Тёмный

ቑ1 - ሂወት ብዙሓት ናብ ፀልማት ዘእተወ ስሕታን (ጠዓሞ)!!! 

Wushatena Media
Подписаться 125 тыс.
Просмотров 126 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 624   
@kesetearaya5787
@kesetearaya5787 5 лет назад
ኤህ ሓብተይ ናይ ኢዱ ይርከብ ምሕረት ክኣ የውርደልኪ! ካብ ሓውኺ ኤርትራዊ!
@salamb9556
@salamb9556 5 лет назад
Kesete Araya ጎበዝ🙏🏽
@የሀገሬሰላምናፈቀኝሻሹፀጋ
💖💖💖
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
Kesete Araya ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምሕርት ይሃባ ሓወይ ምዓረይይይ
@ሄራታንብርሃነ
@ሄራታንብርሃነ 5 лет назад
😘ኣሜን ህያቨይ 💋ክፍእ ኣይዝርካ ዝያዳይ🙏
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
ኣሜን ወዲ ኤሬ ሽኮር
@AbiTv95
@AbiTv95 5 лет назад
ብሩክ ቀዳም ሰንባት ይግባራልና ተጋሩ ያህዋተይ ሃውኩም ካብ Eritrea
@temesgenamlakaboy2764
@temesgenamlakaboy2764 5 лет назад
አሜን አሜን አሜን ንኩልን ክብር ሓውና
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
እሜን እሜን እሜን ንኩላትና
@kchnhafteybselamadamlesele8122
Amen amen amen lebam seb
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 5 лет назад
አሜን ሓውና
@abrhamtesfay7218
@abrhamtesfay7218 5 лет назад
Amen amen amen hawena
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
መምህር ሙሉዋይይይኒ ናይ ባሓቂ መምህርና ኢካ እግዚአብሔር ዋጋካ ይክፍለካ ባባዬ
@elsaberhe5884
@elsaberhe5884 5 лет назад
ዋይ ሓፍተይ ኣባይኪ ኣባይኪ እዝግሄር ናይ ኢዱ ይኽፈሎ ኣደ ደቅኺ ይግበርኪ ዝሓፈተይ ❤ ኤርትራዊት ሓፍትኺ።
@ጋልሳዕሲዕፃዕዳእምባ
እዛ 40 ሽሕ ዝበልዐት ብሕጊ ክትሕተት ኣለዋ ኣጆኪ ኣለና ተጋሩ የሕዋትኪ ክንሕግዘኪ ኢና ቅድሞትኪ ዛሓፍተይ ኣብ ዕሸል ዕድማኣ ዝተሃሰየት ሓብትና ኢደይ ኢድና ንበላ ተጋሩ
@Erifutuer
@Erifutuer 5 лет назад
Germe alkui/ alka zarkui zhafty
@ጋልሳዕሲዕፃዕዳእምባ
@@Erifutuer እወ እዛ ሰብ ብሂወት እንተሃልያ ግድን ክትሕተት ኣለዋ ገለ እውን ጌራትላ ትከውን ሰብ ሎሚ ከፊኡ እዩ ዘሎ
@mekonnenkahsay4319
@mekonnenkahsay4319 5 лет назад
how can we help her please organize this
@solowediato2301
@solowediato2301 5 лет назад
እዋይ ሓፍተይ ኣጆኪ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ እቲ ንኹሉ ዝፈጠረ ኣምላክ ዓይኒ ኣለዎ ምሳኺ ይኹን ኣምላክ ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣጆኹም ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም ሰላም ይምነየልኩም።
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
እፍፍፍፍፍ ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ ሓፍተይ እዉይ ከመይ ዓይነት ጭካነ እዩ
@almaz6270
@almaz6270 5 лет назад
ጋዘጠኛ ጀግና ዓይኒ ትግራይ ቀፅለሉ
@fkaduzerai5082
@fkaduzerai5082 5 лет назад
ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ፥በሉ የሕዋት ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን እትርከቡ ወገናት ኢደይ ኢደይ ንበላ ነዛ ሓፍትና፥ ሓውኹም ኤርትራዊ እየ።
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ክብረት ይሃበልና ኣሕዋትና።
@ሜሮንትግራወይቲ
@ሜሮንትግራወይቲ 5 лет назад
