኢ ጎይታ ዝበሎ ከኣ ተፈጺሙ ስለዚ እቶም ንእግዚኣብሄር ተጋጊኻ ዝበልዎ ኣብ ሚድያ ወጺኦም ከምኡ ኣብቅድሚ ህዝቢ ወጺኦም ይቕረታ ክሓቱ ይግብኦም። ተሃዊኾ ንነቢ የማነ ከምሓሰዊ ከጋልጽዎ ስለዝደለዩ ምጽባይ ስኢኖም ኣንጻር ኣምላኽ ምትሳእ ግን ንሰይጣን ኣይጠቐምን። ደመና የለን ንፋስ የለን ደረቅ ሸለቆ ውሃ ይሞላል ለእግዚኣብሄር የሚሳኖ የለም ኣንዳንድ ፓስተር ንኝ ባይ ግን ይሄ ኣያውቁም። ኣምካኽ ነቢት ኣቦታት ንነቢ የማነ ዝሃብካና ኣዚና ኢና ነመስግነካ ነቢ የማነ ከኣ እግዚኣብሄር መመሊሱ ጸጋኡ የብዝሓልካ ንኣና ክሕሸና።
@user-rr3uf8nw1s
@user-rr3uf8nw1s 5 месяцев назад
አብ ኢትዮጵያ ገና ውግእን ወረ ውግእን እዩ ዘሎ። ስለ ሰላም እንተ ትጽልይ ምሐሸ።
@user-dl1cr2cw9l
@user-dl1cr2cw9l 5 месяцев назад
nateka zeytegber
@user-dl1cr2cw9l
@user-dl1cr2cw9l 5 месяцев назад
nateka zeytegber
Далее
Sevinch Ismoilova - Xayollarim 18-Avgust 19:00 Premera
00:19
ብዛዕባ ጉዳይ ነብይ የማነ
17:12
Просмотров 7 тыс.