Тёмный

ቅዱስ ቁርባን 

Eri Holy Trinity Catholic( ቅድስት ስላሴ )
Просмотров 240
50% 1

ዕብራውያን 9 ]
12 ደም ድቤላታትን ምራኹትን ዘይኮነስ፥ ናይ ገዛእ ርእሱ ደም ኂዙ፥ ዘለዓለማዊ ድኅነት ረኺቡልና ሓደ ጊዜ ንሓዋሩ ናብታ ቅድስተ ቅዱሳን ኣተወ።
13 ደም ድቤላታትን ኣራሑን፥ ሓሙዅሽቲ ናይታ ዝሓረረት ኣርሕን ኣብቶም ዝረኸሱ ተነጺጉ ሰብነቶም ኬንጽሕ ዚቕድሶም ካብ ኮነ፥
14 ደም እቲ ብዘለዓለማዊ መንፈስ ገይሩ ገዛእ ርእሱ ብዘይ ኣበር ንእግዚኣብሔር ዘቕረበ ክርስቶስ ግዳ፥ ነቲ ሕያው ኣምላኽ ምእንቲ ኸነገልግል፥ ንሕሊናና ካብቲ ሞት ዜስዕብ ግብሪ ክንደይ ኣዝዩ ዘየንጽሖ᎒

Опубликовано:

 

1 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии    
Далее
ምውራድ መንፈስ ቅዱስ
19:58
Просмотров 184
ብምምሓር'ዩ ዕረፍቲ
13:10
Просмотров 53
ብስራት ዓብዪ ሓጐስ
10:14
Просмотров 256
November 29, 2023
11:42
Просмотров 43