እውይ እውይ ሰብ 😓😓😓😓 ሓፍየይ ማዓረይ እቲ ኩሉ ዝካኣሎ እግዚአብሔር ፈጺሙ ይማሓርኪ 👐 እቶም ቆልዑ ብጣዓሚ የብክዮምኒ ህዝብና ሩሕሩሕ እዩ ኣጀኺ
@ፅጌሬዳኣለም
@ፅጌሬዳኣለም 5 лет назад
ሙሉ ሓወይ እዝጋቢሄር ከምቲ ፃማካ የሃብካ
@fasikafasika1729
@fasikafasika1729 5 лет назад
ኡፍ ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ። ኣምላኽ እስራኤል ምሕረት ይሃብ። ጋዜጠኛ ኣምላክ ይባርካ። ከምዚ ገይርካ ናብ ቃልዕ ምውጻእካ። መሳኪን ንበይኖም ጸቢባቶም ። ዳሕን ኢዩ ሕጂ ግን ናብ ቃልዕ ስለዝወጸ ፍታሕ ክመጽእ ኢዩ። ሓንቲ ምኽሪ ኣላትኒ ። ነዛ መደብ ኩሉ ጊዜ ኢየ ዝከታተላ ነገር ግን ብሰንኪ ሕክምና ብኣጋ ዝርከብ ኣብ ከቢድ ጸገም ዝወድቁ ብዙሓት ኣሕዋት ርእየ ኣለኹ። እዞም ገዘጠኛታት ኪኣ ከምዚ ሓደጋ ክርከብ እንከሎ ብቕልጡፍ ናብ ሕክምና ክኸይድ ከምዘለዎ ንኹሉ ሕዝቢ ። ሓበሬታ ። ክበጽሖን ጎስጋስ ክትገብሩን ኣለኩም። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ባኣጋ ፍጣሕ ዝረክብ ናብ ከቢድ ዝደየበ ጸገማት ኣብዛ መደብ ተዓዚበ ኣለኹ ኩሉ ሰብ ኩሉ ሕዝቢ ኩሉ ተዛራባይ ትግርኛ ካብዛ መደብ ተማሂሩ ጸገምን ሓደጋን ከጋጥም ከሎ ብኣጋ ናብ ዝምልከቶም ኣካላት ይኹን ናብ ሕክምና ክነብጽሖ ኣሎና። ጸገም ኢዩ ኢልና ክንቅበሎ የብልናን። ደጊመ ነዛ ስድራ ቤት ምሕረት ይሃባ ። ካብዚ ኣትያቶ ዘላ ጸልማት ናብ በርሃው ዝበለ ብርሃን የሰጋግራ። ይብል ። ሓውኹም ካብ ኣስመራ ኤርትራ ኢየ።
@rahwameksen3107
@rahwameksen3107 5 лет назад
amen bro nakawun bezlkayo kfue ayrkebka abey seb ferom tegray
@ትግራይዝዓደይ-ዀ4ጘ
ዋይ ሓፍተይ መዓረይ ክትፅብቅ ንሳን ደቃን እ/ሄር ምሕረት የውርድ ኮሚንቶች ኩላትና እ/ሄር ምሕረት የውርደልኪ ኢልናያ ኣለና በተለይ ሳዑድ ዓረብ ረያል ንነብር 50ረያል ን ዓኣ 400ሚኢቲ ትኮነላ እያ ንሕና ግን ኣብ ካርዲ ኢና ነጥፋኣ እሞ ዓቅምና ዝፈቀዶ ንስደደላ ወይ ጉሩብ ከፊትና ንሓግዛ ።
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
Selki lakley mary
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ ይላኸልኪ እሳን ደቃን ሽኮሪናታት ሙቁራተይ ኣይዞኪ ዝያዳይ እወ ብፍላይ ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣእዳውና ይፈሐና ብዓቕምና ንሓግዝ ኣሕዋት ሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ምኻን እኩል እዩሞ
@merilovr5981
@merilovr5981 4 года назад
ምሕረት የዉርደልኪ ሓፍተይ ተስፋ አይትቁረፂ መዓረይ
@ሰላምኩሉንህዝበይ
እዚ ፕሮግራም ዘቅርብ ሰብ ሲ ስርሑ ኩሉ ዘቅርቦ ከሐጉሰኒ፡ ጅግና ዝኮነ ሰብ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ደኺመ ከይበልካ ከምዚ ጌርካ ንብዙሓት እንዳዘርካ ክሕገዙ ትገብር ዘለካ ኣጆኻ ቀጽሎ፡፡
@swet8698
@swet8698 5 лет назад
እዋይ ሓፍተይ አጆኪ አብ ጎንኪ አለና ኩሉ ህዝቢ ትግራይ በሉስኪ ናታሓባበራ
@senayeyumengedey2556
@senayeyumengedey2556 5 лет назад
amlak mhret yewrdelki gebari kfue ka amlak yfdeyo
@qedamesemaet7582
@qedamesemaet7582 5 лет назад
እኔም ኤርትራዊ ነኝ እግዚኣብሄር ይማርሽ : ኣቅሜን በፈቀደው ማገዝም ይችላለሁኝ
@jonjovani47
@jonjovani47 5 лет назад
እግዝኣብሄር ኣምላክ ሙሉእ ምህረት የውርደልኪ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና ሓውኩም ካብ ኣስመራ
@ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ
ኡፍፍፍፍፍ እንታይ ዓይነት ጨካን ፍጡር ዩ ብኣሚኑን ብደቁን ክንድዚ ጭካነ እዝግዮ. ሓፍተይ ማዓረይ ኣምላኽ ብኢዱ ይዳስኪ እንካዕ ሞት ኮይኑ ዘይምመጸ እምበር ቁስሊ ብሓይሊ ኣምላኽ ሓዋዪ እዩ ዝወለደት ኣደ ክብሪ እምበር ጥይት ኣይግባኣን ግን ስሑት ማዓልቲ ውዒሉ ብናይ ሓንቲ ማዓልቲ ጌጋ ዘልኣለም ኣብ ጣዕሳ እዩ ክነብር ..ሙሉ ሓውና ኣምላኽ ጻማኻ ይኽፈልካ
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 5 лет назад
