[ ግብሪ ሓዋርያት 6 ] 15 እቶም ኣብቲ መጋባእያ ተቐሚጦም ዝነበሩ ሰባት ኵላቶም ጠመትዎ፥ ገጹ ኸኣ ከም ገጽ መልኣኽ ኮይኑ ተራእዮም።[ ግብሪ ሓዋርያት 7 ] 60 ተምበርኪኹ ኸኣ ብዓቢይ ድምፂ “ጐይታይ! እዚ ኃጢኣት እዚ ኣይትኃዘሎም” ኢሉ ጨደረ። እዚ ምስ በለውን ዓረፈ።
4 окт 2024