እዚ ትብለና ዘላ ክፉእኻ ከዊልካ እዩ ናይ ኣንስቲ እታ ረሳሕ መልሓሰን ኣይገልጽኣን እየን እምበር ብዕርቂ ብሰላም ዝተፋትሐ ሰብ እዚ ኣይፍጽሞን እዩ፡ይኹን እምበር ንኽብርታቱ ዝዝልፍ ቃል ምስ ወርወረትሉ ድቃስ ቁርስን ምሳሕን ድራርን ዝረኸበ ሰይጣን ኪድ ተበገስ ብምባል ለኪምዎ ሰበይቲ ሰይጣን እግዚኣብሄር ግን ባዕሉ ምሕረት የውርደላ ፈጣሪ
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
@@tv-gc1yx እዋይ ሓወይ እንታይ ገደሽካ ምህረት የውርድ ኢልካ ዘይትኸይድ ኣይትፈረድ ከይ ትፍረድ ዝብል ኣሎ ንሱ ሰበይቲ ዶ ስብኣይ ፈጣርን እሳን እዮም ዝፈልጥዎ ዝሓወይ እቲ መልሓስ ዝበልካዮ እውን ኣሕዋትናስ ክብሪ እንሕብኩም ንኣሕዋትኩም እንታይ ኣሎዎ ሽግር ብዝኾነ ከምኡ ኣይባሃልን ብሩከይ
@Eruna1993
@Eruna1993 5 лет назад
Xebekti Haftey Amlak Mulu Mehret Yeazezelki Abayki Yebke . Chekan Zekone Fetret Getimuki . Ajoki Aytebkeyi . Memher Mulu Abi Seb . Kab Fetawikum Eri🇪🇷
@merhawithaile2358
@merhawithaile2358 5 лет назад
Atay oaynet ckane Ayu besmamm uff Agzabiher mhret yazzelki
@merhawithaile2358
@merhawithaile2358 5 лет назад
Kulu zeysano fetari yexllelki zhafteyy 😭😭😭😭😭
@almaz6270
@almaz6270 5 лет назад
እዋይ ጭካኔ ብደቅካን ብሂወት ስድራን ኣምላክ ንመን ኢልዎ ህዝቢ ትግራይ ራህራህ እዩ ብቻ ውሕሉል ዝኮነ መንገዲ ኣንጭክንን ንጉድኣት ኣሕዋትና ኣምላክ ይሓግዘና ምሕረት ይሃብኪ ዕሸል ብደቅኪ ተሓጎሲ
@JMGD44
@JMGD44 5 лет назад
እውይ አምላከ ቅዱሳን ..... እውይይይይይይይይ መንግስት ነፃ ህክምና ወደ ጥቁር እንበሳ ሊልካት ይገባል። ብዙዋች ይታከማሉ። ይህ እድል ታግኝ እንጂ። ህዝብ ደግሞ ተጨማሪ ወጪዋቾን እንቻል። የነፃውን ህክምና ግን ታግኝ።
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 5 лет назад
ሰበይቲ ሰይጣን ኣብ ዘይእቶ ኢያ ተእትወካ ብመልሓሳ ግን ኩለን ሓደ ኣይኮናን ኣዴታተንን ኣሕዋተንን ዘታልለአንን መሓዙተን ብዝመኸረአንን ንዝኸድዓ ዘለዋ ኣብ ኤውሮጳ ኣትየን ንሰብኡተን ዘታልላን ዝጠልማን ዘለዋ ኢዩ ዝግብአን እዚ ምሕረት የውርደልኪ
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 5 лет назад
እዝጋቢሄር ምሕረት የውርደልኪ፡ብርክቲ፡ሐፍተይ ሐውኪ ቢንያም ካብ ኤርትራ
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
ኣሜን ክቡር ሓውና ቢኒ
@ብመንገድካምርሓኒእግዚአብ
ኣምላክ ምሕርት የውርድ መምህር ሙሉ እግዚአብሄር ዕድሜ ጥዕና ይሃብካ
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 лет назад
እፍፍፍፍፍፍፍፍ ሓፈተይ ናተይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😥😥😥😥😥😥😭😭😥😭😥😭😥😭😭😭😭 እታ ዓይነት ስይጣን ማዓልቲ እያ
@netsbahbtesfametsbayuihop9223
@netsbahbtesfametsbayuihop9223 5 лет назад
ኦውውው ማይ ጋድ አንታይ ስሙዑ ዩ ዚ ኣይድልየከን የ ኢልካ ዘፋነካያ አሞ ኣደ ደቅካ ኪዳንካ ደቅካ አንዳዕበየትልካ ዳሓን ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ኣምላክ ኣሎ ንኩሉ ከከም ግብሩ ናይ ኢዱ ክህቦ ዩ ኣምላክ ምህረት የውርደልኪ ካብ ሓውኪ ኤርትራዊ
@filimonzomi7902
@filimonzomi7902 5 лет назад
ሰባትሲ ማዕረ ክንድዚ ንጨኻኸን ነንሕድሕና ምሕረት ካብ ፈጣሪ ዩ ሞ መሕረት የዉርደልኪ መዳሓኒና ጎይታና እየሱስ ኩርስቶስ ድንገል ማርያም መሳኪ ትኩን ዛሓፍተይ
@ስድፍግስድፍግ
@ስድፍግስድፍግ 5 лет назад
እውይ ማእርይ እዛ ቆልዓ ትብክይ መስኣ እየ ነብዕ መስክን እግዛብሄር ይማሃራ ማሃርይ እዪ እሞ ካብ ኩፍኡ መርኣይ .መሕሳብ . ይማሕርና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣይ እኖ ድ ተሓመም ኣብቱ
@amantesfama6702
@amantesfama6702 4 года назад
ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይይ ኣቱም ዲስክላይኽ ትገብሩ ዘለኩም ፍርሓት እግዚኣብሄር ኣይ ትፈርሑን ዲኹም
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 5 лет назад
ኡፍፍፍፍፍ ሓፍተይ ቁፅራ ልአኩልና ሓፍተይ ምዓረይ ምሕረት የውርደልኪ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
+251914294281 (ብርሃኑ ሓዋ ንጠዓሞ); +251914722907 (ሙሉ); +251983118026 (ውሻጠና ኣድሚን)
@dddd-vb4kd
@dddd-vb4kd 5 лет назад
በእውነት መምህር መሉ እግዚአብሔር ይሓልወልካ ዋጋኻ በእግዚአብሔር ትረኽቦ እኻ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውረድልክ
@senafemsarhaleeds1875
@senafemsarhaleeds1875 5 лет назад
Egg Habtey egziabhier amlak mhretu yewurdelki
@danitube8639
@danitube8639 5 лет назад
መምህር ሙሉ ዋጋካ እግዚአብሔር ይክፈልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
@bereketdebesay8938
@bereketdebesay8938 5 лет назад
Ah btami kebdka zbelie fxame egziabher netom eshelat kolu riu mhret yewrdelki haftey
@Tf-ln3pm
@Tf-ln3pm 5 лет назад
ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ መዓረይ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 5 лет назад
ኣንታ ብሩኽ ወገን መምህር ሙሉእ ሃይለስላሰ ፡እግዚኣቢሄር ቅኑዕ ልቢ ለጊሱልካ ዩሞ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@Eritrea8144
@Eritrea8144 5 лет назад
ብጣዕሚ እየ ሓዚነ። ሰባት ክንስና ንሰባት ኣብ እሾኽ ምድርባይና። ኣሕሕሕ ነዛ ሓፍትና ኣብ ስቃይ እባ ደርቢዋ።ግን እቲ ክፈጥረና ዘይኣጸገሞ ምሕረት ንምውሃብ ኣይኣጸግሞን እዩ። ነዛ ክብርቲ ሓፍተይ ከኣ እቲ ለዋህ ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደላ። ኣነ ክብሎ ዝደሊ! ኣቱም ሰብ ኢና ኣንዊሒና ንሕሰብ! ስራሕ ሸይታን ኣይንስራሕ።
@ኣባይነሽኣብርሃገብረኣብዝ
ማዓረይ እግዚአብሔር ይምሓርኪ አጀኪ
@shegemebre6513
@shegemebre6513 5 лет назад
ዘዝካሕኽሕ ፍጸመ እዩ ንሕማቕ ማዓልትስ የለኩልን በላ ይብሉ ለባማት ወለዲ!፨፨ ከይኑ ግን ሓብትና ምሕረት የውረደልኪ እግዛብሄር ነቶም ህጻናት ይረአ። ናኪ ካኣ ምሕረት ያዝዘልኪ ኣምላኽ። ካብ ልቢ ዝደንግጽኩ ሓውኩም ኤርትራዊ።
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረት ያውርደልኪ ሓፍተይ ምዓረይይይ መ/ር ሙሉ ኣታቡኽ ኣቦ ድካታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣስብታ ኣብ ሰማይ ይክፈልካ ንጨካናት ደማ ልቢ ይሃቦም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@እግዚአብሔርእረኛየነ-ጨ5ዠ
እፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭 እግዚአብሄር ጨሪሹ ይማርኪ ማረይ
@gualmekelletigrayadeyeadiw8161
Ufffff ata kendey da yeciken 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@danitube8639
@danitube8639 5 лет назад
እዘን ሰበይቲ አውፂአላ ኢለን ዝሸወዳ ልምንታይ ብሕጊ ዘይትሓዛ
@jamelajh6987
@jamelajh6987 5 лет назад
😭😭😭
@fithauwighile3400
@fithauwighile3400 5 лет назад
ጽቡቅ ኔርኪ ሓብተይ ናተይ ግን ኣይመጹንን ኣነ ኣይገበርኩን እንተ በለት እንታይ ይብልዋ ኣብ ርእሲ ኡ መንግስቲ ኣይድግፎን ኣይኣምኖን ኢዩ እዚ ናይ ባህላዊ ዝብሃል ግን ኣምላክ ኢዳ ይፍደያ ኢልካ ኢካ ስቅ ትብል ካብ ኤርትራዊ ሓውኪ ኢያ ምስናይ ይቅሪታ ካኣ
@danitube8639
@danitube8639 5 лет назад
@@fithauwighile3400 እወ እወትክክል ኢካ ዝሓወይ ብቻ ሕማቅ ንዝገበረ እ/ር ብሕማቅ ይፍደዮ
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
ኢትዮጵያ ለዘላለም ትኑር አሜን አሜን አሜን ዋላ አነውን ከሙኡ ሓሰብ አሎኒ
@samsamsimsim3447
@samsamsimsim3447 5 лет назад
@@fithauwighile3400 ata seb ezi bzaeba lmdawi fewsi ember bzaeba buda wey tnqola aykonen megsti keamnelun zeykeamnelun slezi eten sebeyti bhgi khteta ygbian
@aduhabeshawit4238
@aduhabeshawit4238 5 лет назад
Eway haftey mearey fetari mhretu ylakelki 😭😭😭
@amelwerkgher2506
@amelwerkgher2506 5 лет назад
ta zeshewedet sebeyti ka nab higi akribuwa way gual ansteyti kitnebeesi kikefee
@ዓሰብባጽዕኤርትራ
ምሕረት ይኣዝዝ ሓዳር ሎሚ ኣፍሪሒና እኮ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ኣይዞኺ ኣይትፍርሒብሰንኪ ውሑዳት
@ሄራታንብርሃነ
@ሄራታንብርሃነ 5 лет назад
😭😭👈
@ሄራታንብርሃነ
@ሄራታንብርሃነ 5 лет назад
😥😥እውይ ኣምላኬ ሆይ ብስሩ ሓዳር ክንገብር ዲና ከፍርሕ ዘመኑ🤦‍♀️😭 ኣይይ መጨረሻ ዘመን ዲና በፂሕና😢 ኣምላከይ ተለመነና ሓጥያትና ሓዲግካ ይቅረ በለልና እዋይ ሰብ ምኻን ብዙሕ እዩ ምንባር ማለት 😭😭ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ🙏🙏🙏
@gebarhabtab8294
@gebarhabtab8294 5 лет назад
ወይ ፈጣር ወይ ሰብ ዝረኽቦ ምሕረት የውርደልክ ጽብቕት ሓፍተይ ተበድልክ
@awettekali9676
@awettekali9676 5 лет назад
Bejakum yehwatt rena semina suke aynbel edey edka nebel bejakum nehagzom Mengesti tigeray lekamitka temxa neziom zeytkewn mengesti
@גינטלסלמון
@גינטלסלמון 5 лет назад
እዎይ ክብርቲ ኣደ ዘሐዝን ፍጻሜ እዩ ሞ ወሪድኪ እዝጋብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ሓላል ወላዲት ንገባሪ ሕማቅ ድማ ኣምላክ ባዕሉ ኢዱ ክፈድዮ እዩ እበር ንወላዲት ደቅካ ዶ እዘይ ይፍደ ዘሐዝን ዛንታ እዩ ንኩልኩም ህዝቢ ትግራይን ደቂ እረይን ድማ ብሩክ ቀዳመ ሰንበትን ይግበረልና ወገናተይ
@m.g5367
@m.g5367 5 лет назад
Ledem hadarkom sebok gerkom zeyhazkom hiweten kemrha mes jemra mekna entay yebhal
@snitlove2331
@snitlove2331 5 лет назад
ewyyyyy haftey marey amlak msaki ykun 👏ajoki hmaq zgebr nbaelu aybel 😢😢
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 5 лет назад
Amlakey kab shtan malti adhnena, ,nhaftna dena mlu tana ygberela, hawna dma xgem nay hzbka kemzi gerka bmkrabka ke yemesgenku khalf ay deln,beka nebsey kem gele geyrni, hawkum Eritreawi .
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ክብረት ይሃበልና ሓውና ካብ ኤርትራ!!!
@angdaw3829
@angdaw3829 5 лет назад
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ🙏
@heritube3508
@heritube3508 5 лет назад
ኣጀኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልኪ ክፍእ ዝሰርሕ ከዓ ኢዱ ኣይስኣን
@temesgen.f1214
@temesgen.f1214 5 лет назад
ሓደ ሓደ ግዜ ፍቅሪ ናብ ጽሉል ይገብረካ ዪ እቲ ተፍቅሮ ምስ ዘይቅበለካ ካብ ቅንኢ ዝተበገሰ ትገብሮ ኣይትፈልጥን ኢካ እዚ ሓውና ውን ካብ ቅንኢ ዝተበገሰ ዪ ከም ዝመስለኒ ሞ የሕዋት ነስተውዕል ትምክሕቲ ሕማቅ ዪ
@hxgghhh3484
@hxgghhh3484 5 лет назад
ብጣዕሚ የሕዝን ባእእእእእ እፍፍፍፍ እጃኪ ዝሓፍተይ እ/ር ይምሓርኪ
@freweynihanes5171
@freweynihanes5171 5 лет назад
Haftey mearey amlak mhret yewrdelki neta nusnetkn ndeqkn yrue fetari unte nezie rgum sebayki znebere gn amlak nay eidu yfdeyo haftkie ኤርትራዊት
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 5 лет назад
ሰላም ኩቡር ሓው ሙሉእ ፡ብመጀመርታ ሰላም ነዓካ ዩኩን በዚ ትገብሮ ዘለካ ኣዚየ ብስም እቲ ውጽዑን ድካን ህዝቢ ከመስግነካ ይፈቱ።ኣነ ካብ ኤረትራ ሓውካ እየ፡ኩሉ ግዜ ይካታተለካ እየ ብጣዕሚ ድማ ይድንቀካ።ግን ሙሉእ ኩቡር ሓው ሙሉእ፡ እዚ ትገብሮ ዘለካ ዋላካ ኣዝዩ ጽቡቅ እተኮነ ግን በዚ ክፍታሕ ዝክእል ሽግር ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን ።እትምንታይሲ እዞም ንስካ ጥራሕ ተቅርቦም ዘለካ ጽጉማት ከማን ቡዙሓት እዮም።ካልኦት ብዙሓት ከምኦም ከም ዘለዉ ግድን እዩ።ስለዚ እዚ ሽግር እዚ ጠቅሊሉ ካብዚ ህዝቢ እዚ ክእለ እተኮይኑ፡እቲ ተበግሶ ካብ መንግስቲ ትግራይ ክብገስ ኣለዎ።ምክንያቱ ውልቃዊ ትካል ዩኩን ውልቃውያን ሰባት ነዚ ሽግር ከቃልልዎ ኣይክእሉን እዮም።እካ ደኣ ነቲ ብደገ ዝርኢ ሓው ጾር ይከውን ኣሎ።ስለዚ እቲ መንግስቲ በጃኩም ካብ ንጉሆ ንጉሆ ንጋይላ፡ንፎረንስ ተባሂሉ ሚልዮናት ቅርሺ ኣብ ዘይጠቅም ዝውዕል።እቲ ገንዘብ ኣብዚ ድካ ህዝቢ ይዊኣል ዝብል ቃልሲ ክጅመር ኣለዎ።
@snitlove2331
@snitlove2331 5 лет назад
atum dislike tgebru kemey zbelkum menfes - kdqsu zhademekum ekum sebat dikum nmkanu effffff
@kchnhafteybselamadamlesele8122
Ahhhh eza waro ezia do kemzi mbetsaha ayzoki marey egzabihir mska ykun
@livelikeahuman8859
@livelikeahuman8859 5 лет назад
ኣምላክ ነቶም ደቅኪ ክብል ኣይገድፍርኪን እዩ ኣጆኪ ብፍላይ እቶም ቆልዑ ካብ ዓቀን ንላዕሊ የሕዙኑካ ከብድካ ይበልዑ ወላዲትካ ከምዚ ክትከውን ኣብ ነብስካ ክትሓስቦ ከለካ ኣዝዩ እዩ ከቢድ ናይብሓቂ ከማን ኣምላክ ዓቅልን ሓይልን ሂብዎም ንብሚልኦም ስድራ ሓውካ ማለት እዚ እዩ ሽግር ከኣ ክፍትን እምበር ክነብር ኣይመጽእን እዩሞ ኣጆኪ ድንግል ማርያም ከተርህወልኪ እያ
@barowbarow6120
@barowbarow6120 5 лет назад
eway haftey mearey ayzoki kdus mikial ymharki e.her tnkare yhabkum beteseb dma m.r mulu dma amlak weletaka ykfelka zhaweyy
@jsbssbzbzh1826
@jsbssbzbzh1826 5 лет назад
Barow Barow egzabher ymeharki haftey mearey
@mnasealem3462
@mnasealem3462 5 лет назад
Ufffff 😭😭😭 o goyta neza sedra mehretka leaom betami zehzen eyu Muley Bruk seb. number Telefonka do ketxehfey. Malet bekta dewele kerkbka delye kab haftekum eritrawit eye
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
+251914722907 (ሙሉ); +251914294281 (ብርሃኑ ሓዋ ንጠዓሞ); +251983118026 (ውሻጠና ኣድሚን)
@kirosteka9267
@kirosteka9267 5 лет назад
ፈጣሪ ዩምሓርኪ ሓፉተዩ
@akberetandeberman1497
@akberetandeberman1497 5 лет назад
Egzeabihir mhret yewrdelki habtey netey
@سلامهمحمد-ه4خ
@سلامهمحمد-ه4خ 5 лет назад
ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ እዞም ዲስ ላይክ ዝገብሩ ዘለው ብዘይፍላጥ ድዩ ዋላ ፀላእቲ ሰናይ እዮም
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ብጣዕሚ እዩ ዝገርመና ዘሎ ግን Like ክገብሩ ሓሲቦም ዶ ይኾኑ Dislike ዝገብሩ ዘለዉ?
@tijitiji4532
@tijitiji4532 4 года назад
aygremku bgega kkewn ykel ember ezuy nsemuu eka des ayblomn
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
@@WushatenaMedia ብጌጋ እዮም ዝኾኑ ብሩካተይ እምበር ane ወላ ኣይፈልጦን ነይረ like ኮነ dislike ግን ካብ ኩሉ ይቁጠብ ነይረ ስለዚ ብጌጋ እዮም ዝኾኑ እምበር እዚ ድኣ እንታይ dislike ዘግብር ኣለዎ ፈጣሪ ይሓግዝኩም ኣሕዋተይይይ
@tikuegoitom2183
@tikuegoitom2183 5 лет назад
ምሕረት የውርድ ፈጣሪ
@angesetrussom1998
@angesetrussom1998 5 лет назад
habtey marey mhret yewrdelk egzabher amlak agek kthawi eki hawna ka admen tanann yeabka
@የፍቅርግዞማርያምይዞ
ፈጣሪ ምሕረቱ የውረደልኪ ሓፋተይ ማዓረይ
@ወዲዕባይጭዓናዲ
@ወዲዕባይጭዓናዲ 5 лет назад
ዓሕ ወይ ሓፍተይ ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ ገባሪ እከይ ከኣ ኣምላክ ናይ ኢዱ ይክፈሎ ።
@hiwetyealemey7380
@hiwetyealemey7380 5 лет назад
Amlak ybarkom etom yehwata bhaki nfuat men kemzi ygebr
@teklityemane6225
@teklityemane6225 5 лет назад
mherat ywrdlki amelk mama
@danitube8639
@danitube8639 5 лет назад
Efffffffffff ahwatey e.r baelu kemzemtseo baelu ykenttelkum tselmat ketri zkonekum nab brhan ykeyrelkum
@media714
@media714 4 года назад
የአፋልጉኝ ጥሪ ጤና ይስጥልን ሰላም ነው ወይ ? ደብጅን መንደር ቁጥር 5 ለምለም የምትባል አካለ ጎዶሎ ልጅ ያላት እናት ፈልግ ነበር ባልቤቷ የውያኔ ታጋይ ነበር ስሙ ሸሪፎ ይባላል። የፈላጌ አድራሻ alemufentahun12@gmail.com ነው
@akileakile3263
@akileakile3263 4 года назад
ኡፍፍፍፍፍ ኣታ እዞም ኣብደገ ንነዊሕ እዋን ዝተቐመጥኩም ኢስፖንሰር ዘይትገብሩላ ክትጸድቁ ዋላ፡ምስ ዝኾነ ማሕበር ተዘራሪብኩም እዋይ ክትጭክኑ፡እዞም ሻሽ ዝመስሉ ቆሉዑት ከማን ኣየደንጉጽኹምን ክደይ እኮ ኣለኹም፡ውላድ ዝኣበየኩም ጽድቂዃ ምረኸብኩም። ብዓቢኡ
@Tf-ln3pm
@Tf-ln3pm 5 лет назад
ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ መዓረይ
@medayow5556
@medayow5556 5 лет назад
amlak mhret yewrdelki haftey gn telefon zeysededkum yblan du koynu hawkum eritreawi
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
+251914294281 (ብርሃኑ ሓዋ ንጠዓሞ); +251914722907 (ሙሉ ጋዜጠኛ);
@manuellkesete6346
@manuellkesete6346 5 лет назад
ሃወይ እግዚኣብሄር ይርአይካ ፡ከምቲ ቲሪእዮም ዘለካ ጸገሞም ፡ ኩሉ ከኣ ናይ እግዚኣብሄር አዩ ፡ኣብዛ ዓለም ብቡዙሕ ዉረድ ደይብ ጸማት ንሃልፋ ምህተት ካብ ኣምላክ እንዳ ለመና ንነብር ደሃር ከኣ ኣሲብና ከአ ኣምላክ ይከፍለና ፡ኣጆና ደቂ ክርስቶስ ሃወይ ሃፍተይ ንበሃሃል ፡።
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
እዋይ እዞም ደቃ ኪሺኩሪ አምላኪ አደኩም፡ሓውያ ንምራአይ የብቅዒኩም፡ጺቢቃት
@tsegayatse4570
@tsegayatse4570 5 лет назад
እዋይ ኣደና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት የውርደልኪ ኩሉ ፍቃዱ እዩ እሞ ኣጆኪ ኣግዚኣቢሄር ዓይኒ ኣለዎ ዝርኢ እዝኒ ኣለዎ ዝስምዕ ኩሉ ኩሉ ናቡኡ ግደፍየ ክትሓዊ እኪ. kab Hawken wedken eritreawi
@galeryyyyyy527
@galeryyyyyy527 5 лет назад
God bless you .you will be ok same haw praye to God 😞😞😢🇪🇷🇪🇷
@تروكالشايب
@تروكالشايب 4 года назад
ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ናተይ ኣነ gaul 26ዓመት እየ ኣዶ ሓንቲ ቆልዓ እየ ግን ሓዳር ንኸይገብር ካብዚኣን 3 ደቃ ገዲፋ ንትግራይ ዝኣተወት ተዛራቢት amaharcna ምስ 1ጋላ ኣዶ ተማሂረ ኣለኹ
@freweynihanes5171
@freweynihanes5171 5 лет назад
Gazetena kea amlak admen tanan yhabkka deqey mearey kea ajokum kthawi ya adelum mameayey kea xelot tray gberala kthawi ya galkin amlak alo
@delinajo1234
@delinajo1234 5 лет назад
Eway amlak aboy nezia zbedelka si kemey nay edka aytseahn sdi amlak muluh mhret yazz haftey aymselkum kabzi zkefeh wn ab Eritrea alo open nay radio ziena yeblnan
@ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
ኡፍፍፍ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ እግዚአብሔር ታሪክ ቀያሪ እዩ ታሪኩም ይቀይር እታ 40 አጭበርቢራ ዝወሰደት ናብ ሕጊ ኣቅርቡዋ ሆሆሆዳምምምም ናይ ሰብ ስጋ ዝበለዐት
@ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ
እዝግዮ ማሓረኒ ካብ ኩፉኡ ነገር ጎይታይ ማዓረይ ኣይዙኪ ኣደዋይ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኪ ዝያዳይ ኣለናልኪ ኣብ ጎንኪ መ/ር ሙሉ ማለት ሲ እንታይ እየ እሞ ክብለካ ንዓካ ዝከውን መግለፂ ቃላት ሲኢነ በቃ ኩሉ ስራሕካ በእ/ር. ርከቦ ጅግናየ
@gdhdjhdjjx3516
@gdhdjhdjjx3516 5 лет назад
ብመጀመሪታ ሕማቅ ተሪኪቡ ናይ ብሓቂ ነዚ እይ ተግባሪ ዝገበሪ ዕድሙኡ ይሕጽሮ ስድራምሉእ ናብ ሓዘን ኣእቲይዎም ነዚ ክሰምዕ ንብዓተይ ክቆጾሮ ኣይክኣልኩን ምህሪ ሙሉ ኩሉ እትጎብሮ ቢዶታት ይካታተሎእየሞ። ጸጋ እዝግኣቤሪ ይብጻሕካ እዛ ሓፍትና ክኣ ሓዊያክሪኣ ፍጣሪ ይሓግዛ ካብ ሓውኩም ኤሪትራዊ ክድውለልካእየ ተካተተልኒ ብዝዓቅመይ ንብዓታ ክቆጻጸሮ ኣይክኣልኩን በጀደካ ኣጆኪ ምሕሪት ይውሪደልኪ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 лет назад
ክብረት ይሃበልና ሓውና!!!
@yemanhaileslase7072
@yemanhaileslase7072 5 лет назад
ewnet negiziabher kab lebey kitsiliyeliki ketsiliyelkum eye, egiziabeher misakum yikun, ajekum,
@ኢትዮጵያኣአዳዋናብአግዚኣ
ውይይይ ዞም ቆልዑ ከብደይ በሊዖምኒ
@abaditesfa1286
@abaditesfa1286 5 лет назад
ኣምላክ ምህረት የውረድልኪ ኣጆኪ ኣምላክ ኣሎ። ገባሪ ሕማቅ ኢዱ ይርከብ
@Helawit
@Helawit 5 лет назад
ሀፍተይ ምህረት የውርድ ፈጣሪ ካንቺ ጋር ይሁን
@የኣበውሃይማኖትኣትታደስም
ምሕረት የውርደልኪ ክብርቲ ሓፍትና ኣንታ ጋዘጤኛ ሓውና ከኣ ስለቲ ምጽንናዕካ ብሓቂ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ዓስብኻ ይኽፈልካ ሓፍትና ከኣ ደጊመ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ይብል
@Zemen271
@Zemen271 5 лет назад
እግዛብሄር ካብ ስሑት መዓልቲ የድሕነና ኣሜን። እግዛብሄር ምሕረት የውርደልኪ
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 5 лет назад
ብጠዓሚ ዘሕዝን ፍጻመ። ኣብ ምንታይ ኩነታት ኢና በጺሕና ክንድዚ ጭካነ። ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍትና!!
@muezmehari4364
@muezmehari4364 5 лет назад
ajoki hafety meari fetari mehrt yewrledki
@michaelmusgun4899
@michaelmusgun4899 5 лет назад
Egzabher mhret ywrdelki ajoki kulu amalk ykealo u Mama kthawi Eki
@habtebeyed2015
@habtebeyed2015 5 лет назад
Haftey mhret yewrdelki. Number mobile zeyttshfelna aakmna mhagezna kab bzuhat whud u emo aakmna yehwat
@freyhayleab3281
@freyhayleab3281 Год назад
ምሕረት የውርደልኺ ሓፍተይ መዓረይ
@edenekubay2616
@edenekubay2616 5 лет назад
እፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር ይምሓርኪ ማዓረዋ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ሰብ ጨካን እውይ እውይ😭😭
@wedieri243
@wedieri243 5 лет назад
ane zgermenis atie mengstie kll tgray entay koynu kdm neza seb mulu hkmina zeygebrela bsenkie genzeb wala atom koliu yhseyu alewu amo bkemey dia hager ab menaseyat eya tblwom neziom zeyhagezkum. wayyy nay afrika merahts kostaritkum tmtsa. mejemerya hiwet seb yabi kab genzeb . dika b senkie hkmina ab shgr kwedk malet dyu ? . hgdefn atom nay tgray merahtn yetfakum
@gualtigrayfetawitselomunha2504
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ማዓረይ 😥😥😥
@haftuseyoum8087
@haftuseyoum8087 5 лет назад
አዘኽ እዛሓፊትና ክትድሕን እኽ ኩላትና ብዘለና ዓቕም ንተሓባበራ
@Behappy-wf7zm
@Behappy-wf7zm 5 лет назад
Entay zbele mengsti eyu, Hazine nay behalki. Hgi yelen hgi hgi . Eza 40 000 belia zela hzuwa mermruwa.bzhat Kerman kema zbela meserhti yhlwa eyen. Bhgi teqalesu
@መብርሂትጓልአባሰላማአለው
እግዚአብሄር አምላክ ብሰላም ናብ ሃገረይ ይመልሰኒና በአካል ክሪኤኪ ትምኒተይ እዩ
@ኣደይልዕሊኩሉ
@ኣደይልዕሊኩሉ 5 лет назад
ምሕረት የሃብኪ ሓፍተይ
Далее
荧光棒的最佳玩法UP+#short #angel #clown
00:18
titan tvman's plan (skibidi toilet 77)
01:00
Просмотров 6 млн
荧光棒的最佳玩法UP+#short #angel #clown
00:18